Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣሕሕ ገዛና ናብ ጻሓይ ብራቕ ኢዩ ኣፋፈይታ ንግሆ ትስእ ምስ በልና ምቁር ደርፍታት ናይ ኣቦና ኣብራር ኣብ ኤፍኤም ኢና ንሰምዖ ነይርና ኣቦይ ወዲ 50 ዓመት ኢዩ ዝከውን ሮድዮ ንግሆ ውልዕ የብላ እሞ ኣብራር ምስ ሰመዖ ኦኦኦ ሎሚ ብሩኽ ማዓልቲ ክንውዕል ኢና ይብለና ነይሩ።ቅርሱ ቆሪሱ ፋሱ ኣልዒሉ ክከይድ ልክዕ ይርኣየኒ።ባባ ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ስድራና ካብ ኣትካሮ።
ኣሰይ ፡ማራኽን ልቢ ዘረስርስ ተዘክሮኻ/ኺ ፡ማዓልተይ ብፍሃሳን ሰላምን ስለዘወቀቦ ፡ልባዊ ኣኽብሮተይን ፍቕረይን ናዓኻ/ኺ ይኹን ነቶም ክላለዮም ፡ ዕድል ዝነፈገኒ ፍቑራት ስድራ-ቤትካ ሰላምታ ኣብጻሓለይ እንዳበልኩኩሉ ሰናይ እምነየልካ/ኪ ❤❤❤❤❤ሕውነትን ፍቕርን ይሰስንኣብራር
ኣምየንንን ኣምላክ ኣሎ ኣጆካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ናብራካ ቅሳነት ዕረፍቲ ይምነየልካ።ወዲ ኢየ መንግስትኣብ ይብሃል ብጣዕሚ ኩሉ ነናቱ ተዘክሮታት ኣለዎ ፍቅሪ ብልቢ ኩቡርር ኢካ ባባ ኣብራር ኩሉ ግዝየ ደርፍካ ክሰምዕ ኮሎኩ እቲ ኣቦይ ዘዕልለኒ ዝነበረ ፍትወቱ ዝነበሮ ኣባካ ይዝክር።ንሱ ኢዩ ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ቅሳነት የምጸልና በቃ ባባይ ኩቡር ኢካ
@@AbrarOsmanArt baba abrar newih edme yhabka bnatka drfie abina bhaki kbur senetbebawi eka love yo so much
@@AbrarOsmanArt ❤❤❤❤❤❤❤I love abrar osman
@@eritreamusic2024 l Love you too ,Fruti shiquer.Thank you.Abrar
ኣብዚ ኣሎ ዜማን ድምፅን የቅንየልና ስለቲ ጥዑም ዜማኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ደርፍኻ ኣብራር ዑስማን ❤❤❤ካብ ትግራይ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡርይ " ኣኪ "ንስለ'ቲ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመስግንወትሩ ኣብ ልበይ ......❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Doctor Abrar nsika eti unko zeydgem dmxawi hagerna eka bdhreka zsemo yebleyin never 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪
ኣብራር ከም ወይኒ እናሓደረ ዝጥዕም ቃናኡ ፡ ጎይታ ጥበብ ጎይታ ፍቕሪ ።
baba abrar Osman love you so much from Ethiopia 🎉🎉🎉❤❤❤
@kahsaygebermariam3193 Thank you so much dear Kahsay for your beautiful comment.Peace and love♥️♥️♥️Abrar Osman
ዝበሉ'ንተበሉ ፡ነውሪ'ይኮነን ፍቕሪብኣዳም ብኄዋን ፡ፀኒሑ ነባሪ 💚🖤
The love of my music life is this man his voice is incredible the story of his songs creativity what should I say he amazing. love you man.
emey ባሓቂ መኽሰብ ኢኻ ፡ ክብረት ያሃበለይ ወትሩ ኣብ ልበይ❤❤❤❤ኣብራር
Abrarey ab libya hiweta zseanet habteyy abrar ms belet eya nay abrar derfi endhr semie nsa tmexeni emo ykunzo alem godelo
@@solomonberhe7963 ዝኸበርካ ሰለሙን ፡ባሓቂ ዘቀንዙ ዘሐዝን ተረኽቦ ጽንዓት ያሃብ ፡ናይ ኩሉናን ካብ ኩሉናን እያ'ሞ ፡ፍቕርትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።ዝግበር ነገር የለን ምኽኣሉ ጥራይ' ዩ ሰለሙኀይ ከም ዝበልካያ ዓለም ጎዶሎ እያ ።ነቶም ሪኦም ዘይጸገብዋ ፍቁራት ስድራ-ቤት ነቶም ዝተረፍኩም ክባርኸሎም እምነየሎም።ወትሩ እታ ክብርታትና ኣብ ልብይ እያ ፡ሰልየ ድማ ኣብ ልብይ ኢኻ ።ኩሉ ሰናይ እምነየልካ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Love.you.!!!❤💎🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
💯💯💯💯💯💯❤️💯💓❤️ Abrar Ossman 💯💯💯💯💯💯 Hawelti Hagerna 💓💓❤️❤️❤️
ኣብራር መድሃኒተይ።
I'm 💘 wede Gabarit absher ambesa 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Abrar Malet king of arts.👏👏🤝🤝🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏
The song is underrated, supposed to have more views 👁Abrar Great Artist all time
ኣቦ ሙዚቃ ሃገርና
Abona abrar natka derfi kem medhanit ab (pharmacie) u zrkeb ele ye zzareb family natey ygermom natka derfi ksemiee mchiwti gezana tzkereni 2 meadi knqreb hji hade seb zeybla nkterf I have big respect selam n qdanetn ymneyelka kubur abona
