Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
መምህር መኬ ብጠዕሚ ጽበቅ ኣቀራርባ መደብ: ብፍላይ ኩሉ ኣይጸገበን ትብል ህልው ኩነታትና ርኢካ ስንፍላል ይብሉ ወለዲ
ኣምላኽ ገነቱ ከፊቱ ይቀበሎ ነቦና በየነ
Thanks ayana betami mesati 😍
ብሓቂ
ሰላም ንዓኻ ይኩን ሓወይ ። ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ መጻሕፍቲ ናይ በየነ ሃይለ ኣብ ኩሉ ደልየ ሲኢነዮ ኣበይ ክረኽቦ ይኽእል እባ ተሓባበረኒ ሓወይ ምስ ሰናይ ይቅረቱኡ።
Htoy nsa eya nera.
Eza huto nay wun tegedseni eya tegediska ketmlselna kindey xbuk neru
ኤርትራዊ "Federic Nietzsche" እንታይ ሞ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ናቱ ስራሕ ከስተማቕርን ክርዳእን 2-3 ወሎዶ ክወስደሉ ዩ! ተስፋ ይገብር "ዓቢዱ ዶ ትብልዎ 2" ኣነ ይደርሳ ይኸውን
❤❤❤❤❤❤❤
😘👌
Mexhaftu bkemey knrekibo nkiel
Beyene haile 2006 ab college mai nefhi mexiuna neru kulu elalu.sihaku tibeb eyou.tihut .hafar thimesil silent theribish sound theyblu seb eyou.motu bhaki n Eritrean liturature bhamak hasiyiwo eyou.
Waaw mosaic nay behaki zekurk srah
10q beyene Haile.
ሰላም ከመይ ትከውን መኮነን ሓውና፡ ብተቅርቦም መደባት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ። እዛ ዓቢዱዶ ትብልዎ ናይ በየነ ሃይለ ኣብ ሰማያት bookstore ክረክባ ኣይካልኩም ገለ ብከመይ ክንረክባ ንክእል ገለ ሓበረታ ክትበኒ ምደለኩ የከንየለይ።
ሰላም ዓወት moka7842@gmail.com ኢልካ ኢመይልካ ጸሓፈለይ ሐበሬታ ክህበካ።
በየነ ሃይለ ከይፈለጥኩዎ ጽፈለጠኩዎ ይመስለኒ ኣሎ።
ናይ በየነ ሃይለ ክሳብ ሕጂ ዘይትወሓጠለይ ምስ እዚ ኹሉ ፍልጠቱ ንሻዕብያ ብኸፊል ክነቕፋ እምበር ጠቕላላ ናይ ጥፍኣት ደወል ሙዃና ክገልጻ ብዘይምስምዐየ። ኣብ ትጽቢት ባህጉ ብዕንክሊል ጌሩ ብኸፊልዩ ተንኪፍዎም ብዓቢኡ ነቲ መሪሕነት ከውግዝ ይግባእ ኔሩ ከም ተባዕ ጸሓፊ