Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቢትወደድ ጥራሕ እዩ ስዉኣት ብጾቱ ዘይጠለመ..ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ከተግብር ዝጸዓረ..ኣምላክ ምሱኡ ይኩን ብሂወት ወጺኡ የርእየና👌🏽👌🏽👌🏽❣️
ናይ ብሓቂ
ጅግና ጥራይ ዘይገልጾ ነቢ ሓቒ one day
Our heroooo.❤ቢተው ጅግና እግዚኣብሄር ምሳኻ ። ናይ በሓቂ ሰብ!
ዋው ዋው ዋው ዋው ዋው ናይ በሓቂ ወርቃዊ ቃላት🌼🌳🌹🌸💐👌🖐🌴🌺💮💪👍🍃🌿🌵🍀🌲
ቢተው ጅግና
ቢተው ሓደን ኣርኣያን🙏💪🏽😭
Aye nhna kabzi ዝዓቢ ::ነጥቢ ዘለዎ ዘረባ ሰሚዕናዘይ ንርዳእ ሙኻና ኢዩ ዝገርም 😭😢😭😭💔💔💔
ጅግና ከምዚ ዓይነት ሰብ የሎን ጅግና
My hero you are always in my heart.
May God give you strength to keep fighting ! Praying for justice for our beloved people 🇪🇷
ብሓቂ ወርቃዊ ቃላት
You are a true leader and hero, we Eritreans let you down from day one, God willing you will be free soon!!
ቢተወይ ጅግና
ጅግና ወዲ ህዝቢ ቢተዉ። ወደባት ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍
ቢተው ጅግና ከማኻ ለዋህ መራሒ ኢዩ ዘድልያ ኔሩ ነዛ ሃገር
እዋይ ናይ ሃገርና ኽብሪ ብዘይ ፍላጥ ኣጥፊናዮ!!!"ንስኻ ኣይ ተለምካን እቲ ኣበይ ኣሎ ክብለኒ ዩ ትብሎ ዘለካ ህዝቢ ሰኒፉ.... ብሓቂ ሰንፍና.
Ahhhhh abo haqi ab zelkayo amlak msaka ykun 💔🙏💒🙏
ቢተው ወርቂ ቃላቱ ነዓካ ምስ ኣጥፍኡ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጠፊኡ
ናይ ብሓቂ ወርቃዊ ዘረባ
ቢተው ጅግና፡ ጃገኑ፡ ወርቃዊ ቃላት፡ ኣብ ዘለኻዮ፡ ጥዕና የሃብካ!!!
Exceptional hero.
ሩሙስ ህዝቢ እንዳ ኣጣቅዕ ባ ኣብ ሸላ ኣብ ጸላም ኣንቢርካ መዎጽኦ ይፍጠረልካ ባባየየ 💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔🇪🇷⛓
Ezbi Eritrea da telumuka endu 😢😢
ጀግና ቢትወደድ ኣብርሃ ቃላትካስ ወርቅ ኢዩ ነይሩ ምስመን ኢሞ ንመን አሞ ኣየናይ ሕዝቢ 😥😢🙏🏾
Never ever again like betwaded hero heart of eritrean!
ቢተወይ ጅግና ዓሕ እዚ ዝመስል ርእሲ ዶ ኣብ ሸላ ይበሊ እዋይ ኤርትራ ሃገረይ
ገሊጸ ኣይክእሎን ፍረቃላትካ ልዕሊ ዓቅመዩ ንዓይ ኣይክእሎንየ ብምንታይ ክምስሎ ብደለካዮ ኣምላክ ይሓልካ !!!