Amlak mulu edmen tinan yhabka nkulu tblo qal men yebro nkulu eyu zsqoro ane msaka terakibe bzh zbele seat msaka zelelkwo gzie alo btami mesati mehari ab thti Egziabher Amlak natatkum gedaym hagerna megbi moral kulu koinu ab elete hiwetna ab zi zemen ezi nattatkum qal eyu blbi zemesgneka abonan memhrnan abrar osman bshim kulom bal Docter Yemane Gebremichael yemesgneka
ኣቦና ኣብራር ዕስማን ተነቢቡ ዘይ ውዳአ መጽሓፍ ኢኻሞ ዑምሪን ዓፊያን ይሃብካ ለይቲን መዓልቲን ሰሚዐ ደይ መንዎ ደርፍኻ ኣዚዩ መሃሪን መወዳድርቲ ዘይ ርከቦ ወርቃዊ ቃላትካ ኢንዳ ተቃደስኩ ኢየ ዝነቢር ዓቢ መምሕር ብሰላም ንበረለይ ካብ wedi kelifa ሓውኻ ካብ ሰላም ዘይረኸብናሉ ስደት ኣብ ሰላም ኢንሻኣላልህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kemay seb alo mo ksab hji zsemea abet fqri baba abrar we love u❤
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ወዲ ኸሊፋ ናተይ ፡ሰለ'ቲ ልቦና ዝመለኦ መልእኽትኻ ፡ ልዑል ኣኽብሮትን ፍቕርን ናዓኻ ይኹን ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
I love you too yohin Teklit shiquer. Peace and love ♥️♥️♥️Abrar Osman
@@AbrarOsmanArt ክብረት ይሃበለይ ኣቦና ኣብራር ዑስማን 🫅🫅🫅🫅🫅😘😘😘🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ዋውው ተመስገን ኣምላኽ በዚን ክረኽበካ ዕድል ዝረኸብኩ ኩቡር ኣቦና ክብረት ይሃበለይ ኣብዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️💒➕🕌= ABRAR❤️
ከምዚ ሕጂ ቁሉላዉ ዘሎ 2000 ዓመተምረት ወጺኡ ኢዚ ደርፊ !! ኣብ ሳዋ ወርሒ 3ተ ናይ መወዳእታ ኢንዳ ተወዛዕና 11 ዙር
well abrarey tbeb bhiweta🔊🔊🔊💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrar malet king of arts👌🙏
@@onelove-ol2uq ባሓቂ ፍቕሪ ኢኻ "One love" ሽኰር ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና You are really One love forever♥️♥️♥️Abrar Osman
قامة انت يا ابرار ترفع لك القبعات 💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
king of Kings abrar osman long life u
መርሓባ ናሆም ሰላምን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ።ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ኣብራር
ዝኽረይ ኣብዛ ደርፊ፡እታ ካሴት ካብታ ቴብ ናይ ገዛና ኣይወጽእን ጥራይ ዘኮነታይትጠፍእን እያ፡ ዋላ ክንምስሓ እኮለን ቁሩብ ኣትሕት እስከ ኣብሉዋ እዩ ዝብለካ ኣቦይ፡ ሓደ መዓልቲ ኣደይ ይሕደጋ ዝበሃላ በዓል ቤተን ብህይወት ዘይነበረ ንኣቦይ ግና ዓርኩ ዝነበረ፡ ጓለን ምስ ሓደ ወዲ ትኸይድ ከምዘላ ፈሊጠን ተዛሪበንኣ ንሳ እውን ምስቲ ወዲ ከምትነብር ከምትደሊ ነጊራተን፡ ንሰን እውን መዋስብትና ኣይኮነን ኢለን ተማጊተን፡ ናብ ኣቦይ መጺኤን ከዛርርብኦ ብዛዕባ ዘጋጠመን ሽግር ምስ ጓልን፡ ብዙሕ ተዘራሪቦም፡ ኣጋጣሚ ነቲ ወዲ ኣቦይ እውን ይፈልጦ እዩ፡ ስምዕኒ ይሕደጋ እወ ንፈልጥ ኢና እቲ ወዲ ሃገርና ኣይኮነን ግና ኣብዛ ኣስመራ ዝዓበየ ከም ጓልኪ ብቀሊሉ ክረዳድኡ ይኽእሉ እዮም፡ እንታይ ኢያ ገራትኪ ምስ ደስ ዝበላ ዘይትነብር፡ ንሕና እቲ ንቡር ቀልጢፍካ ግበር ንብሎ ምስ በለን ሱቅ ኢለን ኣደይ ይሕደጋ፡ ኻብታ ብትሑት ድምጺ ተወሊዓ ዝነበረት ቴብ እዛ ደርፊ ምስ ስምዑዋ ኣቦይ ስምዕዮ ነዚ ደራፋይ ፍቅሪ ነውሪ ኣይኮነን ይብል ኣሎ ይሕደጋ፡ እንኳዕ ጠኒሳ ይመጸትኒ ኢልኪ ኣምስግኒ፡ እታ ጓልን 4 ወሊዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብር ኣላ፡ ኩሎም ደቀን ከቲቶም በይንኺ ካብ ትኾኒ ኢላ ኣብዚ እዋን ምስኣ ወሲዳተን ኣላ። እዛ ደርፊ ክሰምዓ እንከለኩ ኩሉ ግዜ ትመጸኒ ዝኽሪ ናይ ኣደይ ይሕደጋ ሻቅሎትን ኣቦይ በዛ ደርፊ ጌሩ ኣጸናኒዑ ክሰደን ከሎ ።
Kbur Abona Abrar ❤️🥰
King of love 🎤🎧🎹🎷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 Abrar shikor beal suhul gorero edme ms tiena.yhabka.fetari
@@nazigisolomon575 ኣሜን ናይዝጊ ናተይ ፡ሽኰር ለካ ሽኰር ፡ሓለፋ ኣለካ ተስፋን ሂወትን ኢኻ።ሰለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሰናይ ምንዮትካን ካብ ማዓሙቕ ልበይ አመሳግነካ ።ኣብ ሰላምን ሓጎስን ሰናይ ሂወትን ናዓኻ ይኹን ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Legende Abrar Osman 🇪🇷🇪🇷💖👏
ኣሕሕሕሕ እየ ወ ኣነን የሕዋተይን ነኣሽቱ ከለና ማማ ኣቁሪሳ ክተፋንወና ንትምህርቲ ብረድዮ ናትካ ደርፍታት ክንሰምዕ ቅጅል ይብለኒ ሞ መሊሰ ይናፍቆ😢 ሎሚ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነቢዐ😢😢😢😢። ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ኣቦና ክቡር ኣብራር ❤❤❤
ኣሜን ኩቡር ንጉሰ ፡ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን።የቐኒየለይ ።ስኩሉ ሰናይ. ......
