Heny Emu prank ተጌሮም || በኣኹም ሰንኪ ሰበይተይ ❤ ጸገም ፈጢራ||ፕራንክ ሄኒ እሙ ! ተቐሪጹ ዝጸንሐ ቪድዮ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 211

  • @Abelsfamily
    @Abelsfamily  3 роки тому +42

    እንኳዕ ናብ Ezana entertainment ብሰላም መፃኹም።
    ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።

    • @lailalaila3509
      @lailalaila3509 3 роки тому +2

      ተጋርዋኒ ፅቕጥ ማ ኣብልሎም 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ኃልዓባይዓጋመ
    @ኃልዓባይዓጋመ 3 роки тому +38

    ስይ ስይ ተጋሩዋይ ንኣሕዋትና ንዕቢ ብዙሕሉና ❤❤❤

  • @ghf7079
    @ghf7079 3 роки тому +40

    ዋውው ደቅ ትግራይ ደስ ዝብል እዩ ቀፂሊዋ ብምቅፃል ኡሙን ሃኒን ጀጋኒና ትግራይና ምስ ተቃፃፀሩ እንኳዕ ኣሐጎሰና ዘይብሉ እንታይ ኾይኖም እስኪ ሕቶትለይ ብምቅፃል ሰላም ንሃገረ ትግራይና

    • @maziayele2064
      @maziayele2064 3 роки тому +5

      ኢሎም እዮም ብፁሑፍ ኣብ ዘይምችዉ ቦታ ስለዘለዉ እዩ 🙏🙏🙏

    • @vms2067
      @vms2067 3 роки тому +2

      እሎም እዮም ማዓረይ ብፁሑፍ

  • @AaAa-of9ln
    @AaAa-of9ln 3 роки тому +24

    ኣስይይይ ተጋሩየይ ሙቁራት ሪእኩም ዘይፈልጥ ኣጆኩም ጎብዙ ኣሕዋተይ ፍቅርኩም የብዘሓዬ ንእንዳ ሄኑ ኢሙ ኣፋሉጡልና በልዎም መእንቲ ብዙሕ ስብ ክሪእልኩም ናይ ባዕልና ቻላን ነዐቢ ተጋሩዋይ ❤❤❤💋💋

  • @TtTt-qq4ji
    @TtTt-qq4ji 3 роки тому +39

    ሓዳሽ እየ ላብዙ ገዛ ከዚ ሪአኩም እና ቀፅልሉ 😘

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou 3 роки тому +12

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅ ሓላል መሬት 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @tgirayadey1754
    @tgirayadey1754 3 роки тому +37

    እሰይይይይይይይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ቅጭናት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋተይ💛❤️💛🌍🌍🌍🌍🌍❤❤❤ ቀፅልሉ👌🌍❤❤❤

  • @مرحبامرحبا-و3ه
    @مرحبامرحبا-و3ه 3 роки тому +17

    ዋዉ ደቂዛ ጀጋኑ ኣጀኩም ቀጽልሉ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኩሉኹም ተጋሩዋይ ❤💛❤🙏🙏🙏🙏👍👍👍

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 3 роки тому +54

    እዋይ መስሓቓት ዝኾንኩም ሰባት ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝሪአኩም ዘለኹ😂😂😂😂😂😂😂

