ንወዱ ሰብ ቤተሰቡ ጸላእቱ ክኮኑ ኢዮም ዝብል ጽሑፍ ሎሚ ተፈጺሙ ዝገርም ኢዩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 78

  • @aziebwelderufael340
    @aziebwelderufael340 2 місяці тому +7

    ስኒት ንቅድሚት ❤❤ we are so proud of you 🎉🎉🎉🎉

  • @Sabateklezghi
    @Sabateklezghi 2 місяці тому +12

    ትክክል ንሕና ንባንዴራና ዘክበረ ከነክብሮ ኢና ❤❤❤❤

  • @rishane9576
    @rishane9576 Місяць тому

    ኣቤት ቅንኢ ኣቤት ሕስድና ኣይዳ መንቀኛ ኣነ ጥራይ ተደይታዓወትኩ ማለት እንታይ ማለት እዩ እሞ በቃ ስኒት ብጻዕራ ብጻዕሪ ህዝባ ታዓዊታ እምበር ከምዚ ንስኪ ትብልዮ ደለኪ ሓሶትን ቅንእን እዩ ሃተፍተፍ ደብልለኪ ደሎ ኣይዳ ገጽ በጊዕ ስኒተይ ካኣ ለባም ትሕቲ ፈጣሪ ዓይኒ ባዓል ኣይዳ ይሰውረልኪ ማዓረይ ኩሉ ነገርኪ ውድእቲ ጋል ኤረይ ❤❤❤

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 2 місяці тому +6

    Snitey shukor Egziabher msaki ykun ajoki mearey ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@gaulmokieerey263 ኣሜን

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 2 місяці тому

      Abey vote kigebir ykiel n snit please ngeruni

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @gaulmokieerey263 ስኒት ህዝባ ሒዛን ኣሚናን ኩሉ ክትገብሮ ዝግብኣ ጌራ እያ ይትረፍ ኣብ ልቢ ኤርትራውያን ድማ ኣብ ልቢ ብዙሓት ኣፍሪቃውያን ውን ናይ ክብሪ ቦታ ሒዛ እያ🙏ብከምዚ መልክዕ ክትፍተንን ካብ ጫፍ ዓወት ክትኩለፍን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን. ዘውርዶ ስነ ኣእምራዊ ሃስያን ናይ ሞራል ዕንወትን ምግማቱ ኣይሸግርን እዩ ። ክንመልሶ ስለዘይንክል ግን ሕጂ ውን ዝክኣለና ድጋፍ ንግበረላ ^እዚ ፍጻሜ ንዝምልከቶ ንግደፎ 🙏🇪🇷
      gofund.me/8978b668
      gofund.me/8978b668

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @gaulmokieerey263 gn aregagxi

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 2 місяці тому +5

    ኣይዳ። አግዛብሄር። ሰናይ። ዝገበረልኪ። ዘክሪ ኣብ። ጥዕናኺ። ምስጋና። አዩ። ዝግባአ። ነይሩ ንኣምላኽኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@WeiniOkbagabir ድሮ ረሲዓቶ ከምቲ መጻጉእ ኮይና 38 ዝነበሮ ዝረሰዖ

  • @Brikti5895
    @Brikti5895 2 місяці тому +5

    Ewy eza gal entay zeblwo hesdna eyu da ajoki sinit haftey natey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@Brikti5895 modiel mkana bgbri areyatna bflay dma eten kab 70ታት ክሳብ ወራራት ዝነበራ ጀጋኑ ኣደታትና ኣዘኪራትና

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 2 місяці тому +4

    ኣምሓርኛ። ትግርኛ። ቓንቓ። አዩ። ኣይዳ። ዓይኒ። ዘይብሉ። ፖለቲካ ኣትዛረቢ የሕዝን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴❤❤

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 2 місяці тому +1

    Sinit shikor bitaemi bisiliti bless her more 🙏 ♥️ ❤❤...me too bikale zega tizareb dela mesilinu eza Ayida bisinit ayemeselen sad bihafitika kidizi zereba 😔 sad 😔

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde9593 Місяць тому +1

    Ayda.hasad..tahiti.awurdwia.