ቤቱዉ ኣቦ ሃቂ
ኣቦና ቢትወደድ ኣምላክ ካብቲ ዘለካዮ ጸበባ የጋላግልካ
እንታይ ዝበለ ብስለት እዩ ዝውንን ግን ገሪሙኒ :: exaptional Hero 🇪🇷, ኣጆኻ ኣብታ ትምነያ ሓራ ኤርትራ ከም ኔልሶን ማንደላ ናይ ኖቤል ስልማት ክትወስድ ኢኻ :ካብቲ ጸላም ብሂወት ክትወጽእ ንፈጣሪ ይልምነልካ 🙏
ቢቶዉ መምህር ሕዝቢ ኤርትራ ሐወልትና እዩ🌲🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌲
Our Hero ❤️💪
Eway mewaxit yfteralka egzbihar amlak 🤲🙏🤲
ናትካ ፍትሒስ ፍሉይ ኢዩ ኣነ ቢትወደት ጥራሕ ኢዩ ከብደይ ዝበልዐኒ
G 15 KE
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹jgna abo nay Eritrea
ንህዝቢ ኤርትራ ዝኣመነ ማይ ከም ዝሓቖነ'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ጠሊምካ'ዩ ቢቶው ጅግና፡ እንሆ ከኣ ናይ ኢዱ ይፍደ።
ንስኻ ኸ ናይ መን ህዝቢ ኢኻ ሓሳዊ።
Haqu u telimenayo ina
@@efremyemane485 ናይ ብሓቂ እዚ'ኮ ክውሕደና ንዓና ድኣ። ምሳይ ኣይንርገጽን በሉ ንዝበለ ሰብ ጸማም እዝኒ ሂብካ'ስ ኖእ" ምርጋጽን ፡ ምጭፍላቕን ፡ ምስዳድን ይሕሸኒ ይበሃል ? 🤔
Yes ሓቅካ ህዝቢ ኣይጽረፍን እንዳ በሉ መሽቀጢ ይጥቀምሉ ህዝብና ብሓቂ ጠላም እዩ
Nay behaqi temlamat Hzbi ena wetawi nebsu, seb bzeyhgi n 30 amet mefto xelaeti jeganu zhaqula wekaru znegsula tekal hager
Our hero father Bitweded. I hope we gonna see you again soon 🙏🏽
Behaqi neaka keria keleku yenebea 😭😭 ane kegelexeka aqemi yebleyen 🙏 neana kebel zetebejewe jegena nay jeganu 🇪🇷 ahhh hegdef c abeyen gudgag kon ekum keteatwu 😡love u betweded jegena kemaka u zedeliya nieru za hager 😭😭❤️❤️❤️❤️
Wow amazing leader ahh I wish can iseyas learn somehting from betwoded.
ጹቡቅ ገርካ ድምጽ ዕቡሶት ምቅላሕካ።
Henok hawey bzhie gizea abytie jeganeio interview tegaber eika thankyou.Tekilka kea nazie jigna ezia maglagltio zenaberio wey bekariba jegnenatio zfaltio tetkirnalina.Thanks
Bitew🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷
ገዛእትና ጸሪግኩም ናጽነትና ኣረኪብኩምና ኢኹም ብተወደድ ጅግና ንሓርነትና ግን ደው ኣይበልናን ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ መንእሰያት ፡ ኣብ ክንዲ ንመሰልናን ክብርታትናን ኣብ ሃገርና ነውሕስ ናብተን ክምዚ ናህና ሽግር ሓሊፈን ኣብ ሓርነትን ክብሪ ዘጋታትን ዘውሓሳን ዘየውሓሳን ሃገራት ከዲዕናኩም ን ነብር ኣለና።
Bitew you are hero you will be remembered for ever
ኣቦ ሓቂ
Eti hade hakena tekalasay jigna 🦁♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bitew jigna
ጅግና
Bitewey jgna ኣቦ fthi bdhreka ay tamenan bali wedi berad segogemona kab adina 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
HERO
Egziabiher msaka ykun kbur nay bhaqi jgna
ማሕበራዊ ፍትሒ
Wa
Wawww
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💋💋💋💋 amlak misaka yikun hero hagerna
Bitow hero of heros
Bitew jigna!
✊✊✊✊✊💝✔REVOLUTION
Key halflna elwo ber nezi asirka do ydqes ahhh 😥😥😥
Bitaw one of great from eritrea. Best one
Herooooooo
ብብቶው ጅግና ተመሪሓ እንተትኸውን እዛ ሃገር አበይ ምበጸሐት
Kindi fre adri etikewin libona kem nay ayay biteweded kiwers nab amlak tselot Yilimin. Amen 🙏
When I hear his messages I always cry days and days. Please God help Eritrean people. Like this guy our hero.
