ተጋሩ ቲክቶከራት ተዋሪዶም 😂 - ናይ ደገ ዕድል ተመቻቺልኩም ኢልና ፈተና ጸዊዕና ፕራንክ ጌርናዮም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 186

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 5 місяців тому +44

    ወዲ ረማጥ ግን ሸልማት ይግበኦ እዩ ምሳይ ትስማምዑ👍

    • @YemanGrmay
      @YemanGrmay 5 місяців тому

      ብከመይ ትግራይ ፕራክ ዝገብር እዩ ዘድልያ በዚ ሕጂ ሳዓት ተካላት

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz 5 місяців тому +1

      @@YemanGrmay 😡

  • @ksanethaile2624
    @ksanethaile2624 5 місяців тому +20

    ከመይ ዲካ መቅሰን ሰሓቀይ ምቁጽጻር ሲኢነ 😁😂😁😂 ከምዛ ዘለካያ ቀጽል ጽብቅ መደብ ወዲ ሮሚት ነዛ ቻነልካ መቀረት ኮይንዋ ኣሎ ኬፍ ኣለዎ ካሜራ ግን ማራ ሪሑቁ ገጾም ምርኣይ ሲና ዳሓር ኣስተካክሎ ኢካ 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei 5 місяців тому +17

    ወዲ ሮሚጥ መቀረት ኮይኑካ ነዛ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 5 місяців тому

      ደምርኒ

  • @galtigrayhalal5170
    @galtigrayhalal5170 5 місяців тому +24

    ያዳ 70k ዋዉ ንክድ ናብ 100k ❤❤

    • @weynotube7
      @weynotube7 5 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ በልለለይ ሓፍተይ🥰

    • @galtigrayhalal5170
      @galtigrayhalal5170 5 місяців тому

      @@weynotube7 ገይረ ኣለኩ ማዓረይ♥

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 5 місяців тому +21

    ያኣዳኣ ሓውናኣ 100 k ናኣትዎኦ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @Haftom-tesfay
    @Haftom-tesfay 5 місяців тому +4

    ፅቡቕ እዩ ግን እቲ ዝግበር ነገር ቀዲምካ ተዘይትነግረና ዝበለፀ ክኮን ኔሩ ተመሲጥና ምእንታን ንሪኦ እንተቐዲምካ ነጊርካኒ ከም ኣነ ክሪኦ ኣይደልን።

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 5 місяців тому +4

    ያዳ መሕረር ኣነስ ከበይ ትረክበም እዞም ሓሳባት ወዲ ሮሚጥ ካዓ ደምቀት ከይንካ ኣሎ ቀፅልሉ ደስ በሃልቲ ሕብረትሰብካ ብከምዚ ፍቅሪ ብምራኣይካ አዝየ ደስ በሃሊ እዩ ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ እውነት በከምዚ ምሕጋዝካ ከለኩም ሙዝቃተኛታት ሕብረትክም ብትሕተኩም ዘሎ ሰብ ብምራኣይ ፍቅርን ሓልየትን ብከምዚ ዓይነት ተሓበበርቲ ክትከኑ ይላበየኩም ብዝተረፈ ትግራይና ፉፅም ሰላም ይግበረልና ቀፅሉሉ ናይ ሰሓቅ ምንጭ እኩም😂

  • @sonofelamida
    @sonofelamida 5 місяців тому +8

    ቀፅልዋ ቀፅልዋ በጃኩም ሰሓቀይ ክቆፃፆሮ ኣይከኣልኩን 🤣🤣🤣🤣🤣

    • @weynotube7
      @weynotube7 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ በለለይ መዓረይ🥰

  • @yes6292
    @yes6292 5 місяців тому +2

    ውዲ ሮምጥ ድምቀት ከንካ ኣሎ ያዲ መሕረር ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 5 місяців тому +11

    ተራእየምንካ ክኽየደለይ ንውጪ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 5 місяців тому