@@AbrarOsmanArt 💕💕💕
Abrar fkri endika 🌺🌺🌺🌺🌺
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ኮርሶ ብዓል ፊሊ ስልጣን ሙሉእ ሓጓብ እንዳ ተዋዳደሩ ንሰምዖ ኔርና
ብልቢ የቐኒየለይ ፡ከቡር በረኸትኩሉ ሰናይ እምነየልካ ❤️❤️❤️ኣብራር
Yizikr❤❤❤❤❤❤❤
@@AbrarOsmanArt ኣሜን ባባ ኣብራር ኣድናቂኻ እየ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ክቡር ገዲም ስነ - ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን
Zeydgem legend we love u abrarey ❤🥰🥰
ጹብቅ ስራሕ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣብራሪኖ ❤❤❤ ሎንግ ላይፍ
የቐኒየለይ ገነተይ ልባዊ ምስጋናይ ልዑል'ዩኩሉ ሰናይ❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar abo tbeb❤️ thank you
Nay lebey abrar love you always 💘❤💘❤
ባባ ኣብራር ኣርካን ስነጥበበኛ ትሑት መኽበሪ ሃገሩን ሕዝቡን .. ኣቦይ ንዓኻ ዩ ዝመስል ... ኣቦይ ኮንካ ኢኻ ትስመዓኒ.. ብጣዕሚ የ ዘኽብረካን ዝፈትወካን እታ ትደልያ ናይ ፍትሒ, ፍቅሪ ኤርትራ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ ኣብዚ ቀረባ ክንሃንጻ ሙካንና ንዓኹም ሒዝና ሃገርና ክንኣትው ን መን አሉዎ ኣምላኽ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ሎላፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹንይኣምነለይ ሎላ ሕቡን'የንክቡር ወላዲኽን ንምሉኣት ስድራ-ቤትካንሰላም በልለይወትሩ ኣብ ልበይ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Abo haqii abo fithii abrarino edmen tiena yahabka rabil alamin ❤❤❤❤❤❤
@@MussaselemanMussaseleman1234 ሹክራን ሙሳ ንኹሉና ፡ካብ ልብይ እየ ዘመስግነካየቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Absolutely amazing...have no words... 👏 👏
😍😍😍 zeymno abrar nibrelna
#ኣይትጸብቂይፈርሕ ኣለኹ ኣንታ ጽሓይ ንግሆክምስ ኣይትበሊ ክቅንጠጥ’ቲ ዝፈርሖወላህላህ ወዝኺ ኣናህብ መዕሰሊንዓኺ ምሕላው ገድሊ እዩ ገድሊዘይበሊ ገድሊ ዝሓትት ዓቅሊከም ሓላዊ መሸላ ዋንጭፈይ ዓቲረጋሕጋሕ ተሲአ ጣዓሞተይ ቋጺረክኮነልኪ’ዶ ደሊኺ ዘርዓይዝከላከል ካብ እከይ በላዓይምልዖ ጥምቅ ሽሻይ ዝመልኣወይኒ ዘለላ ኩሉ ዝሃርፍ ክበልዓኣይትጸብቂ’ባ ሓለዋ ከፊኡኒጽብቕቲ ምውናን ሸከም መሲሉኒወረ ጸብቒ ወቅቢ ድምቅምቅ በሊ ሳሓቂሕልሚ ፈሪሐ‘ዶሞ ደው ኢለ ሓዲረክኣምነኺ ይሕሸኒ ፍርሐይ ገቲአእምነት ጎዲሉ ጥርጣረ እንተ ሳዕሪሩፍቅሪ ኣይሰርርን ብሓደ እግሩክኣምነኪ‘የ ጸብቒ ተውዛሕዛሕ በሊእምነት ኣጉዲለ ናጽነትኪ ከይግህሶርእሰይ ኣእሚነ ልበይ ክፍውሶክኣምነኪ‘የ ክኣምነኪክኣምነኪ ዝሕሸኒጸብቒ ጽብቕተይ ተፈሸሊ ታሓነኒ @Wedi Afye
@@First-Eri የቐንየለይ ክቡረይ /ተይዓሚቊ ሓሳብ ወናም ውሕልል ግጥሚኢድ ይባርኽ ።ስለ'ቲ ዘካፈልካኒ/ክኒ ምኡዝ መሳጥን ስነ-ጥበብ ብልቢ አመስግን ።ግርም ኣገላልጻ ፡ይበልኣብ ዝመጽእ ድማ ደጊመ ደጋጊመ ክዛነዮን ተስፋ እገብር ።ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArt የቀኔለይ መም ኣቦና ኣብራር። ተገዲስኻ ከምዚ ኢልካ ንጀማሪ ውልድካ ሞራልን ተስፋን ምሃብካ እዚ ንባዕሉ ጥበብ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። 🙏❤❤❤
@First-Eri የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ሰናይ ምንዮትካ ልዕሊ ምስግና 'ዩ' ሞ ዝበቕዓ ሰለ ዝሓጽረኒ ፡ካብ ልበይ ደረት ዘይብሉ ኣኽብሮትን ፍቕርን ይብጻሕካ ክብለካ ባህታ ይስማዓኒ ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 abrar for evere jigna
@@nazigisolomon575 የቐንየለይ ክቡር ናይዝጊ ናተይ ክብረት ይሃበለይ ።ኩሉ ሰናይ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
ኣብራረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤🥰
ኣነ ብዝያዳ እፈትወካን አኽብረካን. ሀረሞነይ !የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካርሑስ ቅኒያት ዓወደ-ዓመት❤️❤️❤️ኣብራር
ኣታ ክምዝነተይ ዘጸሎሎ ኣብርር ዑስምን ኣዮና ኣቦና
Me too😢
14 عام مرت ولا زالت بنفس الطرب 💙
This brother reminds me of streets of Barentu ,GORZO GASH is my favorite one
Thank you very much Agaba❤️❤️❤️Abrar
Abrar yanam lubak yanam💗💗💗💗💗💗👈👈👈👈✍️✍️👍💔🤝🤝🤝🤝☂️☔
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abrar ma best
መርሓባ ዝኸበርካ አፍረም ፡ንምኡዝ ኮመንትኻ ብልቢ አመስግንየቐኒየለይ ስናይ ቅኒያት
ኣነስ ባባ ኣብራር ክፈትወካ ንስኻስ እንቃዕ ናይ ትግርኛ ደራፊ ኮንካ ናይ ካልእ ቃንቃ ደራፊ እንተ ትኸውን ውን ኣነስ ደርፍኻ ኣቱርጊመ ምሰማዕክዎ ባባ ኣብራር ሽኮር miss you 🎉🎉🎉❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክብል ! ልሳንካ/ኪ ፍቕሪ 'ዩ ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን :ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ/ኺየቀኒየለይ "Love" ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
@@AbrarOsmanArttnx ባባ ኣብራር ካብ ዝፈትወካ ኣድናቂኻ Rofinan dc ❤❤❤
@@Rofidc ባሓቂ" Ĺove " ኢኻወትሩ ኣብ ልበይ ❤️❤️❤️❤️
Video top Clip top ግጥሚ Top ነብሪ ስራሕ ዝብሃል ከምዚ አዩ ❤
መብራህቶመይ !ኣኽብሮትን ሰላምን ናዓኻ ይኹን ንዝሃብካኒ ፍቕርን ኣኽብሮት ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️ኣብራር
Nabari derfi sigab lomi 2022
ابرار عثمان صاحب الحنجرة الذهبية 🤍✨️
Welcome bro good job 🎉
@@HaileShumay thank so much dear Haile.Peace and love♥️♥️♥️Abrar Osman
ABRAR SHIKOR AZMARINO
🙏👌👍🙏 aya abrar ambesa edmeni tinani yhabika
We love you abrarey ist das smart 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This song knocks my remembers wn I was 10th Grade student. The father of art.🤝🤝🤝🤝🕊🕊🕊
The.winner.is.........Love!!!
Thank you very much dear Mahmoda.♥️♥️♥️Abrar Osman
መድሃኒት ዝኾነ ጥበብ ኣብዚ'ሎ
ክብረትን ፍቕርትን ሎላፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹንየቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️ኣብራር
❤️❤️❤️❤️❤️ Abrar 💯💯💯 Osman 💯💯💯💯
legend abrar osman
ኣብራር ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቡ ሽኰርንስኻ ኢኻ ባሓቂ ናይ ልቢ ፡ ናተይ ሽኰር ር ር ር ርየቐንየለይ ክብረት ይሃበለይኩሉ ሰናይ❤️❤️❤️ኣብራር ዑስማን
Istaz Abrar my favorite Legend.
Abi hwy ❤️Abi baba ❤️Abi fekri❤️ Abi tesfa ❤️
Kgelxeka delyes mglax abikani bhar abrarr 100% derafay eka
Merhaba behar dmxawi edmen thnan ymneyelka abrarino
Love you abrareyy❤️
Ilike usooo muchhhh
ከብረቲ ትምኒት ፡የቐንየለይብልቢ አመስግነኪ❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar jigna
ab hiwetey betemi zeftwo seb abrar eusuman eue beakal tezrekbo eye zebl fetari entfekidu derftatka kulom nay hiwet mekiret eyom edmen tenan yehabka
Sabir o Adala 1000000000”00
Ealileni tatna nigber 💯
ይበል ጥበብ ዳህሲስካ ዘይኩርኩሕ ልዋም ሂቡ ዘዕርፍ ድምጺ
GOAT !!
