Це відео не доступне.
Перепрошуємо.
Seble Kahsay/ ሰብለ ካሕሳይ/ Fakie' Fikri/ ፋቕዕ ፍቕሪ/ New Tigrigna Raya Music(Official video) 2023
Вставка
- Опубліковано 28 лип 2023
- ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370 ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media
I Have Not Words ! እጅግ የሚደንቅ ስራ 🙏 ደይፅገብ ቱባ ባህልና ባህሊ ራያ ራዩማ 😍
ቃዲምኻን😂
❤❤❤
ህበይ ብትግርኛ ልይትፅሕፍ ተልፋስ መምሰሊ
ብትግርኛ ተፀይፍካ ድዩ ብጎንደርኛ ትፅሕፍ ከመካ ድራዝ ግን የረአኩን መሕፈሪ🙄🙄😏😏
የራያ ሸገ❤❤
መዝክርታ ነባር ተጋዳሊት ለተመስቀል ሞት ሓያል ላዛና ጡዕሙ😢😢🙏
Gut kaka gemacht
ብሓቂ😢
እት ደርፊ ዋላ ድጋሜይኹን ብጣዕም ፅቡቕ ስራሕኡ ባህል ራያ ወጀራት ድገለፅ ቐፅልሉ ሰብለየ❤😊
ዳግማዊት ዛፉ ኪሮስ ኢለኪ ኣለኹ ኣንቲ ጥዕምቲ ላዛ! ጉማየ ከማይ ዝፎቱ ኣለዶ?! ❤💛💛❤❤💛💛❤💛
ኣፍቂረ ኣለኹ። ልበይ ሞሊቓ! ትደርፊ ምሳይ ይኸይድ ❤💛❤💛❤💛😻😻😻😻😻
ተጋሩዋይ ንዑ ሓፍትና ነታባበዐያ❤
ججج😊😢ذذ٠٠٠0ذذذ٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ٠٠٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ😊ذذ٠❤😊❤😊ججذذذذذذذ٠٠جذ
@@ahmedbakeit8001ተተሀተተሀተሀተተሀሀተሀሀሀተተሀ።ሀተሀሀሀተሀሀሀሀተሀተተሀተሀተሀሀተተሀሀሀተተሀሀተሀተተሀሀሀተሀሀተተተሀሀተሀተተሀሀተሀተተሀሀተተሀተተተተሀሀሀ።።ተሀተ፡ሀሀሀተተተሀሀተሀተሀሀሀሀሀተሀተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀተሀተተሀሀሀሀሀሀሀተሀተተሀሀሀተሀሀተተተሀተሀሀሀተተ።ተሀሀሀተሀሀተሀሀሀሀሀሀሀሀሀ ሀተሀሀተተተሀሀሀ ሀሀሀተሀሀተሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀተሀተ ሀተሀተሀሀሀሀሀሀ ተተሀተተተሀሀሀሀ ሀሀሀተሀተሀሀተሀሀተሀተተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀ❤ሀሀሀ ሀሀ።ተተሀሀሀተሀ።ሀሀተሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀተተተተሀሀሀ።ሀሀሀተተሀተሀተተ።ሀተ❤ሀሀሀተተተሀሀሀሀሀተተሀ፡ሀሀተተሀሀሀሀሀሀሀ።❤ተ።ተ፡ተተ፡ሀሀተሀሀሀተተተሀሀሀሀተተተተተ።ሀሀተተሀተሀሀ፡ሀሀ።❤ሀተተተሀ።ሀሀሀተተተሀሀሀተ።ተ ሀተሀሀሀ።ሀሀሀተሀሀሀሀተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀተተሀሀሀተሀሀተተሀሀሀሀተሀሀ።ተተተሀሀሀሀ ተሀሀሀሀተተተሀሀሀሀተሀተሀሀተሀሀተሀተሀሀሀሀ ፡ሀተ።ሀ።❤❤❤❤❤❤
ይፈትወኪዬ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ሰምዕኻ ደይፅገብ ብድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ ❤ላዛ ራያ ባህል ራያ ርእኻይ ሰምዕኻይ ደይሙነይ ይዕስ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ኣሕዋተይ ደቅ ሓመድ ራዩማዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
No words to express my feeling,
እዛ ጋል ካሕሳይ ኣዝያ ብልጽቲ ደራፊት ብ Global ክትወዳደር ብቅዕቲ ኣርቲስ እያ፡ ባሕላዊ ስርሓት ከጸብቀላ ጋል ራያ ❤።
ጉማዬዬዬዬዬዬ አቤት ናፍቆት አቤት ትዝታ አቤት የልጅነት ፍቅር 😢😢😢😢 አገሬ ናፈቀኝ ......😢😢😢😢😢
ፍቅር ብቻ ሌላ የሌለው ደስ የሚል የልጅነት ግዜዬን ሳስታውስ አይኔ በእንባ ጎርፍ .....
