Eritrean Ortodox Tewahdo nay medrek drama (ነዚ ግዜ ፍለጥዎ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 158

  • @ፍቕሪክርስቶስ
    @ፍቕሪክርስቶስ Рік тому +4

    ጽቡቕ ስራሕ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ኣምላኽ ይባርኽ ነቶም ኣንጻር እዛ ቅድስቲ ቤተርስትያንና ዝጎዓዙ ድማ ኣምላክ ኣዕይንተ ልቦነኦም ይኽፈተሎም፡

  • @samuelgoiteom1438
    @samuelgoiteom1438 Рік тому +3

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ክብራት ኣሕዋት ኣሓት
    ምስትውዓል ዘድልዮ ግዜ ዩ።

  • @Fshikta291
    @Fshikta291 Рік тому +5

    ኣቱም ሰባት ኢዚ ዘይኮውን ነገር ዘይትገድፍዎ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ መንፈሳዊ ትምህርቲ ክንዲ ምምሃርኩም'ሲ ጸለመ ክትምህርዎ ትውዕሉ ኣለኩም ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምትኩም

  • @ክርስትያን
    @ክርስትያን Рік тому +1

    ናይ ብሓቂ ነዚ ዘሎ ኩነታት ዝገልጽ እዩ እሞ ዓቢ ትምርቲ ውሲድና ኣለና ኣብ ሃይማኖትና ክንጸንዕ ኣምላኽ ይደግፈና መንግስተ ሰማያት የዋርሰና ኣሜን❤❤❤

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ብሐቂ ሰማዒ ዘይኮነስ መስተውዓሊ እዩ ነዛ ዘመን ዝሐልፋ እሞ፥እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦና ሂቡ ምስትውዓል ይሃበና ኣሜን

  • @ሕሰመይዛዝሞ
    @ሕሰመይዛዝሞ Рік тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

  • @temesgen637
    @temesgen637 Рік тому +4

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም
    ሰብ ስለእምነቱ አፍልጦ ተዝህልዎ ካብ እምነቱ አይመወፀን

  • @hanibalhabtab3088
    @hanibalhabtab3088 2 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት ይስምዓልና ኣምልኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Рік тому +2

    ቃል ሂወት የስመዕልና ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ብሓቂ ንዚ ጊዜ ክንስተዋዓል ኣምላክ ልቦና ይሃበና

  • @Ksanetbahlbi-yr4vm
    @Ksanetbahlbi-yr4vm Рік тому

    ናይ ብሓቂ እወናዊን ግዜውን ትምህርቲ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሕ ኩቡራት መሓበር ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @YerusalimMogos
    @YerusalimMogos Рік тому

    ቃልሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔ ይባርክ

  • @samresamre4131
    @samresamre4131 Рік тому +2

    qal hiwet yesmalna brukatey xega Ab leli xega yeadlkum xbukat❤❤❤❤❤❤

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ብዕድመ ብጸጋ ይሓልየልና መምሃሪእዮ ብሓቂ

  • @roznafitwi2993
    @roznafitwi2993 Рік тому

    Amennnn Amennn Amennn bhaqi qelehiwet yesmalna kuburat yehwatna ❤❤❤edme agelglotkum ybarkelkum fetari

  • @adiamshishay2438
    @adiamshishay2438 Рік тому +2

    Qale hiwet yesmealna nay agelglotkum zemen ybarkelkum debre antenyos❤❤❤❤

  • @merhawimerhawi9072
    @merhawimerhawi9072 Рік тому +5

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራትን ፍቁራትን ደቂ እዛ ቅንዕትን ርትዕትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ❤❤❤ ኔሮም ካብ ምባል የድሕነና ኣምላከ ቅዱሳን ክሳብ መፈጸምታ ኣብዛ እምነት ኣቦታትና የጽንዓና ❤❤❤