      😂😂😂😂🤣🤣🤣

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 5 місяців тому

      እኮ ደቂዛ ውጭታት😂

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት 5 місяців тому +2

    ሰሊና ዋዕሮ ሰሉዋይ ይሞችኪ ግን❤❤❤❤😘😘😘😘

  • @JdjBdbd-q2q
    @JdjBdbd-q2q 5 місяців тому +3

    ምይተ ስሓቅ😂😂😂

  • @akigebre4511
    @akigebre4511 5 місяців тому +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂ኣንታ ብዘይምፃእ መፂኻዮም

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 5 місяців тому +1

    ዋይ ኣታ ቅተሉና በሉ ብስሓቅ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 5 місяців тому +3

    ሞይተ ሰሓቅ 😂 እዛኹላ ምስዕሳዕ ብዘይ ሙዝቃ መጨረሻኡ ኘራንክ ከናድድ 😂😂

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 5 місяців тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 5 місяців тому +6

    ያዳ ያዓክ ንስኻ ብቻ ፕራክ ስረሐዮ❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 5 місяців тому

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 5 місяців тому +3

    ከመይ ዲካ መቅሰን ሰሓቀይ ምቁጽጻር ሲኢነ ከምዛ ዘለካያ ቀጽል ፅብቅ መደብ 😂😂😂🍎

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 5 місяців тому

      ደምርኒ❤

  • @Guhih-hi4up
    @Guhih-hi4up 5 місяців тому

    አር ቀልጥፍና ያዳ መሕርር ቆሲልና እኮ ሳሓቅ❤❤❤❤❤❤

  • @SABABEYENE-ol5yi
    @SABABEYENE-ol5yi 5 місяців тому +3

    yada Hawna please use good camera ur prank so far good but most of the time camer is not clear try ur best my dear brother ❤❤❤❤thx👬🙏

    • @weynotube7
      @weynotube7 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ በልለለይ መዓረይ🥰

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 5 місяців тому +1

    😂😂😂ኣይ

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly 5 місяців тому +1

    ኻብደይ ቆስለ ያዳየ ምንጭ ስሓቄይ😁😁😁😁😁😁

  • @SaraHailu-x5z
    @SaraHailu-x5z 5 місяців тому +1

    ሮሚጠይ ❤❤❤❤ያዳየ❤❤❤

  • @yes6292
    @yes6292 5 місяців тому +1

    ንወዲ ፀሓይ ዘይትገብሮ እባ ያዲ ንምንታይ ሓውዜን ዘይትከይድ ግን ሳስክራይበይ ከልዕል እየ እምበኣይ እሺ ብዝከነ ይመችኻ ❤🎉

  • @BahlbiLemlem
    @BahlbiLemlem 5 місяців тому

    Wedi romit modalya habuwo

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 5 місяців тому +2

    አዋይ በሉ ቅተሉና ሹሸ ኣቢልዋ ብዘይ ሙዚቃ😅😅😅😅

  • @tesfyewelye5341
    @tesfyewelye5341 5 місяців тому +4

    Abay tiray du wala ab kulu seb eti Camera himak alo

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 5 місяців тому +1

    ዉዲ ሮሚጥ ጀግና❤❤❤❤🎉🎉

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 5 місяців тому +4

    ዋውው 70k❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 місяців тому

      ሳላኩም እዩ 🙏

  • @angeup
    @angeup 5 місяців тому +5

    😂😂❤

  • @Raki-h9t
    @Raki-h9t 5 місяців тому

    ዋይ ሓተይ ምስኪናት ሰሪሐሙሎሞ😂😂😂

  • @Roza-qj4zp
    @Roza-qj4zp 5 місяців тому

    ኣረ ይመቺኩም ተጋሩዋይ 100ሳብስክራይብ ነብፀሐዮ❤

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 5 місяців тому +2

    ባህላዊ ኣይድል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 5 місяців тому

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @AmanualHumera
    @AmanualHumera 5 місяців тому