መርሓባ ሳልሕእንቋዕ ብደሐን መጻእካ❤️❤️❤️ኣብራር
ኣብራራር ይበል ስነጥበባዊ ስራሕ።
My Levo❤❤❤❤❤💞💞💞🥰🥰🥰🥰
" ምንባር "ፍቅረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹንወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
I love this song. Fikriiiii
ቃል ይብለይ ክገልጽ
እዛ ቻነል ናይ ኣብራር ዶ ትኸውን ብሓቂ ፡ክንደይ ኣለዉ ብዘይናቶም ዝሽቅጡ መደናገርቲ ፡ብዘይ ናቶ ህቡብነት ክሃቡ ዝደልዩ ፡ ናይ ኣብራር እንተኾይና ግን ዉሒዶም ኣለዉ subscribers እሞ ባዕልኻ ኣብራር እንተኾይንካ ግን ሓብረላ እሞ ኩሉ ክስዕባ ፡ክንዲ ቃልስኻ ኣይከውንን ኢዩ ፡ትኸፍሎ ዋጋ ቀሊል ኣይኮነን
@@seifetekle1807 ክቡር ሰይፈ ተክለ ልዑል ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ።እወ ልክዕ ኣለኻ ።እዛ ዘለኻያ ቻነል ናይ ኣብራር እያ " እዋኑ ዶ ክብለካ ዘመኑ ስነ-ጥበብ ብዓመጽ ንዓመጽ" እዩ ።የቕልሎ እዩ ዝባሃል ።ንሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ኣኽብሮት፡ ብልቢ አመሳግነካየቐንየለይሰሰናዩ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
I had memory when l was Assab bore gnbar eda 19 serweit
ክብርትን ፍቕርትን ቅድስቲ ፡ልዑል ልባዊ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ፡ኣካል'ቲ ተዘክሮታትኪ ንምዃነይ ሓጎሰይ ወሰን የያብሉን ።ንቀጻሊ ኣብ ተዘክሮኺ ክቕጽል ምኒዮተይ እዩ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይኣይየሰኣእነናሕውነትን ፍቕርን ይሰስን❤️❤️❤️ኣብራር ዑስማን
The king of Tigrign abrarey edmen tinan yminyelka
The one and only living legend🥰🥰🥰🥰
data wedia
Kkkkkk♥️
NKulu gzie nberelna abo kulu abrarino🙏❣❤
Tarik eka .hade elamaka haki!
Legend Artist Abrar Osman GBU
Teqeyru seb behaqi abrarinooooooooo nberelna
Nay behaki abo nay hagerna Eritrean nay music abona ayana abrar osman amlak bealo edmen tenan yehabka yebaye ajoka kaxelo teray adnaki natkaye amlak bealo hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna hante Eritrean eya zelatena nea ena nekales alena kolatna eretrawian amlak bealo naze serat hegdef yetfealna teray xalot negbar ehwatey daki eri xeada muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian
ኣቤት ጥበብ ኣብ ሓንቲ ደርፊ 3-4 ደርብ ክጻወት ዝክእል ደራፋይ ስነ ጥበባዊ ኣብ ዓለም፡ኣይተራእየን ብዘይካ ኣብራር ዑስማን ነበረልና ከምዛ ኣልቡም፡ወይ ድማ ካባኣ ዝበለጸት ስራሕ ከተቅርበልና ወትሩ ብ ሃንቀውታ ኢና ንጽበየኻ
I like it this song
ላላለይ ላላላላላለይ ላላላላሊለይ ላላላላሊለይ ላላሊዝበሉ እንተበሉነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪብኣዳም ብሄዋንጸኒሑ ነባሪዝበሉ እንተበሉነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶምቕጻል ፍቕሪ'ዩ ፍቕሪ ባዕሉ ዘዐግሶባዕሉ ዘዐግሶኣይ... ዪዪዪዪዪዪ...ከለኪ ሕልና ንኹሉ ዝመሚበዝን ወድኸምዝን ነብስኺ 'ይተሕምሚኣኽፊእኪ ጸቢቕኪ ሓደ'ዩ ሕሳቡበቶም ክዛረቡ ኣውጊሖም ዘዕርቡኣዕልልኒ ናትና ንግበርኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገርብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋርዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃርኣሃሃሃሃሃሃ...ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብልኢሉይብልክብል'ዩመንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉእንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉካብዚ ከምዝስ ይኽደነናዝበሉ እንተበሉነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪብኣዳም ብሄዋንጸኒሑ ነባሪዝበሉ እንተበሉነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ምውራይ ዝኣመሎም ክንደይ ከይቁጠቡጉዳይና ንቐጽል ንሶም ይዛረቡክሳብ ዝርብርቡፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)ቀሲነ ክዘናጋዕ ክጻወት ከዕልልፍቕረይ ብስክፍታ ሓሳብኪ ኣየስግልነዛ ሓጻር ጊዜ ምሳኺ ኽራኸብካብ 'ጥቃዒ 'ዒንቲ ብዙሕ'የ????ኣዕልልኒ ናትና ንግበርኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገርብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋርዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃርላላላላላ...ነውሪ ኾይኑ ምፍቃር ተቐይሩ'ምበር ሰብኢዱ ዘይመልሰሉስ ኩሉ ኾይኑ ብዓገብመኖም ከነፍቅር መኖም'ከ ኽንገድፍካብ ምሉእ ከባቢ ከም ልቡ ዝነብርርድኡና ዝብል ይኣክል ነጻ ሰባት ኢናህይወትና ኽንመርሕ በቲ ዝመስለናልብኺ ኣርሕውለይ ቀልዓለም ዘይብሉክቕጽል ፍቕርና ዝበሉ 'ናበሉኣ... ሁ...ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብልኢሉይብልክብል'ዩመንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉእንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉካብዚ ከምዝስ ይኽደነናኣየይ... ኣያ... ኣየይ...ላለይ... ላላ... ኣለይ...ኣዕልልኒ ናትና ንግበርኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገርብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋርዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃርላሊ... ላላ... ኣለይ...ላሊ... ላላ... ኣለይ...ክንዲ ብልሓት ክንዲ ጥበብክንዲ ስራሕ ክንዲ መኽሰብቤላቤለው ሰዋኒኖምእዝኒ ኣይንሃቦም ንረስዓዮምካብዚ ኸምዝስ ይኽደነናላሊ... ላላ... ኣለይ...ላሊ... ላላ... ኣለይ...ኣዕልልኒ ናትና ንግበርኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገርብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋርዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃርፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪፍቕሪ ...ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪኣሃ...ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
Abrarino ♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Legend artist 👏
💯✌️🇪🇷
FILI...😀...ANTA BEHIWET ALEKA DIKA....ZEYMEWET YERAKEB ZEBLEWOS KEMZI NATKA YU...KKKK