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ

    ቃል ሕይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም ፉቁራተይ

  • @semeresheshay4177
    @semeresheshay4177 Рік тому +8

    ባሓቂ እዚ ድርማ ናይ ቤተ ክርስትያን ድዩ ክባሃል እዚ ዘየለ ጸለመ ምጽላም ግና ዘይንገድፎ እንተ ኪኢልና ስለ ህዝብናን ቤተ ክርስትያናን ዘይንሓስብ እዚ ተቃዋመይ ደጋፋይ ኣይኮነን ፍልለይ ናይ ቤተ ክርስትያን ዘየለ ጽሑፍ ውይትጽሓፉ ።

    • @mosoberitrea
      @mosoberitrea Рік тому +1

      Eseyas zhabom xihuf eyu

    • @kemLbey3699
      @kemLbey3699 Рік тому +1

      ጽብቅ ኣለካ ጉዳይ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ደኣ ከምኣ ገሮም ዘይሰርሕሎም?

    • @mosoberitrea
      @mosoberitrea Рік тому +1

      @@kemLbey3699 beyenay meanteom

    • @semeresheshay4177
      @semeresheshay4177 Рік тому +1

      ቀደም ዝበን ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትና ከም ንረኾቦ ባዕዳውያን እዮም ንክርስትያን ዝቀትሉዎምን ዘሳዱዱዎምን ዝነበሩ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ግና ባሓቂ ይገርም ክርስትያን ንክርስትያን ከሳድዶ ባሓቂ የሕዝን ግዳ ንሰላም ዘይትጉስጉሱ ክብዚ የድሕነና ኣምልክ መድሃኒ ዓለም ንህዝብና ሰለም ንቤተ ክርስትያና ሰላም ንሃገርና ሰላም ይምጻኣልና መጽሓፍ ቅዱስ ብግቡኡ ንብብለ ግዜ ይሃልወና ብሩኻት

  • @abellllllllllllll
    @abellllllllllllll Рік тому

    ቃለ ሕይወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ፈጣሪ ።

  • @ማሓሪ
    @ማሓሪ Рік тому

    Amen እግዚኣብሄር ምህረቱ የውርደልና ።

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 Рік тому

    ብሓቂ ኢዚ ግዘ ክንፈልጦ የዕንቲ ልብና ይክፈተልና ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @ፀጋየማሪያምልጅ

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae8445 Рік тому +1

    Kalehiweti. Yesimaana. Bitsaaimi. Igizaabiheri. Amilaki. Aidimeni tsianani Yahabikumi. 🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍

  • @temesgenamlakey5294
    @temesgenamlakey5294 Рік тому

    ናይ ብሓቂ ቃሌ ሂወት የስማዓልና ።ቀደሙ ዉን ጉዳይ ቦሎቲካን ጉዳይ ሃይማኖት እበር መመኪነታ የብሉን ፡ንርኦ እደሌናን ዉሽጢ ዉሽጢ ምስ መናፍቃን ይራከቡ ከምዝነበሩ ደርጊሖሞ ሕጂ።

  • @عاياهحم
    @عاياهحم Рік тому +1

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmeaLnA mstwal yadnal ftari ❤❤❤

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ Рік тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕዋተይ ቀፅሉሉ

  • @gipgip1636
    @gipgip1636 Рік тому +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @xhv5054
    @xhv5054 Рік тому +6

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና_

    • @ebetesfahiwet9658
      @ebetesfahiwet9658 Рік тому +2

      ብጣሚ ደስ ዘብል መንፈሳዊ ድራማ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ

  • @tasfalstawled1591
    @tasfalstawled1591 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና

  • @weldensiemebrahtu
    @weldensiemebrahtu Рік тому

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣቱም ትምህርቲ ሰንበት ናይ እስራኤል ቡዙሕ ኢና ንጽበ እሞ ኣጆኹም እግዝብሔር ካኣ ብጸጉኡ ይደግፍኩም❤❤❤❤❤

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 Рік тому

    ብሐቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏💐❤🙏💐❤🙏💐💐🙏💐❤🙏💐❤🙏💐❤🙏💐❤🙏💐❤🙏💐❤