    ሰሉ ሽኮር ክብልዐለይ እኮ እዩ ኣብ ባህሊ ፀቒጣ ኣሸንዳ ትብል ዘላ😂 ዝገርም መደብ እዩ ቀፅልሉሉ

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 5 місяців тому +1

    😂😂😂😂😂 ketsilwo ❤❤❤❤

  • @denaitsemere
    @denaitsemere 5 місяців тому +2

    Kkkkkk ክብለዕለይ 😂😂😂😂😂😂

  • @sentayohuteka3509
    @sentayohuteka3509 5 місяців тому

    ዋይ ብዘይ ደሩፊ ኣስዕሲዑዋ😂😂😂

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 5 місяців тому +1

    ሞይተ ስሓቅ😁😁😁😁

  • @Smero-u2u
    @Smero-u2u 5 місяців тому

    ውይ ፍቅሪ ከጥዕመልክም አሰይ ምቅረተይ

  • @KahsaAabraha
    @KahsaAabraha 5 місяців тому

    ኣረ ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ ይሞችኻ ብስሓቅ ነቢዐ

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 2 місяці тому

    ዋይብዘይደሩ ሩፈኣሰዕሲዑዋ😂😂😂😂

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei 5 місяців тому +1

    ዋይ 😂😂😂😂😂

  • @Henoke874
    @Henoke874 5 місяців тому

    ያዳ ይመችክ 70 እንደርተ ገባቹው ይመችክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 5 місяців тому +1

    i love you tegaru

  • @محمدادم-ن6ت1ت
    @محمدادم-ن6ت1ت 5 місяців тому

    ዋይ ዋይ ኣታ ገበረትኩም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 місяців тому

    ዋይ መዓረ ክንደይ ተጨኒቖም ተሃንጥዮም ይኾኑ

  • @سلامهمنجحي
    @سلامهمنجحي 5 місяців тому +1

    ክብለዐለይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂መሳኪን😢

  • @Slama-n4i
    @Slama-n4i 5 місяців тому +1

    ክብለዐለይ😂😂😂😂😂😂

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 5 місяців тому

    ያዳ ሽኮር ብስሩ ንፕራንክ ኢኻ ተፈጢርካ👌👍

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 місяців тому

    ዝ ንእሽተ ቆልዓ ወድተጋዳላይ እዩ ኣተባብዕዎ የሕዋት

  • @Hfts-l8c
    @Hfts-l8c 4 місяці тому

    ኣታ ሞይተ ሳሓቅ😂😂

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 5 місяців тому

    ቃልጥፋኻ ልቀቀልና 😂😂😂😂

  • @AbreshHailay
    @AbreshHailay 5 місяців тому

    😂😂ኣረ ወዲ ሮሚጥ ከቢድ ሰብ

  • @Raki-h9t
    @Raki-h9t 5 місяців тому

    ግን ክድበረና ካሎ ተስሕቁና ኣለኩሙ ይመቹኩሙ❤❤❤❤❤❤

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 5 місяців тому +5

    You did it bruh.😂
    ወዲ ሮሚጥ ነብስኻ ኣይመሓርን 😂

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 5 місяців тому

    ሞይተ እየ ስሓቅ😂😂😂😂😂😂

  • @AdAbu-id8jl
    @AdAbu-id8jl 5 місяців тому

    😅😅 😁😁😁ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤

  • @tesfaygebregiorgis4960
    @tesfaygebregiorgis4960 5 місяців тому

    ወዲ ሮሚጥ ግን ፅቡቅ የራክበካ ኣሎ

  • @tgrawayyy
    @tgrawayyy 5 місяців тому +1

    😂😂😂 ata metku

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 5 місяців тому

    ናይ ለማዓንቲ ካዓ ንበይኑ እዩ 😂😂😂😂ክብልዐለይ

  • @Nahi_Royal
    @Nahi_Royal 5 місяців тому

    ዓውቼ እባ ምነበረ

  • @KeberomTsegay
    @KeberomTsegay 5 місяців тому

    ኣረ ይመችኻ 😂😂😂😂😂😂

  • @KirosTareke-ep2xf
    @KirosTareke-ep2xf 5 місяців тому

    ክብለዐለይ😅😂😂😂😂

  • @meratyngos5330
    @meratyngos5330 5 місяців тому

    ኣሸዳያ ኣሸዳ ይግበረን 😁😁😁😁

  • @YemanGrmay
    @YemanGrmay 5 місяців тому

    ወዲ ረሚጥ ዓገብ አረጊት ሰብአይ አሚሒሩሉ ድዩ ምስ ደቂደቅ ፕራክ ክፃወት ጓሓፍ ይኩርክሖኒ አሎ ዶ ይብል አይነበረን ሕጂ ደም አሻሓት መናእሰይ ምስተካዕወ ፍርናሽ ረኪቡ ሓቀይ ካባካ ካሊእ ኢና ንፅበ ነይርና ለክባጥ ያዳ ቀፅለሉ እንተኮነ እዚ አረጊት ሰብአይ ግን ?

