Thank you Zantana Media for your presentation and concern on the Irop people's matters and on the current critical political issues by presenting and interviewing ሰላም ኣለም [ጓል ኢሮብ] on your media! For more information and historical knowledge of the Irob people, I would encourage anyone who is interested in learning more about the Irob people and their land to visit irrob.org/.
ጓል እሮብ ጅግና
ብራቮ ሰላም ጓል ኢሮብ ተባዕ ሐፍትና
Excellent work. Keep it up the good work.my dearest. Good seeing you advocate for those in need. ትግራይ ሰብ አሎዋ
The best interview👌Thanks A lot bresh and selamina tigray prevail as always❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪🙏🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘😘😘
What a beautiful interview. Thank you Bre! Selamina ብርትዒ።
Thank you All and keep it up 👍
ኢሮብ ቅድሚ 20 ዓመት 1993 ዓ|ም ይፈልጦ ምስ ኢሮብ ዘለኒ ፍቕሪ ዝላዓለ እዩ
ኣለኒ መዘከርታታት ወዲ እገላ እየ እገላ ኣበይ ዝብል እውን ኣይሰኣንን ግን ትግራይናስ ንፍለጣ ደኣ
Keep up our heroes
Selam Selam 👍👍👍
Hero❤❤❤❤
Selam you are great. Our problem has not yet uncovered. However, our unity will make us great. Thanks Zantana! Tigray will prevail!!
ምድያ ዛንታና በቲ ንህዝብና ድምፅ ብምካንኩምን በት ኩሉ ግዜ እተክርቡዎ መደባትኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ ብኣኩም እውን ሕቢናት እና ሓንት ነገር ግን ክላበወኩም ምስ ኢ.ኣ.ኣ እትገብርዎ እንተርቭውታት እንተተቃርፁ ይምረፅ ምክንያቱ ባንዳታት ስለዝኮኑን ንህዝብ ኢሮብ ዝውክሉ ስለዘይኮኑ ። ንሕና ደቂ ኢሮብ ንመራሕት ኢ.ኣ.ኣ ካብ ዝቀትለና ዘሎ ሻዓብያ ፈልና ኣይንርኦን።
Amlake hoy ntgray hagzena halwena Amen Amen Amen
ሰላም @Zantana Media መጀመርያ ብዛዕባ ትግራይና ኩሉ ግዜ ብ እተቅርቡዎ መደባትኩምን ኣዝአ እየ ዝሕጎስ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ብ ኢሮብ ኣዶቮካሲ ኣሶሴሽን ኣብልካ እተሕልፎ መልእክቲታ ንህዝብና ጥር ትብል ጥቅሚ ከም ዘይቡሉ ክገልፀልካ ይፎቱ እቲ ምንታይሳ ኢ:ኣ:ኣ እቲ ብሽም ለዉጥ ኣጋጥሙ ዘሎ ነዉጥ ደጊፉ ህዝብና ምስ ዝጭፍጭፍን ዝሓርድን መንግስቲ ደዉ ብ ዝበሉ ዉልቀ ሰባት ዝንቀሳቀስ ጉሩብ ስለዝኮነ ነዙይ ምስክር ካኣ ባዕሎም ምስ መንግስቲ ይሰርሑ ከም ዝነበሩ ይሰርሑ ከም ዘሎዉኖ ኣብ ፔጆም ለጥፎም ስለዘሎዉ ኣቡኡ ከይድካ ምርኣይ ይካኣል እዩ ከሕፅሮ ኢ:ኣ:ኣ ዝበሃል ብዉልቀ ሰባት ኣብ ጎኒ ፒፒን ሻዓብያን ኮይኑ ብዉልቀ ሰባት ዝንቀሳቀስ ዘሎ ድርጅት ብዝገበሮም ገበናት ተሓታታ እምበር ናይ ህዝብና ሽግር ዝፈትሕ ዝጣበቅን ስለ ዘይኮነ በዚ ኣጋጣሚ ብሽም ህዝብ በቲ ጉርብ እትገብሮ ፃዕት ደዉ ንኽተብል ይላበወካ ተመሳሳሊ ናይ ሓደ ሕ/ሰብ ታርክ ዝትረክ ብ ቀረባ ብእቲፈልጦ ብሓደ ዓርኪካ ስለዘይኮነ ብዛዕባ ኢሮብ ክቲንትን እንተዳኣ ደልኪ ኣቀድምካ ሓቤሬታ ንክትእክብ ይምሕፀነካ ምክንያቱ ኢሮብ ማለት ዓስባን ጉንዳጉንደን ጥራሕ ስለዘይኮነ እዙይ ካብ በልኩ @ሰላም ኣለም ጋል ኢሮብ ስለ እቲ ቅንዕናኪን ንቀፃሊ ካኣ ብዛዕባ ህዝብኪ ክትፈልጥዩን ክትሰርሕዩ ዘለኪ ድልየትን ሰናይ ተበግሶን እናድነቅኩኺ ኣብ ዘይት ፈልጥዩ ዓዘቅቲ ከይትኣትዉን መጠቀሚ ናይ ቅመኛታት ስብስብ ከይትኾኒን መጀመርያ ሓቲትኪ ብዛዕባ ኢ:ኣ:ኣ። እንታይኔት ክትፈልጥ ይምዕደኪ
ምክንያቱ እዚ ጉሩብ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ሕጊ ምክባር እዩ ኢሉ ዝኣምን ሰብስብ ስለዝኮነ እዙይ ካኣ ምስቲ ንስኪ ትገብርዩ ምንቅስቃስ ዝፃረር ስለዝኮ
💔😭😭😭😭😭😭💔😭😭😭💔
ጂግና
Thank you Zantana Media for your presentation and concern on the Irop people's matters and on the current critical political issues by presenting and interviewing ሰላም ኣለም [ጓል ኢሮብ] on your media! For more information and historical knowledge of the Irob people, I would encourage anyone who is interested in learning more about the Irob people and their land to visit irrob.org/.
Ufff, eway chikane, abmintay eyu kiwudae. 😥😥😥😥 Egziabher nay edom yhabom 🙏 Kifue zigebere kesinu ewun aydikisin
Aneyefeltekumn ferekan kuluschigr Abakum eyu kebamnet Kinat Abtefete kulu 💞💞💞💞💞
💔💔💔💔
❤💛❤😘😘😘🤗
Irop tabi kab eritrea ha ha ha ha
Why are you talking about Eritrea 🇪🇷?
Wake upp girl! Eritrea ahwatna did horrible things in Tigray 🤔
@@genygen5351 exactly🙏🙏🙏💪❤💛❤❤❤