Wowwwwwwwwwwww Deki Ereyyyyyyyy Jeganu abzelekumo ewtat habona tat Bini beale abi Awet kure Eritrawi 👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎈🎈🎈🎈🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏
Thank you danie hawena deqi eritrawi zebena eya ayni abaykum ydefen ❤❤❤❤l love you so much 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 yewhana ab mulue alem trkebu deqi erey hagosna megletsi sienalu viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍❤️🤑❤️😍❤️🇪🇷🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ትግራወይቲ እየ ግን ብዓወቱ ሕጉስስስ ዝበልኩ ሓበን ኣፍሪካ እንካዕ ደስ በለኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😍😍😍😍💞😘😘🙏
ትልብም አለካ ቀስ ብቀስ ትግራዋይ ጎሮቤተይ😂😂😂😂😂
😂😂😂@@sinnithm.6972
@@sinnithm.6972 ንስኻ፣ኻኣ፣ትዕሹ፣ኣሎኻ። ከም ኣፍሪቓዊትን፣ ከም፣ትግራወይትን፣ መሰል፣ኣሎዋ፣ሓጎሳ፣ክትገጽ፣
ንተጋሩ፣ ኣይትጻረፍ፣ ንኢሳያስ፣ትግራዋይ፣ ትጸርፎ፣ኣለኻ፣ማለት፣እዩ። ደቒ፣ዓዱ፣ኣይትጽረፈሉ። ዘረባኻ፣ ኻኣ፣ ሰአ፣ስርዓት፣ግበረሉ። ንህዝቢ፣ ኣይጽረፍን፣ ኢዩ። ንውልቐ፣ሰብ፣ክትጸርፍ፣ትኽእል፣ኢኻ፣ በቲ፣ ገበኑ። ኣይትረስዕ፣ ኻኣ፣ ጀጋኡ፣ ተጋሩ፣ ኣብ፣ኤርትራ፣ ተሰዊኦሙልና፣ ኢዮም፣ ን ነጻነት፣ ኤርትራ። ጽባሕ፣ ንጎሆ፣ መልሓስካ፣ክትቕይራ፣ኢኻ።
❤የቐንየልና ክቡር ሓው ወይ ሓፍተይ 🎉ሓጎስ ይሃብኩም!!
ቢኒ king of afrika 👑👑👑👑ጋብር መንፈስ ቅዱስ ምሳኻ ይኹን ኣብ ኩሉ ጉዑዘኻ ወዲ ሪመይ ጻዕዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጋብር እንታይ ክገብር ምስኡ ክጎይይ ማለት ዲዩ? 😂
@@roziroza3655😂😂😂😂 not kem degafi abti mengedi kxeniho😂ember
@@MeronEmbaye-qb4jq@ጋብር ግብጻዊ እንዲዮ ከም ደጋፋይ ናይ አፍሪካ አብኡ ኮሎ ካአ ባንዲራ ኤሬ ከቀብሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳን ደስ በለኩም ካብ ካልኦት ሃገራት ከሸንፋ ናይ ጎሮቤትካ ሃገር ከሸንፍ እዩ እቲ ዝበለደ ድጋሜ እንኳን ደስ በለኩም❤💚
Neaka wn des ybelka kbur haw❤❤❤❤❤❤
ሓጎስ ይሃብካ ብሩኹይይይ❤❤❤🎉🎉🎉
Hagos yhabka
This is also for all African 🎉
@@selamgaltigray47 ሓጎስ ይሃብኪ ጎረቤትና ተባረኪ 🙏
ውላድ እንዳ ማርያም ውላድ ሞኖፖልዮ ብዙሓት ዘፍረየ ስፍራ።good job ዳኒ ሓወይ
❤❤❤❤
ቀጠልያዊ ነብሪ ተፈንይዋ ዓለም 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 ወርሒ ሓምለ ብሓምላዊ ዓወት 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚ኣሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልል 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ🇪🇷❤🇪🇷እንቆዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ምቁራት ኮሪዕና በኣኻ ቢኒ ወዲ ግርማይ🤴።ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ሓውና ድማ❤❤❤
ዋዉ ዳኒ ሽኮር ኩልኹም ደቂ ኤረይ ከመይ ዲኹም መቅሰን አብታ ሰዓታ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት እኮ ንብሎ ብምኽንያትዩ ከመይ ዲና ንሐገርና
አዚያ ጽብቅቲ ስራሕ ቢኒ ኮሪዑ አኹሪዑና ብርኩ ይጽናዕ ሐበን ኤርትራና ኩርዓት አፍሪቃ ኤርትራና ብደቃ ኮሪዓ ዮሃና🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👏👏
ንፉዓት ብሓቂ።ወላ ትሕዝቶ ግጥሚ ወላ ዜማ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቱፍ ቱፍ ዓይናይ ሓስደ ይደፍንልካ ቢኒ ወዲ ሪመይ 🇪🇷❤🇪🇷