Bitew Jgna king eritrean 🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💜💙🧡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye sebay💪 😥mahtsen ade gura gura
ለባማት ዘይ ዘይ ኮነላ ሃገር ከም ብዓል ቢተው መራሕቲ ክትረክብ ከቢድ አዩ።
ቢቶው ነብይ ሰባኺ ፍትሕን ሰላምን!!!
Beteweded hero.!!!!
Hero
እንታይ እሞ ክንገብር እግዝአቢሄር ይግለጸልና እቲ ምስጢር ☝️
🥺🥺🥺😭😭😭😭🙏🙏🙏
ሓደ ንበይኑ ከፍሪ ኣይክእልን እዩ።
እዋይ ንቅሓት ንባዓል ቢቶውሲ ኣብ መሓዩር፡ ክንደይ ድፉን ኣእምሮ ኮን መድሓነ፡ ንዕና ክትብል ዳግማይይ ብህይወት ኣብ ራእኻ የራኽበና ይኸውን ፈጣሪ እስከበል ንጽህናኻ ይርአ።
ኤርትራ ከይሓልፈላ ኢልዎ ኢንበር ወርቂ ኣብ ሸላ ዓጽካ ዶ ገበል ኣብ ስልጣን ከፍ ተብል አካ
ኣየወ ገበል ኢዝጊ ኣፍለጠካ ኢዚ ሰይጣን መራሒ ሰይጣን ኢሰያስ ኣምላኽ ዲኣ የልዕሎ ኢምበር
ak loms tewdini gele do kbl kfokseni
Amlak msaka ykun .ember kula atta rya tigrgna xemam
😭😭😭
😥
እንታይ ክንብል ፣ ንዓና ክብሉ ንእስነቶም ከፊሎም፣ ሕጂ ከኣ ገለ ንግበር ፣ ህዝቢ ኤርትራ ፣ ተቶሞ ጽቡቅ ዝገበሩልና ጀጋኑ ደቂ ሃገር ንስዓቦም ዕላምኦም፣ ከምቲ ጀግና ብተወደድ ዝበሎ ንግበርብጣዕሚ ንፍትወካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ብተወደድ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እንኮ ሰብኣይ ኤርትራዊ ጅግና ኣቦ ሓቂ ሓደ ኣብ ሓሙሽተ ሚልዮን ዝትክኦ ኣይረኸበን እንታይ ይግበር ዘይተዓደለት ሃገር እህህህህህ.....😭😭😭
ምሕረት ዘይፈልጡ ሰይጣውንቲ ኢንደሞ ረኸቡኻ ቡሩኽ ኣቦ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይሀብካ ህዝቢ ኢሪትራ ዲኣ ጀጅዩ ኩሉ ከኣ ተአሲሩ ሞይቱ ዝተረፈ ከኣ ተሰዲዱ ጂግና ኣቦና ኢሪትራ መሊሱ ከፊእዋ ኣሎ ኣምላኽ ዲኣ ምሕረት ይግበረልና ኣቦይ ኢሞ ኢስኹም መራሒና ኪትከውን ነይርኩም በዚ ሰይጣን ኢሰያስ ሀገር ዘርሞዘርሞ ገይርዋ ኣሎ
ኩቡራት ኤርትራዋያን ሃገራዋያ ካብ ሰምዕና ከም ዘይሰማዕና ንኸውን ሰምዕና ክነተግብር ንፈቲን!ንጅግና ብተወደድ ኣብራሃ ካባናስ ተርፍካ አኻ ባዕሉ ፈጣር መዋጸኦ ይፍጠረልካ
Telimnayo ena Eritreawian
ቢተ ጅግና ኣቦ ሰላም ሓቂ እሞ ሎሚ ጌጋ ዝኮነትሉ ሕማቅ እዋን እንድዩ ኮይኑ ኣምላክ ጽላሉ የንብረልካ
ኣሕ
jignan nay amlak zkone sebin ente motewun hiwet alewo
Aye lbona ezi Do ab maeserti mbeleye kokob zkone sebay hager kesirato. Amlak mewaxo yfterelka 👍⭐⭐⭐⭐❤️
Kemzi lomi yu hakey Bitew teasiru kdmi 30 Amet Erisat ngerni please kfelt delye koyne .
