Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣናብብኻ ከጸልልና ደልዩ መምህረይ። ብጣዕሚ መሳጢን ጸላዊን መደብ።
ሰላም ክብራት ኣዳለውቲ ባህሊ ሞዛይክ ስለ ኣበርክቶኹም የመስግን ,ብምቅጻል ኻሊል ጅብራን ፡ዝነበሮ ኣተሓሳስባ ህይወት ማሕበራዊ ህይወት ንህይወት ብኸመይ ይጥምታ፡ካብ ወርቃዊ ቃላቱ ፡ብዓቢኡ "ከኣ እቲ ነቢይ" ትብል መጽሓፉ እንተ ተቅርብሉና ኣዝዩ ደስ ምበልኒ ።ሰሰናዩ ንዓኹም
ብጣዕሚ ኔመስግን መምህር ሞኮነን ምስ መሳርሕትኻ ብዙሕ እናንማሃር ዘለና ኣብ ኩሉ ተቅርብዎ መደባትኩም።
ክቡር ሓው ኣንገሶም የቐንየልና ስለ እቲ ኩሉ ግዜ እተቕርቦ ጽሑፋት ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን'ዩ እሞ ቀጽሎ፡ ብምቕጻል እታ ተጠቒሳ ዘላ መጽሓፍ the prophet እንተተንብቡልና ጽቡቕ ነይሩ።ሰናይ ቀዳመ ሰናብቲ ይግበርልና።
ua-cam.com/video/YUGZERishLw/v-deo.html
@@mussietn1966 Thanks bro👍
🙏
መምህር በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዓቢ ኣበርክቶ ምስጋናይ ይቕርበልኩም:: ሓጎስ ምስ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረልኩም
We r proud of you memhrey ❤
Thanks
ኣዚና ነመስግነካ ጸሓፊ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል የቐኔልና ! ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ዓቢ እዩ'ሞ ክትቅጽሎ እላበወካ ! ከምኡ'ውን ኣቕራቢ : ይበል ኣቀራርባ ! ብዙሕ ነገር ንመሃር ኣለና'ሞ ደጊመ ቀጽልዎ እናበልኩ በብዘለኹሞ ሰሰናዩ እምነየልኩም !
ሕቶ ሪኢቶ ዘየድልዮ መደብ"ዩ ዘለካ መምህር
Thanks memhrey
ብጣዕሚ ጽብቕቲ
የቀንየልና መምህረ
ብጣዕሚ ውሕሉል ስራሕ ካብ ተርጋምን ኣንባብን። መደብ ሞዛይክ ማሃሪን ዓንጋሊ ፍልጠት እዩ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም።
Thanks most of our age we know egptyptian
Thank You Memher
Thanks thanks thanks
ኣነ ብዙሕ መጽሓፍቲ ነቢበ እንድየ ካብተን ቅድሚት ዝስርዓ ያ።ካብ ገለክፋል ናይታ መጽሓፍ ኣብ (on love) እትብል። when you love you should not say, "God is in my heart" but rather, "I am in the heart of God ".
ጽቡቅ መደብ መምህር
Selam selam nay kelil jbran nab tigrina ztetergom mexhaf alekum diu kbret yhabelna mesati zanta
btaemi tshbeka Thanks
Tip top
ነመስገን ካብ ብልቢ ፡ ኣነ ዳርጋ ን3ይ ግዜየ ታሪኽ ሂወቱ ዝሰምዕ ዘለኩ።
Good job thank ❤
Btame zdneq Aqerarba thank you every morning ysemo medebatka btame des eu zblne, buzh tesfa zeqsem srah tserh aloka qetslo
እቲ ነቢ ጽብቅቲ መጽሓፍ ያ ጽልልቲ ካኣ 😂❤
Nay bahaki Tsebuk medeb yeqebelelna.
