Awet metabitna u, ab Barentu. He came from a descent family and used to be a "tm behalay qola" :) Kuso mexawtuna u nieru. God job awita, with your beautiful and intelligent wife 👍
Furti tsibuk aleki ele yhasib Aweta ka ezi hiji zelo sidrabiet ente nifina dedhiri kolut ente kiedina xibuk gzie eyu netom akolut🙏nemesgnegum hasabkum ni hizibi sile tekafilu zelekum🥰🥰🥰
It was entertaining as informative. I liked the 'bad cop", "good cop" approach to ur conversation and the way u have explored the "the Eritrean Psyche" . It was obvious that u don't necessarily comply with some opinions.
Fruthi shikor oh I don’t know how I explain you guys !!! Behalf of all my friends I will say thank you. In this topic, I can go with both of you and if what saying Advantages and disadvantages ኢለና ክንፈላልዮ ምኸኣልና
Great Vodcast! I love it so much. But Aweta, do not try to impose your thoughts. It's an open debate and it's alright for both of you to have different opinions on the issue. Personally, I subscribe to Furtuna's stand. Old is gold. Parenting is an aggregate of parents' input and environmental factors. I feel that the environment we live today is so spoiled that you can't expect to have good children however good parent you are.
Xbuqt family ane btami zdnqekum bdlay furty teqrbyo ydnqeki eye geliom si mateb xeyblkum elom mo ane ka zdyena semina knkeyd eye zlabowm mateb do gele si personal eu haqey do❤❤
ብወገነይ ኣብ 90ታት ስለዝተወለድኩ ብጣዕሚ ኢየ ሕጉስቲ, ምኽንያቱ ከም ልበይ ተጻዊተ, ዘሊለ,ጽውጽዋይ ሰሚዐ,ብዘይ ዝኾነ ጸቕጢ ናጻ ኮይነ ዓብየ ❤ እንተ ናይ ሎሚ ግን ኣምላኽ ይሓግዞም.....🤲🤲🤲
ፉርቲ ሽኮር....እዛ ጠፍ ምባልን ንሕና ዝዓበናዮ ይሓይሽ ምባልክን ዳግመ ግምት ተድልያ እያ 😅😂 ኣነ ምሉእ ብምሉእ ምስ ዓወት እየ ዘለኹ። ቡን እንዳ ጨለጥና ክንቅጽላ ኢና እዛ ክትዕ ምኽንያቱ ካብ ብዝሒ ዝተላዕለ ዓወት ዝረስዖ ብዙሕ ጭብጥታት ኣሎ 😅😅። ኣደን ኣቦን ብኽፉት መንፈስ ብዛዕባ ቈልዑ ግዜ ሂብኩም ትዘራረብሉን ሓበሬታን ትለዋወጥሉን ምህላውኩም ኩልና ወለዲ ክንመሃሮን ከነተግብሮን ዝግባእ እዩ'ሞ ኣዝየ አመስግነኩም። ❤❤❤