    • @beriha5514
      @beriha5514 3 роки тому +3

      ኣነዉን ሕዚ እየ ዝሪኦም ዘለኩ

    • @aelyetube1534
      @aelyetube1534 3 роки тому +2

      አነውን

    • @vms2067
      @vms2067 3 роки тому

      አነዉን ሐዝ አየ ርአዮም እና ተጋሩ ድዮም

    • @aelyetube1534
      @aelyetube1534 3 роки тому +1

      @@vms2067 እወ ምቅርቲ

    • @rakigalgere6235
      @rakigalgere6235 3 роки тому

      me too

  • @lave9644
    @lave9644 3 роки тому +52

    ደቂ ሪመይ ክፈትወኩም መዓት እየ ቀፅሉሉ

  • @ጎልሃገርሰብ
    @ጎልሃገርሰብ 3 роки тому +17

    ንመጀመርያ ካብ ዝርኩም ኣሰሒቅኹምኒ😃😃፡ደሰ ብሃሎ ኢኹም

  • @miliqueen1081
    @miliqueen1081 3 роки тому +25

    ዋው ፅቡቃት ደቂ ዓደይ ቀፅለሉ♥️😘💕✔️

  • @letish3773
    @letish3773 3 роки тому +16

    ፅቡቃት ደቂ ትግራይና እግዚአብሔር ፍቅርኹም የብዘሐዮ 💛❤🥰😘

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 3 роки тому +3

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ትሕትናኦም ደስስስ ክብል ተመስገን ትግራወይቲ ዝገበርካኒ ኣምላከይ🙏

  • @መርሃዊትኃልትግራይ
    @መርሃዊትኃልትግራይ 3 роки тому +17

    *_ኣቤት ኣቤል ንሄኒ ዋላ መፂእካ ትንፋስካ ኡፍ ዘይትብለላ ያ ሶ ሓዳሽ እየ ንገዛኩም ሳብስክራይብ ከኣ ገይረልኩም ኣለኩ ደቂ እታ ሓላል መሬት_*

  • @Hhh-qy7gp
    @Hhh-qy7gp 3 роки тому +3

    ኣሰይ ሄኒን ኢሙን መሓዙት ረኪቦም ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ኢኩም ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍቅር ርርርርር እዝግኣብሄ ምሳኩም

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 3 роки тому +7

    ዋዉ ሙቁራተይ ደቂ ሓላል መሬት 🥰🥰🥰🥰 ካለኦት ውን ኣለኹምና ዲኹም በሉ ጋሻ እየ ሎሚ ረኺበኩም

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 роки тому +14

    አሰይ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝርእየኩም ዘለኹ እና ኣስሕኩምኒ ኸዓ ቀጽልሉ.......!❤💛

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 3 роки тому +9

    ናብዚ ገዛ ጋሻ እየ ጋሻ ትቅበሉ ዲኩም ሪኤኩም ኣይፈልጥን ሰላምኩም ይብዛሕ❤️❤️❤️💊👈

  • @reir2557
    @reir2557 3 роки тому +16

    ኣጆኩም ዘምሓተይ ሓላላት 😘😘😘😘😘😘

  • @eyeruyeabiehit4805
    @eyeruyeabiehit4805 3 роки тому +10

    ዋዉ ፅቡቃት ደቂ ዓደይ ቀፅለሉ

  • @jf4943
    @jf4943 3 роки тому +13

    ስላምኩም ይብዛሓልይ ደቂ ሓላል መሬት

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ 3 роки тому +2

    ጋሻ እየ ናማዓዝ እዩ ደቂ ዓደይ ቀፅልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏

  • @selammahari1028
    @selammahari1028 3 роки тому +4

    አሰይ ሙቁር ሄኒየ ሹኮር ትሕትናካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 3 роки тому +15

    ሙቁራት ደቂ ሃገር ትግራይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @berasfew
    @berasfew 3 роки тому +18

    ደቂ ረመይ ሰላሙኹም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ዓደይ😍😍😍😍

  • @ብርሃንጓልሓረስታይ
    @ብርሃንጓልሓረስታይ 3 роки тому +39

    ፅቡቓት ብሽም ሄኒን እሙን ሳብስክራፕ ክገብረኩም እየ ሓላልት

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 роки тому +8

    ክክክክክ መዓረይ ቆንጆ ፕራንክ

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 роки тому +1

    ዋይ ተጋሩዋይ ሰስንሉና ኣታ አበይ እየ ነይረ ክሳብ ኸዚ ዘይረኸብክዎም 💛❤ብዝኾነ ሓዳሽ እየ ናብዚ ገዛ ቀፅልሉ💛❤

  • @mebilove2340
    @mebilove2340 3 роки тому +3

    ኣሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @menberekahsay6807
    @menberekahsay6807 3 роки тому +11