Fatri bisalam yewsakum kabanas tarifkum
ንብዓተይ ኣይከኣልኩን ክቆጻጸሮ ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎኻ ፡ ኣስርካን ሕድርኻን ነባሪ እዩ ፡ ናይቶም ኩሎም ስዋኣትና ዕላማ ተምሳሌት ኢኻ ። ወሎዶታት ታሪኽካ ክዝንቶ እዮ ። ኣብታ መጻኢት ኤርትራና ድማ ተምሳሌት ናይ ሓርነትን ፍትሕን ኢልና ቃልካ ከንዘንቱ ፡ ዝኽርኻ ኣብ ቅርዓት ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ከንንብር ኢና ። ንኹሉ ግዜ ዘይትልወጥ ተምሳሌት ናይ ሰላም ፡ ኣቦ ዕርቂ ፡ ርሑቕ ጠማቲ።
Bitew Abo fthi
Bitu Anbesa aijkho teray one day inshilha
Ade welida tmkeennn jigna wedi hzbi🇪🇷
Bitweded Abraha Well said. kulom kemaka narom tetekonu dekeka kemzi gerna aymetesedednan nerna or kemdeki Zegaru fah aymebelnan neru< Ezi husum Isaias tetsawetelna.
Jigna nay jeganu werqawi kalat, ezom kedat nnebaelom ywedu alewu, Amlak bselam yewxka men mo yhtet Hager telima
Jgna memhr Eritrea 🇪🇷
Entay ele km zgelxeka tefeniKalat yebleyn
Haswi feraha hezibi eyu eritreawian
Jigna nerka hzbi telimka
Nayi jegnia aynbern tarike u zawerise abe Ailme kamize zabla sanfnia yelan nazyi telimka kamy gariu xebuke karibe edika hazbyi eritrea tebribrie ata hezbyi dakise yekila ewayi tefiate Amlke mesika yekuan jegnia batwedide Abrhia
nbeal Bitow ente nsemom nerna abzi atnayo zelena delhamet aymatenan
Just world it didn't work with esayas he still going to vanishing more Eritrean people it's to sad =
ቢትወደድ ጥራሕ እዩ ስዉኣት ብጾቱ ዘይጠለመ..ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ከተግብር ዝጸዓረ..ኣምላክ ምሱኡ ይኩን ብሂወት ወጺኡ የርእየና👌🏽👌🏽👌🏽❣️
ናይ ብሓቂ
ጅግና ጥራይ ዘይገልጾ ነቢ ሓቒ
one day
Our heroooo.❤ቢተው ጅግና እግዚኣብሄር ምሳኻ ። ናይ በሓቂ ሰብ!
ዋው ዋው ዋው ዋው ዋው ናይ በሓቂ ወርቃዊ ቃላት🌼🌳🌹🌸💐👌🖐🌴🌺💮💪👍🍃🌿🌵🍀🌲
ቢተው ጅግና
ቢተው ሓደን ኣርኣያን🙏💪🏽😭
Aye nhna kabzi ዝዓቢ ::ነጥቢ ዘለዎ ዘረባ ሰሚዕና
ዘይ ንርዳእ
ሙኻና ኢዩ ዝገርም 😭😢😭😭💔💔💔
ጅግና ከምዚ ዓይነት ሰብ የሎን ጅግና
My hero you are always in my heart.
May God give you strength to keep fighting ! Praying for justice for our beloved people 🇪🇷
ብሓቂ ወርቃዊ ቃላት
You are a true leader and hero, we Eritreans let you down from day one, God willing you will be free soon!!
ቢተወይ ጅግና
ጅግና ወዲ ህዝቢ ቢተዉ። ወደባት ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍
ቢተው ጅግና ከማኻ ለዋህ መራሒ ኢዩ ዘድልያ ኔሩ ነዛ ሃገር
እዋይ ናይ ሃገርና ኽብሪ ብዘይ ፍላጥ ኣጥፊናዮ!!!"
