ን ሰብኣይኪ ሓዉ ናዓኪ እንታይ’ኪ እዩ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 141

  • @NewLife-n2b
    @NewLife-n2b 2 роки тому +7

    ተጋሩ ማዓረይ ብዝሑ ሰስኑ ንዓኩም ክርእስ ሕጉስስስ እየ ዝብል ደስ ዝብል መደብ ኢኻ ተቅርበልና ሳሚየ በርተዐልና✅💊

  • @برهانحبشي-ض9ع
    @برهانحبشي-ض9ع 2 роки тому +3

    ሳሚየ ጎበዝ❤❤❤iloveyoutegeru

  • @zenemchanne
    @zenemchanne 2 роки тому +10

    ንስብኣይካ ሓው ሓሙት እዩ ዝብሃል
    ንሰበይትካ ሓውካ ክኣ ዘማ ይብሃል

    • @yosiefzeray9381
      @yosiefzeray9381 2 роки тому

      ትክክል ንስባኣያ ሓዋ ሓሙተይ ኢዩ ዝብሃል

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 2 роки тому +5

    ሳሚ ሸኮር እንኻዕ ብሰላም መፃካ ወዲ ትግራይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @tigirayeismylife9923
    @tigirayeismylife9923 2 роки тому +5

    Thank you I even learn alot as I was born in Addis Abeba I didnt no much of Tigiray now I am getting better even teaching my kids too definitely we need to post more bless you 🙏

  • @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ

    ሳሚተይ ሸኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅዛ ሓላል መሬት ብሩክ ቅንያት አሸንዳ ይግበረልና ሰላም ንህዝብናን ንዓድናን አጆና ክወግሕ አዩ ክሓልፋ አዩ ኣይትጨነቁ ተጋሩ ሕበሩ ሰመሩ😍😍😍😍💪💪💪✊✊ትግራይ ትዕወት💪

  • @sammah9441
    @sammah9441 2 роки тому +2

    ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፀላኢ ዓይኑ ይደፍን

  • @frehiwettesfay8337
    @frehiwettesfay8337 2 роки тому

    ኣምላኽ ይሓልኩሙ 🙏🙏🙏

  • @zenemchanne
    @zenemchanne 2 роки тому +4

    ሰላም & ካልኦትኩም የቀንየልና ዝሓፍተይ ጽቡቅ መልአክቲ ኣሕሊፍኪ❤️ ሳሚ ክኣ ቀጽለሉ ጽቡቅ መደብ እዩ❤️

  • @برهانحبشي-ض9ع
    @برهانحبشي-ض9ع 2 роки тому +2

    ባሀህልና ነፋልጥ

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 роки тому

    ሳሚዋይ ንዓካ ዝመስል ሓወይ እኒሆ ፅሩይ

  • @swswi9716
    @swswi9716 2 роки тому +4

    አብ ደንደን ዘለኩም ተጋሩ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ቀፅልሉ ሕዋተይ

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 2 роки тому +3

    በርትዕ ንቐፃሊ እውን ታሪክ ትግራይ ፍሉጣት ተጋሩ ኣላሕየልና

  • @ትግራይዓደይ-ጀ2ቀ
    @ትግራይዓደይ-ጀ2ቀ 2 роки тому +4

    ተጋሩዋይ ፅርያት💖💖💖💖💖💊

  • @SalamSalam-rm8qd
    @SalamSalam-rm8qd 2 роки тому +2

    ልሳን ዓፅሚ የብሉን ግንንንንን ዓፅሚ ይሰብር
    ብሓቂ ትግራይ ዓደይ ትንሳኤኪ የርአና አሜን ፫ 🙏🙏🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 роки тому +4

    ተጋሩዋይ ብሉፃት ናትና ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 2 роки тому +2

    ፅቡቃተይ

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 роки тому +3

    ተጋሩዋኒ ጽሩያት ሰስኑ❤❤❤💛💛💛

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 роки тому +1

    Sam sami ❤❤💛🐝💯✊

  • @slam4790
    @slam4790 2 роки тому +2

    ሳሚተይ የኔ ቆንጆ ፍሽክታ ኣሞሉ ኩለኩም መናእሰይ ትግራይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ኣቱም ጀጋኑ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ንህዝብናለ ብዝተረፈ ተጋሩ ኣሕዋተይ ልምንታይ ኢና ኣቶም ናይ ባዕልና ዘይነታባብዕ ሸር ላይክ ዘይንገብር ናብ ገሮቤት ንከድ
    ዘለነ

  • @tgstbrhane2641
    @tgstbrhane2641 2 роки тому +5

    ደቂ ዓደይ ፅሩያት❤💛

  • @nigistialem9042
    @nigistialem9042 2 роки тому

    sami hawoy etegebrom negerat betami dess behalti , memharti eyoum Keep it up .💕💕💕

