ብክፍሊ ስነ- ጥበብ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ናይ መድረክ ድራማ Eritrean Ortodox Tewahdo menfesawi drama

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 235

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 Рік тому +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሰይይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዞም አሕዋተይ❤❤❤

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 2 роки тому +10

    ኣሰይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብራተይ ፀጋየብዝሕ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ደቂ እመብርሃን ኣሕዋተይ

  • @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም❤ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ😢

  • @ደስታማሓዛለምለም
    @ደስታማሓዛለምለም 2 роки тому +7

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሕ ክብራት ኣሕዋተይ👏

  • @ሂዊጋልእመብርሃን
    @ሂዊጋልእመብርሃን 2 роки тому +6

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ ኣብ ኩሉ ህይወትና ትዕግስቲ ያሃበና እግዚአብሔር አምላክ

  • @teklitweldemicael4843
    @teklitweldemicael4843 2 роки тому +6

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍትዋት የሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም እመ ብርሃን ትሓልኹም ብሓቂ ኣደ ሕልፊ ኣደ ማርያም ዋሕስ ሂወተይ በረኽታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና ኣሜን ።

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና ጸገኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር ኣምላክ ደሰ ዝብል ማሃሪ ድራማ ቀጽልሉ አኩም አሕዋትና ኣቦታትና

  • @yonasgebremikaeil4093
    @yonasgebremikaeil4093 2 роки тому +4

    ቃል ሂወት የስማልና ኣብ ልብና የሕድሮ ንኩሉ ፈተነ ዝጻወር ልቢን ዓቅልን ይዓድለና ፈጣሪ
    ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ
    ብጨርቂ ጌራ ጠቓሊላቶ
    የለን ዩ.ሞ" ስፍራ ነጋይሽ መዕረፊ
    ኣብ መብልዒ ማል ተዋልደ ኣብ መሕደሪ ከፍቲ (2)

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ አሕዋተይ ዝተምሃርናዮ አብ ልቦናና የሕድረልና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርት 🕯

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 2 роки тому +7

    አሰይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኺም ብጣዕም ደስስስስ ክብል ድረማ 🌹🌹🌹🌹

  • @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ

    _ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ማሃሪ ዝኮነ ድራማ እዩ👏🏻 ናዓናም እግዚአብሔር አምላክ ትዕግስትን ንኩሉ ዝዓቁርን ዝፀውር ልቢ ይዓድለና አሜን፫ 🤲🤲🤲_

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ

    አሰይይይ ኣነ ብብክያት ወድእያ እፍፍ ናይ ገዛና ክዘክሮ ተለኩ ሕረር ይብል ትምህርቲ ዘየለ ብቤተሰብ ክልት ፍቅራት ይፍትሑ
    ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ድሰ ዝብል ድራማ አበይ ሃገረ እዩ ግን

  • @gdt6wt317
    @gdt6wt317 Рік тому +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሃልኩም አሕዋተይ ድስ ዝበል ድራማ እዩ .ብዙሕ ትምህርቲ እዩ ዘለዋ ቀፅሉሉ .ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ አመብርሃን ፀሎታን አማላድነታን ናይ ፉቁረ ወዳ ምሕረትን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @weditesfie697
    @weditesfie697 2 роки тому +4

    ደቂ እምብርሃነይ ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስ ዘብል መንፈሳዊ ድራማ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ።

  • @DawdDadf-ke4fy
    @DawdDadf-ke4fy Рік тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና ክብራተይ ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤

  • @azahielpresents2634
    @azahielpresents2634 Рік тому

    ቃላ ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተይ፡ናይ ብሓቂ ትምርቲ እዩ ፡እግዚኣብሄር ጽጉ የብዝሓልኩም ዘስተዋዕል ኣይነ ልቦና ከኣ ይሃበና ፡ኩሉ ናይ ፈጣሪ ንዕኡ እንተኣሚና ኩሉ ይህበና እዩ

  • @galshambel9571
    @galshambel9571 2 роки тому

    Abiet egzabhier amlak semu ztemesgen ykun kemzi amen amen amen kale hiwet ysmalena tsegu ybzhalkum 🙏🙏🙏💒👌