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 Рік тому

    ናይ ባሓቂ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ኣይይይይይይይይይይይይ ባሓቂ መስተወዐል ያሃበና😢😢😢😢😢

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Рік тому

    ኣሜን፫ ኦርቶዶኩሴ ብምኳነይ ብሓቂ ሕጉስቲ እየ።።።።

  • @swswiy9610
    @swswiy9610 Рік тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም የሕዋት

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህይወት ይሰምዓልን

  • @yohanesmeles3670
    @yohanesmeles3670 Рік тому +6

    ምስኪን ህዝቢ ናብ ድላይኩም መኣዝን እንዳ ጠውኩም እንዳ ረኣየ ዓዊሩ እንዳ ሰምዐ ጸሚሙ እቲ ንስኩም ትገብርዎ ብካልእ ኣምሲልኩም ትምህሩ ባዕልኹም ትግምጥሉ ተገምጢልና ትብሉ ክንዲ ፍቅሪ ጽልኢ ትምህሩ ፍርሓት ኣምላኽ ገዲፍክሞ

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 Рік тому

    ብሓቂ ቃል ሄወት ይስመዐልና ምሃሪት ዝኮነት መንፍሳዊ ፊለሚ ቤትክርትያና ናይ እምምንት እምብር ናይ ቦሎቲኻ ኣይኮነትን❤👏👏👏👏

  • @ghenetghile3642
    @ghenetghile3642 Рік тому

    ናይ ብሃቂ ቃል ህወት የስምዓልና

  • @fuch9239
    @fuch9239 Рік тому

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ

  • @simonkibreab657
    @simonkibreab657 Рік тому +2

    ኣግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኦ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @hessahalshammire6098
    @hessahalshammire6098 Рік тому

    ❤❤❤❤ባሓቂ ቃል ሂይወት የስመዐልና ክብረት ኣሕዋተይ

  • @ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ

    ቃለ ሕይወት ክቡራት የሕዋት ዘደብረ እንጦንዮስ ወኪዳነ ምሕረት ❤

  • @robelbrhane9491
    @robelbrhane9491 Рік тому +2

    ናብ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Рік тому +2

    Qall hiwet yesmalna brukat 🥰😇🙏🏾🛐☦️

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 Рік тому +1

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum ✝️🙏❤️💒❤️

  • @gulgeralta9450
    @gulgeralta9450 Рік тому

    ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልካቱም ኣዝዩ መሃሪ እዩ

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት ቃለ ሰናይ የስመአልና ፀጉኡን በረከቱን የብብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ቅሳነትን ይስደደልና ባዕሉ
    ግንሲ ክፀፍዕዎም ከለውስ ይሐሞም ዶ ይከውን😢😢

  • @YostiGalmama-nd7un
    @YostiGalmama-nd7un Рік тому +2

    Kal hiwet yesmialna ahwatey

  • @ደካማነኝእኔእርዳኝአምላኬ

    ብሓቂ ጸጋኡ ያብዘሐልኹም ክቡራን አሕዋትይ❤

  • @01tigray
    @01tigray Рік тому

    ቃል ህይወት የሰመዕና 🙏❤

  • @asmeromandemichael391
    @asmeromandemichael391 27 днів тому

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
    Kale hiwet yesemalna

  • @hyme7165
    @hyme7165 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለህይወትን ያሠማልን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋዉን ያብዛላቹህ ❤🙏❤

  • @yafetyaf-I
    @yafetyaf-I Рік тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @habenhadgu725
    @habenhadgu725 Рік тому +1

    ቃል ሂወት የስምዓና ፈታሪ ❤❤❤❤

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 Рік тому

    ኣሜኣሜን ኣሜን ቡሩካተይ ኣሜላኽ ምሳኹም ዩኹን ቀፁሉሉ🙏__

  • @MikiTeame
    @MikiTeame Рік тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት ማሕበርና😊❤❤