ብመጀመርያ እዛ መደብኩም ብጣዕሚ ጽብቅቲ እያ ኣዝየ እየ ዘድንቀኩም፡
ኣብዚ ናይ ቆልዑ ኣተዓባብያ ከኣ ናትና ኣተዓባብያን ናይ ደቅና ኣተዓባብያን ነናቱ ብልጫታት ኣለዎ ነናቱ ጉድኣት ከኣ ኣለዎ፡
ብናተይ ርድኢት ግን ናትና ኣተዓባብያ ጥቕሙ ብዙሕ ጉድኣቱ ውሑድ ክኸውን ከሎ ናይ ደቅና ኣተዓባብያ ከኣ ጉድኣቱ ብዙሕ ጥቅሙ ውሑድ እዩ፡ ንኣብነት ሓደ ቆልዓ ኣብ ደገ ምስ ቆልዑ እናተጻወተ ክዓቢ እንከሎ ኣብ መንጎኦም ዓቢ ስውብ ስለዘየለ ሓቢሮም ብናቶም ውሳኔ ዝጻወቱ ነቲ ጸዋታኦም ዝውስኖ ባዕሎም ስለዝኮኑ ነቲ ህይወት ቁልዕነት ብጣዕሚ እዮም ዘስተማቕርዎ፡ እዚ ናይ ቁልዕነት ህይወቶም ከኣ ኣብ ኣእምሮኦም ደስ ዘል ዝኽሪ ናይ ቁልዕነት ቀሪጹ እዩ ዝሓልፍ ንኣእምርኦም ምቹእ ናጽነት ሂቡ እዩ ዝሓልፍ።
ብኣንጻሩ ሓደ ቆልዓ ቴለቪዥን ታብሌት ሞባይል ጌሩ ዝበዝሕ ናይ ቁልዕነት ጸወታኡ ከሕልፍ ከሎ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጎዳኢ እዩ ምኽንያቱ እዚ ናይ ኣብ ሞባይሉን ታብሌቱን ዝሪኦ መጻወቲታት ይኹን ካርቱናት ወይ ጌይማት ብከምኡ ቆልዑ ኣይኮነን ተሰሪሑ፡ ብድሕሪ ሞባይሉን ታብሌቱን ብናይ ስነ ኣእምሮ ምሁራት ዝሕገዙ ብዙሕ ሕማቅን ጽቡቅን ኣጀንዳታት ዘለዎም መንግስታትን ዓበይቲ ማሕበራትን እዮም ዘለዉ፡ ነዚ ቆልዓ ናይ ኣቦኡን ኣዲኡን ሕብረተሰቡን ቦታ ተረኪቦም ነዚ ቆልዓ ከምቲ ንሶም ክኮነሎም ዝደልይዎ ጌሮም እዮም ንኩሉ ካርቱናትን ጌማትን ፊልምታትን ዝሰርሕዎ፡ ብሓጺሩ ናይዚ ቆልዓ ኣእምሮ በዞም ኣካላት እዩ ዲዛይን ኮይኑ ዝዓቢ፡ እዚ ከኣ ነቲ ቆልዓ ጥራይ ዘይኮነ ንወለዱን ሕብረተሰቡን ውን ኣዕናዊ እዩ።
ነዛ ሓሳብ ግልጺ ትገብር ኣብነት ክህበኩም፡ ወናኒ ትካል ኣፕል ዝነበረ ስቲቭ ጆንስ ንቆልዑ ደቁ ብሞባይል ክጻወቱ ኣይፈቅደሎምን ኔሩ ምክንያቱ ሓደጋ ናይ ብሞባይል ምጽዋት ኣጸቢቁ ስለዝፈልጥ።
ካልእ ንቆልዓ ምህራም ክትካትዑሉ ጸኒሕኩም፡ ንቆልዓ ምህሳይ እንበር ብዘይ ማህሰይቲ ምህራም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ፡ ምክንያቱ ሕማቅ ዝገበሮ ነገር ሕማቅ ምኳኑን ንከይደግሞን ስለዝሕግዞ፡ ምስታ ምቅጻዕቲ ግን ክትመኽሮ ኣለካ፡ ዘይቅጻዕ ቆልዓ ካብ ስነ ምግባር ወጻኢ ኮይኑ ንክዓቢ ዓቢ ዕድል ኣለዎ፡ ኣብዚ ኤውሮጳ መንግስቲ ንደቅኩም ኣይትቕጽዑ ይብል እዩ ኣብ ቤት ትምህርቲ ግን ባዕሉ ይቐጽዕም እዩ፡ እቲ መቅጻዕቲ ብማህረምቲ ዘይኮነ ብሳይኮሎጂ እዩ ንኣብነት ሓደ ቆልዓ እንተበዲሉ እቶም ቆልዑ ክጻወቱ ከለዉ ንበይኑ ኮፍ የብልዎ።
እቲ ምኽንያት እቲ መንግስቲ እቶም ቆልዑ ብናይ ወለዶም መንገዲ ዘይኮነ ብናቱ መንገዲ ኣእምርኦም ክቕረጽ ስለዝደልይ እዩ ኣይትቕጽዑ ዝብል።
ኣብ ናይ ዓድና ከኣ ንቆልዓ ክሓተካ ከሎ ምግሳጽ ሕማቕ ባህሊ ኣላትና፡ ክነጻጸር ከሎ ግን ናይ ዓድና ኣተዓባብያ ብሉጽነት ኣለዎ፡ ከይነውሓና ይኣኽለኒ።.
ነዚኣ ዘንበብካ ከኣ ሳብስክራይብ ግበረለይ ነዝን ከምዝን ዝኣመሰለ መደባት ክጅምር እየ።
Thank you for sharing 🙏🏽🙏🏽
@@Mikalegri welcome🙂
Awet metabitna u, ab Barentu.
He came from a descent family and used to be a "tm behalay qola" :)
Kuso mexawtuna u nieru.