ንስኻ ኣይ ተለምካን እቲ ኣበይ ኣሎ ክብለኒ ዩ ትብሎ ዘለካ ህዝቢ ሰኒፉ.... ብሓቂ ሰንፍና.
Ahhhhh abo haqi ab zelkayo amlak msaka ykun 💔🙏💒🙏
ቢተው ወርቂ ቃላቱ ነዓካ ምስ ኣጥፍኡ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጠፊኡ
ናይ ብሓቂ ወርቃዊ ዘረባ
ቢተው ጅግና፡ ጃገኑ፡ ወርቃዊ ቃላት፡ ኣብ ዘለኻዮ፡ ጥዕና የሃብካ!!!
Exceptional hero.
ሩሙስ ህዝቢ እንዳ ኣጣቅዕ ባ ኣብ ሸላ ኣብ ጸላም ኣንቢርካ መዎጽኦ ይፍጠረልካ ባባየየ 💔😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔🇪🇷⛓
Ezbi Eritrea da telumuka endu 😢😢
ጀግና ቢትወደድ ኣብርሃ ቃላትካስ ወርቅ ኢዩ ነይሩ ምስመን ኢሞ ንመን አሞ ኣየናይ ሕዝቢ 😥😢🙏🏾
Never ever again like betwaded hero heart of eritrean!
ቢተወይ ጅግና ዓሕ እዚ ዝመስል ርእሲ ዶ ኣብ ሸላ ይበሊ እዋይ ኤርትራ ሃገረይ
ገሊጸ ኣይክእሎን ፍረቃላትካ ልዕሊ ዓቅመዩ ንዓይ ኣይክእሎንየ ብምንታይ ክምስሎ ብደለካዮ ኣምላክ ይሓልካ !!!
ቤቱዉ ኣቦ ሃቂ
ኣቦና ቢትወደድ ኣምላክ ካብቲ ዘለካዮ ጸበባ የጋላግልካ
እንታይ ዝበለ ብስለት እዩ ዝውንን ግን ገሪሙኒ :: exaptional Hero 🇪🇷, ኣጆኻ ኣብታ ትምነያ ሓራ ኤርትራ ከም ኔልሶን ማንደላ ናይ ኖቤል ስልማት ክትወስድ ኢኻ :ካብቲ ጸላም ብሂወት ክትወጽእ ንፈጣሪ ይልምነልካ 🙏
ቢቶዉ መምህር ሕዝቢ ኤርትራ ሐወልትና እዩ🌲🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌲
Our Hero ❤️💪
Eway mewaxit yfteralka egzbihar amlak 🤲🙏🤲
ናትካ ፍትሒስ ፍሉይ ኢዩ
ኣነ ቢትወደት ጥራሕ ኢዩ ከብደይ ዝበልዐኒ
G 15 KE
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹jgna abo nay Eritrea
ንህዝቢ ኤርትራ ዝኣመነ ማይ ከም ዝሓቖነ'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ጠሊምካ'ዩ ቢቶው ጅግና፡ እንሆ ከኣ ናይ ኢዱ ይፍደ።
ንስኻ ኸ ናይ መን ህዝቢ ኢኻ ሓሳዊ።
Haqu u telimenayo ina
@@efremyemane485 ናይ ብሓቂ እዚ'ኮ ክውሕደና ንዓና ድኣ። ምሳይ ኣይንርገጽን በሉ ንዝበለ ሰብ ጸማም እዝኒ ሂብካ'ስ ኖእ" ምርጋጽን ፡ ምጭፍላቕን ፡ ምስዳድን ይሕሸኒ ይበሃል ? 🤔
Yes ሓቅካ ህዝቢ ኣይጽረፍን እንዳ በሉ መሽቀጢ ይጥቀምሉ ህዝብና ብሓቂ ጠላም እዩ
Nay behaqi temlamat Hzbi ena wetawi nebsu, seb bzeyhgi n 30 amet mefto xelaeti jeganu zhaqula wekaru znegsula tekal hager
Our hero father Bitweded. I hope we gonna see you again soon 🙏🏽
Behaqi neaka keria keleku yenebea 😭😭 ane kegelexeka aqemi yebleyen 🙏 neana kebel zetebejewe jegena nay jeganu 🇪🇷 ahhh hegdef c abeyen gudgag kon ekum keteatwu 😡love u betweded jegena kemaka u zedeliya nieru za hager 😭😭❤️❤️❤️❤️
Wow amazing leader ahh
I wish can iseyas learn somehting from betwoded.