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፅይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ 💛❤💛❤💛❤✅️
❤❤❤❤❤❤😂
ኻብድና ሕቁንቁንዶ ኣብልኹምናይ ለለ😢ደቂኖዋ ባህልና ኣጥዕዩ ድገልፅ ስራሕ ቃፅልሉ ሰብለዋ ዓሳዲ💚💚
አታ ህንደይ ደስ ይብል እት ባህልና ሰምዕካ ደይሙኖ ደርፍ ቆፁሉሉ እስት❤💛❤💛
ሸገ ስራሕ ምስ ጡዑም ድምፂ ምስ ፁሩይ ክለፕ በርቱዑሉና ራየቶትዋዬ❤🎉 ድሓፍትና ለተመስቀልለ ነብሳ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን ያንብረልና ምስ ግዜ ደይሽርሸር ዱሙቕ ድበለ ስራሕ ሰርሓትልና ሓልፋ💔🙏
ናይ ብሓቂ 💖💖💖💛💛💛🌽🍀🍃🌴
እንኳዕ ብሰላም መፀእኺ ብደሰ ድብል ድምፅኽይ ደሰ ድብል ድባህሊ ራያና ድገልፅ ሰራሕ ይኡ❤❤❤
ገራሚ ድኸነ ስራሕ ብጣዒሚ ይኡ ደስ ብሃሊ ቓፅሉሉ ሃመዚ ድበለ ነብሲ ድንሀዎ ስራሕ ስሩሑ ❤❤❤
ኣይዋይ ለለ ናፍቀእንበር ተጋሩዋይ እስኪ ይመችኩም ጡዑማት ላዛ💊💊💊😥❤❤❤
እንደኔ ከtiktok የመጠ Like ያርግልኝ🌾💚
ኣቤት ድምፅዋ ስያምር ከድንቅ ስራጋ💜👸💫
ሯዝ😊😊😊😊😊😊ዞዞዞ
ሯዝ😊😊😊😊😊😊ዞዞዞዞ
መሰሉሉለመሰሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉለሉሉሏሉሏሏሏሉሉ
ፅቡቅ ክሊፕ ፅቡቅ ድምፂ እዩ እኒኤኪ ና ባዕልኺ ድረፊ ማዓረይ ራያ ራዩሟ ጥዑማት ላዛ ❤❤❤
ራያ ናይ ትግራይ 🇪🇷❤❤💛💛🤘🤘
🥰💛❤💙🇪🇷
❤❤❤
እሰይ ራያ ዓደይ ባህልና ሸገ ሰላም ድትግራይና😢❤❤❤❤❤❤❤
ነጋስ ሓወይ ጥዑም ግርማ ሃም ኣየታቱ ❤ብዘይ ኣፋላላይ ኹሉኹም ደቅ ራያ ትስረሕለኹሞ ስራሕ ደስ ብሃል ስራሕ ዩኡ ቃፅልሉ❤
❤
ኣቤት ድምጺ ቃሕ ምባሉምንም ዝጎደሎ የብሉይ መኣር ኣዲኣ ቀጽልሉ ኣነስ ተተመሊሰ እየ ዝሰምኣ ለተመስቀልዋ ነብስ ይምሓር ተጋርዋይ ባህልናን መንነትናን ንኣቅቦ❤❤❤❤❤❤
raya shih amet niberu halalat
ተጋሩዋይ ኣቲኩም ኣታባብዕዋ ቀፅሉሉ ጋል ትግራይ ሽኮር😍😘😘
💖💚💙 ዕበብ ዕንባባ ሸጋ ምልጭ ቁንጂና መርዓት ቀደም ወዜሪት 🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደቂ ዓድና ቃፅልሉ ባህሊ ራያ ይድመቕ ይዕበ ወርቂ ድኾነ ባህልና ማዕረግ ትግራይና 💊💊🍀🌴🍃🌽✌👌
😂😂😂😂😂 raya baheli tigre 😂😂😂 besmam
@@TigistTakeleAdmasuኣማራ🦓🦓😂
@@AaA-nq7il adgi agame 🫏🌵🫏🌵komalt
@@TigistTakeleAdmasu 🤣🤣🦓🦓🦓🦓