ንጉስ ናይ ናይ ንጉሳት ብኹሉ ፡ብትሕትና ኮነ ብሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
ምኡዝ መልእክትኻ ፡ዓቢ ተስፋ 'ዩተስፋ ድማ ቀጻልነት እዩ' ሞ ፡ንእተስንቀኒ ኣኽብሮትካን ፍቕርኻን ብልቢ አመስግነካ ። የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Well done
🇪🇷💟💟💟🇪🇷🇪🇷💟
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍💪
ኣሕሕ ገዛና ናብ ጻሓይ ብራቕ ኢዩ ኣፋፈይታ ንግሆ ትስእ ምስ በልና ምቁር ደርፍታት ናይ ኣቦና ኣብራር ኣብ ኤፍኤም ኢና ንሰምዖ ነይርና ኣቦይ ወዲ 50 ዓመት ኢዩ ዝከውን ሮድዮ ንግሆ ውልዕ የብላ እሞ ኣብራር ምስ ሰመዖ ኦኦኦ ሎሚ ብሩኽ ማዓልቲ ክንውዕል ኢና ይብለና ነይሩ።ቅርሱ ቆሪሱ ፋሱ ኣልዒሉ ክከይድ ልክዕ ይርኣየኒ።ባባ ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ስድራና ካብ ኣትካሮ።
ኣሰይ ፡ማራኽን ልቢ ዘረስርስ ተዘክሮኻ/ኺ ፡ማዓልተይ ብፍሃሳን ሰላምን ስለዘወቀቦ ፡ልባዊ ኣኽብሮተይን ፍቕረይን ናዓኻ/ኺ ይኹን
ነቶም ክላለዮም ፡ ዕድል ዝነፈገኒ ፍቑራት ስድራ-ቤትካ ሰላምታ ኣብጻሓለይ እንዳበልኩ
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ/ኪ ❤❤❤❤❤
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ኣብራር
ኣምየንንን ኣምላክ ኣሎ ኣጆካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ናብራካ ቅሳነት ዕረፍቲ ይምነየልካ።ወዲ ኢየ መንግስትኣብ ይብሃል ብጣዕሚ ኩሉ ነናቱ ተዘክሮታት ኣለዎ ፍቅሪ ብልቢ ኩቡርር ኢካ ባባ ኣብራር ኩሉ ግዝየ ደርፍካ ክሰምዕ ኮሎኩ እቲ ኣቦይ ዘዕልለኒ ዝነበረ ፍትወቱ ዝነበሮ ኣባካ ይዝክር።ንሱ ኢዩ ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ቅሳነት የምጸልና በቃ ባባይ ኩቡር ኢካ
@@AbrarOsmanArt baba abrar newih edme yhabka bnatka drfie abina bhaki kbur senetbebawi eka love yo so much
@@AbrarOsmanArt ❤❤❤❤❤❤❤I love abrar osman
@@eritreamusic2024 l Love you too ,Fruti shiquer.
Thank you.
Abrar
ኣብዚ ኣሎ ዜማን ድምፅን የቅንየልና ስለቲ ጥዑም ዜማኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ደርፍኻ ኣብራር ዑስማን ❤❤❤ካብ ትግራይ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡርይ " ኣኪ "
ንስለ'ቲ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመስግን
ወትሩ ኣብ ልበይ ......
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Doctor Abrar nsika eti unko zeydgem dmxawi hagerna eka bdhreka zsemo yebleyin never 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪
ኣብራር ከም ወይኒ እናሓደረ ዝጥዕም ቃናኡ ፡ ጎይታ ጥበብ ጎይታ ፍቕሪ ።
baba abrar Osman love you so much from Ethiopia 🎉🎉🎉❤❤❤
@kahsaygebermariam3193 Thank you so much dear Kahsay for your beautiful comment.
Peace and love
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ዝበሉ'ንተበሉ ፡
ነውሪ'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብኄዋን ፡
ፀኒሑ ነባሪ
💚🖤
The love of my music life is this man his voice is incredible the story of his songs creativity what should I say he amazing. love you man.
emey ባሓቂ መኽሰብ ኢኻ ፡ ክብረት ያሃበለይ ወትሩ ኣብ ልበይ
❤❤❤❤
ኣብራር
Abrarey ab libya hiweta zseanet habteyy abrar ms belet eya nay abrar derfi endhr semie nsa tmexeni emo ykunzo alem godelo
@@solomonberhe7963 ዝኸበርካ ሰለሙን ፡
ባሓቂ ዘቀንዙ ዘሐዝን ተረኽቦ ጽንዓት ያሃብ ፡ናይ ኩሉናን ካብ ኩሉናን እያ'ሞ ፡ፍቕርትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።ዝግበር ነገር የለን ምኽኣሉ
ጥራይ' ዩ ሰለሙኀይ ከም ዝበልካያ ዓለም ጎዶሎ እያ ።ነቶም ሪኦም ዘይጸገብዋ ፍቁራት ስድራ-ቤት ነቶም ዝተረፍኩም ክባርኸሎም እምነየሎም።
ወትሩ እታ ክብርታትና ኣብ ልብይ እያ ፡ሰልየ ድማ ኣብ ልብይ ኢኻ ።
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Love.you.!!!❤💎🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
💯💯💯💯💯💯❤️💯💓❤️ Abrar Ossman 💯💯💯💯💯💯 Hawelti Hagerna 💓💓❤️❤️❤️
ኣብራር መድሃኒተይ።
I'm 💘 wede Gabarit absher ambesa 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Abrar Malet king of arts.👏👏🤝🤝🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏
The song is underrated, supposed to have more views 👁
Abrar Great Artist all time
ኣቦ ሙዚቃ ሃገርና
Abona abrar natka derfi kem medhanit ab (pharmacie) u zrkeb ele ye zzareb family natey ygermom natka derfi ksemiee mchiwti gezana tzkereni 2 meadi knqreb hji hade seb zeybla nkterf
I have big respect selam n qdanetn ymneyelka kubur abona
Amlak mulu edmen tinan yhabka nkulu tblo qal men yebro nkulu eyu zsqoro ane msaka terakibe bzh zbele seat msaka zelelkwo gzie alo btami mesati mehari ab thti Egziabher Amlak natatkum gedaym hagerna megbi moral kulu koinu ab elete hiwetna ab zi zemen ezi nattatkum qal eyu blbi zemesgneka abonan memhrnan abrar osman bshim kulom bal Docter Yemane Gebremichael yemesgneka
ኣቦና ኣብራር ዕስማን ተነቢቡ ዘይ ውዳአ መጽሓፍ ኢኻሞ ዑምሪን ዓፊያን ይሃብካ ለይቲን መዓልቲን ሰሚዐ ደይ መንዎ ደርፍኻ ኣዚዩ መሃሪን መወዳድርቲ ዘይ ርከቦ ወርቃዊ ቃላትካ ኢንዳ ተቃደስኩ ኢየ ዝነቢር ዓቢ መምሕር ብሰላም ንበረለይ ካብ wedi kelifa ሓውኻ ካብ ሰላም ዘይረኸብናሉ ስደት ኣብ ሰላም ኢንሻኣላልህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kemay seb alo mo ksab hji zsemea abet fqri baba abrar we love u❤
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ወዲ ኸሊፋ ናተይ ፡
ሰለ'ቲ ልቦና ዝመለኦ መልእኽትኻ ፡
ልዑል ኣኽብሮትን ፍቕርን ናዓኻ ይኹን ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
I love you too yohin Teklit shiquer.
