ብሉጻት ናይ ፍልስፍና መጽሓፍቲ (8)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 44

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 7 місяців тому

    ፅብቀ ሓሳብ እዩ ክብር ሓውና

  • @teachyourself493
    @teachyourself493 7 місяців тому +1

    we need people like you unfortunately the majority uncapable to hear big things thanks for your effort!!!!!!

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 7 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ሓሳብ. ዘይንፈልጦም ፋላስፋታት ክንፈልጦም ክንላለዮም ትዕድመና ስለ ዘለካ ናይ ብሓቂ ይቀኔልና ቀጽሎ ፊሊ ❤🙏.

  • @TesfitAraya-rs9mi
    @TesfitAraya-rs9mi 7 місяців тому

    ❤🎉

  • @lisacobalt8174
    @lisacobalt8174 7 місяців тому

    Fili you are one of the philosopher too.❤

  • @king_04160
    @king_04160 7 місяців тому

    ፊሊ ሓወይ ጽቡቕ መደብ። ደስ ዝበለኒ ከኣ ኣብ ሕብረተሰብና ብዛዕባ ነብስኻ ወይ ናትካ ነገር ጽቡቅ ምዝራብ ከም ትዕቢት ስለዝረአ ብዙሕ ሰብ ብዛዕባ ስርሑ ኮነ ነብሱ ብዙሕ ኣይዛረብን 'ዩ ንስኻ ግን ሴርካዮ። ቀጽሎ❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 7 місяців тому

    መጽሓፍካ ምስ'ዞም ሃይማኖታውያን ስድራይ ኣካሲማትኒ'ያ 😂

  • @Henok.M
    @Henok.M 7 місяців тому

    Thank you sir! We would also like, if you can summarize some of those books in Tigrinya and bring them here 😀. Because we like the way you present.

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому +1

      Sure, I will bring them accordingly

  • @merihghezaeyeman3643
    @merihghezaeyeman3643 7 місяців тому

    Fili I like it that you includ J. Krishnumurt.

  • @semharhailay4565
    @semharhailay4565 7 місяців тому

  • @FilmonSelomon-pr2qm
    @FilmonSelomon-pr2qm 7 місяців тому

    Tsubuk srah tanks bro

  • @adonaybein8571
    @adonaybein8571 7 місяців тому

    Thanks Fili you have a food brain thoughts how can I buy your book

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Thank u, yeah u can find it in the habesha book stores

  • @mera5209
    @mera5209 7 місяців тому

    Yeqenelna Fili , kemtilumud tsbuk serah nekid trayy.

  • @mengstabyared
    @mengstabyared 7 місяців тому

    Ktmlseley tesfay ygebr kal kbleka zdeli kab zeyedluyka sebat blemet trhq aqrbelna thank you

  • @mengstabyared
    @mengstabyared 7 місяців тому

    Selam kbur hawey neza zxhafkuwa anbibka ktmlseley tefa ygebr nay flsfna maxhaf aziye kB zfetwo ey tigrinja ztetrgome alo do English kabid ey

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Tigrigna bzuh yelen nsu eyu kea xegemna zelo, nqhat, sofia zbla gn alewaka kale gn aymeslenn. Bhji kferi tesfa ygebr ember ab hbretesebna si nay flafna mexhafti ayrkebn eyu

  • @KibriHabtom
    @KibriHabtom 7 місяців тому

    Hi Fili hawna mejemrta thank you very much for helping and where can i order your books 📚 ?

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Thank you dear, In Europe from banabooks, yonatan.se

  • @Sebah291
    @Sebah291 7 місяців тому

    ፊልሞን ሃወይ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ኣዚና ንፈትወካን ነድንቐካን ኢና። ብዛዕባ እዚ መንእሰይና ዘለዎ ሃውህው ጭንቀት ከመይ ክንፍውሶ፡ንኽእል ድማ ስርሐልና እቶም ብዛዕባ ፍወሳ ተመኩሮን ትምህርትን ዘለኩም ድማ ትኣኪብኩም ትምህርቲ ከም ሃብኩም ሓጋዚ፡ሙኾነ።

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому +2

      ሓቅኺ፣ ኣዝዩ ኣድላዪ ትምህርቲ እዩ። ኣብ ካልእ ዘሎ መንእሰይና ብትምህርቲ ኣቢሉ እዩ ክቅየር ዝኽእል። ብዝተኻእለ መጠን ናብ ከምዚ መኣድታት ክንዕድሞምን ክነተባብዖምን ይግባእ። ሞራል ሓይሊ እዪ።

  • @kapitaltekle-m9g
    @kapitaltekle-m9g 5 місяців тому

    ሰላም ሓወይ ብመጀመርያ የቐንየለና። ብምቕጻል ነዘን መጻሕፍቲ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ክረኽበን ይኽእል ዶ?