ኣሰይይይ ምቅርቲ ጥዑምቲ ድሚፂ❤እቲ ባህልና ክንደይ ደስስስስ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩቡራት ኣሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ገለ ዓይነት ቆልዓ መጽያ ዕድሜ ይሃብኪ ኣምላኽ❤❤🎉🎉❤❤
Waw waw waw hiwet zelewo srah, zbelexe srah ktekrblna edmen tenan yhabki Seble shkor Ertrawi hawki eye ❤❤
ሰይ እነኳዕ ብደሓን መፃእኹም ፅቡቕ ሰራሕእዩ ቀፅልሉ ደቂ ራያ🌎🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኣቤት ድምፂ ተጋሩዋይ ፉሉያት ፍጥረት❤❤❤
እሰይ ፅቡቅ ስራሕ ይብል ንእሽተይ ለተመስቀን ተባረኩታ ተጋሩዋየ ነትባብዐዮም እዞም ኣብ ባህልና ዓውዪ ታራ ልድጫወትለዉ🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍
ቀፅልልሉ ባህሊ ራያ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰላም ንኹሉ ትግራዋይ ❤❤❤
ብጣዕም ደስ ዝብል ስራሕ ቃፅሉሉ ዋዕሮ ትግራይ ❤️💛🥰
ገራሚ ስራሕ ሰብለ ዋዕሮ ትግራይ በርትዕልና ማዓረይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zgerm srah selu haftey ❤✌️
Just wow broooo this is fire just amazing no words to express ☘️☘️
Raya is getting back you should be proud all eyes are on Raya if you focus at this time .
Broooo Raya is different
Love Raya
Love Tigray
Bless you Tigray ♥️☘️
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፅይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ❤❤
ካብ ቲክቶክ ዝመፃኩም ላይክ ፀፊዕኩም ሕለፉ❤❤❤
ፋቕዕ እንታይ ማለት እዩ?
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓፍተይ ጡዑሙቲ ድምፂ እሰይ ባህሊ ራያና ደስ ክብል ♥️ሰ
ሙሉእ ሰላም ንዓድናን ህዝብናን💊🙏
አቦ ተባረኪ የድምጿ ውበት ከልጅቷ ቁንጅና ጋር 👌🥰
ደስ ዝብል ድምፂ ዋዕሮ ጓል ትግራይ ጅግና🥰👌
የዕስ
ምን እንደምትል ባይገባኝም ውስጤን በላችው 😢ድምፅዋ❤❤❤❤❤
ዋው !!!! ግሩም ነው ፡እስካሁን ከተሰሩ የራያ ራዩማ ቪድዮዎች ልዩ የሆነ ፡ትክክለኛውን የራያን ባህል ያንፀባረቀ ስራ ነው ፡እጅ ይባርክ ያስብላል ፡❤ዛሬም ነገም ራያዬ ትድመቅ !!