Peace and love
♥️♥️♥️
Abrar Osman
@@AbrarOsmanArt ክብረት ይሃበለይ ኣቦና ኣብራር ዑስማን 🫅🫅🫅🫅🫅😘😘😘🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ዋውው ተመስገን ኣምላኽ በዚን ክረኽበካ ዕድል ዝረኸብኩ ኩቡር ኣቦና ክብረት ይሃበለይ ኣብዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️💒➕🕌= ABRAR❤️
ከምዚ ሕጂ ቁሉላዉ ዘሎ 2000 ዓመተምረት ወጺኡ ኢዚ ደርፊ !! ኣብ ሳዋ ወርሒ 3ተ ናይ መወዳእታ ኢንዳ ተወዛዕና 11 ዙር
well abrarey tbeb bhiweta🔊🔊🔊💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrar malet king of arts👌🙏
@@onelove-ol2uq ባሓቂ ፍቕሪ ኢኻ "One love" ሽኰር ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
You are really One love forever
♥️♥️♥️
Abrar Osman
قامة انت يا ابرار ترفع لك القبعات
💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
king of Kings abrar osman long life u
መርሓባ ናሆም ሰላምን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ።
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️
ኣብራር
ዝኽረይ ኣብዛ ደርፊ፡እታ ካሴት ካብታ ቴብ ናይ ገዛና ኣይወጽእን ጥራይ ዘኮነታይትጠፍእን እያ፡ ዋላ ክንምስሓ እኮለን ቁሩብ ኣትሕት እስከ ኣብሉዋ እዩ ዝብለካ ኣቦይ፡ ሓደ መዓልቲ ኣደይ ይሕደጋ ዝበሃላ በዓል ቤተን ብህይወት ዘይነበረ ንኣቦይ ግና ዓርኩ ዝነበረ፡ ጓለን ምስ ሓደ ወዲ ትኸይድ ከምዘላ ፈሊጠን ተዛሪበንኣ ንሳ እውን ምስቲ ወዲ ከምትነብር ከምትደሊ ነጊራተን፡ ንሰን እውን መዋስብትና ኣይኮነን ኢለን ተማጊተን፡ ናብ ኣቦይ መጺኤን ከዛርርብኦ ብዛዕባ ዘጋጠመን ሽግር ምስ ጓልን፡ ብዙሕ ተዘራሪቦም፡ ኣጋጣሚ ነቲ ወዲ ኣቦይ እውን ይፈልጦ እዩ፡ ስምዕኒ ይሕደጋ እወ ንፈልጥ ኢና እቲ ወዲ ሃገርና ኣይኮነን ግና ኣብዛ ኣስመራ ዝዓበየ ከም ጓልኪ ብቀሊሉ ክረዳድኡ ይኽእሉ እዮም፡ እንታይ ኢያ ገራትኪ ምስ ደስ ዝበላ ዘይትነብር፡ ንሕና እቲ ንቡር ቀልጢፍካ ግበር ንብሎ ምስ በለን ሱቅ ኢለን ኣደይ ይሕደጋ፡ ኻብታ ብትሑት ድምጺ ተወሊዓ ዝነበረት ቴብ እዛ ደርፊ ምስ ስምዑዋ ኣቦይ ስምዕዮ ነዚ ደራፋይ ፍቅሪ ነውሪ ኣይኮነን ይብል ኣሎ ይሕደጋ፡ እንኳዕ ጠኒሳ ይመጸትኒ ኢልኪ ኣምስግኒ፡ እታ ጓልን 4 ወሊዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብር ኣላ፡ ኩሎም ደቀን ከቲቶም በይንኺ ካብ ትኾኒ ኢላ ኣብዚ እዋን ምስኣ ወሲዳተን ኣላ። እዛ ደርፊ ክሰምዓ እንከለኩ ኩሉ ግዜ ትመጸኒ ዝኽሪ ናይ ኣደይ ይሕደጋ ሻቅሎትን ኣቦይ በዛ ደርፊ ጌሩ ኣጸናኒዑ ክሰደን ከሎ ።
Kbur Abona Abrar ❤️🥰
King of love 🎤🎧🎹🎷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 Abrar shikor beal suhul gorero edme ms tiena.yhabka.fetari
@@nazigisolomon575 ኣሜን ናይዝጊ ናተይ ፡ሽኰር ለካ ሽኰር ፡ሓለፋ ኣለካ ተስፋን ሂወትን ኢኻ
።ሰለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሰናይ ምንዮትካን ካብ ማዓሙቕ ልበይ አመሳግነካ ።ኣብ ሰላምን ሓጎስን ሰናይ ሂወትን ናዓኻ ይኹን ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Legende Abrar Osman 🇪🇷🇪🇷💖👏
ኣሕሕሕሕ እየ ወ ኣነን የሕዋተይን ነኣሽቱ ከለና ማማ ኣቁሪሳ ክተፋንወና ንትምህርቲ ብረድዮ ናትካ ደርፍታት ክንሰምዕ ቅጅል ይብለኒ ሞ መሊሰ ይናፍቆ😢 ሎሚ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነቢዐ😢😢😢😢። ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ኣቦና ክቡር ኣብራር ❤❤❤
ኣሜን
ኩቡር ንጉሰ ፡ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን።
የቐኒየለይ ።
ስኩሉ ሰናይ. ......
