🔵ዉርዴት ና ኣማን መጨረሻ ግን ኣሕዚኑኒ🥺

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 729

  • @adu_blue
    @adu_blue  7 місяців тому +17

    6k ለ ክንኣቲ ንእሽተን እዩ ቀሪኒ እናsubscribe ግበሩለይ 💙

    • @GDjdj-gz9zb
      @GDjdj-gz9zb 5 місяців тому

      እሹይ ክንገብር ኢና ኣጆካ❤❤

  • @amantube28
    @amantube28 7 місяців тому +207

    ኣዋሪድካኒ መዓልትካ ሓሉ

    • @hannahanna8794
      @hannahanna8794 7 місяців тому +2

      እንታይ ገድፈልካ 😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому +23

      ልቅሐይ ባ መሊሰ 😂

    • @Haregte
      @Haregte 7 місяців тому +1

      ግርም ገበረካ ኤማየ😂😂ወይለይ ንስካ ጥራሕ ሰብ ተዕሹ ድኣ

    • @ባርች2345
      @ባርች2345 7 місяців тому +2

      የስስስስስስ ዕልልልልልል እንኳዕ ንዚ ኣብቀዐካ ኤማ ተመስገን 😂😂😂😂 ግን ኣሕዚንካኒ ናዓያ ሕፀብ ብርጭቆ😢😅😂😂😂😂 ኣሕጉስካኒ ኣdu thank you 🙏🥰🥰😂😂

    • @ባርች2345
      @ባርች2345 7 місяців тому

      ​@@adu_blue 💪💪💪🤞😅🙊

  • @missyoumam1223
    @missyoumam1223 7 місяців тому +106

    ተጋሩዋይ ዓዶም ሰሪሖም ንክነብሩ ነተባበዐዮም ደቅነይ❤❤❤

  • @wtfgvbb803
    @wtfgvbb803 7 місяців тому +37

    ቀፀልሉ ካብ ፖለትካ ካብ ኩሉ ነገር ወፅክም ስርሑ ከምኡ ገይሮም እዮም ኣምሓሩ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፅሖም ዘለው ካብኣቶም ካኣ ተማህሩ ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому +1

      🙏🥰

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 7 місяців тому +1

      በላሕ ኢኺ በሓቂ ። ኣብ ፓለቲካ ዝኣቱ ሰብ business ንምሰራሕ ብጣዕሚ እዩ ዝፅገም ።

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 7 місяців тому +5

    ኣዱ ሓወይ ከምዙ ልሪአካለኩ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ እና ቀፅለሉ ወድነይ ላከድና ናብ 10, 000 ኣጆካ♥️💛

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰🤗

  • @0ppH5
    @0ppH5 7 місяців тому +4

    እሰይይይይ ፅቡቕ ገይርኻ ኻልኣይ ግዜ ተደግምካዮ ሽልማት ቃል ክኣትየልካ እየ 👍👍

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      እሺ🙏🥰

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 7 місяців тому +8

    ገወዝ ኒሑያ ዘይፈዲስ ወዲ ኣድጊ ናይ ብቃደማይ ትዕግስትካ 100%❤

  • @ሊያጓልትግራይ-አ4ፐ
    @ሊያጓልትግራይ-አ4ፐ 7 місяців тому +5

    እውይ ኤማ ዓይነይ ሰሪሑልካ😂 ጎበዞት❤️ ከዓ ኣብ ዓድኩም ከምዚ እናበልኩም ዕበዩ ካብ ናብ ስደት ስዲ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ 7 місяців тому +10

    ዃዕ ብሰላም መፀኣካ ስብኣይ ልቃሕካ መሊስካ💪👌❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰🫡

  • @YsHd-ei6ws
    @YsHd-ei6ws 7 місяців тому +10

    ዋይ እስይ😂ኢማዋይ ክንደይ ማዓልቲ ሰብ ክተብኪ🙄😁ኣዱየ $ኢማየ ይፈትወኹም እየ❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      የቀንየለይ ክብረተይ🙏💙

  • @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ
    @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ 7 місяців тому +7

    ዓቅላም ቆልዓ ልቅሑ መሉሱ❤❤ ይመቺኩም ቆናጁ❤❤

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 7 місяців тому +2

    ኣማንይ ማዓረይ ኣሕዚነኒ ኡፍ😂😂😂
    ብቀደማይ ኣማን ብራንክ ክገብርካ እንኮሎ ንሰካ ኣሕዚነካኒ ነይረካ ለለ ሎሚ ኣማንይ😂😂😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🤭🙏🥰