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 2 роки тому +3

    ኣሰይይይ ኽንደይ ደስ ኽብል እዩ 🌹እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ይቐድስ ♥️😍

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Рік тому +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ብጣዕሚ ማሃረት መንፈሳዊ ድራማ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ኣምላክ እስራኤል ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️

  • @ማይተኸላ
    @ማይተኸላ 2 роки тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ፍትዋት ማሕበር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረኽ።

  • @ኣአምላኸሰብግበረኒ
    @ኣአምላኸሰብግበረኒ 2 роки тому +1

    ኣሰይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍቅራቱ ኣሕዋተን ኣብ ቤቱ ይፅንዓኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓሰብ ልቡኹም የሰምርልኹም 🙏🙏🌾🌾🌾🌷💐💐💐🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🌾🌾🌾🌾🌷🌷🌷🌷🌷🥀🥀🥀🥀

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ ወሲኩ ጥበቡን ምሽጥሩን ይግለፀልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @Hamer2929
    @Hamer2929 2 роки тому +6

    ብጣዕሚ መሃሪ ስራሕ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም⛪️⛪️⛪️ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና!!!❤❤❤

  • @tsegaykesete4847
    @tsegaykesete4847 Рік тому

    Kal hiwet yesmealna kuburat yehwatey ab xeletkum zekuruni kulukum di tewuhado yehwatey 🙏

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና 🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና 🙏🙏🙏ፍቁራት ስድራቤት እግዚአብሔር ኣሕዋተይ ደስስስ ዝብል መንፈሳዊ ትምህርቲ ተማሂርና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የምብርኩም 🙏🙏🙏

  • @muhanrasha2572
    @muhanrasha2572 4 години тому

    Kale hiwet yesmealna ❤❤❤❤ zemene agelgultkum yebarek ❤❤❤

  • @HenokWeldezgi-nz8vy
    @HenokWeldezgi-nz8vy 2 місяці тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓና ፀጉኡ የብዙሓልክዩም❤❤❤❤

  • @habentsegazeab8181
    @habentsegazeab8181 Рік тому

    ናይ በሓቂ መዲሃኒዓለም ጸጋ የብዝሓልኩም ሎሚ ከንደይ ሓዳር እዮ እሞ ብሰንኪ ሰባት ፈሪሱ ካብዚኣ ግን ብዙሕ አየ ተማህረ ክብዚ ዝበልጸ ሕዝኩም ክትመጹ ድማ ብሓንቀውታ ክንጸበ አና።

  • @zenewualema3302
    @zenewualema3302 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ

  • @anditmehari2766
    @anditmehari2766 Рік тому

    Amen amen amen kal hewit yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🦾🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 2 роки тому +2

    ኣሰይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ እመብርሃነይ ስደትና ተሕፅረልና ኣብ ቤቱ የንብረኩም/ና👏

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ

    ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓቅሊ ንኩሉ ትክእሎ ኢካ እግዚኣብሔር ዓቅሊ ይሃበና ።

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 Рік тому

    ባሓቅ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሜን አሜን አሜን👏👏👏🤲🤲🤲🌷🌷🌷❤❤

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Рік тому

    አሰይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክልኩም ፍቁራተይ አብ ሓዳር ክንደይ ብሰብ ዝፈላል እዩ ዘሎ መንፈሰ ቅዱሰ ዝመለኦ ሓዳር ግና ብእውነት ክንደይ ደሰታ እዩ 👏❤

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 11 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 3 місяці тому

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey Egziabiher xeque yebixihalikum

  • @helensyum7724
    @helensyum7724 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዐና
    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @Taemo767
    @Taemo767 Рік тому

    *ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐና ፀጋ እግዚአብሔር የብዝሐልኩም ኽብራት ኣሕዋትና ዓባይ ትምህርቲ እያ*

  • @عاياهحم
    @عاياهحم Рік тому

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmeaLnA 🙏🙏💞🙏💞💞💞

  • @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋትና💚💚💚💚😍😍😍😘😘😘🙏

  • @bxiigjcfbutn5491
    @bxiigjcfbutn5491 Рік тому

    ቃልህይወትያስማዓልንአሜንአሜንአሜን✅✅🙏🙏🙏🙏💘

  • @abuchigerea5423
    @abuchigerea5423 Рік тому

    ኣሰይ ኣሰይይይይይይይይ ብሓቂ ተሓጊሰ ቃል ሂወት የስመዓልና ዞም ደቀይ ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ ዕልልልልልልልልልል