God job awita, with your beautiful and intelligent wife 👍
ብሓቂ ክብራት አሕዋተይ አምላክ ሓደርክም ይባረክ ከም አነውን ናይ ቀደም አተዓበብያ ይብልፅ ነይሩ ናይ ለሚ አምላክ ይባርክም ደአ ናይ ለማስ ብጣዕሚ አፀገሚ አዩ ዝከኑ ዘለው ምዕባለ ላተብሃለ አብ ዘይ ተደለየ ይበፅሑ ዘለው
Ane ms sebayki eye dsamama 80% furti shkorr ❤❤
ሰላም families አንዳዓወት ከመይ
ክልትኩም ጽብቅ ኣልኹም ግን ናይ ሎምስ
ብዝሑ አብ ኡሮፕ ድአ ወልዲ አና ንፍርሖም ንድቅና
ኣነስ ምስ ፍርትና አየ ዝሳማምዕ አብ ዚ ሕጂ ግዜ
አታ ስድራብት ዘባሃል ተባታትና አያ ❤❤
Ane 2003 tewlide Bella neru❤❤❤
I do appreciate the healthy dialogue thou cuz you’re opening up the key issues that we facing in our community.
ኣገናዕ ! ብጣዕሚ የድንቐኪ እየ ።
Furti tsibuk aleki ele yhasib Aweta ka ezi hiji zelo sidrabiet ente nifina dedhiri kolut ente kiedina xibuk gzie eyu netom akolut🙏nemesgnegum hasabkum ni hizibi sile tekafilu zelekum🥰🥰🥰
I am with furti❤❤❤❤❤ organic zkone hiwet yehlifna haqki
Furti shkor anes kulu gzye misaki ye zsemamai ❤❤
Wala ane awet nefu yu gn mes nay Furti ye always zesmama
Aweta i like your idea i feel the same with u. Furtiye kea u r lucky to have him
Aseyy shikorinatat family God bless you all 🙏❤️ thanks
Blbi yemsgnekum❤natki azerarba emo ab lbka ab reska eu zatu yeqenyeley ❤❤
Shkorinatat 🇪🇷🇪🇷❤,nay qedem yhaysh,ms furtuna aleku,
Eti qedem nqtso nhremo,ntsbuqna eyu,hji gn wela hanti eyom zeysemu,weledna gn wela yqtsuna ntsbuq eyu,nay lomi gn kulu alo,kulu alewom,gn kbret,nay weledi nay seb yeblomn,
ግደ ሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ናይ ምዝርራብ መንፈስኩም የቅንኣካ ኢዩ፡ቀጺለ በዛ ኣርእስቲ ኣብ ሓደ ክትዓልብ ዝከኣል ኣይመስለንን ካብ ክልቲኡ ኣዛኒቅካ ነቲ ጽቡቅ ዝበልካዮ ሜላታት ተኸቲልካ ደቅኻ ምዕባይ ይሓይሽ ኩሉ ነናቱ ጽባቀን ሕማቅ ጎንን ኣለዎ ብፍላይ እዚ ናይ ዘመናዊ ኣተዓባብያ ቆልዑ ከኣ ውጺኢቱ ክርአ ከባቢ 20 ዓመት ክወስድ እንድዩ ሽዑ ጽቡቅ ክምዘን ኢዩ ይብል ብወገነይ።
ፉርቲ ሽኮር ለባም ጻዕራም ጎበዝ በርትዒ
tsbuk hasab eyu nay kletikum ane gn ms furti eye zleku natna ytem neru ❤❤❤❤❤
I agree with Fruta on this matter 1000%. Development in Technology doesn’t translate in humans evolution.
I m with awet
ጽቡቓት ኣሕዋትና 🥰 ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ.... ኣነ ከኣ ምስ ፍርቱና እየ ዝሰማማዕ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዝዓብዩ ዘለዉ ቆልዑ ሳክት እዮም, እቲ ቀደም ክሳብ ዝጽልምት ንጻወት ኔርና ብሓይሊ ተጸዊዕና ገዛ ንኣቱ እንተ ሎሚ ከኣ ወጢጥና ደገ ተጻወቱ ንዑናይ ክንብል ተዋሪድና
ክትዕኩም በጣዕሚ ደስ ይብል፡ ገን ግደይ ኣይኮነን ሓደ ክስዕር
ብጣሚ ደስ ዝብል መደብ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኹሉ ግዜ ብልቢ ዘዳምጸኹም ብሩካተይ😊❤
''ምህርቲ ኣደ እንተ ሂብኩሙንስ ሙሁር ሕብረት-ሰብ ክህበኩም እየ''
Abzias haku alo Awet ❤❤❤❤
Ewy furtiye btamiye zednkekum abzi natkum zrrb dekenstio mare kndey flexible mkana eye teredia we are smart enough I appreciate your thoughts ❤
Ewyyy thank you guys sehak ketilkumuni you tube si kemzi natkum tetetekemkalu u tsbuk. God bless you.
hakika ewe betri gerom Hntuynetna Atfiomo
❤❤❤❤❤ wow nice family,may God bless ur family❤❤❤❤❤
It was entertaining as informative. I liked the 'bad cop", "good cop" approach to ur conversation and the way u have explored the "the Eritrean Psyche" . It was obvious that u don't necessarily comply with some opinions.