  • @MuketTesfom-zd4fp
    @MuketTesfom-zd4fp Рік тому +1

    Kal hiwet yesmealna

  • @yordanostesfagerges
    @yordanostesfagerges Рік тому

    ቃሎሂወት የስማዓልና

  • @filimonhaile6469
    @filimonhaile6469 6 місяців тому

    Kal hiwet yesmealna deki eseyas

  • @andomweldekidan3720
    @andomweldekidan3720 Рік тому +1

    እግዚኣብሔር ምሕረቱ ፍቅሩን ሓድነቱን ይፍጠርልና።❤❤❤

  • @zenewuselemin2184
    @zenewuselemin2184 Рік тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዓና ክቡራት የሕዋተይ❤

  • @cuk9148
    @cuk9148 Рік тому +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና❤

  • @kudesanteame5792
    @kudesanteame5792 Рік тому +1

    qal hiwet yesemalna egzabhir amlakina xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 Рік тому +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Рік тому

    ቃል ሂወት የስመዐልና ❤❤❤❤

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ

    ፀጉኡ የብዘሐልኹም ኽብራተይ

  • @እመርሃነይ
    @እመርሃነይ Рік тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ❤❤❤

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ

    አሜንንን ቃለ ሂይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኢ ይብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት 🙏⛪🙏

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤

  • @simonberhe6684
    @simonberhe6684 Рік тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @ሚሒራጋልተዋህዶ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ🌹

  • @selamawikrstosselamkahabena

    አግዚኣብሄር የክብረልና ብሩኻት ይሕዋተይ

  • @fiyorihabteslase2296
    @fiyorihabteslase2296 Рік тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና✞✞✞✝

  • @LwhatAA
    @LwhatAA Рік тому +4

    ከማኹም ጌሩ ንነብሱን ሂወቱን ጽቡቕ ጌሩ ዝገልጽ ርኤ ኣይፈልጥን። ኣብ ምስሉይነት ዓለም ምህላውኩም ፈሊጥኩም ባዕልኹም ንባዕልኹም ነብስኹም ክትሃርሙ ምኽኣልኩም ውን ሓደ ጽቡቕ ነገር ኢዩ። ተንኮል ክፋእ ውሽጥኹም ብጽቡቕ ገሊጽኩሞ ኣለኹም ካልእ ጉዳይ ዘይምስምማዕ ኣብ ሓዳርን ፍትሕን ውን ጽቡቕ ዝኾነ መልክዑ ናይዚ ዘለኹሞ ሃዋሁው ክትገልጽዎ ምፍታንኩም ግን ጠንቁ ___ ጎይታኹም ምኻኑ ክትገልጽዎ ነይርኩም ኣብ ኣፈጻጽማ ድራማኹም ዝተፈራረቐ ሓሳባት ዘሎ ኮይኑ ይስመዓካ ካልእ ውን ላም ኣብ ግዜ ሓጋይ ኣይትሕለብን ኢያ ዝብል ኣምር ካበይ መጸልኩም እዚ እንተኾይኑ ከኣ ሕማቕ ጓሳ ምስ ዝህልዋ ኢዩ። ከምዚ ዘለኹሞ ማለት ድዩ ሓቀይ?

  • @BriBrhane-uc2vw
    @BriBrhane-uc2vw 5 місяців тому

    Amen Amen kale hiwet yesmealna

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Рік тому

    ኣሜን፫ ቀጽልሉ ብሃንቀውታ ጽፅበ

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 Місяць тому

    Qalehiwot yesmaalna egzabher txeguau yebzahalkum

  • @yriga
    @yriga Рік тому

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealina

  • @jvjv4326
    @jvjv4326 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ብሩኻተይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ቃል ህይወት የሰመዓልና😊😊😊😊