  • @SaS-oc1tn
    @SaS-oc1tn 2 роки тому +2

    aseyy samitey Fkrey metsekaley do love you tegaruwani demey

  • @alemteklay8506
    @alemteklay8506 2 роки тому +1

    ተጋሩዋይ መኣረይ

  • @khodrharakeh9166
    @khodrharakeh9166 2 роки тому +2

    ተጋሩዋይ❤💛

  • @abrehaabreha5992
    @abrehaabreha5992 2 роки тому

    ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @saraha9159
    @saraha9159 2 роки тому

    ተጋሩዋይ ኣምላክ ይኣክለኩም ይበለና ፈጣሪ

  • @abitube3753
    @abitube3753 2 роки тому

    ሳሚ ሺኮር እንዃዕ በሰላም ምፃኻልና ክብር ሓውና😘😍😍😍😍

  • @assdf1779
    @assdf1779 2 роки тому +1

    ሳሚ ጅግና❤❤❤❤😂

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 2 роки тому +4

    ተጋሩ ዘርእና የብዘሐዮ ክርእዮኩም ከለኩ ሕጉስስ ይብል አምላክ አቦይ በጃካ ስላም አምፀአልና

    • @samerasamera5140
      @samerasamera5140 2 роки тому

      ተጋሩ ዘርእና የብዘሐዮ ክርእዮኩም ሕጉሰየ ወሰን ይበለን አምላክ ሰላምና መለሰልን ሰመየ ከፎተውካ ማዓተ አየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl 2 роки тому +4

    ❤️❤️❤️ቀፁሉሉ

  • @ጓልትግራይ-ነ7ቸ
    @ጓልትግራይ-ነ7ቸ 2 роки тому +9

    ንሰብየይ ሓው "ሓሙተይ" እዩ
    ንሰበይቲኻ ሓዋ ከኣ "ዞማኻ" እዩ ዝኸውን

  • @ዲናረይ
    @ዲናረይ Рік тому

    ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому +2

    we love you Tegaruway❤💛💪ኣጆካ ሳሚየ ቀጽለሉ ❤💪ሳሚየ ናይ ፍሊሞን ስልኪ ልኣከለይ ሓብየዮ እየዋ🤣🤣

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    አሰይይይይይ ተጋሩ አሕዋተይ ፅሩያት እንኳዕ ናትና ኮንኩም❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍🥰🥰🥰

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 роки тому +1

    ሳሚየ🥰🥰❤❤❤❤👌👌

  • @samuelmebrahtu1981
    @samuelmebrahtu1981 2 роки тому +3

    Selma ayany ❤️🥰

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ

    ፅሩያት ተጋሩዋይ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 роки тому +1

    We proud bro😍😍😍

  • @gbrhane5846
    @gbrhane5846 2 роки тому +2

    ሳሚ ስልክ ናትካ ላአከለይ

  • @tesfugebrehiwet2607
    @tesfugebrehiwet2607 2 роки тому

    ፅቡቅ መደብ'ዩ ቀፅለሉ።

  • @heyabamanual5845
    @heyabamanual5845 2 роки тому

    አግራ💛

  • @fana7845
    @fana7845 2 роки тому +1

    ተጋሩ❤💛

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 Рік тому

    ሳምክ ሰንግል ደክ ወይለይ ኩምረዐወካ ደለየ አይዋ ፊሺክታክ ኪሰሕበካ ይመቺክም ተጋሩዋንይ ፊንጪሕ መሰንገለይ ሰላምና የመለሰልና ፈጣረ ብጣዒም አዲንቀካ ሳም ሓወይ ቁፅለሉ ደቅ ሓላሊ መረየት ትግራይ ትሰዒሪ love

  • @lemlemkasahun5883
    @lemlemkasahun5883 2 роки тому +2

    💞💞💞👍

  • @gene6075
    @gene6075 Рік тому

    ንስብኣየይ ሓዉ ኣያጎይታይ እዩ ኢልካ ዝፅዋዕ

  • @berihuteclebrhan6425
    @berihuteclebrhan6425 2 роки тому

    Weridukum ! intay Tigrigna tifelttu ! Dekey..Amhargnakhum tezarebu...intedelikhum kaa lele lele weskhulu ..

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 2 роки тому +2

    ንሰብኣያ ሓው ሓሙተይ ኢላ እያ ትፅወዖ
    ዘማ ንወዱ እዩ

  • @shkorinabowey7958
    @shkorinabowey7958 2 роки тому

    Asey Temesghen xebuk dezarebu meneseyate ❤️❤️🥰🥰

  • @nigistialem9042
    @nigistialem9042 2 роки тому

    Deki Adey Sehkorinatat kulu Zetmelkum .