ጽቡቕ ክትዕ ትገብሩ ኣለኹም። ናተይ ሪኢቶ ከኣ ንሕና ንሓይሽ ካብ ወለድና ደቅና ከኣ ይሒሾም ካባና። ግን ኣብዚ ግዜ ዚ ከኣ ከቢድ ዝገብሮ ነገር ኣሎ ሓበሬታ ወላ እንተረኸብካ ሰኣን ኣጠቓቕማ ዘይምፍላጥ ናይ ተክኖሎጂ ንብልሕና ዝፈታተን ደረጃ እዩ ምኽንያቱ ቆልዓ ዝበዝሐ ዝመሃር ምስዝሰርሕ ማለተይ ምስዝጻወት ክገጥም ክፈትሕ ኮታስ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ምስዝሰርሕ ሓንቲ ጽብቕቲ ኣብነት ቆልዑት ኣብ ክሽነ ምስዝሰርሑ ምሳና ከመይ እዩ ሓጎስ ዝፈጥረሎም።ንዓና ግን ትኸብደና ምኽንያቱ ምስ ቆልዓ ዘለንና ዓቕሊ ንኡስ ብጣዕሚ። ቆልዓ እተን ወሰንቲ ኣብ ሂወቱ እተን 0-10 ዓመት ዕድሚኡ ዝረኣየን ዝሰርሐን ንምሉእ ሂወቱ ኣይርስዕንን ዝተበደለ ኣብዛ ግዜ እዚኣ ስእሊ እያ ኣብ ሓንጎሉ ብዝተኻእለና እስከ ጽቡቕ ስእሊ ንግደፍ ኣብ ሓንጎሎም እዚ ወዳሓንኩም።
Furti Bitami biluts ariasiti eki teliqili kulu ataqabababiyana kea Bitaqimi nahina tsibuk nere Nay lomi bifilay ab sidet bizimerihuna mesmer ena nikeyid zelena 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ኣጆኹም ቀጽልዎ አየ ዝብል ብተሚ ኢኹም ደስ ትብሉ፡ሕቶ ግን ኣላትኒ ኣነ ብቆልዓይ ብተዓሚ በኻይ ኔረ ክሳብ ሰባይ ዝከዉን ሕጂ ኩሉ ጊዜ እንታይ ዩ ከምኡ ዝገብረኒ ኔሩ ክሳብ ሕጂ ምስ ነብሰይ አየ ዝዛረብ ፡ብተዓሚ እየ ዝህረም ኔረ ከኣ ፡ካልእ ከኣ ንከይ ህረም ከኣ ይሕሱ ኔረ ፡ትምርቲ ከኣ ካብ ይሕዋተይ ዝሓምቁ እየ ኮይነ ፡እዚ ኩሉ ካብ ኣተዓባቢያ እዩ ዶ ትብሉ ።Thank you
ብርግጽ ካብ ኣተዓባብያ ክኸውን ይኽእል እዩ።ግን ቁስሉ ዝፈለጠ ፈውሱ ኣይስእንን እዩ ሞ፡ብዝተፈላላየ መንገዲ ነቲ ዕዉት ብርሃነ ክትሃንጾ ትኽእል ኢኻ።🙏🙏
Awet xbuk alo 💙💙💙
Edmen teanan yhabkum ❤❤❤
Furti shekor ❤❤❤❤❤
ምስ ዓወት ኣለኩ ኣነ ❤
ናትና ዳኣ ማኣስ ኣተዓባብያ ኮይኑ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Shkornatt des kitblu❤❤
Nseke xbaq alek thanks
mera xebuk medebi thanks yhwat. yekreta awet furtuna ketzarebi kela awdaya
First thank you kbri ygbeakum nklitekum ane ma Ms awet eye
Awet xbuk alo ajoke kilo thanks
Yes 👍
Oh 😂awet is very honest and funny
Fruthi shikor oh I don’t know how I explain you guys !!! Behalf of all my friends I will say thank you.
In this topic, I can go with both of you and if what saying Advantages and disadvantages ኢለና ክንፈላልዮ ምኸኣልና
Every successive idea is inspiring for me thank you very much I just say thankyou
አዚ ኣምላኸይሲ ከም ዓወት ርእሲ ዘለዎ ሰብኣይ ይሃበኒ
Nski kdm kem furti kuni ❤
እስከ ወሓለ እንተ ኾንኪ ነዚ ደርሆ ስርሕዮ.. ጓል ሳንዲት
I like your discussion good job you remind me back Indian movie.