  • @ሰሉጓልሓይቆ-ከ3በ

    ቃል ህይወት የስመልና

  • @awetasmerom6674
    @awetasmerom6674 Рік тому +1

    Kale hiwet ysmealna

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 Рік тому

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 Рік тому +1

    ፀግኡየብዘሐልኩም ክብራተይ❤😢❤

  • @awetdebesay1803
    @awetdebesay1803 Рік тому

    Kal hiwet yesmalena ❤️ burukat

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ

    ቃለህወት ያስመዕልና❤❤❤🎉🎉

  • @bahlbibrhane875
    @bahlbibrhane875 Рік тому

    ❤❤❤kal hiwet yesmalna

  • @kinfetareke6703
    @kinfetareke6703 Рік тому

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና

  • @salam12as56
    @salam12as56 Рік тому +1

    _እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ፍቁራተይ❤_

  • @wezenetbokretdion1150
    @wezenetbokretdion1150 Рік тому

    ቃል ህወይት ይሰማዒ ቡሩካተይ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና❤😢

  • @thomasnayzgi4031
    @thomasnayzgi4031 Рік тому +1

    Kail hiwet yesmalna yhewat

  • @KindahaftiTesfay
    @KindahaftiTesfay Рік тому

    ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @rutadebesay2199
    @rutadebesay2199 Рік тому

    Bzey qelaoalem qalehiwet yesmaoelna yehwat azi mensro bietekrstyan koynnazelo selam biet agzabihier zzerg zelo xelaati senay ayu medhanialem aboy bmhretu ytemtene

  • @metkel471
    @metkel471 4 місяці тому +1

    Mhret ywrdelkum nhzbi bfqri amlak enber sebat enda axelemka aytshbon ika😢

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 Місяць тому

    Nay bihaqi qalehiwot yesmaalna kemzi eilkum shigir betekisiyankum mfilatikum egzabher txeguau yebzahalkum

  • @asmeretGebre-t7k
    @asmeretGebre-t7k 2 місяці тому

    Meheret yrwurd fetari enber abotatnasi menti Emnet elom ysyefu eskum ka alb hade huzbi xeli tfetiru , gna mealti frdi alkum

  • @terhasmehreteab2100
    @terhasmehreteab2100 Рік тому

    qal hiwet yesmaealna Amlak xegu yebzhalna

  • @LwhatAA
    @LwhatAA Рік тому

    ኣጆኻ ግዲ የብልካን ሕጂ ከም ከልቢ ይንብሑ እንተጽባሕ ንግሆ ግን ከም ዝኾረየ ህጻን ደኒኖም ክነብዑ የርእየናባ ይኸውን'ዚ ፈጣሪ በዓል ኣርዮስ መይቶም እንከለዉ እዮም ኣለና ዝብሉ። በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ ከተመስግኖም ይግባእ ተግባራቶም ናይ ዝሰነዱ። ከምኡ ውን ኣብ ዙርይኦም ጸላኢ ዘይብሎም ክንሶም ባዕሎም ኢዮም ኣብ ሰነ - ሓሳቦም ጸላኢ ዝምስርቱ። እዚ ስራሕ እዚ ከኣ ምሽ ንመንፈሳዊ ብቕዓት ሃልይዎ ክቐርብስ ኣብ ናይ ከም ናይ ዓለማዊ ፊልም ኮይኑ ክዳሎ ከማን ሕስረት ናይ መወዳእታ ውን ሕፍረት ኢዩ።

    • @febubrhane2580
      @febubrhane2580 Рік тому +1

      ናይ ብሓቂ ኣበይ እሞ ክርድኦ ሪእዩ ከምዘይርኣየ ሰምዑ ከምዘይ ሰመዐ ዝኮነ ህዝቢ ከሎ ሞ ታይ ክግበር ነቶም ብሉጻት ኣቦታትና ግርህነቶም ይርኣየሎም ውጽእት ዓስቦም ኪኣ ካብ ፈጣሪ ይርከብዎ እንበር እዝኦም ሲ የሰክሑ ዮም

  • @wediafie
    @wediafie Рік тому

    Behaki kalhiwet yesmalna