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 7 місяців тому +10

    ፅቡቅ ገበርካዮ ኣዱ ሒኑኡያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ ኤማለ ኣይተዕጎምጉም ናኢድካ እያ ክንደይ ምዓልቲማ ብራንክ ትገብር 😂😂😂😂❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      😂🙏🥰

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 7 місяців тому +5

    ኣማነይ ሰሪሖምልካ ልቃሕካ ምለስ 😁♥️
    ኣዱ ብልዓየን እሞ ትፋየን ጌርካዮ መሕረር 😁♥️

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🤭😂🙏

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 6 місяців тому +1

    ውይ ጎታዋይ ኣሕዝንኒ 🙄ታይ ገበርክም😂😂

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 7 місяців тому +14

    ትዕግሰቲ ኣለዎ ናበልናስ ትጫዊትካሉ ዶ ዝሮ ይመችኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤🎉❤🎉

  • @netsi2127
    @netsi2127 7 місяців тому +4

    ማርያምን ቃደመይቲ እየ ባዕለ ፕራንክ ግበሮ ኢለ ነይረ ኣሐጉስካኒ ብስሩ ኣይትድገምን ንስካ 😂😂😂 ግን ኣሕዚኑኒ ምስኪን 😥ንድሕር ሕጂ ተምሃር ኤማ ወዲ ቅርሺ ከይ ሓዘ ካብ ገዛ ኣይንቀሳቀስን 🤣🤣

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      Ewe 😂🙏🥰

  • @Luela_blue
    @Luela_blue 7 місяців тому +4

    ኣዱዋይ💙 😂😂😂ሞይተ እየ ብስሓቕ ማርያሚን ቀፂሎ

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      Thanks luluye 🙏🥰

  • @brijap5171
    @brijap5171 7 місяців тому +1

    ጎበዛት ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ናይ ኢድካ እያ ኤማዋይ😂😂😂😂

  • @Mahder_fitsum
    @Mahder_fitsum 7 місяців тому +8

    ይሞችካ ኣዱ ልቃሕካ መሊስካ 👏🏽

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 7 місяців тому

    ኣማን ኣማን ተረኺብካ ዶ መሕረረይ😂😂😂😂
    ኣዲየ ቀፅልሉ ዞም ኣሕዋተይ ዓድኻ ሰሪሕኻ ምብላዕ ዝመስል የለን እሞ❤❤❤❤

  • @PpP-o4e
    @PpP-o4e 25 днів тому

    ይፅበየካለኹ ያ ኤማ ወዲእዎ ፀኒሑስ😅

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 7 місяців тому +1

    ዊይ ኣሕዝኑኒ ኣማነይ ❤❤❤ብዝኮነ ገብዝ ብሮ

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 7 місяців тому +2

    አማዋይ ሽኮር ኣይ ኻኣልኹይ ኣውይን ኻብደይ❤❤❤ኣዱ ልቃሑ ሞሉሱ ጎዎዝ ይሞችኹም ደቅነይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FetanMan
    @FetanMan 7 місяців тому +1

    ዊ ማርያምን ኣሕዚኑኒ ኢማዋይ 😢

  • @AbebaAsfeha-o3c
    @AbebaAsfeha-o3c 7 місяців тому +1

    ኣዝዝ.. ብላዕ ..ኣዝዝዝዝ ተመቺካኒ ሞይተ እየ😂😂😂🤣😎😍👌👌

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 7 місяців тому +1

    ኣየ ኣማን 😂😂😂 ፅዋኩም ግን. ከም ናይ ኣናእሸተይ 😂😂😂ማራ ኣሲሕኒ😂😂😂
    ፅቡቅ ገበርካ❤❤❤😂

  • @slamaor6578
    @slamaor6578 7 місяців тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓወይ❤️❤️🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      የቀንየለይ ክብረተይ🙏🥰

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 7 місяців тому

    ዉይ ኤማ ኣሕዚንኻኒ ፡ግን ናይ ኢድኻ እያ 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 7 місяців тому

    ኢድካ እያ ኣማን ኣዱ ሕንየኻ ፈዲኻ ኣዱ & ኣማን ዝፈትወኩም❤❤❤

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 2 місяці тому

    ዋዉዉ ፍልምይ ዝበለት ኢያ😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mmn7636
    @mmn7636 7 місяців тому +1