  • @semhar9630
    @semhar9630 2 місяці тому +1

    Betmiy xubuq desktion megbrken ajeken nefot owet nemnylken gega kehlu nubur eyu Snyt ka Congratulations ❤️🙏❤️

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 2 місяці тому +11

    የገርም እዩ ለካ ጸላኢ ኣብ ጎንኻ ዘሎ እዩ

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@tesfutsegay9236 ዘይፈልጠካ ድኣ ዘይፈልጥርካ ነዚ ኢዩኮ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ካፈታዊ ድኣ ሓልወኒበሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢካ በርትሪ ዝበሎ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ከምዛ ትርእያ ዘለካ ንሰብ ጸለእቱ ቤተሰቡ ይብል

  • @almazkebedom536
    @almazkebedom536 2 місяці тому +2

    Sint shekore, you so sweet she is dam

  • @almazkebedom536
    @almazkebedom536 2 місяці тому +2

    Ayda hased

  • @abrahamyohannes1515
    @abrahamyohannes1515 2 місяці тому +2

    Awy btami thzni nhftiki kndizi tzarebi

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 місяці тому +6

    ኣንታ ኣብ ሐውካን ወድ ዐድካን ትሕስድ ድካ ስንት ጀግና ሃገራዊት ክትዕወት ድዩ ዝሕስዳኣ ዘሎዋ

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@salusalu-f9g ሰብካ ኢዩ ዝከፍኣካ ብፍላይ ኣብ ሕቡሽ

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 2 місяці тому +4

    Hisiiiidina tray iyu izi iza qolia azia belah aqal abzi zemen izi whudat ikin kem sinit hizato zela medebwin abi iyu

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@eyobhagos4262 ናይዚኣ ጸጋ ፍሉይ ኢዩ ብሓቂ ብዓቅሊ ብፍሱህ ገጽ ተረድኣ ኣላ ንሳግን ካብ ቀዳማያ ዳሕራያ ይገድድ እዛ ገጽ ፈረስ ኣይዳ

  • @johnt.4198
    @johnt.4198 2 місяці тому +1

    ዓይዳ ግን ብጣዕሚ ሓሳድን ደንቆሮ ኢያ።

  • @abrahamyohannes1515
    @abrahamyohannes1515 2 місяці тому +2

    Ayda btami thzni nhftiki kndizi tzarebi hewnetkn ketzayda

  • @merhawittesfagabr1541
    @merhawittesfagabr1541 Місяць тому +2

    Aida afincha adgi 🐴🐴🐴🐴🐴🐴🐴

  • @Eritrea91.
    @Eritrea91. 2 місяці тому +3

    ስኒት ምስ ናይ ኣኽብሮት ብ2ነገራት ብኣኺ ኣይተሓጎስኩን ንሱ ክኣ 1፡ናትኪ ተድንቕዮም ኣብ ዓለም መንዮም ዝብል ምስተሓተትኪ መልስኺ ሓበን ግርማይን ነልሰን ማንዴላን ኢልኪ።ዝገርም ኢዩ ነታ ንኤርትራ ዝወንጀለት ኣብ ትግራይ ብናይ ኤርትራ መንግስትን ሰራዊትን ገበን ተፈጺሙ ዝበለት ሓበን ምድናቕኪ መንነትኪ ኣብ ሕቶ ምልክት ይኣቱ።ጀጋኑ ንዓለም ዘንቀጥቀጡ ከሎዉና ነልሰን ማንዴላ ኢልኪ።ንምንታይከ ናይ ኢትዮጵያውያን ደርፊ መሪጽኪ?ባንዴራ ሒዝካ ኤርትራዊ ኢየ ምባል እኹል ኣይኮነን።ንመንግስቲ ኤርትራን ሰራዊት ኤርትራን ሓንቲ ማዓልቲ ከተድንቒ ወይ ብዛዕቦም ክትዛረቢ ሰሚዐኪ ኣይፈልጥን።
    ዓወት ንሓፋሽ ስዉኣትናን ስንኩላትናን ብግብሪ ይደበሱ🙏🏽💚🇪🇷🐪

  • @NatnaelBereket-f9r
    @NatnaelBereket-f9r 2 місяці тому +2

    ዝሓወይ እዛ ጺሒፍካያ ዘለካ ኣርእስቲ ሕጂ ተፈጺማ ዝበልካያ ሕጂ ጥራይ ኣኮነትን ዝነበረት ትቅጽል ዘላ ነገር እያ። ምክንያቱ እዚ ተወርሶ እዩ😂😂😂።