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 2 роки тому +2

    ጀግናሓወይናተይ

    • @tititubetag8786
      @tititubetag8786 2 роки тому

      ስብስክራይብ ታሓባበሩኒባ ተጋሩዋ🙏🏻🙏🏻💕💕💕

  • @Firenguse
    @Firenguse 2 роки тому +2

    i love you all tegaru❤🖇

  • @ሰላም-ሐ6ሐ
    @ሰላም-ሐ6ሐ 2 роки тому

    ኣምህረና ሳሚ ሓወይ ንዞም መንደር ቲክቶክ

  • @jemberamen9554
    @jemberamen9554 2 роки тому +2

    ደቂ ሪመይ💊❤

  • @lem607
    @lem607 2 роки тому

    ንሰብኣየይ ሓዉ ሓሙተይ እዩ ዝባሃል ንሰበይትኻ ሓዋ ካኣ ዘማይ ይባሃል ብከባቢና ብከባቢ ስቡሓ ሳዕሲዕ ተተጋግየ ይቅርታ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 2 роки тому

      ሰብኣይ ክልተ ናትይ ናትይ ክብል ሞተ 🙏♥♥♥♥♥

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 Рік тому

      Xbuk gelixkayo nay hamut ni nay zomayn ❤

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 2 роки тому

    ኣሰይ ይብዝሕኹም ፈጣሪ

  • @ጓልቶምጀጋኑጓልትግራይ

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም

    ዘማይ እዩ ሓው ሰብኣየ ግን ሰብኣይ የብለይ

  • @sisayreda6909
    @sisayreda6909 2 роки тому

    Sami lovely man.

  • @tibletsewolday1335
    @tibletsewolday1335 2 роки тому

    Nisebayki hawu entay ybahal? Hamutay
    Zemuy zibahal nsebetika hawa entkoynu eu

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rl 2 роки тому

    tsbuktey tigrway💊💊💊💊

  • @ትግራዋይእየ-የ1ቐ
    @ትግራዋይእየ-የ1ቐ 2 роки тому +1

    ትግራዋይነት ክብረ መንነት 💛❤🇻🇳💕💕💕💕💕

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 2 роки тому

    ❤❤❤❤

  • @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
    @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ 2 роки тому +3

    💛❤️💛❤️💛❤️💪💪

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 2 роки тому

    ዘሙኡ

  • @sabagebrehiwet1316
    @sabagebrehiwet1316 2 роки тому

    Samiye shkor

  • @amenberha9075
    @amenberha9075 2 роки тому

    Good job 💪💪❤️❤️💛💛🥰🥰

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 роки тому +2

    🥰💖💓😍💝

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    💛💛❤❤💛💊ደቂ ሃገር ትግራይ

    • @tititubetag8786
      @tititubetag8786 2 роки тому +1

      ደቂ ዓደይ ማዓረይ ስብስክራይብባ ታሓባበሩኒባ ተጋሩዋ💛💛💛

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 2 роки тому +1

    ጀጋኑና🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💊💪💊💊💊ደቂ ሀገረ ትግራይ ሽኮሪናታት💋💋💋

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 2 роки тому

    ሰሚየይወደትግራይ🤲

  • @weditigrayfetawiadu4206
    @weditigrayfetawiadu4206 2 роки тому +1

    🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊

  • @muchasaa6168
    @muchasaa6168 2 роки тому +6

    ሳሚየ ውዴ 😍😘 ተጋሩ የምወዳችሁ ለራያ ህዝብ ድምፅ ሁነ ሳሚየ ምንም አይነት እርዳታ ገብቶለት አያቅም አሁን በጣም እርሃብ ላይ ናቸው 😥💔

    • @fhgf6561
      @fhgf6561 2 роки тому +2

      ራያ ጥራሕ ድዩ ኣብ ፀገም ዘሎ ኢሮብ ዛላምበሳ ምዕራብ ትግራይ ኩሉ ኣብ ኢድ ፀላኢ እዩ ዘሎ ግን ፈሊይና ድምፂ ኩኑ ኣይበልናን ምክንያቱ ትግራይ ኩላ ኣብ ፀገም ስለ ዘሎ ሓደ ሓደ ደቂ ራያ ግን ተጋሩ መሬት ራያ እምበር ህዝቢ ኣይደልይዎን ክብሉ ይዉዕሉ ኣለዉ