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 7 місяців тому

    የቅንልና ፍል ሓውና ኣብ ቤተክርስትያን ናይ ምክኤል ናይ ካልኦት ዝግብር ቁኑዶ ትብሎ ምኽንያቱ ውድይ ናይ ጻዓዱ ኮይኑ እዩ ስስማዓን ንኣብነት ነት ሰይጣን ኣጸልሞም ንምክኤል ኣጻዕዶም የምጽዎ እዝ ከኣ ጽርፍ እዩ ምኽንያቱ ጻዕዳ እዩ ነሩ የቅነልና መጽሓፍካ የንብባ ኣለኩ ❤❤❤

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Yeah ጽብቕቲ ትዕዝብቲ ጻዓዱ ርጉማት እዮም እዚ ከኣ ሓደ ካብቲ ዝገበርዎ እዩ። ❤️ብሩኽ ንባብ ንቕሓት

  • @filmonteklebrhan9999
    @filmonteklebrhan9999 7 місяців тому

    ፊሊ ሓዉና ጽቡቕ ዝኾነ ኩርናዕ ኢኻ ተምጽእ ከሉ ግዜ የቐኔልና።ብምቕጻል ናተይ ሪኢቶ ከኣ፡ካብቲ ተንብቦ መጽሓፍቲ ዝከኣል ተኮይኑ ዝተወሰነ ጸሚቕካ ናይ 10፡11 ደቒቕ ተተቕርበልና ዋላ ነዚ ቻነል ዕቤት ውን ሓጋዚ ኮይኑ ይስማዓኒ።

  • @WarsayGebreyesus
    @WarsayGebreyesus 3 місяці тому

    ፊላዊ እንታይ ዳኣ ሓድሽ ቪዶኦ ምስራሕ ገድፍካዮ

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  3 місяці тому +1

      Yeah warsay hawey krub texeliatni ala bkemuu eye tefiee soon i hope emles ykhwn thank you for carings bro

  • @SKY-FORUM
    @SKY-FORUM 7 місяців тому

    Fili, it is very informative as always, and Keep going bro. I would be pleased if you could let me know where you live. Thanks.

  • @arregaygebrekidan2790
    @arregaygebrekidan2790 7 місяців тому

    ብመጀመርታ ክብረት ይሃብካ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ምምጻእኻ ብጣሚ የቐንየልና
    ቀጺለ እዘን መጻሕፍቲ ናብ ትግርኛ ተተርጒመን ድየን ኣይተተርጎማን
    ስለ ኩሉ ነገር የመስግነካ

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Aymeslenn nqhat gn tgrigna eya

    • @arregaygebrekidan2790
      @arregaygebrekidan2790 7 місяців тому

      ስለ ተገዲስካ ምምላስካ ካብ ልቢ'የ ዘምስግነካ ንቕሓት ትብል ድኣኒ ኣላት ብጣዕሚ ጽብቕቲ መጽሓፍ ኢያ።

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому +1

      የቀንየለይ ፤ እተን ካልኦት ክትርጎማ ዘለወን መጽሓፍቲ እየን።

  • @ሊቨርፑል
    @ሊቨርፑል 7 місяців тому

    ኣብ ኣዲስ ኣለዋ ዶ እተን ዝሓለፋ ኣብ ናይ ስነ ልቦና ኢልካ ዝገለጽካልናን? እዘን ናይ ሎምን ብትግርኛ?

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  7 місяців тому

      Rgxenha aykonkun gelien gn alewa mesleni

  • @lisacobalt8174
    @lisacobalt8174 7 місяців тому

    Fili you mention very important books for those how like to read books,but some people they like to listen not to read .so on your way if you mention it or caught it was good . hopefully you will bring some of Karl Marx philosophy 22:08

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 7 місяців тому

    ፅብቀ ሓሳብ እዩ ክብር ሓውና

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 7 місяців тому