  • @senaitmichael8959
    @senaitmichael8959 2 місяці тому

    Amen zimare meliekt yesmelna ,amilakbxegiu yebzhelkum

  • @aminabgebermedhin7773
    @aminabgebermedhin7773 Рік тому

    ቃለ ሂወት ይስመዓልና ፀጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩ

  • @salamasalama7644
    @salamasalama7644 2 роки тому

    ኣሰይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር እምላክ

  • @letegabirwelday1964
    @letegabirwelday1964 2 роки тому

    አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላአከቲ የስምግልና

  • @fiyorimulue5731
    @fiyorimulue5731 Рік тому

    ብሃቂ ቃል ህወት የልስመአልና ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @senait6690
    @senait6690 Рік тому

    Amen amen amen behaqi meharit Egziabiher xegu yebzhalkum. ❤❤❤

  • @gebrhiwettesfaxiyen7276
    @gebrhiwettesfaxiyen7276 Рік тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealina Egziabher amlak xegu yebzihalkum

  • @dngleyadefkri.441
    @dngleyadefkri.441 Рік тому

    ኣሰይ እልልልልል ብሓቂ ኣዝያ ጥዕምትን መሃሪትን መንፈሳዊት ድራማ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ብሩኻት

  • @ffty8019
    @ffty8019 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐና

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt Рік тому

    ባሓቂ ቃል ሂወት ይሰማዓልና ፅግኡ ይብዛሓልክም አምላኽ ✝️

  • @mebrhitteklu9546
    @mebrhitteklu9546 11 місяців тому

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna

  • @MikeleWedikeshi
    @MikeleWedikeshi 2 місяці тому

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna zegu ybzhalkum

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 Рік тому

    Asyyy bhakiy kal hewit yesmalna Kiburat yhwaty 🙏❤️ egzabhr Xegiu yebzhalkum 🙏❤️❤️

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Рік тому

    ብሓቂይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ
    አምላክ ኣቦይ ሓደራ ሰብ ዝጠዓም ኣጥዕመኒይ እሜቤተይ ሓደራ

  • @asterkiros6731
    @asterkiros6731 Рік тому

    Amen amen amen kale hiweat yeasmalina 🙏🙏🙏

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ
    የብዘሐልኩ ፉቁራት ብጣዕማ ማሃሪተ እያ🤲🌹🌹🌼🌻

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣስይ ደስ ክብለካ

  • @brhangaiembrhan8516
    @brhangaiembrhan8516 Рік тому

    አሰይይይይ ብሓቃ ቃለ ሂይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ🌹🎚

  • @SmerhM-uz1he
    @SmerhM-uz1he 9 місяців тому

    ብሓቂ ቃለ ህወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብሐልኩም

  • @ተመሰገንኣምለከይ
    @ተመሰገንኣምለከይ 7 місяців тому

    ቃል ሂወት ይስምዕልና ፀጉኡየብዝሐልኩም ❤❤❤

  • @nkulugizealewo9803
    @nkulugizealewo9803 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ፀጋበረክት ይብዘሐልኩም ክብራተይ

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ደስ ዝብል ድራማ ቀፅሉሉ

  • @KsKaa-yn5jh
    @KsKaa-yn5jh Рік тому

    ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰማልኝ ❤❤❤

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    ብ ሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብሐልኩም ብሓቂ ማሃሪ ከምዚ ቀፅሉሉና ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና

  • @hermonamanuel5249
    @hermonamanuel5249 Рік тому

    እዋይ ቃለ ህይወት ይስመኣልና ደስ ትብል drama and መሃሪት ድንቅትን እያ እግዚኣብሔር የብኩሙ ጸግዑ

  • @reem18hayat95
    @reem18hayat95 Рік тому

    ኣሰይይ ክንደይ እዩ ድስስ ዝብል
    ብሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ኣቤቱ የንብርኩም