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@NatnaelBereket-f9r ሩኩሳት ወ ገና ኣብ ገነት ከለና ንኣምላክ ቀኒእክን ኣብዚ ደርቢክናናስ ገና ክሳብ ህጂ ከርተት ተብላና ኣለክን ግደፋባ እዛ ናይቅንእስ ትክንሸብ ዶ ትኮውን ክንክንሽበክን ክክክክ

  • @rahwagebremedhin5319
    @rahwagebremedhin5319 2 місяці тому +4

    Sinit xbkti jgna bkulu mleti eki galey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@rahwagebremedhin5319 የቀንየልና ክብረት ይሃበልና

  • @DascDadd
    @DascDadd 2 місяці тому +2

    Senit shkor belya neza amnzera guhaf teref najerya

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@DascDadd ጌጋ ዘይኮነስ ዘይምባል የግዳስ ዝገበረቶ ጌጋ ድኣ ንኣርማ ብሩክ

  • @semhardebesay5977
    @semhardebesay5977 2 місяці тому +3

    Hasad tiwet Ewe bxahra

  • @dl4055
    @dl4055 2 місяці тому +3

    Ayda hasawit qena iki,emo kea nhaftki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hasad

  • @shashurezene9072
    @shashurezene9072 2 місяці тому +4

    Aida please ykreta hitetila

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      ዝገርመኒስ ህዝቢ ዘዕበዮ ሰብሲ ኩሉግዜ ትዕቢትርኛ ህልክርኛ ስሱዕ ይካውን ኣስተብህሉሎም ሞ ብፍላይ ሕቡሽ😮

    • @Eritrea7777
      @Eritrea7777 2 місяці тому

      Asda hanti gohaf eya

  • @rahwagebremedhin5319
    @rahwagebremedhin5319 2 місяці тому +3

    Ayda hasad nhftki eberdo eritrawit eki zgrm eyu

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 2 місяці тому +1

    N snit abey atiye vote kigebrela yehwat habruni please

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@gaulmokieerey263 እቲ ጸወታካ ተወዲኡ ኢዩ ክሓተልኪ የ

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 2 місяці тому

      @ thank you 🙏 brother

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 місяці тому

    Naymntay hlmi eu Ezi ke kenday hateftef tbl eya eza Ida tbehal hmam nebsa eu

  • @HukotYbehal-k5y
    @HukotYbehal-k5y 2 місяці тому +1

    #ኣይዳ እወ እቲ ሓቂ ፈሊጥናዮ፡ መጀመርታ ተቀዳዲምኪ ቪድዮ ዝሰራሕክዮ ንኻልእ ዜጋ እዩ መሲልኒ፡ ሓሳድ፡ ወሓድ

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 2 місяці тому +2

    Hasad entay yetiki nalem melue zey hmomo si naki.nsa bmelkan betahasasban belixatki hasad.

  • @kokebeyob6757
    @kokebeyob6757 2 місяці тому +4

    Hasad resah eki ayda nski eritrawit aykonkn

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@kokebeyob6757 ክክክክክ በቃ ጌጋኣ ድኣ ንኣርም በር ኤርትራዊትሲ ኢያ ግዳ ቅንኢ ኢዩ ካብ ገነት ካ ኣውሪደናና ኣብዚኣ ከ ናበይ ኢየን ደልየናና ኣንስትዮ ሰይጣውንቲ

  • @temesgenamlak4707
    @temesgenamlak4707 2 місяці тому +1

    Niheki buda

  • @merhawibrhane3970
    @merhawibrhane3970 2 місяці тому +2

    Lbona meaqeni albo sinita.

  • @luwamkelati6885
    @luwamkelati6885 2 місяці тому +3

    Snit haftey Aida is jealous of you. Aida said and I quote miss universe result has been confirmed who is going to win long time ago. So if you know that the miss universe industry know who is going to win why do you even want to participate.
    Aida haftey are you jealous 😏 oh my God sweetheart it is ok to feel jealous. But if you are keep going on saying this is not fair then it will lead you to some psychological problem. Sint is the queen 👸 for now get it. Ok my sister!! But if you are still jelaous plz check a doctor you need help. Kemti bizhu seb zifetwki kindu keyxelaki.