ዳኒ ደራፋይ እውን ድካ ኣነስ ተዋሳኣይ ምኳንካ ጥራሕ ኢየ ዝፈልጥ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ሕብሪ ቆርበትካ ደስ ክብለኒ በተለይ ትሕትናካ ብፉሉይ ኢየ ዘድንቀካ ካብ ሓፍትካ ትግራወይቲ ዳኒ ሽኮር ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ብቀዳምነት ንቢኒ ፍረፀማኡ ዝራሃፀሉ ስራሕ እንኳዕ ኣዐወቶ ድሕሪኡ ንህዝቢ ኤርትራ ድሕሪኡ ካኣ ንኣፍሪካውያን እንኳዕ ደስ በለና ምኳኑ ኣፍሪካውያን ሓንጎል ድካታት ታይ ኣፍሊጡና ኣብ ኩናት ማዓት ሰብ ወዲኡ እንተትስዕር መንጨብጨብሉ ኩናት ኢዩ ፍልጠትና
ድሓን ኣጆኺ ብጻዕዳ ዕንባባ ክንባጻጻሕ ኢና ሶሪ ተባሃሂልና ካልእ ታሪኽ ክመጽእ ኢዩ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ ኢያ ንሕና ጥራይ ንሰላም ንዘምር❤❤❤❤
@@azebweldu7852 ብሓቂ ንሱስ ይኣምን ኢየ ንመን ኢልዎ ሕያዋይ ጓሳ ኣጋንንቲ ክሳብ ኣፍደገ ገነት ክበፅሑ ይክእሉ ኢዮም ከፊቶም ክኣትው ግን ኣይክእሉን ሶ ካምቲ ክርስቶስ በይኑ ንዓለም ብፍቅሪ ዝሳዓራ ንሕና እውን ዋላ ንውሓት ሳዓብቲ ፍቅሪ ካምንስዕር ይኣምን ኢየ ግን ክሳብ ሽዑ ብስደትን ኩናትን ዝጠፍእ ዘሎ ወሎዶ ኣብ ልዕሊ ስደትና የሳቅየና ኣሎ
@@azebweldu7852 👍❤
ብጣዕሚ ዘድንቆን ዝፈትዎን ዳኒ ወዲ ሪመይ ጽቡቅ ስራሕ ኣረኢካና ብሓፈሻ ድማ ንኩልኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ ዕድመ ማትሶላ ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ እንጓዕ ሓጎሰና ንቢኒ ሓወና ድማ ብሰላም ጀሚሩ ብሰላም ክውድእ እግዚኣብሄር ኣብ ጎኑ ይኩን ሓበን ሃገርና ዝኮነ ብርኩ ይጽናዕ እንድዒ በቃ መግለጺ የብለይን ቃላት አዩ ዝሓጽረኒ።
ኣሰይይይይይይይይ
ዕልልልልልልልልልል፡ ናይ ሓጎስ ንብዓት ኢና ንነብዕ ዘለና፡ ኣምላኽ ሓይልኻን ጉልበትካን የጽንዓዮ ቢኒ ጅግና ❤
ዳኒ ኑፉዕ ኩልኹም ደቂ እታ ቅድስቲ ሃገረይ ሰስኑለይ🙏💐👍💯🇪🇷❤🇪🇷💯🎊🎉
ቢኒ ቢኒ ሓበን ሃገር ሓበን ህዝቡ። ጽቡቕ ሰራሕ ስነጥበበኛታት ሃገርና ❤❤❤
ኤርትራ ኣብ ዓለም ክትነግስ ኢያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🤣🤣🤣🤣🤣
Amen whidudo ztedokesnayo
ቢኒ ኣጆኻ ቻምፒኦን ናይ ኤሩ ቢን ቢኒ CONGRATULATIONS 🎊 🔉🔉🔉 Bini bini❤❤❤❤❤❤
እዚ ግዜ ግዜና እዩ ኤርትራዉያን እንካዕ ሓጎሰና፡
ቢኒ ሓበን ሃገርና ኣርቲስታትና ዉን ኮሪዔልኩም 🇪🇷❤️🇪🇷
Nfuat sene tbebawuyan eritrea ab zkedkemo mekberti wedi hagerkum.fetari edmen tenan yehabkum.❤❤❤❤❤
ጽፉፍ ስራሕ፡ ኣጆኹም ደቂ ኤሪ🇪🇷🔥✊🤝
እንካዕ ደስ በለኩም ሓጎስኩም ጎሮበትና❤
Hagos tehabka❤
Wowwwwwwwwwwww Deki Ereyyyyyyyy Jeganu abzelekumo ewtat habona tat Bini beale abi Awet kure Eritrawi 👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎈🎈🎈🎈🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bini Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
What a hero, what a champion 🏆 🥇 🏅 Bini the pride of Africa 🌍 👏 and Eritrea 🇪🇷 ❤🇪🇷
ብሉጽ ስራሕ ቢኒ ሓምላይ ንዓለም ኣደንጽዩዋ ብዝወፈራ ዓወት 🎉🎉🎉🎉🎉 እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤❤
ቢኒ ሓበን ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቲ ጸሊም ኮኾብ ዓለም ኣዛረበ እንካዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
What a nice song dedicated to Bini, I really admire when he mentioned Gebel, halabay, Dani etc........ God bless Eritrea.