    ፍለጣ ድኣ ክንደይ ማዓልቲ ድኣ ፕራንክ ክትገብር 😂😂😂 ናብ ማይ ዝኣተወት ኣጭዋ መሲልካ😂😂😂ኤማየ ማዓረይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      😂🙏🥰

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 7 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ግርም ገርካዮ lomi rekibkayo ktxrnh nerka keman😂😂😂😂, i appreciate you bro ,

  • @Hfts-l8c
    @Hfts-l8c 5 місяців тому

    ፅቡቃተይ❤❤❤

  • @khalidhx275
    @khalidhx275 7 місяців тому +1

    ሳላም ሓውይ. ጎቦዝ ኣካ ቀፅለሉ❤❤😂😂ኣማ ግን

  • @تلله-ش5ص
    @تلله-ش5ص 7 місяців тому

    እድ ፀናሒት ሸናሒት ድዩ ዝባሃል ኤማየይ እድካ እያ 😂😂❤❤

  • @marigaltigray5529
    @marigaltigray5529 7 місяців тому

    ፅቡቅ ገብርካዮ ሕነካ ፈዲካ ስባኣይ ❤😂ኤማ ግን ኣስሒቅኒ 😂😂

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 7 місяців тому

    አረ ንስካ ኣይትድገምን ናብልካ እባ ጉድ ገይረካ ኣማነይ😂😂😂❤ይመችኩም

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd7801 7 місяців тому +4

    ተጋሩዋይ 10k ነእትዎ

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 7 місяців тому +1

    ሞይተ እየ ብሰሓቕ ማርያምን ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 7 місяців тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ❤❤❤

  • @KirosKalayu-m6k
    @KirosKalayu-m6k 7 місяців тому +1

    ፅቡቅ ገብርኻ ሕነኻ ፈዲኻ ጀግና😂😅

  • @Amanuel-wedi
    @Amanuel-wedi 7 місяців тому

    ፕራንኩ መጨረሽኡ ግን Adu blue ክንዱቱ ልተሓሰበ አይተሰርሐን።ምክንያቱ ብዙሕ አማራፂ ነይሩካ
    1,ድርቅ ኢልካ ኪድ ባዕልካ ትፈልጥ ክፈሎ ክትብሎ ነሩካ።
    2,ብፖሊስ ደዊልካ -------ፕራንክ ክትገብሮ ይግባእ።❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому +1

      Eshi sorry 🙏🥰

  • @GDjdj-gz9zb
    @GDjdj-gz9zb 5 місяців тому

    ብጣዓሚ ኢኩም ኣሲሒቅኩሙኒ😂😂😂😂😂😂

  • @VipVip-im1ji
    @VipVip-im1ji 7 місяців тому

    እረ ይሞቸይኩም አንበሳ እንኳዕ ልቃሕካ መለስካ ቀፅልሉ አጆኩም አሜ እማ አቡዩ ነይሩ እዩ ፅቡቅ ገበርካ😂😂😂😂❤❤

  • @mlatasay
    @mlatasay 7 місяців тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ድገመለይ እማ ካብ ዝበኪ ኣብክየለይ ንኤማ ሕነኻ ፍደ😂😂😂

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 7 місяців тому +2

    ተጋሩዋንን❤❤❤

  • @abushmebrate5812
    @abushmebrate5812 7 місяців тому +1

    ጎቡዙ ዞም ኣሓተይ❤

  • @Maheaberaha
    @Maheaberaha 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ አረ ይሞችኩም በቃደመይ አሕዝኑኒ ነይሩ ሕነካ ፈድካ ሸበጥ ገይረካ የበለታ ደያ ማዓረይ❤😂😂😂

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    ኢማየይ መሕረር😂ተገኒካ 😂ጎበዝ እባ ኢዱየይ 😂ብላዓ ናበላዕካ ብላዕማ መካለፊ እያያ 😂በላዕ ዳሕናዋ

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰🤭

  • @BeGUDETUBE
    @BeGUDETUBE 7 місяців тому +1

    ዉይ ኤማዋይ ሓያል ረኪብካ ሎማዓንቲ 😢😢 ኣዱግን የትድገምይ

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d 7 місяців тому

    ዋ ናደረፈ ይበልዕ ኣሎ ስዲ🤭🥴
    ዋይ ሓወይ ምስኪናይ🙈😁
    በርገር ሓወይ ዝረኸብካዮ ሎምዓንቲ😂😂ውይ መጨረሻ🥺ግን ልክዕ ከምዚኣ እዩ ዘሕርቀና ነሩ