    ፅቡቃት ቀፅሉሉ

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 3 роки тому +7

    ዋው ደስ ይብል አሕዋተይ ቀፅልሉ

  • @سارهاثيوبي-ف9س
    @سارهاثيوبي-ف9س 2 роки тому +4

    ዋውው ደስስ ትብሉ ሓላላት ደቂ ዓደይይ♥♥♥♥

  • @danielabebe3376
    @danielabebe3376 3 роки тому +28

    ኣጀኹም ተጋሩዋይ በርትዑ ትግርኛ ዩቱበሮች ብዝሑ ንሕና ኻዓ ሽር ላይኽ እንዳገበርና ኽንሕግዞኹም ኢና ኣጀኹም ተጋሩዋይ

  • @ጓልወየንቲከየንቲ
    @ጓልወየንቲከየንቲ 3 роки тому +5

    ኣብዚ ገዛ ሓድሽ እየ ሎሚ ኣትየ ሳብ ጌረልኩም ኣትየ ኣለኹ በርትዑ ደቂ ሓላል መሬት ❤️💛❤️ ሄኒ ፀባየ ሰናይ ይመችኹም🥰🥰🤣

  • @alsatigraweti6688
    @alsatigraweti6688 3 роки тому +8

    ተጋሩ ድኩም ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝርኦኩም ዘለኩ 👌ንዓኩም ዘይኮነ ንመን ደቂ ሓላል መሬት❤💛

  • @selamkefela1975
    @selamkefela1975 3 роки тому +7

    Eigziabhar edmen teinan yhabkum amlak ezi zelo kunetat selam yewurdelkum blbieye kea zfetwekum haftkum kab asmeraaaa

  • @thth800
    @thth800 2 роки тому +3

    ደሰ ዝብል ብራንክ ሙቁራተይይይይይይይይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @salams5650
    @salams5650 3 роки тому +6

    ንመጀመርያ ግዜ እየ ሪአኩም ሶ ሙቁራት ጎብዙ ሳብስክራፕ ገይረልኩም

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 3 роки тому +5

    ዋው ቀፅልሉ ደስእኩም ትብሉ ዋው

  • @skmike5138
    @skmike5138 2 роки тому +1

    መጀመርታይ እየ ሪአኩም ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት ቀፅልሉ 😍😍😍

  • @selamkonjo2623
    @selamkonjo2623 2 роки тому +1

    ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ኢና ኒፈትወኩም ሓላላተይ💋💋💋💋💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 Рік тому +1

    እ/ር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤

  • @samrisamri4694
    @samrisamri4694 3 роки тому +35

    ሰላምኩምን ሰሓቅኩምን ይብዛሕ ደቂ
    ሪመይ ❤💛 emu & heni እንታይ ኮይኑኩም ጠፊእኩምና እባ በለልና

  • @brhankelelom2034
    @brhankelelom2034 3 роки тому +2

    ተጋሩ ድኹም ርኤኩም ዘይፈልጥ ፅቡቃተይ

  • @vms2067
    @vms2067 3 роки тому +12

    አታ ተጋሩ ድዮም አነ ደይፈልጦም አበይ ነይረ ወይ ድማ ሓደሽት ድኹም ሐዘ አብ ላዕል ሄኒን እሙን ርእየ እየ አትየ እና ሰብስክራየቭ ገይረ አለኹ ምቁራት እና ተጋሩ ድኹም ንገሩ
    አየ ሄኒ ለባም ሰብ ሙፁና ብቻናልኩም

  • @Welle-bb9sg
    @Welle-bb9sg 2 роки тому

    ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ እንኳዕ ብሰላም ምፅክም

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    እግዚአብሔር አምላክዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅራተይ💝