Thank you.
🇪🇷🥇🇪🇷🥇🇪🇷🥇ጽቡቅ ስራሕ እዩ ክትምስገኑ ይግባእ ግን አብዚ አብ ሃንቲ ቦታውን ይኹን ሽም ኤርትራ ዘይምጥቃስ ጌን ካብ ምንታይ ይቁጸር ናይ ኩሉ ድምር ዓወትን ባሕጊን ንኤርትራ እንዲዩ ሕጂውን ምልስ ኢልከም ግጥምኹም አመሃይሽዎ ። 🇪🇷🥇🇪🇷🥇🇪🇷🥇
አናብስ አብ አዲስ አበባ ኮንኩም ዕጅብ ከይበለኩም ባንዴራ አብ ቦታአ አንቢርኩም ነቲ ጅግና ቢኒ ዘይምኩምሉ ብልቢ ኽብረት ይሀብኩምስነ ጥበበኛታት ኤርትራውያን 4G አ/አ
Thanks to Ethiopian Democracy.
bini bini🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤more love guys
wawwwwwww AYTEKAELKUMIN GEGANU ERITRAWYANNNNNNN❤❤💛💛💚💚💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯
Wwwwww pppppp binyyyy xebkit muzki deki eriyyyyy sekure selame tinani yhbekum wetru neriy awte ❤❤❤❤❤❤❤❤ bin nebhre hyli yhbeki wwwwwwww
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️ናይልበይ ተሓግሰ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Aseyyy congratulations deki erey mearey I love you ❤❤❤
ኡፍፍፍፍፍ ልበይ እምበር ብሓጎስ ክትኮስ ደልያ ቢኒ ኣምበሳ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
❤❤❤❤❤
ዳኒ ቤላ ቤሎ ናይ ቢኒ ቢኒ ከመይ ዲና ንሕና ብሽክለታ ፈጠርታ እንዲና ባይታ ሲኢና ጸኒሕና እምበር ሕጂ ግን ባብ ተኸፊቱ እዩ ንኤርትራውያን ቪቫ ቪቫ ቪቫ
Merhaba deqi Erey jeganu ❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋላ ንሱኹም ኣናብስ ኢለኩም ኣለኹ ኣጆኹም ❤❤❤❤ ኤርትራዊ ደም ፍጹም ብሃገሩን ህዝቡን ትርግታ ዝርኢ ኢዩ ንስደት ከም መርከም ክሰቡኩና ይፍቱኑ እዩ ስደት ሓላፋይ ኢዩ ታሪኽ ግን ቀጻሊ እዩ❤❤❤
Nay bhaqi❤❤❤ biniam Girmay alem azaribu edmen tenan yhabka
Bini! Bini!❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Congura bni jigna nay bhaqi xbuqti Srah Dani haweyy and congura all Eritrea people
Deki za Halal meret schkorinatat ❤❤❤❤❤
ኣድንቆተይ ይብጻሕኩም ደቂ ሪመይ መቅሰናት ጽቡቅ ስራሕ
Good job deki rimey ❤❤❤ biniiii
❤❤🎉 Ww Deki Erey 🇪🇷🇪🇷 🎉🎉🎉❤😊 Bini vini ❤🎶🎉🎊
ኣዝዩ ዓቢ ስራሕ ዳንኤል።
King proud of you wedi Erey jigna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️
desi eluni des ebelikum deki erey ❤❤❤❤❤❤
Bni habibi quriat eritra and africa
ደቂ ኤረይ ምዓተብ ክሳደይ ኣገናዕ ኣናብስ
The fetst bini jgna ❤❤❤❤👍👍
BİNİ BİNİ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚💚Great job guys 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣኩሪዕና ቢኒየ ጅግና ❤❤❤❤❤ kingggg ❤❤🎉🎉🎉
Yes dani zkefeto beri nska atikayo ❤
Proud to be Eritrean ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘⚘⚘
ተባዕታይ ደስ ትብል ህድእትን ሰሓቢቲን ስራሕ ተዓወት❤❤❤❤❤
Bini king 🙏🏽❤️✅🇪🇷
Waww bini king natna kurat❤❤❤ Artist dani nefuu ab gzia
Congratulations bini🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንፍዓት ናይ ሓጎስን ስሓቅን ዘመን ይግበረልና❤🇪🇷💚🇪🇷🥂Bini 👑🥇💚💪
ዳኒ ቀንዲ ሞያኻ ደርፊ ዩ ብጣዕሚ ድነኣድ ስራሕ ኣምበሳ ቀጽሎ
Wàwo nice song for bini btami info
Well done guys. Viva bini
