Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሬድዮ ኤረና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ታሪኽ ኮዋኽብቲ ምስናድኩም ነመስግን👍
ብሉጽ ኣቀራርባ ከም ኩሉ ግዜ። የቀንየልና ኣስመሮም!❤
Bravo Asmie. Danke Danke!
Danke ኣይንርስዓኩምን ❤ 😭
ራድዮ ኤረና ወትሩ ብልጽቲ ሚድያ
ብሓፈሻ ረድዮ ኤረና፡ ብፍላይ፡ ኣዳለውትን ኣቅረብትን እዚ መደብ፡ ሰኣን ስርና ከምዚ ጌሩ ዘቕርብ መደባት ዘይምህላዉ፡ ብሓቂ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣሎ እዚ ወለዶና፡ ኤርትራዊ ኢየ እናበለ ምስ ኤርትራዊ ዘብሎ ክብርታቱ ይጋጮ፡ ይቃለስ ኣለኹ እናበለ ጸረህዝባውያን ተቓለስትን ይሰርሕ፡ ታሪኽ ክሰርሕ ኢየ እናበለ ብኣልማማ ምስ ሕሉፍ ታሪኽ ይባኣስ፡ እሞ ከኣ ክውን ስለዝኾነ ኣይእረ ኣይሕፈስ ምስ ሕሉፍ ይጋጮ፡ ሰኣን ጽቡቕን ሕማቑን ክፈልጥ ህ ህ ህ ምባል፡ ሓቂ ይሓይሽ እንታይ ዘይገበረ፡ ተበለጽቲ ሓይልታት ኣብ መድረኽ ቃልሲ ቀዲሞሞ ኣብ ጻልጣ ፍልጠቱ። ብዝኮነ ክትቅጽሉ ከምዚ ዝበለ መደባት ንምሕጸነኩም።
እንታይ መሲሉካ፥ ዝበዝሑ ኣባላት ደምበ ኾለል ነዚ ታሪኽ እዚ ኣይኣምኑሉን ኢዮም። እዚ ከም መቃለሲ ክጠቅም ዝግቦኦ፥ እዞም ናይ ወጻኢ ተጋደልቲ፥ ተገምጢሎም ንኢሰያስ ዘገልግሉ ዝነበሩ'ዮም፥ ምስ ኢሳያስ ብሙዃን ንመንካዕ'ዶ የሚን ዝቐተሉ'ዮም እናበሉ ከናሽዉዎም ይውዕሉ ኣሎዉ።ዕድለኛ ኢሳያስ ካኣ ነጻ ኾይኑ ይነብር ኣሎ።
Betaime ena nemesgen Bro
Allah yerham.
ሬድዮ ኤሬና ጹቡቅ ስራሕ እንበር ኮዋኽብቲ
welcome back bro 1
❤❤❤❤❤❤
ሓሚድ ሕምድ ጀጋኑ ጠፊኦም 😢
😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
So.sad
ገሪሙኒ እዚ ዘለናዮ ኩነታት ብልክዕ ገሊጽዎ፡ ሎሚ ን ኢሰያስ ተተቃዊምካ ንሃገር ክሒድካ፡ ሃገር ሸጥካ፡ ይብሉኻ ደገፍቱ፡ ክንደይ ሊቃውንቲ ኢዮም ጠፊኦም
የቀንየልና እስመሮም ሃይለ፡ እዚ ተቅርቦ ዘሎኻ ታሪኽ ምዝኽኻር ነቶም ዠርከቡሉ ዝዘንግዑ ነቶም ዘየርከቡሉ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣፍልጦ ይኾኖም፡ ውልቀ መላኺኢሰያስ ካብ መጀመርታ ንእብርሃም ተወልደ ምስቀተሎ፡ ንወዲ ዓፋ ፡ ቀጺሉ ክንደይ እሞ ክንብል ፡ ሕጂ ድማ ነዞን ኣርካናት ገድሊ ወዲኡዎም፡ እዞም ንኢሰያስ ከተሕጉሱ መሲሉኩም ትጻረፉ፡ ንነብሱኩም ብከዩላ፡ ሓደ መዓልቲ ክብሪ ኣትረክቡን ኢኹም ውጢም ቅልቅል እንተኢልኩም ክበልዓኩም እዩ፡ መጣቃዕቲ
ብ ሙዚቃ ጥፋእ ዳኣምበር ዘረባኻ ዲና ክንሰምዕ ዋላ ሙዚቃ ናዓል ኣቡኹ!!
Why we support this Radio is belongs to France 🇫🇷
Stupid
He is Sudanese I grew in sudan He should not be in central committee
But who are you? 😃!
Why they made cc if he is Sudans how come he join eplf
Mulugeta illiterate and ignorant open you mind to to read the reality.
that means u r sudanese, Yinealabutek
@@Maycherhi2808How does growing up in Sudan make you Sudanese, overriding your original roots? 😮
Ztefeshet media hasotn khdetn entay ktgebru surkum tmonkos radio hasot
N‘riessikha yigberelka tsere haqi !