  • @kahishosara8500
    @kahishosara8500 3 роки тому +6

    ደስስ ባሃልትይ ❤💛❤😘😘😘

  • @hirtteklay2522
    @hirtteklay2522 3 роки тому +2

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ብዝሒ ተፋረዩ ደቅ ዛሓላለይ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 3 роки тому +5

    ቀፅልሉ ሶ ሓዳሽ እዩ ናብዚ መደብ

  • @yuuiiy686
    @yuuiiy686 3 роки тому +3

    ደሰ ክትብሉ ቀፅልሊ

  • @ሚዙጓልትግራይ
    @ሚዙጓልትግራይ 3 роки тому +6

    ንመጀመርያ ግዜ እየ ሪኤኩም ኣሕዋተይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 роки тому +2

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ❤❤❤💘💘💘💘

  • @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
    @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ 3 роки тому +1

    ኣሰይ ፅርያት ኩሉኩም ኩሉኩም ዝፈትወኩም ደቂ ሬመይ ዕበይልና 🥰❤️💛❤️

  • @mesiymesiy9453
    @mesiymesiy9453 2 роки тому

    ብጣዕሚ እክሙ ደስ ትብሉ እግዚኣብሔር ሓዳርኩሙ ይባሪክልኩሙ

  • @tgrayhagereysn7736
    @tgrayhagereysn7736 3 роки тому +3

    ሰላምኪም ይብዛሕ ደኪ ዓደይ❤❤

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 2 роки тому +5

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @dfsete1820
    @dfsete1820 3 роки тому +4

    Hezi eye ni mejemereta gezeye reyekumu emo desss bahleti ikumu sabesecrab gerekum alku 😘😘😘

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ

    ወይለከ ሙቁራት❤❤💊

  • @ሰሓቂጥዑምቻናል
    @ሰሓቂጥዑምቻናል 3 роки тому +2

    እሰይ ደሰ ባሃልቲ😘😘😘

  • @ጓልትግራይኩሕሎ
    @ጓልትግራይኩሕሎ 3 роки тому +1

    ንፉዓት ቀፅሉሉ

  • @ትግራይዝዓደይ-ጸ4ኘ
    @ትግራይዝዓደይ-ጸ4ኘ 2 роки тому +2

    ዋው ፍትዋት ደስ ይብል ❤️❤️❤️

  • @abebaabeba2684
    @abebaabeba2684 3 роки тому +2

    ሓዳሸ እየ ናብዚ ገዛ እንታይ ሐዘ ክምፅእ ደቂ ሪመይ 😍😍

  • @njeimcelladma6362
    @njeimcelladma6362 3 роки тому +2

    Wowww gobezat

  • @ksugalagame584
    @ksugalagame584 2 роки тому +1

    ተጋሩዋይ ሓላላት💛♥️

  • @destafamily9277
    @destafamily9277 3 роки тому +3

    Asey deki halal meret😍😍❤❤❤

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 3 роки тому +7

    ንመጀመርያ ግዘ ይርአኩም አለኩም ተጋሩ ደዮም።

  • @Meritube-m
    @Meritube-m 3 роки тому +1

    ኣሰይ ፅቡቃተይ🥰🥰🥰

  • @عبدهعبده-ش1ق9ر
    @عبدهعبده-ش1ق9ر 3 роки тому +3

    ሓላለተይ ደቂ ትግራይ💊💊💊

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 роки тому +25

    ደቂ ትግራይ ዱኩም ሓላላት ብዝከነ ❤❤❤❤❤👌

  • @ኣሙጓልትግራይ
    @ኣሙጓልትግራይ 3 роки тому +1

    ዋዉዉዉ ደስ ክትብሉ ናይ ማኣዚኩም

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 2 роки тому

    አስይይይ ፅርያት 💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💊💊💊💊💊💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💑💑💑💑💑💑