Thank you danie hawena deqi eritrawi zebena eya ayni abaykum ydefen ❤❤❤❤l love you so much 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 yewhana ab mulue alem trkebu deqi erey hagosna megletsi sienalu viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍❤️🤑❤️😍❤️🇪🇷🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ቢኒ ጅግና ዓለም ቃዉቃዉ ኣቢልዋ 💚🇪🇷💚💪💪💯💯።
So proud of you🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Wow Dani hawey bravo bihafesha kulukum deki Erey nufeut Bini Bini Bini zeywudaee Bini ufff i.can’t i am so happy much love my people ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The best music 🇪🇷
Bini bruk Egzabhar Alak kab kifie yhaluka ❤️🎉
Well done our brothers
Bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Bini bini🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
ኣሰይ ኤርትራ ሃገርና ቢነ ቢኒ: ዳኒ ሓዉና ተባረኹ ❤🤝🇪🇷🙏 🙏
Deqi Rimey kemey dikum tehgusuni Dani kulukum enquae natey konkum.🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🎊🎊🎊🎊🎉🎉🎉🎉💞💞💞💐💐💐💐💐🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈💐💐🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Wow Wow ደቂ ኤረይ ይበል ምድላው ብጣዕሚ ንፉዓት ስነጥበባውያን ነበርቲ ኣብ ጎረቤትና ኣዉኡ ኾንኹም ብኹርዓት ሓጎስኩም ብከምዚ ምዉቅ ደርፊ ጌርኩም ምግላጽኩም ክብረት ይሃብኩም ሕቡናት ኩላትኩም ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኣዳሊኩም ወዲ መለስ ድማ ይበል ኣቀራርባን ቢድዮ ክሊብን ዝሰመረ ኢድ ኩሉ ግዜ ዕዉትዩ❤❤❤❤❤
Dani thanks our bro god job
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
❤❤❤❤❤bini Bini tnx dani ❤
Wawwwwww xbuq srah ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ deqi rimey
ቀጤልያ ነብሪ ተቀልቂልዋ ዓለም ኣዛሪብካያ ቢኒ ቢኒ ሓበን ሃገር ❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Wow Donale malse you are amazing 🇪🇷 👏 😀 😍 wow 🎉yes wade ertera god bless to erterawe people congratulations 🎊 👏 💐 🥳 😀 🙌
Asey deqi ery tbarku beni hawna tbark wetru hagos ygbrlna ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቢኒ🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷💪💪🤞🤞
Yessss hayal volatista good job Thanks dani hawey
❤❤❤❤❤ bini hero🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ አዛ ዓደይ ተዓዊትላ 💚🇪🇷💚
Bini king nd good job dani kulatkum artists congratulations ma plp❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤ቢኒ$ዳኒ🎉🎉🎉🎉
Congratulations 🎊 bro
❤❤❤❤❤❤❤እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ዳኒ ሓውና ❤❤❤
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Aseyy Ellllllllllll🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈💪 I am from Bini germay♥️♥️♥️
Nice job, Dani 🥰🥰
❤Nic job dani❤bini vidi❤
This is my favorite Bini song 🎵 🎉you guys perfectly reflect the vibes these days
Congratulations bini🎉🎉🎉🎉🎉🎉 eritrea hagreyyyy aseyyyy congratulations ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Daniel mes bexotka xebuk serah
ብልጽቲ ስራሕ ኣብ ሰዓታ ኬፍ ኣለኩም ዋላ ንስኩም ከም ቢኒ ።