@@AbrarOsmanArt 💕💕💕
Abrar fkri endika 🌺🌺🌺🌺🌺
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ኮርሶ ብዓል ፊሊ ስልጣን ሙሉእ ሓጓብ እንዳ ተዋዳደሩ ንሰምዖ ኔርና
ብልቢ የቐኒየለይ ፡ከቡር በረኸት
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ❤️❤️❤️
ኣብራር
Yizikr❤❤❤❤❤❤❤
@@AbrarOsmanArt ኣሜን ባባ ኣብራር ኣድናቂኻ እየ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ክቡር ገዲም ስነ - ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን
Zeydgem legend we love u abrarey ❤🥰🥰
ጹብቅ ስራሕ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣብራሪኖ ❤❤❤ ሎንግ ላይፍ
የቐኒየለይ ገነተይ ልባዊ ምስጋናይ ልዑል'ዩ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar abo tbeb❤️ thank you
Nay lebey abrar love you always 💘❤💘❤
ባባ ኣብራር ኣርካን ስነጥበበኛ ትሑት መኽበሪ ሃገሩን ሕዝቡን .. ኣቦይ ንዓኻ ዩ ዝመስል ... ኣቦይ ኮንካ ኢኻ ትስመዓኒ.. ብጣዕሚ የ ዘኽብረካን ዝፈትወካን እታ ትደልያ ናይ ፍትሒ, ፍቅሪ ኤርትራ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ ኣብዚ ቀረባ ክንሃንጻ ሙካንና ንዓኹም ሒዝና ሃገርና ክንኣትው ን መን አሉዎ ኣምላኽ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ሎላ
ፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹን
ይኣምነለይ ሎላ ሕቡን'የ
ንክቡር ወላዲኽን ንምሉኣት ስድራ-ቤትካን
ሰላም በልለይ
ወትሩ ኣብ ልበይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Abo haqii abo fithii abrarino edmen tiena yahabka rabil alamin ❤❤❤❤❤❤
@@MussaselemanMussaseleman1234 ሹክራን ሙሳ ንኹሉና ፡ካብ ልብይ እየ ዘመስግነካ
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Absolutely amazing...have no words... 👏 👏
😍😍😍 zeymno abrar nibrelna
#ኣይትጸብቂ
ይፈርሕ ኣለኹ ኣንታ ጽሓይ ንግሆ
ክምስ ኣይትበሊ ክቅንጠጥ’ቲ ዝፈርሖ
ወላህላህ ወዝኺ ኣናህብ መዕሰሊ
ንዓኺ ምሕላው ገድሊ እዩ ገድሊ
ዘይበሊ ገድሊ ዝሓትት ዓቅሊ
ከም ሓላዊ መሸላ ዋንጭፈይ ዓቲረ
ጋሕጋሕ ተሲአ ጣዓሞተይ ቋጺረ
ክኮነልኪ’ዶ ደሊኺ ዘርዓይ
ዝከላከል ካብ እከይ በላዓይ
ምልዖ ጥምቅ ሽሻይ ዝመልኣ
ወይኒ ዘለላ ኩሉ ዝሃርፍ ክበልዓ
ኣይትጸብቂ’ባ ሓለዋ ከፊኡኒ
ጽብቕቲ ምውናን ሸከም መሲሉኒ
ወረ ጸብቒ ወቅቢ
ድምቅምቅ በሊ ሳሓቂ
ሕልሚ ፈሪሐ‘ዶሞ ደው ኢለ ሓዲረ
ክኣምነኺ ይሕሸኒ ፍርሐይ ገቲአ
እምነት ጎዲሉ ጥርጣረ እንተ ሳዕሪሩ
ፍቅሪ ኣይሰርርን ብሓደ እግሩ
ክኣምነኪ‘የ ጸብቒ ተውዛሕዛሕ በሊ
እምነት ኣጉዲለ ናጽነትኪ ከይግህሶ
ርእሰይ ኣእሚነ ልበይ ክፍውሶ
ክኣምነኪ‘የ ክኣምነኪ
ክኣምነኪ ዝሕሸኒ
ጸብቒ ጽብቕተይ ተፈሸሊ ታሓነኒ
@Wedi Afye
@@First-Eri የቐንየለይ ክቡረይ /ተይ
ዓሚቊ ሓሳብ ወናም ውሕልል ግጥሚ
ኢድ ይባርኽ ።ስለ'ቲ ዘካፈልካኒ/ክኒ ምኡዝ
መሳጥን ስነ-ጥበብ ብልቢ አመስግን ።
ግርም ኣገላልጻ ፡ይበል
ኣብ ዝመጽእ ድማ ደጊመ ደጋጊመ ክዛነዮን ተስፋ
እገብር ።
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArt የቀኔለይ መም ኣቦና ኣብራር። ተገዲስኻ ከምዚ ኢልካ ንጀማሪ ውልድካ ሞራልን ተስፋን ምሃብካ እዚ ንባዕሉ ጥበብ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። 🙏❤❤❤
@First-Eri የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ሰናይ ምንዮትካ ልዕሊ ምስግና 'ዩ' ሞ ዝበቕዓ ሰለ ዝሓጽረኒ ፡ካብ ልበይ ደረት ዘይብሉ ኣኽብሮትን ፍቕርን ይብጻሕካ ክብለካ ባህታ ይስማዓኒ ።
ወትሩ ኣብ ልብይ
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 abrar for evere jigna
@@nazigisolomon575 የቐንየለይ ክቡር ናይዝጊ ናተይ ክብረት ይሃበለይ ።
ኩሉ ሰናይ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣብራረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤🥰
ኣነ ብዝያዳ እፈትወካን አኽብረካን. ሀረሞነይ !
የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ
ርሑስ ቅኒያት ዓወደ-ዓመት
❤️❤️❤️
ኣብራር
ኣታ ክምዝነተይ ዘጸሎሎ ኣብርር ዑስምን ኣዮና ኣቦና
Me too😢
14 عام مرت ولا زالت بنفس الطرب 💙
This brother reminds me of streets of Barentu ,GORZO GASH is my favorite one
Thank you very much Agaba
❤️❤️❤️
Abrar
Abrar yanam lubak yanam💗💗💗💗💗💗👈👈👈👈✍️✍️👍💔🤝🤝🤝🤝☂️☔
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abrar ma best
መርሓባ ዝኸበርካ አፍረም ፡
ንምኡዝ ኮመንትኻ ብልቢ አመስግን
የቐኒየለይ
ስናይ ቅኒያት
ኣነስ ባባ ኣብራር ክፈትወካ ንስኻስ እንቃዕ ናይ ትግርኛ ደራፊ ኮንካ ናይ ካልእ ቃንቃ ደራፊ እንተ ትኸውን ውን ኣነስ ደርፍኻ ኣቱርጊመ ምሰማዕክዎ ባባ ኣብራር ሽኮር miss you 🎉🎉🎉❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክብል ! ልሳንካ/ኪ ፍቕሪ 'ዩ
ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን :ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ/ኺ
የቀኒየለይ "Love" ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
@@AbrarOsmanArttnx ባባ ኣብራር ካብ ዝፈትወካ ኣድናቂኻ
Rofinan dc ❤❤❤
@@Rofidc ባሓቂ" Ĺove " ኢኻ
ወትሩ ኣብ ልበይ
❤️❤️❤️❤️
Video top
Clip top
ግጥሚ Top
ነብሪ ስራሕ ዝብሃል ከምዚ አዩ ❤
መብራህቶመይ !ኣኽብሮትን ሰላምን ናዓኻ ይኹን
ንዝሃብካኒ ፍቕርን ኣኽብሮት ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
Nabari derfi sigab lomi 2022
ابرار عثمان صاحب الحنجرة الذهبية 🤍✨️
Welcome bro good job 🎉
@@HaileShumay thank so much dear Haile.
Peace and love
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ABRAR SHIKOR AZMARINO
🙏👌👍🙏 aya abrar ambesa edmeni tinani yhabika
We love you abrarey ist das smart 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This song knocks my remembers wn I was 10th Grade student. The father of art.🤝🤝🤝🤝🕊🕊🕊
The.winner.is.........Love!!!
Thank you very much dear Mahmoda.
♥️♥️♥️
Abrar Osman
መድሃኒት ዝኾነ ጥበብ ኣብዚ'ሎ
ክብረትን ፍቕርትን ሎላ
ፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹን
የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
❤️❤️❤️❤️❤️ Abrar 💯💯💯 Osman 💯💯💯💯
legend abrar osman
ኣብራር ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቡ ሽኰር
ንስኻ ኢኻ ባሓቂ ናይ ልቢ ፡ ናተይ ሽኰር ር ር ር ር
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
Istaz Abrar my favorite Legend.