  • @hailabgeb9576
    @hailabgeb9576 Рік тому

    ቃል ሂወት ቃል ሰናይ ይስማዓልና ኣሕዋተይ

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash Рік тому

    Qal hweit yesmiana yehwat ajaokum qexliwo 🥰🥰🙏🙏💒✝️

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ሠ8ሐ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ሠ8ሐ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ዘመነ ኣግልግለትኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ

  • @fyorihadguhadgu9362
    @fyorihadguhadgu9362 2 роки тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 роки тому +2

    አሰይይይይ ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ቀፅሉሉ ክቡራትና ፁቡቁ ስራሕ

  • @yriga
    @yriga 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ሕይወት የስምዓልና ፡ ኦ! አምላክ ምሕረትካ ካብ ሰማይ ቀልጢፍካ ልኣከልና ። ኣብ ስደትን መከራን ፣ ኣብ ጭንቅን ፀበባን ዘሎ ህዝብካ የማነይቲ ኢድካ ዘርጊሕካ ኣድሕነናን ርድኣናን ።

  • @KisanetTklit
    @KisanetTklit Рік тому

    ቃል ህይወት የስምዓልና❤❤😢😢

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ቃል ሰናይ የሰመዓልና

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ፅግኦ ይብዛሓልክም 🙏

  • @hayagfds1950
    @hayagfds1950 Рік тому

    አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    ኣስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ደስ ዝብል

  • @abrehettadese3137
    @abrehettadese3137 2 роки тому

    እሰይ ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ብሓቂ ጸጉኡ በረከቱን የብዘሐልኹም ፍቱዋተይ

  • @01tigray
    @01tigray Рік тому

    ቃል ህይወት የሰመዕና 🙏❤

  • @habenmulu463
    @habenmulu463 Рік тому

    ቃለ ሂወት የስመዕልና ቡሩኳተይ

  • @MdSalam-n4p
    @MdSalam-n4p 7 місяців тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @AbeGalEmbrhen
    @AbeGalEmbrhen Рік тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ

  • @ጓልመምህረተኽለ
    @ጓልመምህረተኽለ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ምሃር እዩ🤲💓

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራተይይ

  • @helensyum7724
    @helensyum7724 Рік тому

    ኣሰይይይይይ ክንደይይይ ደስስስ ዝብል እዩ
    ብሓቂ ስቡር ልቢ ይፍጠረልና ፈጣሪ

  • @msgnaemnetu3688
    @msgnaemnetu3688 Рік тому

    እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሕ

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡራተይ

  • @Slasie
    @Slasie Рік тому

    Amien Amien Amien Qale hiwet yesmalna Egziabhier Amlak Nay agelgulot zebenkum ybarkelkumn yqedselkumn kburat yhwatey.

  • @TeklayAyalneh
    @TeklayAyalneh Рік тому

    ቃለሂወት የስማዐልና🌹🌹🌹

  • @samuelberhe8630
    @samuelberhe8630 2 роки тому

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna Amlak Qdusan Egziabhier xegau yebzhalkum!!!

  • @febusemere5020
    @febusemere5020 Рік тому

    Btami meharit menfesawit srah. Egziabher xegu yebzhalkum.

  • @fiyorimulue5731
    @fiyorimulue5731 Рік тому

    ብሃቂ ቃል ህወት የስመአልና

  • @muqotsolomun782
    @muqotsolomun782 2 роки тому

    Asey mukurat yhwatey gal hiwet yesmealna

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 роки тому

    ኣሰይይይይይይይይይ ብሓቂ ክንደይይ ደስስስስስ ይብል ፀጊኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ፈቁራተይ

  • @ukubayaraya5513
    @ukubayaraya5513 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 роки тому +1

    አሰይይ ብጣዕሚ መሃሪትን ደስ በሃሊትን ዝኾነት ድራማ እያ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም ተሚሂርና አብ ተግባር ክነውዕሎ አምላከ እስራኤል ይሓግዘና🎚🌳

  • @tmnitgebremeskel2045
    @tmnitgebremeskel2045 Рік тому

    Kale hiwet yesmealna xegaun bereketun yebzhalkum