ጹቡቅ ገርካ ድምጽ ዕቡሶት ምቅላሕካ።
Henok hawey bzhie gizea abytie jeganeio interview tegaber eika thankyou.
Tekilka kea nazie jigna ezia maglagltio zenaberio wey bekariba jegnenatio zfaltio tetkirnalina.
Thanks
Bitew🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷
ገዛእትና ጸሪግኩም ናጽነትና ኣረኪብኩምና ኢኹም ብተወደድ ጅግና ንሓርነትና ግን ደው ኣይበልናን ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ መንእሰያት ፡ ኣብ ክንዲ ንመሰልናን ክብርታትናን ኣብ ሃገርና ነውሕስ ናብተን ክምዚ ናህና ሽግር ሓሊፈን ኣብ ሓርነትን ክብሪ ዘጋታትን ዘውሓሳን ዘየውሓሳን ሃገራት ከዲዕናኩም ን ነብር ኣለና።
Bitew you are hero you will be remembered for ever
ኣቦ ሓቂ
Eti hade hakena tekalasay jigna 🦁♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bitew jigna
ጅግና
Bitewey jgna ኣቦ fthi bdhreka ay tamenan bali wedi berad segogemona kab adina 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
HERO
Egziabiher msaka ykun kbur nay bhaqi jgna
ማሕበራዊ ፍትሒ
Wa
Wawww
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💋💋💋💋 amlak misaka yikun hero hagerna
Bitow hero of heros
Bitew jigna!
✊✊✊✊✊💝✔REVOLUTION
Key halflna elwo ber nezi asirka do ydqes ahhh 😥😥😥
Bitaw one of great from eritrea. Best one
Herooooooo
ብብቶው ጅግና ተመሪሓ እንተትኸውን እዛ ሃገር አበይ ምበጸሐት
Kindi fre adri etikewin libona kem nay ayay biteweded kiwers nab amlak tselot
Yilimin. Amen 🙏
When I hear his messages I always cry days and days. Please God help Eritrean people. Like this guy our hero.
Bitew Jgna king eritrean 🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💜💙🧡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye sebay💪 😥mahtsen ade gura gura
ለባማት ዘይ ዘይ ኮነላ ሃገር ከም ብዓል ቢተው መራሕቲ ክትረክብ ከቢድ አዩ።
ቢቶው ነብይ ሰባኺ ፍትሕን ሰላምን!!!
Beteweded hero.!!!!
Hero
እንታይ እሞ ክንገብር እግዝአቢሄር ይግለጸልና እቲ ምስጢር ☝️
🥺🥺🥺😭😭😭😭🙏🙏🙏
ሓደ ንበይኑ ከፍሪ ኣይክእልን እዩ።
እዋይ ንቅሓት ንባዓል ቢቶውሲ ኣብ መሓዩር፡ ክንደይ ድፉን ኣእምሮ ኮን መድሓነ፡ ንዕና ክትብል ዳግማይይ ብህይወት ኣብ ራእኻ የራኽበና ይኸውን ፈጣሪ እስከበል ንጽህናኻ ይርአ።
ኤርትራ ከይሓልፈላ ኢልዎ ኢንበር ወርቂ ኣብ ሸላ ዓጽካ ዶ ገበል ኣብ ስልጣን ከፍ ተብል አካ
ኣየወ ገበል ኢዝጊ ኣፍለጠካ ኢዚ ሰይጣን መራሒ ሰይጣን ኢሰያስ ኣምላኽ ዲኣ የልዕሎ ኢምበር
