Eritrea, ንዜጋታት ምድራዊት ገሃነም ዝኾነት ሃገር፡ (ዕላል ኣባል ስለያን መርማሪን ነበር)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 42

  • @ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ
    @ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ 3 місяці тому +10

    አዚና ነድንቀካ ከማካ ይብዝሑ ህዝብና ካአ ራህዋ የውርደሉ እግዚአብሔር ።

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 місяці тому

      Brhane.afro.abey.alka.hege.💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 3 місяці тому +3

    ብጣዕሚ ዝንአድ አቀራርባ::ብሕልፊ ሕቶን መልስን!! ጠጠው ግን ክብል የብሉን:: ክቅጽል አለዎ ኩሉ እቲ ጉድ ክሳብ መጨረሻ

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 3 місяці тому +6

    Thank you bro

  • @Titi-t4j
    @Titi-t4j 2 місяці тому

    ንስካ ከ ጠስሚ ትለኪ ነሪካ ሓቀይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @selam7603
    @selam7603 3 місяці тому +3

    You are 💯 Right felpos 1973 he was bodyguard of the dictator that's why he gave him the power😂😂😂

  • @ahmadadres468
    @ahmadadres468 3 місяці тому +3

    Engera alem blaE

  • @Titi-t4j
    @Titi-t4j 2 місяці тому

    33 አመት ሰብ ጠፋኡ ንግዜ ጥራይ

  • @BrhinMotivotion
    @BrhinMotivotion 3 місяці тому +3

    Eway hzbey .hzebey tefiu

  • @DanielSiyoum
    @DanielSiyoum 3 місяці тому

    Good question

  • @hawashayetrn5175
    @hawashayetrn5175 3 місяці тому +2

    Thank you for documenting this autrousity of Eritrean prison.

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 3 місяці тому +2

    ክኽክክክ ሓሳዊ ሰብ ኣብርሑቕ ዓዲ ከይዲ ኸይዱ ክሕሱ ወይ ክሓሚ ከሎ ኣለዉ ዶ ዝፈልጡና ክንሕሱ ድዮም ዝብሉ ጽቡቕ ትኽእሉ ሓሲኹም ዕምርኹም ትሕጸር

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 3 місяці тому +1

    We know that you are the Dog of them we know that you ONE of them.But we never take care .
    PLEASE please Take Care of.

  • @selamawitokubay-p1y
    @selamawitokubay-p1y 2 місяці тому +1

    Hzbey 😢😢😢

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 3 місяці тому +1

    Tabe..Jane.habue

  • @tightaraya
    @tightaraya 2 місяці тому +1

    Eway hzbey 😢😢😢

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 3 місяці тому +1

    YOU and i mean Berhane and Mesfun Hagos they are DoG of Eseyas Afewerki.

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 3 місяці тому +3

    ናትና ነገር እኮ ይገርም ኢዩ።
    #እንዳ 38 ክ/ሰ ፈንጂታት ኩሉ ኣወጽኡዎ ተባሂሉ ወጽዩ፡ ዕለት 22/05 ኲናት ምስ ጀመረ፡ እቲ ፈንጃታት ኣብ ካሻ ተኣሲሩ ጸኒሑዎም። እንዳ 49 ከኣ ካብ ዓሰብ፡ 2ተ-3ተ መዓልታት ቅድሚ እቲ ኲናት ምጅማሩ መጽዮም፡ ገና ድፋዕ ኣበይ ከምዘሎ ከይተሓበሮም ኣደዳ መዳፍዕን ኣደዳ ረሽራሻትን ሞርታራትን ኮይኖም። እታ 2ተ ሰሙን ካብ ትቐውም ክ/ሰ 15 እሞ ከኣ፡ ዘይምዝካሩ ይሓይሽ። መራሕቲ የብሎም ራዲዮ የብሎም ኣትዮም ክንደይ ኣብ ካናለታት ዑና ሸሓቕን ዑና ጎቦታት ሓዋርያን ተሪፎም። ዝገርመኒ ስለምንታይ ከ እዚ ኩሉ ሰራዊትን ታንክታትን ኣጽዋርን ናብ ገርሁ-ስርናይ ይኣቱ ኣሎ ኢሎምና ከብቅዑ፡ ኲናት ባድመ (12/05) ጀሚሩ እናሃለወ ናብ ከባቢ ደቀምሓረ ማይ ዓይኒ ክንስሕብ ተነጊሩና ነይሩ? መን ኢያ ክትኣቱ ነይራ ወይ እቲ ኣቀማምጣ ድፍዕ ሰራዊት ኤርትራ ኣጽሊኡዎም ኣይፈልጥን። ከምኡ እንተኮይኑ ኣቐዲሞም ዘይገበሩዎ ኣብ ኣንፉን-ዕርበቱን ተደልዩ ነይሩ? ጀነራላት ኢትዮጲያ ካርታ ክሕንጽጹ ናትና ከኣ ተንኮል ኣብ ልዕሊ ህዝቦምን ሰራዊቶምን ይሕንፁ ነይሮም።