እሰይ መጺኹምልና ዶ ዓወተይ @ፍርቱይ ❤❤❤❤❤😊
Well come kuburat sdra abza nay lomanti topic ms furti eye zsemamae 💯 % nay kedem atababiya ybelx itdepends ab negerat zeykone ab snesrat sne mgbar zeleka konka eka teabi nay lomi atababiya kulu negerat kurub u gn hiwetna ab edka hizka eka tebiyo bfrhi so nay kedem ybelx
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
wow this was great to hear. almost felt like i was part of ya'll conversation. So light hearted, msakum keman shikna. ❤😊
😂😂😂😂 aweta ashikana
Thanks for everything !!! But l have a one question pls talk something about between 12 to 15 years old children
ናይ ቀደምን ናይሎምን ኣታዓባብያ ኣብቲ ዘለዎ ዘመናት ነነቶም ጽባቐን፡ ፈተናታትን ክህልዎ፡ ሰብ ነቲ ዘለዎ ዘበን ጥበብል ብልሕን ስለዘለዎ ይሓልፎ እዩ፡ ኣየናይ ይሓይሽ ውን ክትብል ኣይካኣልን እዩ፡
እቲ ንሕብረተሰብ ቀንዲ ዘድልዮ ፡ ካብውግእ፡ ካብ ጭቖና፡ ነጻ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ።❤
❤❤❤❤❤❤
Des tblu❤️
መቸም ንዓኹም ከየመስገንካን ከየድነቕካን ምሕላፍ ማለት ኣዚኻ ተበላጺ ምዃን ከማለት እዩ ዝውሰድ።
ኣብዛ ቀደም ዶ ሎሚ ዝብል ዘካተዐትኩም እሞ ናባና ዝገደፍኩማ
ናተይ ወስ ክብል፡
ኩሉ ነናቱ ጽቡቕን ሕማቕን ኣለዎ ግን ኣየናይ ይበልጽ እዩ ትኽትዕኩም እቲ ረብሓን ጉድኣትን ናይ ክልቱ ባዕልኹም ገሉጽኩሞ ስለዝኾንኩም ከምዘለዎ ክገድፎ ኣነ ዃ ካብ ልቲኡ ወጻኢ እንድየ ማለት ምስ በዓል ኣያ ግርማይ ሳንዲሽ እየ ትውልደይ ናትና ዘረባ የብሉን።
ኣብዛ ናይ 90ታትን ናይ ሓጂን ግን ክልቲኡ ሪኤዮ ስለዝኾንኩ ኣነ ምስ ፍርቱና እየ ዝሰማማዕ። ምኽንያት ከይትብሉኒ ምኽንያት ባዕልኹም ገሊጽኩሞ ኢኹም ግን ንእሽቶ ክብል ኣቦ ወዱ ግዝኣለይ ዝበሎ ብሰንኪ ስእነት ገንዘብ ክገዝኣሉ ብዘይ ምኽኣሉ
ወዱ ፖሊስ ጸዊዑ የእሲሩዎ ፖሊስ ከኣ ዝደለዮ ክትገዝኣሉ ዘይትክእል እንተኾንካ ንምንታይ ወሊድካዮ ኢሎም ነቲ ቆልዓ ምሳና ዶ ይሕሸካ ኢሎም ወሲዶሞ
❤❤❤🙏
Wel come back enblna , guday derhu kab telale gen nai lomi derhu tiktok yom zhadrru zelwu. Meznbal nai gize kea ymxee alo .
Ere Meskel Gberu
Btami kef zelekum family
Abzia amxikuma zelkum Ateababia netiom htsanat abzi gize ybelx netom sdra gna abzi gize ykebd mknyatu more challenge netom weledi
ዓወት ናይ ልበይ ረኪብካያ ሎሚ ፍርቱ ንሕብረተሰብ ብናይ ውልቂ ኣይትዓቅንዮ ብሚኢታዊ ዓቅንዮ።
I am with furti
Keep it.. amazing
This generation have alot of opportunity to do what they want
Great Vodcast! I love it so much. But Aweta, do not try to impose your thoughts. It's an open debate and it's alright for both of you to have different opinions on the issue. Personally, I subscribe to Furtuna's stand. Old is gold. Parenting is an aggregate of parents' input and environmental factors. I feel that the environment we live today is so spoiled that you can't expect to have good children however good parent you are.