ak loms tewdini gele do kbl kfokseni
Amlak msaka ykun .ember kula atta rya tigrgna xemam
😭😭😭
😥
እንታይ ክንብል ፣ ንዓና ክብሉ ንእስነቶም ከፊሎም፣ ሕጂ ከኣ ገለ ንግበር ፣ ህዝቢ ኤርትራ ፣ ተቶሞ ጽቡቅ ዝገበሩልና ጀጋኑ ደቂ ሃገር ንስዓቦም ዕላምኦም፣ ከምቲ ጀግና ብተወደድ ዝበሎ ንግበር
ብጣዕሚ ንፍትወካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ብተወደድ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እንኮ ሰብኣይ ኤርትራዊ ጅግና ኣቦ ሓቂ ሓደ ኣብ ሓሙሽተ ሚልዮን ዝትክኦ ኣይረኸበን እንታይ ይግበር ዘይተዓደለት ሃገር እህህህህህ.....😭😭😭
ምሕረት ዘይፈልጡ ሰይጣውንቲ ኢንደሞ ረኸቡኻ ቡሩኽ ኣቦ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይሀብካ ህዝቢ ኢሪትራ ዲኣ ጀጅዩ ኩሉ ከኣ ተአሲሩ ሞይቱ ዝተረፈ ከኣ ተሰዲዱ ጂግና ኣቦና ኢሪትራ መሊሱ ከፊእዋ ኣሎ ኣምላኽ ዲኣ ምሕረት ይግበረልና ኣቦይ ኢሞ ኢስኹም መራሒና ኪትከውን ነይርኩም በዚ ሰይጣን ኢሰያስ ሀገር ዘርሞዘርሞ ገይርዋ ኣሎ
ኩቡራት ኤርትራዋያን ሃገራዋያ ካብ ሰምዕና ከም ዘይሰማዕና ንኸውን ሰምዕና ክነተግብር ንፈቲን!ንጅግና ብተወደድ ኣብራሃ ካባናስ ተርፍካ አኻ ባዕሉ ፈጣር መዋጸኦ ይፍጠረልካ
Telimnayo ena Eritreawian
ቢተ ጅግና ኣቦ ሰላም ሓቂ እሞ ሎሚ ጌጋ ዝኮነትሉ
ሕማቅ እዋን እንድዩ ኮይኑ
ኣምላክ ጽላሉ የንብረልካ
ኣሕ
jignan nay amlak zkone sebin ente motewun hiwet alewo
Aye lbona ezi Do ab maeserti mbeleye kokob zkone sebay hager kesirato. Amlak mewaxo yfterelka 👍⭐⭐⭐⭐❤️
Kemzi lomi yu hakey Bitew teasiru kdmi 30 Amet Erisat ngerni please kfelt delye koyne .
Fatri bisalam yewsakum kabanas tarifkum
ንብዓተይ ኣይከኣልኩን ክቆጻጸሮ ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎኻ ፡ ኣስርካን ሕድርኻን ነባሪ እዩ ፡ ናይቶም ኩሎም ስዋኣትና ዕላማ ተምሳሌት ኢኻ ። ወሎዶታት ታሪኽካ ክዝንቶ እዮ ። ኣብታ መጻኢት ኤርትራና ድማ ተምሳሌት ናይ ሓርነትን ፍትሕን ኢልና ቃልካ ከንዘንቱ ፡ ዝኽርኻ ኣብ ቅርዓት ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ከንንብር ኢና ። ንኹሉ ግዜ ዘይትልወጥ ተምሳሌት ናይ ሰላም ፡ ኣቦ ዕርቂ ፡ ርሑቕ ጠማቲ።
Bitew Abo fthi
Bitu Anbesa aijkho teray one day inshilha
Ade welida tmkeennn jigna wedi hzbi🇪🇷
Bitweded Abraha Well said. kulom kemaka narom tetekonu dekeka kemzi gerna aymetesedednan nerna or kemdeki Zegaru fah aymebelnan neru< Ezi husum Isaias tetsawetelna.
Jigna nay jeganu werqawi kalat, ezom kedat nnebaelom ywedu alewu, Amlak bselam yewxka men mo yhtet Hager telima
Jgna memhr Eritrea 🇪🇷
Entay ele km zgelxeka tefeni
Kalat yebleyn