  • @MereGeber
    @MereGeber 7 місяців тому

    ላበላዕካ ላሃለካ ብላዕ ዝብለኒ ሕደጎ ድዩ ልብለኒዞሎ እየልብል ኣነስ😂😂😂

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 7 місяців тому

    ፅቡቅ ገበርኻ ኤማ መሕረር ተረኺቡ

  • @حساممغفوري-ش9ز
    @حساممغفوري-ش9ز Місяць тому

    ❤❤ቀፅለሉ ማዓርይ❤❤❤

  • @عحك
    @عحك 7 місяців тому +1

    ፅብቅ እዩ ደቅ መቀለ ሓላላት ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RHfsr
    @RHfsr 14 днів тому

    የኔውድድድድድድድ❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 5 місяців тому

    እሰይ ይሞቺኻ ኣዱየ ለዛም ንኢስዎ ልቃሕ እያ ህንደይ ሰብ አብኪኻ ኢኻ 😂😂 ዝሮ ደቂ ሪመይ ንበሩልና ፍትዉቱዉ❤❤❤ ካብልበይ

    • @adu_blue
      @adu_blue  5 місяців тому

      🙏🥰👍

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n 7 місяців тому

    ኤማ ሽኮር ምስሊ ኣዲኡ ብጣዕሚ ደስ ዝበለኒ ነገርስ ኣብዘን ዌተር እንኤኩም ክብሪ ደስብል ❤❤❤

  • @dfghhhdfgghh6981
    @dfghhhdfgghh6981 7 місяців тому

    ኣሰይ ኣዱዋይ ኣቅስንካኒ ❤ሑኑኡ ያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ እዩ ነገሩ ዋ❤ ኣማነይ ለ😂ናእድካ ረክብካ❤😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰😇

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 7 місяців тому

    Kkkk ናኢዲኻ እያ ኤማ❤

  • @albadralbadr1736
    @albadralbadr1736 7 місяців тому +9

    ኣሐጊስካና ዛሓወይ ይምችካ❤😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      የቀንየለይ 🙏🥰

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 7 місяців тому

    ሕንኡያ ዘይፈድስ ወድ ኣድጊ ኣዱዋይ ግርም ገበርካዬ😁❤️ ኢማዋይለ ኣይተዕጉምጉም ኢድካ እያ ሆ😁❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      😂🙏🥰

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ

    ይስቅ እየሞ ኣይከምሎመን😂😂😂😂
    ክብደይ ቆሲለ ብሳሓቅ😂😂😂

  • @Rgatyoutube
    @Rgatyoutube 7 місяців тому

    ኣነስ ብጥዓሚ ኣሕዚኑኒ ማዓረይ ሕኔካ ፍደ ኤማ ሓወይ❤

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 7 місяців тому +1

    አረ ኣይተጫናንቆ ኣብልዐዮ ብላዕ ናበልካኮ ምብላዕ ካሊእካዮ😂😂😂😂😂

  • @bege8567
    @bege8567 7 місяців тому

    ፁቡቁ ገበርኻዮ ሕነኡ ደይፈድ ወድ ኣድግ😅😅😅❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 7 місяців тому