tgrgna Please 🙏
ናታኮ ኣይኮነን ለትሸይ ዝደረፈቶ እያ ደጊማቶ😮
❤
I cant stop listening dear Seble! The color you have is amazing! That boy reminded me of my childhood life and was just waiting for you to have an eye contact in some point culture 100% and the details are perfect director 100% Camera quality 100% It deserves Millions of views
እሰይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ክቡራት ኣሕዋትና ጥዕሚት ላዛ ቀፅልሉ ጀጋኑ ተጋሩ ❤❤
ኣነ ጋል ኣፅቢ እየ ግን ብናይ ራያ ደርፍ ፅልልልል እኻዕ ናትና ኾንኹም ኣቲ ጡዑማት ላዛ😍❤❤
I love you 😘 raya from 🇪🇷
አሰይይይይ ይበል ድምፂፂፂፂ❤❤❤❤❤ እዚ ባህልናስ ክንደይ ምጥዓሙ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰልና❤❤❤❤😢❤ራዩማየየየየ❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ባህሊ ራያ መግለፂ ደርፊ። ብፍላይ ኣብ ኣችቲንግን ኣልባሳትን ይነኣድ።
ደሰ ዝብል ድምፂ ዋዕሮ ጓል ትግራይ ጅግና❤💛❤😍😍😍
I Wish to see The unity of Both side Raya 😢we are real Brothers and sisters Raya Azebo And Raya Kobo ❤we are same people ♥
Yes but both are Amhara
Rayyyaaaaaa shikoray ❤💛
ተፈጥሮኣዊ ኣገላልፃ ባህሊ ራያ ብትኽክል ኣብዚ ደርፊ ርእየዮ። የቐንየልና ሰብለ። ድምፅኺለ ጥዑም ሰምዕኻዮ ደይፅገብ። ብሩኽቲ ኹኒ እዛ ጓለይ። ኣከዳድና፣ ኣመራርፃ ቦታ ኹሉ ሙሉ ደስ በሃሊ። ቓፅልሉ።
ኩሉ ሙሉ ፅሩይ ዶኾነ ባህሊና ድሓዘ ምስ ጥዑም ድምፂ እዩ በሪትዒ ሓፍትና ሰብለ ካሕሳይ ፍትዉት ዉ አብለኪ❤😘😘
ለተ መስቀል ነብሳ ይምሓሮ she will be proud of you. Keep shining our new star 👏👏👏
እዋይ ኻብድና ሕቁንቁን ኣብልኽሞ ደቂ መይዳ ራዩማ❤ 💚
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ላይክ ሼር በልዎ ዋዕሮ ቀፅልሉ ዝያዳይ ❤ፀብቅ ስራሕ
Wooooooow l love you raya ትግሪይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ያዕስ ደስስ በሃሊ ላዛ
ሰብለ ሽኮሪና እምበይተዋ ዓሳዲ ራያ ❤❤❤❤
Wow what amazing song ❤
ሰሚእኻዮ ዘይምኖ ይበል መልክእ ይበል ድሞፂ❤ አታዮ ተምርእያተንዶ ይኾና? እዋይ ቁንጅና ጋልዓደይ ራያ ሸገ ዓሳዱ❤❤
ሽገ ስራሕ ይኡ ቃፅልሉ ራዩታት እስይ ጥዕማታ ላዛአ ፍቅዕድ ለላ ቃስቅስኽልናይ አይይይይ ራያ ዓደየ ደይሙነ ባህልና ጥዑም😘😘😘😘😘😘😘😘
ምርጥ ስራ ነው 🎉🎉🎉🎉ለየት ያልሽ ልጅ ነሽ🎉🎉🎉ጎበዝ
Edmen tenan yhabki hasab lbki yesmrelki amlak Haftey mearey Ajoki Forsa endiyamo ❤❤❤
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ራያ ዓደይ እቲ ባህልና ኮ ደስስስስ ክብል 💖ብዝተረፈ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ😍