🎉🎉🎉
ኣነስ ምስ ናይ ዓወት ሓሳብ እየ ዝሰማማዕ ኣብዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዜ ቆልዑ በላሕቲ እዮም ኣተዓባብያ እዩ ወሳኒ ነፍሲ ወከፍ ዝገብርዎ ነገራት ግዜ ክትፈልየሎም ጥራይ እዩ ዘለካ
ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ከም ናትካ ለባም ሰበይቲ ይፍጠረለይ ዓወታ ❤❤❤
ርኢቶ ንዓወት
ወለዲ ምሁራት ክኩኑ ጽቡቅ ኢዩ።
ግን ሓረስታይ ሓረስታይ ወይ ዘይተማህረ ዘይተማህረ ኢዩ ዝዕቢ ናይ ወለዱ ኢዩ ዝወስድ ክንብል ከባድ ኢያ። ወለድና ከይተማህሩ ምሁራት ኣፍርዮም፡ ዝበዝሑ ዓበይቲ ምሁራትና ደቂ ሓረስቶትን ሸቃሎን ኢዮም። ግን ኣባህላካ ይርድኣኒ ኢዩ 😊። ምስታ ንውላድካ ምህርቲ ኣደ ምረጸሉ ዝበልካያ ሓዊስካ ተረድኣያ።
--------//--------
ኣብ መደብኩም ሓሳበይ ክህብ ተኾይነ። መጀመርያ ቀጽልዎ ክብለኩም ይፈቱ ❤
"ኣይትጽልእዎ ኣይትጸላልእዎ ዘመኑ ኢዩ ኣምጺእዎ" ይብሉ ቀዳሞት።
ኩሉ ነናቱ ጽቡቅ ኣለዎ ሕማቅ ጎድኒውን ኣለዎ። ሰብ ነቱ ዘሕለፎ ይንእድ ንዘሎ ይነቅፍ ንቡር ዘረባ ኢዩ። *ቀደም ኔሩ! ፍቕሪ ፡ ዕርክነት ፡ ጸወታ፡ ወዘተ ይብል ማለት "ብዘመን እኒ እኒ ሕምባሻ ከሎ እምኒ" ይብሃል ኔሩ እምበር ከመይ ኣሕሊፎም ኣይንፈልጥን። ብዝኮነ ግን ኣብ ኩሉ ጽቡቅን ሕማቅን ኔሩን ኣሎን ኢዩሞ *ዘዝበለጸ ወሲድና ናትና ኣተዓባብያ ቆልዕ* ክንፈጥር ይክኣል ኢዩ ነዚኣ ቀይሕ ሕብሪ ጌረ ኢየ ዘስምረላ። ጽቡቅ ዝጸልእ ሰብ የለን፡ ሕማቅ ከኣ ከምኡ ኩሉ ግዜ ሕማቅ ኢዩ። ምስ ግዜ ብኩሉ ሸነክ ክንጥምት ኣለና። ቅድም ስድራ ምሉእ ኣብ ሕርሻ ኢዩ ናብራ ሃገረሰብ ከምኡ ኢዩ ናቱ ጽባቀን ሕመቅን ኣሎ። ናብራ ከተማውን ከምኡ ዝፍቶን ዝጽላእን ኣለዎ። ኩሉ ሓደ ኣተዓባብያ የብሉን። ጉስነት ንወዲ ዓዲ ስርሑ ኢዩ ንወዲ ከተማ ግን ኣብተን ዝገሸለን enjoy ቅያር ሕይወት ኢዩ።
ኣብ መወዳእታ ኦም🌳🌴 ተዘሪኣ ኣብ ፍረ ክትበጽሕ ኣለዋ። ተዘይኮኑ ካብ መንግስቲ ክሳብ ወለዲ ይሕተቱን ይከሱሩን ዕድሚኡ ምሉእ ንከንቱ ይባክን ወይ ሓደገይና ሰብ ይከውን ንሕይወቱ ጎዲኡ ከባቢኡውን ዝጎድእ ዝርብሽ ይከውን😢😢😮😮።
--------//--------
ቀጽልዎ ሓዳርኩም ይባረክ ተባረኩ።
ብጣዕሚ ስሓቢ መደብ ኣለኩም
ቅድሚ ሕጂ ሱቅ ኢለ ኢየ ዝሓልፎ ነረ
ደቂ ሳንድያጎ ምዃንኩም ምስ ፈለጥኩ
ይከታተለኩም ኣለኹ
ምኽንያቱ ሳንድያጎ ዘሕልፎ መልእኽቲ መስሓቅን መሃርን ሰለዝነበረ
Ms kalie seb ba bejaki srhi kemzi mhazutki wey kerebtki gele
Xbuqt family ane btami zdnqekum bdlay furty teqrbyo ydnqeki eye geliom si mateb xeyblkum elom mo ane ka zdyena semina knkeyd eye zlabowm mateb do gele si personal eu haqey do❤❤
Ewa tebedilna wedey 😂❤
🎉Eza kolias mor fkiri ab lieleka alowa gdi konus ab hade hade shefef ela tehlifeka da feletet kem seb gin adinikekum kemakum yibzihu
መጽሓፍ ምሳሌ 9
10፤ መጀመርታ ጥበብ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እዩ፡ ነቲ ቅዱስ ምፍላጥ ከኣ ምስትውዓል እዩ። j