    እንኻዕ ብሰላም መፃእካ ❤❤❤ እማ ሓወይ ናይ ኢድካ እያ😅😅😅😅

  • @AdmiringDimSum-cw2iz
    @AdmiringDimSum-cw2iz 7 місяців тому

    ኢማዋይ እሰይ ናይ እድካ እያ🤣🤣🤣🤣

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 7 місяців тому

    ፅቡቅ ገበርካዮ ኣየ ኤማ 😂😂😂😂😂😂

  • @NegiAkusumawit
    @NegiAkusumawit 7 місяців тому +1

    ዋውው ኣዱየይ ልቓሕካ መሊስካ❤

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna7787 7 місяців тому +1

    Aman nay aidka endya knedey gza nska ttsawetlom😂bzkene aeyfelalykum kudusatey😘😍

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 7 місяців тому

    ዋ ኤማ ግን እናበላዕካስ ትስሕቅስዲ ብዝኮና ይመችኩም ❤❤❤

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 7 місяців тому

    ኣዱዋይ ግን ፓሊሰ ድካ ? ቁሞናካ ዋው 👌❤💯

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 7 місяців тому

    ሓጎስ ይሙት ፀጊበ ኢሉ❤ባህልና ጥዑም ❤❤ ጉድካ ዘይፈለጥካ😂ከብደይ በሊዕኻኒ ግን😢

  • @Aezed-t9i
    @Aezed-t9i 7 місяців тому +1

    ኣሐጊስካና ዛሓወይ ይምችካ🥰🥰🌿🤣🤣

  • @ሳምሪ21
    @ሳምሪ21 7 місяців тому

    ኢማ ናይ ኢድካ እዩ ብቀደማይ ከብደይ በልዕካኒ ነይርካ ሐዚ ግን ኣሐጊሰካኒ ይሞችካ ❤🙌

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 7 місяців тому

    ብስም ኣማን ሳብስክራይብ ገይረልካ ኣሎኹ እና ጎበዝ ቃፅሎሉ❤❤❤
    ኣማን ትፃውቱኹምሉ እኹም
    ልቃሕኻ ትምልስ እኻ ኣጆኻ😁🤲

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 7 місяців тому

    ኣማን መስታወቅያ ዶ ምሓደግካሎምን😂😂😂

  • @BrtukanTuemay
    @BrtukanTuemay 7 місяців тому

    ደስ አብልኻኒ አዱዋይ ❤❤😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰😇

  • @ርግኣት
    @ርግኣት 7 місяців тому

    ኤሄ ማዓረይ ከሕዝነካ🎉

  • @Seni12-y
    @Seni12-y 7 місяців тому

    ኣይፀገብናይ ካልአይቲ ፕራንክ ወስኸሉ ኣዱ 😅😅 ኢማ እናበኸየ ክሪኦ ይደሊ ኣለኹ ንክንደይ ሰብ እዩ ኣሕሪሩ 😂😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      Eshini 🙏🥰

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 7 місяців тому

    ገወዝ ናይ ኒሑያ ዘይፈዲስ ወዲ ኣድጊ ብቃደማይ ትዕግስትካ 100%❤

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 7 місяців тому

    ትረክብኻ ባ ኤማየ😂😂😂❤

  • @milimili-y3b
    @milimili-y3b 2 місяці тому

    ክርደኦ ምእንታን ድገሞ😂😂😂😂😂

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 7 місяців тому

    ዋዋ አሰይ ገበርኻዮ😂😂 ወንድ አንደዚነው😂😂

  • @Saafsfdvvdfb
    @Saafsfdvvdfb 7 місяців тому

    ኣታ ሕደግዋ ደግም 😂😂😂

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 7 місяців тому

    ዋይ ኢሚ ወሲኪ😂😂😂😂😂

  • @Selvein
    @Selvein 7 місяців тому

    ዊ ሓወይ ኣሕዚኑኒ 🤣🤣🤣ግን ብ ክግመት ዘይኽአል ኢኻ ፕራንክ ጌርካዮ አምበር ኲሎም ፈቲኖም ፕራንክ ክገብርዎ ኣይኸኣሉን ክክክክ ብዝኾነ ግን ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ❤️❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰🫡

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 7 місяців тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓውኒ ከምዚኣስ የላን ኤማ ምስኪን😂

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 7 місяців тому

    የመችካ ኡማንይ 😁 አሑዚኑኒ ግን

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 7 місяців тому

    ሕነኻ ፈድኻ😂😂😂😂 ካሕዝን ግን ኤማዋይይይ😢😘😘😘😘

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 7 місяців тому

    አይ አስልጢካ አካ ንእሽተይ ዲንጉይ ቲብል ነይርካ አሙ መሒረር አሰይ ገብርካ 😂😂😂😂

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 7 місяців тому

    ኤማ ታራኻ ዶበፅሑካ😂❤ኣዱ ልቃሕኻ መልስኻ ጎበዝ እስይ ገበርካ😂❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      🙏🥰😇

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 7 місяців тому

    ዋውውው ፅሪያት ደስ ክትብሉ❤❤❤🎉🎉

  • @QweQw-xx9hb
    @QweQw-xx9hb 7 місяців тому

    ኢማየይ ልቃሕኻ ከምትመልሰ ተስፊ ይገብር ልማነኛወ ቁፅልሉ

  • @lililove8991
    @lililove8991 7 місяців тому +2

    ቀዳመይቲ ባእለይ🥰

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 7 місяців тому

    ኣማን እሰይ ካልኣይ ድገሞ ኣብክዮ እባ ኣዱየ😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  7 місяців тому

      Eshi 🙏🥰

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ie 7 місяців тому +1

    አረ ይመችኳ❤❤❤❤

  • @GgJn-pp2sn
    @GgJn-pp2sn 7 місяців тому

    ኢማ ይዋህ ሰብ ኣነ ለ ከጋብዞ የ ስልኪ ሃበኒ 😘♥️