    • @fsahafsaha2151
      @fsahafsaha2151 2 роки тому +1

      ትግራይ ኩሉ ጥምየት ኣሎ

    • @muchasaa6168
      @muchasaa6168 2 роки тому +5

      @@fhgf6561 እዳዛ አላልነም ውዴ ራያ ትግራይ ነን ሁሉም የትግራይ ህዝብ ችግር ላይ እዳለ አቃለሁ ራያ ምንም አይነት እርዳታ ተረድተው አያቁም እስከ ዛሬ ለዛ ነው ራያ ያልኩት ካጠፋሁ ይቅርታ ውዴ ራያዎች በትግራይነታችን የምናምን ሰወች ነን💊💛👏

    • @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጘ1ሐ
      @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጘ1ሐ 2 роки тому

      @@muchasaa6168 🥰 ምቅርተይ አይዘኪ ኩሉ ከሐልፍ እዩ❤

    • @kuflomangsom3880
      @kuflomangsom3880 2 роки тому

      ወጃብ መኒነት ቅልዉላው ራያ ትግረዋይ ዶ ኣይኮኑን

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 роки тому +1

    ተጋሩዋኒ ናይና ሰስኑ ወለዱ ክበዱ

  • @aaa8749
    @aaa8749 2 роки тому +3

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ

    ❤❤🥰🥰

  • @swara204
    @swara204 2 роки тому +1

    ❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️✊

  • @weditigrayweditigray5711
    @weditigrayweditigray5711 2 роки тому

    Tegaruwayey

  • @ሰላም-ሐ6ሐ
    @ሰላም-ሐ6ሐ 2 роки тому

    ሳሚ ሓወይ ኣብዚ ንሰብኣያ ሓው ሓሙታ እዩ ዝበሃል ዘማኣ ኣይኮነን ናይ ከባቢ ኣፋላላይ እንተኮይኑ እንድዒ(ከባቢ ኣፅቢ)
    ሓፍቲ ስብኣያ ከዓ ንዕልታ
    ሰብኣይ ድማ ኣሕዋት ሰበይቱ ኩሎም ዘማታቱ እዮም

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 2 роки тому +2

    ❤️❤️❤️🥰🥰🥰💊💊💊💪💪💪

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 2 роки тому +2

    😍😍😍😍😍🥰🥰🥰💊💊💊

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 2 роки тому

    ሓሙታ

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 2 роки тому

    💛💛💛❤️❤️❤️💊ደቂ ሃገረ ትግራይ

  • @abitigraweyti3608
    @abitigraweyti3608 2 роки тому

    ዋይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ብሳሓቅ ቀቲልኩምኒ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 2 роки тому

    ሕቶ ንሳሚ
    ሓኖ ታይ ማለት እዩ?

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 2 роки тому +1

    ነጆው ነጆ ክብል ሞተ

  • @hanihanihani447
    @hanihanihani447 2 роки тому

    ኣፍቅርዮ ከምት ደልየ ሳሚየይ ጓል በልኒ😭😥😥💔

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    ሳሚ እስክ ኮብ ለድን ሐደ ትግራዋይ ጅግና ስበአይ አፍለጥን ናብ ለድን ዘውስድን 😂

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd Рік тому

    💊💊💊💊💊💊💛💛💛💛💛👌

  • @ffff8192
    @ffff8192 2 роки тому

    💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊❤️❤️

  • @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ
    @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ 2 роки тому

    ደቂ ሪመይ❤💊💊💊

  • @tititubetag8786
    @tititubetag8786 2 роки тому +3

    ስብስክራይብ ታሓባበሩኒ ተጋሩዋ❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻please

  • @forsatv3905
    @forsatv3905 2 роки тому

    ተጋሩ ትግሪኛ ኣይትኽእሉን ኢኹም
    ፈኸረ ጥራይ ዳሓር ካኣ ኡይ ትብሉ

  • @BanaLoveHabesha
    @BanaLoveHabesha 2 роки тому

    ሓው ሰብኣየይ ሓሙተይ እዩ ዝብሃል
    ሓው ሰብይቱ ዞማይ

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 роки тому

    ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን ደቂ ሓላል መሬት💊

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ

    ልሳን እትብል ግን ብምንታይ ቓንቓ እዩ
    አነ ዝፈልጥ ብትግርኛ መልሓስ እዩ ልበሃል

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 2 роки тому +1

    160

  • @rgatgaltigray2197
    @rgatgaltigray2197 2 роки тому

    ንሰኣብይኪ ሓው ሓምትካ ይበሃል ንሰበቲካ ሓዋ ካዓ ዘምካ ይበሃል ብዓዲና እሞ

  • @muzalemaregaykidane147
    @muzalemaregaykidane147 2 роки тому +2

    Zamay

  • @mulueberhe6377
    @mulueberhe6377 2 роки тому

    Kkkkkkkkkkkk eway ab dege yehdir elato ati eway tegaru se ata meas ekum teqyru azrarbkum