ሰላም ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኹም: ኣነ ሓደ ካብ ተከታታሊ መደብኩምን አድናቂኩምን እየ: : ሓንቲ ኹሉ ግዜ ኣብ ሕብረተሰብና እትገርመኒ ነገር ኣላ ንሳ ከኣ ኣብ ጾታዊ ዝምድና ወድን ጓልን እያ : : ስለምንታይ እየን ደቂ ኣንስትዮና አፍቂረን ከለዋ ዘይሓታ ወዲ ጥራይ ዝሓትት? እግዝአብሄር እቲ ስምዒት ብ ማዕረ እዩ ዓዲሉና ከምኡ ውን ኣብ መንፈሳዊ ይኹን ዓለማዊ ወዲ ይሕተት ዝብል ሕጊ ወይ መምርሒ ኣይረኣኹን : ስለዚ ስለምንታይ ደቂ ኣነስትዮና ዘይሓታ ኣወዳትና ጥራይ ዝሓቱ? ፍትሓዊ ድዩ'ኸ ወዲ ጥራይ ክሓትት? በጃኹም እዚኣ ከም መደብ ሒዝኩም ከተቅርቡልና ብትሕትና ይሓተኩም ሓደራኹም ጎሲኩማ ኣይትሕለፉ: :
መጽሓፍ ምሳሌ 29
15፤ ሸቦጥን ተግሳጽን ጥበብ ይህብ፡ ስዲ ዝኸደ ውሉድ ግና ንወላዲቱ የሕፍር።
ባዕሎም ይፈልጡ ሲስተም ምዕራባውያን ንቁልቁል ነቂትዎም እንድዩ ኣምላክ ይመስገን ኣብታ ቅድስቲ ዓደይ ተውሊደ ብቶም ኩቡራት ስድራይ ተቀጺዐ ዝዓበኩ
Abta alem hiwanat bezaeba skin &hair care plus hairstyles areyena.
መጽሓፍ ምሳሌ 22
6፤ ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ።
Selam nakum ykun btami eye zifetwekum kulu hasabatkum gn beal betki gn bzuh ab sdrku zitegefa eyu zimesl hadehade gzie azararbeu des yablenn eyu gn sorry komeu mbaley amlak msakum ykun❤
Hello folks 🙌🏼 eti xbuk abklte wegen (GZYE) ateababiya alo' eti kufu dma bklte wegen alo. Medemdemta: bdekika ktefi blomi ybezh eti edl msti naykedem awedadirka. Bezi mknyat, neti nay kedem ateababiya shlmat yhb 🎖️😊
Furtunayye betti seyti Awet bette qall sandeyggo meqalki hiji felettiii
Well... first of all ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኩም.ነናህና ወሎዶ ነናህና ናይ ኣታዓባብያ በቢከባቢኡ ይፈላለ እንተኾነ ,,ኣብዚ ግዜ ዚ ከም ወለዲ ፡ምስ ደቅና' ግዜ ምሕላፍ 'ዝበልጽ ህያብ ን ደቅና ቆልዑ ከለው ይኹን ፥ንመጻኢኦም ኣዚ'ዩ ጠቃሚ እዩ።ኻብ ኩሉ ኣብዝሃለና ንሃሉ ክንጥንቀቀሉ ዘለና ኣደ ካብ ኣቦ ኣብሊጻ ክትፍቶ ወይ ኣቦ ካብ ኣደ ኣብሊጹ ክፍቶ ዝግበር ናይ ህልኽ ህያብ፡ንደቅና ኣዚዩ ጎዳኢ፡ንወልዶም ዘይእዘዙ መዳናገርቲ፡ተበለጽቲ እዩ ዝገብሮም። መጻኢ ዘመን ካብ ናህና ናይ ደቅና ዝረቀቀን ዝኸፋን ከምዝኸውን ተረዴኢና፡ መሪጾም ዘይተወለዱላ ዓለም ከም ወለዲ ዋጋ ክንከፍለሎምን ብሓላፍነት ከነዕብዮምን ፡ከም ኣደን ሓፍትን ኮይነ ኣብ ዘለኩም ዓቢ ፍልጠት ንኹሉ ወላዲ ምኽረይ ይልግስ። ብዝያዳ ካኣ ስለ ደቅና ኣዚና ኣብ ቅድሚ ፡ምስ ኩሉ ወለዶታት ዝነበረን ዘሎን ዝነብርን እሙን ኣምላኽ ብጸሎት ንቅረብ። Thank you for all you do.