All your information fakes
ሱቅ በል በጊዕ፡ እንታይ ኣፍሊት ካ።።
Ente ‚ hishuka dimtsi hafash sima‘e
ሬድዮ ኤረና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ታሪኽ ኮዋኽብቲ ምስናድኩም ነመስግን👍
ብሉጽ ኣቀራርባ ከም ኩሉ ግዜ። የቀንየልና ኣስመሮም!❤
Bravo Asmie. Danke Danke!
Danke ኣይንርስዓኩምን ❤ 😭
ራድዮ ኤረና ወትሩ ብልጽቲ ሚድያ
ብሓፈሻ ረድዮ ኤረና፡ ብፍላይ፡ ኣዳለውትን ኣቅረብትን እዚ መደብ፡ ሰኣን ስርና ከምዚ ጌሩ ዘቕርብ መደባት ዘይምህላዉ፡ ብሓቂ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣሎ እዚ ወለዶና፡ ኤርትራዊ ኢየ እናበለ ምስ ኤርትራዊ ዘብሎ ክብርታቱ ይጋጮ፡ ይቃለስ ኣለኹ እናበለ ጸረህዝባውያን ተቓለስትን ይሰርሕ፡ ታሪኽ ክሰርሕ ኢየ እናበለ ብኣልማማ ምስ ሕሉፍ ታሪኽ ይባኣስ፡ እሞ ከኣ ክውን ስለዝኾነ ኣይእረ ኣይሕፈስ ምስ ሕሉፍ ይጋጮ፡ ሰኣን ጽቡቕን ሕማቑን ክፈልጥ ህ ህ ህ ምባል፡ ሓቂ ይሓይሽ እንታይ ዘይገበረ፡ ተበለጽቲ ሓይልታት ኣብ መድረኽ ቃልሲ ቀዲሞሞ ኣብ ጻልጣ ፍልጠቱ። ብዝኮነ ክትቅጽሉ ከምዚ ዝበለ መደባት ንምሕጸነኩም።
እንታይ መሲሉካ፥ ዝበዝሑ ኣባላት ደምበ ኾለል ነዚ ታሪኽ እዚ ኣይኣምኑሉን ኢዮም። እዚ ከም መቃለሲ ክጠቅም ዝግቦኦ፥ እዞም ናይ ወጻኢ ተጋደልቲ፥ ተገምጢሎም ንኢሰያስ ዘገልግሉ ዝነበሩ'ዮም፥ ምስ ኢሳያስ ብሙዃን ንመንካዕ'ዶ የሚን ዝቐተሉ'ዮም እናበሉ ከናሽዉዎም ይውዕሉ ኣሎዉ።
ዕድለኛ ኢሳያስ ካኣ ነጻ ኾይኑ ይነብር ኣሎ።
Betaime ena nemesgen Bro
Allah yerham.
ሬድዮ ኤሬና ጹቡቅ ስራሕ እንበር ኮዋኽብቲ
welcome back bro 1
❤❤❤❤❤❤
ሓሚድ ሕምድ ጀጋኑ ጠፊኦም 😢
😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
So.sad
ገሪሙኒ እዚ ዘለናዮ ኩነታት ብልክዕ ገሊጽዎ፡ ሎሚ ን ኢሰያስ ተተቃዊምካ ንሃገር ክሒድካ፡ ሃገር ሸጥካ፡ ይብሉኻ ደገፍቱ፡ ክንደይ ሊቃውንቲ ኢዮም ጠፊኦም
የቀንየልና እስመሮም ሃይለ፡ እዚ ተቅርቦ ዘሎኻ ታሪኽ ምዝኽኻር ነቶም ዠርከቡሉ ዝዘንግዑ ነቶም ዘየርከቡሉ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣፍልጦ ይኾኖም፡ ውልቀ መላኺኢሰያስ ካብ መጀመርታ ንእብርሃም ተወልደ ምስቀተሎ፡ ንወዲ ዓፋ ፡ ቀጺሉ ክንደይ እሞ ክንብል ፡ ሕጂ ድማ ነዞን ኣርካናት ገድሊ ወዲኡዎም፡ እዞም ንኢሰያስ ከተሕጉሱ መሲሉኩም ትጻረፉ፡ ንነብሱኩም ብከዩላ፡ ሓደ መዓልቲ ክብሪ ኣትረክቡን ኢኹም ውጢም ቅልቅል እንተኢልኩም ክበልዓኩም እዩ፡ መጣቃዕቲ
ብ ሙዚቃ ጥፋእ ዳኣምበር ዘረባኻ ዲና ክንሰምዕ ዋላ ሙዚቃ ናዓል ኣቡኹ!!
Why we support this Radio is belongs to France 🇫🇷
Stupid
He is Sudanese
I grew in sudan
He should not be in central committee
But who are you? 😃!
Why they made cc if he is Sudans how come he join eplf
Mulugeta illiterate and ignorant open you mind to to read the reality.
that means u r sudanese, Yinealabutek
@@Maycherhi2808
How does growing up in Sudan make you Sudanese, overriding your original roots? 😮
Ztefeshet media hasotn khdetn entay ktgebru surkum tmonkos radio hasot
N‘riessikha yigberelka tsere haqi !
All your information fakes
ሱቅ በል በጊዕ፡ እንታይ ኣፍሊት ካ።።
Ente ‚ hishuka dimtsi hafash sima‘e