ሸገ ስራሕ ባህልና ባህሊ ራያ ብዙሕ ይኡ ደይሙነ ላዛ ቓፅልሉ ሸገዋ ❤❤ ኹልኹም አሕዋትና ባህልና አብ ምፍላጥ ድትገብርለኹሞ ፃዕሪ ኽብር ይግበአኩም ብጣዕሚ 🙏😘😘😘
The best music 🎉
legerm gal rayaway
ትክክለኛው የራያ ራዩማ ባህሊ ርእኻ ዘይፅገብ ቓረፃ ቓፅሉሉ ኣይዞኽም ወጣት ራያቶት ❤❤❤❤
መንእሰይ ራየቶት
ኣሰይይይይይይ ራያ ዓደይ ትግራይ ብጠቅላላ ኩሉ ዝሃርፋ ተናፋቂት❤❤❤❤
ዋውው ደስ ትብልኒ ደርፍ❤❤❤🎉🎉
Rayaryama❤️❤️❤️
Migerm sira Shege Rayeteyti😍
አጆኹም ጥዑማት ላዛ ፅቡቌተይ ራያ ዓደይ ሰሚዕኻ ዘይምኖ ድምፅኽን/ድምፅኹም መልክዕ ቊመናኽን ናፍቆተይ የዉስኽ አብዝረአኹኽን ፅቡቌተይ አጀኹን ቀፅላሉ ነቱ ጥዑም ላዛኽን እንኳዕ ካባኽን ከባኹም ተፈጠርኹ ትሓቢነ ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ትግርኛ ባልችልም ስወድሽ
አረ የትርጉም ያለህ እህ ራያየ አቤት ቀረፃ በእውነት ምርጥ ስራነው አየ ትዝታየን ሁላነው የቀሰቀሰብኝ ቋንቋውን ባልሰማው ቅንብሩ💚✌️
ባህልና ከተበርዝ ከመዝ ከስራሕ አለዎ ራያ ትግራይ ዓደይ ፅብቅተይ ሓፍተይ 😘😘😘😘😘😘
ጥዕምት ድምፅ ዓሳዲ ኹኹፉቶ ሳሕ ማለቱኹም ራየቶት❤❤❤❤
ኣነ ዝመፃና ካብ ከተማ ራያ ቆቦ ግን ኩሉ ሰብ ራያ ሓደ እዮ😢 ድሮ ግዜ ጎይታ ይመልስልን ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ራያ🙏🏽🥺
❤❤❤❤wawwwww
ትግራይ ትግርኛ ለቕደሚት ኣነስ ራያቶትክፈትወኩም ማዓት ወደራያ ተዘሙርዐወኒ ከመይደዩ ደስከብለኒ ነይሩ ራዬቶት የለኹሙይ😂😂😂 እስኪሓደበሉኑ በደቅራያ ፍቕሪ ካዓበድ ደለዬ❤❤❤❤
ኣብሽር
ተስፋ ኣለን ኣብ ልዑል ደረጃ ትብፅሕ ብጣዕም ፍሉይ ድምፅ ኣለክ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰብለዋይ ፅሪቲ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰💊💊💊
Btaemi des zbil sirah
ገለ ዓይነት ስራሕ I love it !! ❤❤❤ 💛💛💛
ዕድመኹም ይንዋሕ ዘርእኹም ይብዛሕ ራየቶተይ..!!!
አኹሩዕኹማና ነኹሙዋ ዳኹርዕ ይሀብኹም...👍👍
ቃሕ ድብል ድምፂ ምስ መልክዕ ይኡ አገንዒ ። ደቂ ዓድኺ ኣብ ጎንኺ የና ኣቲ ፀሓይ ገፃ❤❤❤❤
ምን ቋቋዉን ባላቀዉ ሽግዜ ደጋግሜ ሰማሁት በጣምነዉ የመወዳችሁ አራያ ዉች 😍😍😍😍😍
ብጣዒሚ ደስ ባሃሊ ደሚፅ ባሂሊና ኹሉ ሞሊኡኹም ሰሪሕኹማ ብጣዒሚ ናመስግ ደቂ ዓደይ ማዓሮ❤❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ዝብል ስራሕ ተታክኢት ለተመስቀል 🥰🥰🥰ድምጺ 100% ክሊፕ 100% ዜማ 100%❤️💛🙏🏼
መን ፈቂዱላ ሰሪሓቶ እዚ ደርፊ ኩሉ ናይ ለተመስቀል እዩዋ
ዋዩ❤❤❤
good job 👍👍👏👏👏👏💋
አቤት ድምፅ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ❤❤❤❤
ትግርኛ ባልችልም ራያን አሳምረሽ ያሳየሽበት ስራ ነው❤ I love it
❤❤ age d Dr
Berchi grami bezalay tuba bahelun new yeserashiw thanks bahlachin selastewawekeshilen
Sweet voice #sweet culture
ቕድመኺ ድኣነ ሰብለዋ 😢ኻብድኻ ድመልእ ድምፂ❤
This gives me goosebumps🥹
መኹረዕት ራያ ናባዕልና, ጥዑምት ደምፅ
keep promoting our unique culture 🌽😍
ራያና💙😍
4ግዜሪአያኣለኩ