ua-cam.com/video/R3Zv2YhU93w/v-deo.html
Bejeka anababka n mntay metitka aselchawi gerkayo
qexlo eske
Sorry what about rossino z one he wrote ethnography of eritrea 🇪🇷 and ask pro abebe
Ksab Hiji Kab Zenbebkun MexahftiBfuluy zedqa Mexhaf The Prophet Eye
ኣናብባ አዚኣ ከምቲ ዝለመድክዎ ስለዘይኮነት ቅጭ መጽዩኒ ተጸሚመ አየ ሰሚዐያ
እታ ክላሲካል ተጠቂምካላ ዘለኻ ደርፊ ናይ መን ኢያ እባ ንገረኒ
Nay wedi tukul eya and eba nafiku denbena eya tbl
ኣናብብኻ ከጸልልና ደልዩ መምህረይ። ብጣዕሚ መሳጢን ጸላዊን መደብ።
ሰላም ክብራት ኣዳለውቲ ባህሊ ሞዛይክ ስለ ኣበርክቶኹም የመስግን ,ብምቅጻል ኻሊል ጅብራን ፡ዝነበሮ ኣተሓሳስባ ህይወት ማሕበራዊ ህይወት ንህይወት ብኸመይ ይጥምታ፡ካብ ወርቃዊ ቃላቱ ፡ብዓቢኡ "ከኣ እቲ ነቢይ" ትብል መጽሓፉ እንተ ተቅርብሉና ኣዝዩ ደስ ምበልኒ ።ሰሰናዩ ንዓኹም
ብጣዕሚ ኔመስግን መምህር ሞኮነን ምስ መሳርሕትኻ ብዙሕ እናንማሃር ዘለና ኣብ ኩሉ ተቅርብዎ መደባትኩም።
ክቡር ሓው ኣንገሶም የቐንየልና ስለ እቲ ኩሉ ግዜ እተቕርቦ ጽሑፋት ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን'ዩ እሞ ቀጽሎ፡ ብምቕጻል እታ ተጠቒሳ ዘላ መጽሓፍ the prophet እንተተንብቡልና ጽቡቕ ነይሩ።
ሰናይ ቀዳመ ሰናብቲ ይግበርልና።
ua-cam.com/video/YUGZERishLw/v-deo.html
@@mussietn1966
Thanks bro👍
🙏
መምህር በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዓቢ ኣበርክቶ ምስጋናይ ይቕርበልኩም:: ሓጎስ ምስ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረልኩም
We r proud of you memhrey ❤
Thanks
ኣዚና ነመስግነካ ጸሓፊ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል የቐኔልና ! ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ዓቢ እዩ'ሞ ክትቅጽሎ እላበወካ ! ከምኡ'ውን ኣቕራቢ : ይበል ኣቀራርባ ! ብዙሕ ነገር ንመሃር ኣለና'ሞ ደጊመ ቀጽልዎ እናበልኩ በብዘለኹሞ ሰሰናዩ እምነየልኩም !
ሕቶ ሪኢቶ ዘየድልዮ መደብ"ዩ ዘለካ መምህር
Thanks memhrey
ብጣዕሚ ጽብቕቲ
የቀንየልና መምህረ
ብጣዕሚ ውሕሉል ስራሕ ካብ ተርጋምን ኣንባብን። መደብ ሞዛይክ ማሃሪን ዓንጋሊ ፍልጠት እዩ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም።
Thanks most of our age we know egptyptian
Thank You Memher
Thanks thanks thanks
ኣነ ብዙሕ መጽሓፍቲ ነቢበ እንድየ ካብተን ቅድሚት ዝስርዓ ያ።
ካብ ገለክፋል ናይታ መጽሓፍ ኣብ (on love) እትብል። when you love you should not say, "God is in my heart" but rather, "I am in the heart of God ".
ጽቡቅ መደብ መምህር
Selam selam nay kelil jbran nab tigrina ztetergom mexhaf alekum diu kbret yhabelna mesati zanta
btaemi tshbeka Thanks
Tip top
ነመስገን ካብ ብልቢ ፡ ኣነ ዳርጋ ን3ይ ግዜየ ታሪኽ ሂወቱ ዝሰምዕ ዘለኩ።
Good job thank ❤
Btame zdneq Aqerarba thank you every morning ysemo medebatka btame des eu zblne, buzh tesfa zeqsem srah tserh aloka qetslo
እቲ ነቢ ጽብቅቲ መጽሓፍ ያ ጽልልቲ ካኣ 😂❤
Nay bahaki Tsebuk medeb yeqebelelna.
ua-cam.com/video/R3Zv2YhU93w/v-deo.html
Bejeka anababka n mntay metitka aselchawi gerkayo
qexlo eske
Sorry what about rossino z one he wrote ethnography of eritrea 🇪🇷 and ask pro abebe
Ksab Hiji Kab Zenbebkun Mexahfti
Bfuluy zedqa Mexhaf
The Prophet Eye
ኣናብባ አዚኣ ከምቲ ዝለመድክዎ ስለዘይኮነት ቅጭ መጽዩኒ ተጸሚመ አየ ሰሚዐያ
እታ ክላሲካል ተጠቂምካላ ዘለኻ ደርፊ ናይ መን ኢያ እባ ንገረኒ
Nay wedi tukul eya and eba nafiku denbena eya tbl