  • @shushayhaftu8433
    @shushayhaftu8433 3 роки тому +3

    ገቦዛት ቀፅልሉ

  • @tsgeselamyoutube8746
    @tsgeselamyoutube8746 3 роки тому +5

    ሓዳስ እየ❤❤❤👈

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ

    ሽኮራት ተገሩ ሓዳሽየ ናብዚ ገዛ በርትዑ

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 3 роки тому +5

    ሸኮራት ደቂ ሪመይ💘💘💘💘💊💊💊💊💊💊💐💐💐💐💐💐💐💐💊💊💊💊💘💘💘

  • @ኣደይማርያም-ደ5ጨ
    @ኣደይማርያም-ደ5ጨ 3 роки тому +2

    Midlawatkum harif eyu gin kea bzyada nkhimqr malet eti nay hji weledo kimeharo,kiqesmo zigbeo tarikh nay adina bazanagei medeb geyrkum tetmhruna ente bhto melkie wey kea aytefaekumn mechem ,we wanna know history about our country ,culture etc.. so teach us tnx keep it up

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 2 роки тому +1

    ሽኮሪናታት

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ

    ሓዳሽ እየ ናብዚ ገዛ ሕጂ ሪኤከም እና ቀፅልሉ ሙቁራት

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 3 роки тому +2

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሓዳሽ እየ
    ሳብስክሬይብ ገይረኩም ኣለኩ😍😍😍

  • @selamgaltigray2537
    @selamgaltigray2537 3 роки тому +11

    ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @mamilove9112
    @mamilove9112 2 роки тому

    gash eye❤️labzi gaza emo selammmmm yablkum zam hatey💞💞

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 3 роки тому +1

    ኣቤላ ወዲ ዓደይ በርትዑ

  • @tsarkangaltigray9316
    @tsarkangaltigray9316 2 роки тому

    ኣሰይይይይ ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፅርያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘

  • @ኃልፅራእወንበርታ
    @ኃልፅራእወንበርታ 2 роки тому +1

    ደቂ ሓላል መሬት ቀፅልሉ❤💛❤💛🥰🥰🥰

  • @እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ

    ደቂ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ❤️🥰🥰

  • @bnbc3576
    @bnbc3576 3 роки тому +1

    ኣሰየይይይ ምቅራት ናተይ

  • @wediyatu
    @wediyatu 3 роки тому +1

    ደቂ ሪመይ ኣጆኩም በርትዑ ዞምናትና💊👌

  • @islammm7707
    @islammm7707 3 роки тому +5

    ደቂ ሃገረ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🌹

  • @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
    @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 3 роки тому +2

    Wow❤️❤️

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 2 роки тому +1

    ሂኒየ ብድምፁ ኣይፈለጥካዮን ግን ገሪሙኒ ብዝኳነ ግን ተዕግስቲ ሂኒ ከየድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 роки тому +10

    ሰላም አሕዋተይ ሰደትና የሕፅረና እግዛብሄር ኣምላክ አሜን ሰብስክራይብ ክዓ ገቦርኒ ክብራተይ

  • @mahihabeshawit1507
    @mahihabeshawit1507 3 роки тому +1

    😂😂😂🥰🥰🥰 shkorat deki rimey 🥰🥰🥰

  • @genetkashi9153
    @genetkashi9153 3 роки тому +5

    አሰይይይይይ 😃😃😃😃

  • @zeduweyn8067
    @zeduweyn8067 3 роки тому +7

    Asey mukurat heniyey miskin

  • @nebugaltewhado8835
    @nebugaltewhado8835 3 роки тому +2

    ዋዉ ደቂ ሪመይ ቀጽልሉ ንሕና ካኣ ምክትታልን ላይክ ሳብስክራይብን ኣንሓምቅን በርትዑ ጋሻ እየ ንግዛኩም ካኣ♥♥♥♥

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 3 роки тому +2

    Btami des bhalo ashikumna shikorat🥰🥰🥰😂😂

  • @ትግራወቲ
    @ትግራወቲ 3 роки тому +2

    እታ ጓል ግን ቁሩብ ክትስተካከሊ ኣለኪ፣🤔🤔

  • @ሃረግ
    @ሃረግ 2 роки тому +1

    ደሰ ክትብሉ ደቃ ትግራይ ዓደይ