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 місяці тому +3

    ኣይዳ ከ ሕማቅ ሰብ ድኪ ሐሳድ ካልእ ድማ መስልና ገርምና

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@salusalu-f9g ይገርም ኢዩ ሕስድና ናይዚእስ

  • @bFqrihageruznedede
    @bFqrihageruznedede  2 місяці тому +1

    ሞዴሊስት ስኒት ሃብተኣብ ብቓላታ- !
    * ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ ደው ኢለ ንባንዴራይ ክውክል ዕድል ስለ ዝረኸብኩ ንኣምላኽ የመስግኖ። ኤርትራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዳይ ጽባቐኣ ከም ዝድጓሕ ብምርርግጋጽ እውን ስርሐይ ዝፈጸምኩ ኮይኑ’ዩ ዝስምዓኒ።
    * ኣብ ፈለማ ከምዚ ዓይነት ውድድር ተመኩሮይ ብድሆ እኳ እንተነበሮ፡ ብመሰረት ገለ ዘዘራረብክዎም ኣድነቕትን ደያኑን፡ ብዘይካ ኣብ ነኣሽቱ እንተ ዘይኮነ ንኡድ ስለዝነበረ፡ ኩሉ ክብሪ ንኣምላኽ፡ ነታ ዘዕበየትኒ ስድራቤትን ንማሕበረሰበይን እህቦ።
    * እዚ ዘርእዮ ኣብ ገለ ኣሰልጠንቲ ዝኾኑ መዳያት ተመኩሮ ክጎድለና ይኽእል እኳ እንተኾነ፡ ክንምሃር ከም ንኽእል ዘነጽር ውሽጣዊ ጽባቐ ከም ዝተጸገና እዩ።
    * ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣምላኽ እንተዝፈትዎ ወይ ዘፍቅዶ ገና ብዘይ እቶም ተመኩሮታት ክዕወት ምኸኣልኩ ዝብል እምነት ኣለኒ፣ ምኽንያቱ ከምኡ እንተ ኢሉ ኣብ ምድሪ ዝኾነ ሓይሊ ደው ከብሎ ዝኽእል የልቦን።
    * ፈጣሪ ግዜይ ከምዘይኮነ ስለዘፍለጠኒ ኣብ ውሽጠይ ሰላም ኢዩ ዘሊ። ኣብ’ዚ ውድድር’ዚ ዝገበርክዎ ጉዕዞ ብዛዕባ ሽልማት ዘይኮነስ ኣብ ህዝብና ዘሕደሮ ጽልዋ’ዩ ነይሩ።
    ደጊመ ስለቲ ዘይንቕነቕ ፍቕርን ደገፍን የቐንየልይ። ዘውዲ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዘየገድስ ኣብ ዝኸድኩዎን ኣብ ዝረኸብክዎ ዕድላትን ኩሉ ግዜ ክውክለኩም እየ።
    * ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ቢንያም ግርማይ ከኣ እዚ ኣከዳድና ንኽብርኻ እዩ ነይሩ፡ መነቓቕሒ ስለ ዝኾንካና የቐንየልና።
    * MissuniverseEritrea ንዓይ ንዓኹምን ይኹነለይ !
    * ስኒት ሃብትኣብ!
    ምንጪ - ዶን ዲናር

  • @meserettekie1421
    @meserettekie1421 2 місяці тому +3

    😮😢አንታይ ወሪዱኪ ኣይዳ?

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@meserettekie1421 ሕስድና ጥራይ ኢዩ ክብሃል ዝክኣል በር ምስኣ ተትወዳደርሲ ተትቅድማስ ቁሩብ ዶ ምተረዳእናያ እዚኣግንሲ እንታይ ሓበጣ ሕበጥ ድኣ ይውጻያበሪ

    • @Eritrea7777
      @Eritrea7777 2 місяці тому

      Knee abi hammer endyu

  • @NeemaMender-dw9wj
    @NeemaMender-dw9wj 2 місяці тому +2

    Eti nisikhi amhareya derfi ayti semcindikhi hasad ay ciwetn eye

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@NeemaMender-dw9wj ትግሪኛ ሞይታ ኣባ ኮመንት ክክክ ወላ ኢንግሊሽ ጽሓፍ

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 місяці тому +2

    ኩለን ይጥዐመኦ ጥራይ ንስኪ ክትውንንዮ 😂😂😂 ኣይዳ ሐሳድ

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@salusalu-f9g ኩሉ የኛ ክትገብሮ ደልያ ገጽ ፈረስ

  • @GermayBahta
    @GermayBahta 2 місяці тому +1

    ኢንታይ ሕማማ ኢዛጓል

    • @bFqrihageruznedede
      @bFqrihageruznedede  2 місяці тому

      @@GermayBahta ቅንኢ ሕስድና ካብዚ ዝዓቢ ሕስድና ዘየለ