ሰላም ኩሉ ብዘገምታዊ ለውጢ ዝሓልፍ ሰብ ኣብ መጻኢ ወይ ዉን ኣብ ደቁ ዝበለጸን ዝሓሸን ኣተዕባብያ ከሪኢ ባህርያዊ እዩ ። ጹቡቕን ጌጋን ኢልካ ክትድምድም ዝከኣል ኣይመስለንን ዘገምታዊ ለዉጢ ዝፈጠሮ ጽልዋ ወሳኒ እዩ፣
ሓበሬታ ሓያሊ ኢዩ ንግስቲ ትምህርቲ
ነቀፌታ ኣለኒ ኣብ ንግስቲ ፉሩቱና
Ane. Kea Nboy yferho neire
ጹቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ግን ኣብዛ ቅለምሕተት ዲክሳስ ትገብርዋ ዘለኹም ።ኣብ ቀደም ጹቡቅ ነይሩ ኣማጋግባ ናቹር 1 ጸወታ ሻኪ ቡሻ ያህለለይ ሃክቲ ኩሉ ዝበለጸ ናይ ቀደም ይጥዕም ምስ ባዓልቲ ብትካ ኣለና።
ቀጺለ ርስፕክት ወይ ሰነስርዓት ምስ ጎራብባቲ ንውዕል ንሓድር ስለዚ ናይ ቀደም ሰማይን ምድርን ዝበለጸ ዋላ እዘን ምዕብላት ሃገራት ዊን ልክዕ ከምዚ ናትና ኢዩ ነይሩ
መደምደምታኡ ናይ ቀደም ይጥዕም
😂😂😂😂😂 ዓወትትትት መምህር ክብሮም😂 ናይ በሓቂ ንስኻ መምህር ጥራይ ኣይኮንካን ኮሜድያን እኮላይ ኢኻ
ኣነ ኩሉ ጊዘ ይካታተለኩም ኢየ ቆላ ኣላትኒ።ዓወታ ሃወይ ኣብዛ ትብላ ዘለካ ግን ኣይስርማመኣላን ኢየ፡ከም ናይተን ኣደ ብድሆታት ዘይክትርደኣለን ዘለካ ይመስለኒ ኣሎ ምክንያቱ ዝከበደ ኣብዚ ኣዋን ቆላ ምዕባይ ኢዩ። ከምቲ ኣቦታትና 6-8 ዝወልዱ ቆሉ ክተቢ ትክል ዶ ክንደይ ብድሆታት ከ ይሓተካ። ናይ ቀደም ጎልጎሉ ይዉዕል ሕጂ ግን .....
እዛ መደብኩም ብስነ ሓሳብ ምዝርራብ ብሙኳና ኣዝየ ይከታተላ እየ።ቂር ዝብለኒ ግን ተዛራቢት ትግርኛ ክንስኪ ብትግርኛ እንታይ እዩ ዝብሃል ኢልኪ ክትሓቲ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ስለ ዘይትግደሲ ድዩ፧ብዙሕ ውን ቋንቋ ኢንግሊዝ ትጥቀሚ እቲ ቋንቋ እንግሊዝ ዘይመልኽ ሰብ ንሓሳብኩም ከም ዘይርድኦ ክኣ ኣብ ግምት ከተእትውዮ ኣለኪ ብዝኾነ ጽቡቕ ሓሳብ።
ስለም ንዓኹም ይኹን።ክልቲኡ ናቱ ጽቡቕን ሕማቕን ኣለዎ።ግን ክኣ እቲ ብዝበሉኻ ኼንካ ምዕባይ ናይ ዓድና ጉድኣቱ እዩ ዘመዝን።
Frti hasikna aweta kea aytirka kkkkkk
ሓደ ሓደ ተምጽኦም ሓሳባት ቁሩብ ጉድል ትብለኒ ኢካ
ምክናቱ ክንደይ ዘክታማት ኣለው ኣብ ትምህርቲ ዓለም ይኩን ኣብ ናብራ መዋዳድርቲ ዘይብሎም ስለዚ ቁሩብ ..... ።