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 3 місяці тому +3

    Eway ezi hzbi rekibwo zelo mekera 😢

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 3 місяці тому +1

    ክቡር ሓው ከማኻትኩም ዝኣመሰሉ ሰባት ማህደር ስለዝኾንኩም ንጽባሕ ንህዝቢ ኤርትራ ተድልይዎ ኢኹም እሞ ጥንቅቕ ኢልኩም ጽንሑ

  • @BrhinMotivotion
    @BrhinMotivotion 3 місяці тому +3

    Bruk haw nayti zteaxwe wuxue hzbika dimxi eka

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 3 місяці тому +2

    Eritrawyan meshamush bekeyti hibreteseb eyom kindey ashihat eritrawyan bzeygeben teasirom hine keyfedeyu sdrsbet bedeltom biselam yinebru alewu ezi eti dikmet eritrawi eyu

  • @Nikki-t4v
    @Nikki-t4v 3 місяці тому

    How I can meet this guy

  • @yoelkm8178
    @yoelkm8178 3 місяці тому

    ኣብ ምሉእ ዓለም ጎዶሎ ዘይ ብሉ የሎን ካልኣይ ብዓይንኻ ርኢኻ ፍረድ እምበር ብኢለሞ ወይ ሰሚዐ ኢልካ ኣይ ትፍረድ ፣ስለዚ ካብ ዘረባ ጥራይ ግን ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ይብሉ ኣቦታት ፣ካብ ብዙሕ ምዝራብ ሓዲኡ ምግባር`ዶ ኣይ ምሓሸን ካብ ኣብ ደገ ኮንካ ብዙሕ ምዝራብ መኽንያቱ ኣብ ደገ ኮንካ በዚ ናይ ስነ ሓሳብ ኩሉ ሰብ ዝሰማማዕ የሎን ገለ ብሃይማኖት ይዛረብ ገለ ብኣውራጃ ይዛረብ ገለ ብኣግኣዝያን ይዛረብ ገለ ብፓርቲታት ይዛረብ እዛ ሃገር ከይ ኣተኹም ጥራይ ጎጃጂልኩማ እንተ ኣቲኹም`ከ ከመይ ክትከውን`ያ ትብሉ ኢልኩም ሓሲብኩም`ዶ ትፈልጡ? ኣብ መወዳእታ ከመይ ክትከውን`ያ እታ ኤርትራ ምስዚ ናይ ጎሮቤትና ዘሎና ሽግራት ምስዚ ናትኩም ዝግበር ዘሎ ምፍልላያት እታ ሃገር ናበይ ገጻት ትኸይ ኢልኩም ትሓስቡ`ዶ?

  • @HenokDaniel-lh8jn
    @HenokDaniel-lh8jn 3 місяці тому +1

    Seraqi

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 3 місяці тому

    ናይ ህዝቢ ገንዘብ ሰሰሪቅኩም መጺዅም አይትረቡሽና

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 3 місяці тому

    Begiey tsefia kimileselu aygibaaen

  • @solomonkfle2831
    @solomonkfle2831 3 місяці тому +1

    ብርሃነ ኣፍሮ ናይ 1973 መንካዕ ዝነበረ ኣቀድም ኣቢሉ ኢሰያስ ስለያ ኢሉ ምስ በዓል ተኽለ ኪዳነ ዝቐጥቀጦም ድዩ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ወይስ ናይ ኣስማት ምምስሳል እዩ?

    • @Wediharestay
      @Wediharestay 3 місяці тому +2

      Profile smu eyu Berhane Afro zbl abti Paltalk. Mnalbat zemedu ykewn swue Berhane Afro

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 3 місяці тому

    ንስኻ መን ኢኻ ንባዕልኻ ? ጅግና : ደፋር : መዓንጣ ትበተኽ ? ንስኻ ምሽሙሽ በትኪ ኢኻ ። ከም በዓል ንስኻ መላኻዕቲ: ጽቡሕን ዘይጽቡሕን ሃለው ዝብሉ ዕቡዳት' ሰባት'ዮም ካንሰር ሃገር ትበሃሉ ። ክንደይ ጋዕጋዕ ሕማማ ሕማም ሕብረተሰብ ክትገብሮ ትፍትን ። ሐሕማምኩም ከኣሉልና ።

  • @Titi-t4j
    @Titi-t4j 2 місяці тому

    ሕጂ እታ ክጠቅም እዩ ሓሰውቲ

    • @EfremEstifanos
      @EfremEstifanos 2 місяці тому

      Ytkem aytkem znebere tarik u znegr zelo

    • @Titi-t4j
      @Titi-t4j Місяць тому

      @@EfremEstifanos 😂😂😂😂😂

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 3 місяці тому

    nazi wedi hakeja meslu zerkebu do alo nekulu yeflet eya , zebel

  • @haregumirach3707
    @haregumirach3707 3 місяці тому

    Ezizereba ayedleynan eyu

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om 3 місяці тому +1

    Ata hawna tihu aloka.
    Tarik mehari okbazgin reisi mrakin ayfeletkayon.
    Please tfelto tezareb.

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 3 місяці тому +1

    Gain.bal.hamuot