  • @ትጂtigsti
    @ትጂtigsti 5 місяців тому

    Well come yada habibi😊❤

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 5 місяців тому

    ሞይተ እየ ለማዓንቲ 😂😂😂😂😂

  • @dvhvfhthubfh5722
    @dvhvfhthubfh5722 5 місяців тому

    ክብለዐለይ ንኣሜርካ ክኽየድ😂😂❤❤❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 5 місяців тому

    ኣረ ይሞችካ ያዳ 😂😂😂😂😂😂

  • @Trhas-f9c
    @Trhas-f9c 5 місяців тому

    ካምራ ግን ኣይፁሩይን ኣቅርብዎ ብዝተረፈ😂😂😂

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 5 місяців тому

    😂😂😂😂😂 ምይተ

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 5 місяців тому

    ወዲክሞም ዘም ትክቶካት😂😂😂

  • @yosephagos
    @yosephagos 5 місяців тому +1

    ቀቲሉና 😂😂😂

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 5 місяців тому

    ምንጪ ሰሓቅና😂😂😂❤

  • @newacnt3261
    @newacnt3261 5 місяців тому

    እረ ይሞቺኻ ያዳ 😂😂😂😂😅

  • @WediHaikoHalal
    @WediHaikoHalal 5 місяців тому

    Mitku😂😂

  • @newacnt3261
    @newacnt3261 5 місяців тому

    ሞይተ 😁😁😂😂😂😂😂🤣

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 5 місяців тому

    ዋይ ኣቱም ህዝቢ😂😂😂

  • @HaftomTewelde-rg3bu
    @HaftomTewelde-rg3bu 5 місяців тому

    Ymechkha 😅😅😅😅😅

  • @ስሌናTube
    @ስሌናTube 5 місяців тому +1

    ዋሶሶሶ ሃሃሃቆቆቆ 😂 ኤህ ወዲ ሮሚጥ

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @BabaHadsh-pr9ct
    @BabaHadsh-pr9ct 2 місяці тому

    ኣብ ደገ ክትገብሩ ኔርኩም ካሜራ እቶም ኣብደገ ዘለዉ ስሚዒቶም ምራኣናዮም ኔርና 😂

  • @SmirSmira
    @SmirSmira 5 місяців тому

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ShamEstifanos
    @ShamEstifanos 5 місяців тому

    Part 2 ke😢😢

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 5 місяців тому

    ክብልዐለይ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @Gg-qv9ix
      @Gg-qv9ix 5 місяців тому

      😂😂😂😂😂

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 5 місяців тому

    ሞይተ😁😁😁😁😁😅😅😅😅

  • @teklitseid4501
    @teklitseid4501 5 місяців тому

    😂😂😂gud koynom

  • @hailaygeherhailu2280
    @hailaygeherhailu2280 5 місяців тому

    😅😅😅😅😅

  • @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
    @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 5 місяців тому

    😀😆😆😆😆😆👆100k

  • @Haregte
    @Haregte 5 місяців тому

    ናይ ሎሚ ካሜራ ግን ኣይፁሩይን ሰሪሕኩሙሎም ዶ😂😂😂

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhu 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tti-k6w
    @Tti-k6w 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 5 місяців тому

    😁😁

  • @SmirSmira
    @SmirSmira 5 місяців тому

    🥰❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @AskAsk-h4y
    @AskAsk-h4y 2 місяці тому

    😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 5 місяців тому

    ያዳ 70k 🎉🎉🎉🎉❤

  • @DanelDani-ph8zb
    @DanelDani-ph8zb 5 місяців тому

    Ymoche yada 😂😂😂😂

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wegahtaentertainment
    @wegahtaentertainment 5 місяців тому

    😂😂❤❤

  • @SameraSamera-l6p
    @SameraSamera-l6p 5 місяців тому

    😀😀😀😀😀😀😀

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