Abi hwy ❤️Abi baba ❤️Abi fekri❤️ Abi tesfa ❤️
Kgelxeka delyes mglax abikani bhar abrarr 100% derafay eka
Merhaba behar dmxawi edmen thnan ymneyelka abrarino
Love you abrareyy❤️
Ilike usooo muchhhh
ከብረቲ ትምኒት ፡
የቐንየለይብልቢ አመስግነኪ
❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar jigna
ab hiwetey betemi zeftwo seb abrar eusuman eue beakal tezrekbo eye zebl fetari entfekidu derftatka kulom nay hiwet mekiret eyom edmen tenan yehabka
Sabir o Adala 1000000000”00
Ealileni tatna nigber 💯
ይበል ጥበብ ዳህሲስካ ዘይኩርኩሕ ልዋም ሂቡ ዘዕርፍ ድምጺ
GOAT !!
መርሓባ ሳልሕ
እንቋዕ ብደሐን መጻእካ
❤️❤️❤️
ኣብራር
ኣብራራር ይበል ስነጥበባዊ ስራሕ።
My Levo❤❤❤❤❤💞💞💞🥰🥰🥰🥰
" ምንባር "ፍቅረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን
ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
I love this song. Fikriiiii
ቃል ይብለይ ክገልጽ
እዛ ቻነል ናይ ኣብራር ዶ ትኸውን ብሓቂ ፡ክንደይ ኣለዉ ብዘይናቶም ዝሽቅጡ መደናገርቲ ፡ብዘይ ናቶ ህቡብነት ክሃቡ ዝደልዩ ፡ ናይ ኣብራር እንተኾይና ግን ዉሒዶም ኣለዉ subscribers እሞ ባዕልኻ ኣብራር እንተኾይንካ ግን ሓብረላ እሞ ኩሉ ክስዕባ ፡ክንዲ ቃልስኻ ኣይከውንን ኢዩ ፡ትኸፍሎ ዋጋ ቀሊል ኣይኮነን
@@seifetekle1807 ክቡር ሰይፈ ተክለ ልዑል ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ።
እወ ልክዕ ኣለኻ ።እዛ ዘለኻያ ቻነል ናይ ኣብራር እያ " እዋኑ ዶ ክብለካ ዘመኑ ስነ-ጥበብ ብዓመጽ ንዓመጽ" እዩ ።የቕልሎ እዩ ዝባሃል ።
ንሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ኣኽብሮት፡ ብልቢ አመሳግነካ
የቐንየለይ
ሰሰናዩ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
I had memory when l was Assab bore gnbar eda 19 serweit
ክብርትን ፍቕርትን ቅድስቲ ፡ልዑል ልባዊ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ፡ኣካል'ቲ ተዘክሮታትኪ ንምዃነይ ሓጎሰይ ወሰን የያብሉን ።ንቀጻሊ ኣብ ተዘክሮኺ ክቕጽል ምኒዮተይ እዩ ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
The king of Tigrign abrarey edmen tinan yminyelka
The one and only living legend🥰🥰🥰🥰
data wedia
Kkkkkk♥️
NKulu gzie nberelna abo kulu abrarino🙏❣❤
Tarik eka .hade elamaka haki!
Legend Artist Abrar Osman GBU
Teqeyru seb behaqi abrarinooooooooo nberelna
Nay behaki abo nay hagerna Eritrean nay music abona ayana abrar osman amlak bealo edmen tenan yehabka yebaye ajoka kaxelo teray adnaki natkaye amlak bealo hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna hante Eritrean eya zelatena nea ena nekales alena kolatna eretrawian amlak bealo naze serat hegdef yetfealna teray xalot negbar ehwatey daki eri xeada muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian
ኣቤት ጥበብ ኣብ ሓንቲ ደርፊ 3-4 ደርብ ክጻወት ዝክእል ደራፋይ ስነ ጥበባዊ ኣብ ዓለም፡ኣይተራእየን ብዘይካ ኣብራር ዑስማን ነበረልና ከምዛ ኣልቡም፡ወይ ድማ ካባኣ ዝበለጸት ስራሕ ከተቅርበልና ወትሩ ብ ሃንቀውታ ኢና ንጽበየኻ
I like it this song
ላላለይ ላላላ
ላላለይ ላላላ
ላሊለይ ላላላ
ላሊለይ ላላሊ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብሄዋን
ጸኒሑ ነባሪ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
ምቕጻል ፍቕሪ'ዩ ፍቕሪ ባዕሉ ዘዐግሶ
ባዕሉ ዘዐግሶ
ኣይ... ዪዪዪዪዪዪ...
ከለኪ ሕልና ንኹሉ ዝመሚ
በዝን ወድኸምዝን ነብስኺ 'ይተሕምሚ
ኣኽፊእኪ ጸቢቕኪ ሓደ'ዩ ሕሳቡ
በቶም ክዛረቡ ኣውጊሖም ዘዕርቡ
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ኣሃሃሃሃሃሃ...
ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
ኢሉ
ይብል
ክብል'ዩ
መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብሄዋን
ጸኒሑ ነባሪ
ዝበሉ እንተበሉ
ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ምውራይ ዝኣመሎም ክንደይ ከይቁጠቡ
ጉዳይና ንቐጽል ንሶም ይዛረቡ
ክሳብ ዝርብርቡ
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
ቀሲነ ክዘናጋዕ ክጻወት ከዕልል
ፍቕረይ ብስክፍታ ሓሳብኪ ኣየስግል
ነዛ ሓጻር ጊዜ ምሳኺ ኽራኸብ
ካብ 'ጥቃዒ 'ዒንቲ ብዙሕ'የ????
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ላላላላላ...
ነውሪ ኾይኑ ምፍቃር ተቐይሩ'ምበር ሰብ
ኢዱ ዘይመልሰሉስ ኩሉ ኾይኑ ብዓገብ
መኖም ከነፍቅር መኖም'ከ ኽንገድፍ
ካብ ምሉእ ከባቢ ከም ልቡ ዝነብር
ርድኡና ዝብል ይኣክል ነጻ ሰባት ኢና
ህይወትና ኽንመርሕ በቲ ዝመስለና
ልብኺ ኣርሕውለይ ቀልዓለም ዘይብሉ
ክቕጽል ፍቕርና ዝበሉ 'ናበሉ
ኣ... ሁ...
ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
ኢሉ
ይብል
ክብል'ዩ
መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
ኣየይ... ኣያ... ኣየይ...
ላለይ... ላላ... ኣለይ...
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ክንዲ ብልሓት ክንዲ ጥበብ
ክንዲ ስራሕ ክንዲ መኽሰብ
ቤላቤለው ሰዋኒኖም
እዝኒ ኣይንሃቦም ንረስዓዮም
ካብዚ ኸምዝስ ይኽደነና
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ላሊ... ላላ... ኣለይ...
ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ...
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ኣሃ...
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
Abrarino ♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Legend artist 👏
💯✌️🇪🇷
FILI...😀...ANTA BEHIWET ALEKA DIKA....ZEYMEWET YERAKEB ZEBLEWOS KEMZI NATKA YU...KKKK
ንጉስ ናይ ናይ ንጉሳት ብኹሉ ፡ብትሕትና ኮነ ብሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
ምኡዝ መልእክትኻ ፡ዓቢ ተስፋ 'ዩ
ተስፋ ድማ ቀጻልነት እዩ' ሞ ፡ንእተስንቀኒ ኣኽብሮትካን ፍቕርኻን ብልቢ አመስግነካ ። የቐኒየለይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Well done
🇪🇷💟💟💟🇪🇷🇪🇷💟
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍💪