ኣብታ ክልክልቲ ከተማ ምስ ኣተኹ ዝራእኹዎ መንግስቲ ክፈልጦ ዘይድለ ነገራት... (ዛንታ ሓደ ሓላው ኣግራብ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 43

  • @BUFERI
    @BUFERI  6 місяців тому +19

    NB:- ክቡራት ተኸታተልቲ እዚ ናይ ፓርክ ሮጀር ናይ ሆሮር ዛንታታት ኣብ ኣሜሪካ ልሙድ'ዩ ግን ልብ ወለድ ምኳኑ ፍሉጥ ዩ ንምዝንጋዕን ምልዕዓል ስምዒትን ተባሂሉ ኣብ ርእሲ ሰብ ከም ፊልም፡ዝቕረጽ ብምዃኑ ከም ሓቀኛ ዛንታ ዝውሰድ ከምዘይኮነ ክትርድኡዎ ኣገዳሲ'ዩ።❤❤❤❤❤

    • @burnlies
      @burnlies 6 місяців тому +1

      ዛንታታትን ልበ ወለድን 'ውን ነቲ ኣብ ዓለም ብስውር ዝግበር ክውንነታዊ ፍጻመታት ብዛንታ ወይ ተዋስኦን ነበረያ ነበረን መልክዕ ምግላጹ ካብ ሓቂ ዘይርሕቕ ነጸብራቕ ክውንነት መንፈሳዊ ዓለም 'ዩ. እቲ ኣብ ማተሪያላዊ ወይ ዝድሕሰስ ኣካል ዓለም ዝካየድ ፍጻመታት ጽላሎት እቲ ኣብ መንፈሳዊ ዓለም ዝተፈጸመን ገና 'ውን ዝፍጸም ስርሒት ምዃኑ ሒደት ደቂ ሰባት ጥራይ 'ዮም ዝርድእዎን ዝፈልጥዎን.

  • @UserFromTheUk-14
    @UserFromTheUk-14 6 місяців тому +2

    ይሔውውው ንኽትሰምዖ ሕግብግብ ይብለካ 😢❤ but thanks for sharing😊

  • @firstoflove6828
    @firstoflove6828 6 місяців тому +7

    እዛ ናይ ሎምስ ከምቲ ቀደም ናይ ሽሑር ፊልሚ ንርእዮ ዝነበርና ኮይና ፡ እዛ ናይ ሎሚ ግን እቲ ሰብኣይ ኣብ ኣእምርኡ ዝፈጠሮ እዩ እምበር ከምዚ የለን ። ቀጽሎ ፡ ብፍላይ ናይ ሞቲቨሽን ስርሓልና 🎉🎉

  • @hyabyemane-x1u
    @hyabyemane-x1u 6 місяців тому +5

    meqseney dmxi da ybel eyu eko aqerarbaka mara u des zbleni bflay temxo medebat brka ysesneley wedi rimey ❤❤

  • @Meri_we
    @Meri_we 6 місяців тому +1

    Baley leyti medri semiya qeydeqesku hadire bufe eri arkey.ab zeqxel debeseni ❤

  • @Euamomuitofutebol
    @Euamomuitofutebol 6 місяців тому

    😢😢😢😢 ata wedi azeritkana eka movie wela book eya eza zanta

  • @SamEriboy
    @SamEriboy 6 місяців тому +3

    ስለቲ ከይተሓለልካ ተቕርቦ ዘለኻ ፍልይ ዝበለ መደባት ናይ ወትሩ ኣድናቒ ዛ ቻነልን መደባታን እየ። ናይ ሎሚ መደብካ ግን ኣይፈተኽዋን። ማለት ልቢ ወለድ ከይብሎ፡ ሓቀኛ ዛንታ ኢልካ ኢኻ ኣቕሪብካዮ፡ ሓቀኛ ዛንታ ከይብሎ ድማ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባ እዚ ቦታ ብዝኾነ መንገዲ ሰሚዐ ኣይፈልጥን፡ ንስኻ ውን ምንጪ ኣይነገርካን። እቲ ፍጻመታት ግን ልብወለዳዊ ይመስል።

  • @RedwanER
    @RedwanER 6 місяців тому

    ናይ ሸይጣውን ዘፍርኽን እንዳ ነገርካና ሰላምን ጥዕናን ትብለና 28:45 😢😢😢 ክክክ ይበል ኣቀረርባ

  • @merhawitesfu427
    @merhawitesfu427 6 місяців тому +5

    ኣዳለውትን ኣቕረብትን እዛ መደብ ከምቲ ልሙድ ምስጋናይ ልዑል'ዩ። በርትዑ ኣጆኹም ።

  • @ksanethaile2624
    @ksanethaile2624 6 місяців тому +1

    መወዳእታኣ ምስጢራ ኮነ ትርከበሉ ቦታ ከይነገርካና ወዲእካ ቡፌ

  • @mangunmulugieta810
    @mangunmulugieta810 3 місяці тому

    Thank you

  • @burnlies
    @burnlies 6 місяців тому +1

    ልዕሊ ኹሉ እቲ ሓላዊ ኣግራብ ነታ ኣደ እቶም ርኹሳት መናፍስቲ ሰበይቲ ግንባራ ብጥይት ሃሪሙ ምስቐተላ ኣብቶም ናታ ምስሽጢራን ግብራን ተኻፈልቲ ዝፈጠሮ ስንባደን እቲ ኣብ መወዳእታ እቶም ክልተ ሓለውቲ ኣግራብ ሓደ ነዊሕ ሰብኣይ ኣብታ ከተማ ዘጋጠሞም ነዞም ኣብዚ ዘለው መናፍስቲ ክሰናበቶም 'የ መጺአ ደጊም ናብኦም እንጽንበረሉ ግዜና ቀሪቡ 'ዩ ዝብሉ ነገራት ዓበይቲ መልእኽታት ''ዮም.

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 6 місяців тому +2

    ብርርርርርርር ተበልካስ ሕልሚ 😂

    • @robeldaniel6305
      @robeldaniel6305 6 місяців тому

      helmi aykonen gerem eba amsilka mehhdam😂😂😂 l😂😂😂

  • @RimSied
    @RimSied 5 місяців тому

    Eiwa ferihe eko

  • @hiyabnatey6240
    @hiyabnatey6240 6 місяців тому

    Enqa bselam mexka lomis ferhna besmam

  • @mulughetesemere868
    @mulughetesemere868 6 місяців тому +1

    Tsebuq medeb qexlo ezi zanta gn haqena zanta diu entekoy bmelkee film kenrio nekel ente koyna habrena please thank you

  • @DbabHadgu
    @DbabHadgu 6 місяців тому

    Oyyy Azias kebida

  • @havertjam9175
    @havertjam9175 5 місяців тому

    Blux menesey qexlo ❤❤

  • @SiG-j1c
    @SiG-j1c 6 місяців тому +1

    Bela bela kef alewo medebka

  • @berhanetberih3060
    @berhanetberih3060 6 місяців тому

    Gobezz

  • @MuawiaERltube89
    @MuawiaERltube89 6 місяців тому +3

    Ata ezi afrahi tarik haki yekun hasot yekun bezey gedis aytmxalna nesnbid alena hade hade gize tekribo medb mera afrahi eyu 😂😂

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf 6 місяців тому

    ጽንጽዋይ ኢዩ ወይ ምንጪ ሃበና

  • @familyentertainmenteritrea3124
    @familyentertainmenteritrea3124 6 місяців тому

    yegerm u ❤❤❤

  • @WiliGrande78
    @WiliGrande78 6 місяців тому

    Kexbeyeka xenihe 😊

  • @lovejlk5351
    @lovejlk5351 6 місяців тому

    እዚ ኣብ ሆልዊድ ዝስራሕ ፊሊም ከይ ከውን?

  • @Deadkiller3696
    @Deadkiller3696 6 місяців тому +1

    Thank you bro

  • @habentesfay3865
    @habentesfay3865 6 місяців тому +1

    Selam zkelea enda negerkas selam qenyu ybehal😂😂😂😂

  • @AbrahamYohannes-k3y
    @AbrahamYohannes-k3y 6 місяців тому +1

    mewdata k kemey koynu entay aynet mestier xenihwa pels bejaka mekselta telwa kenxbyka ena fetawe nayza medbe

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 6 місяців тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 6 місяців тому +1

    Besmam etay aneti dayu desebid🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭

  • @NatiSweet-b8u
    @NatiSweet-b8u 6 місяців тому

    Ab filmtata dreakaya koyna tsmiqka eza zanta bzkone kexlo bro

  • @awdnaentertainment358
    @awdnaentertainment358 6 місяців тому +1

    Ajoka bro ketslo kemzi eitat mehari negerat hizkalna mtsae❤

  • @zamsalh2724
    @zamsalh2724 6 місяців тому

    ❤️🌹👋❤️🌹👋

  • @samsomtekle6852
    @samsomtekle6852 6 місяців тому +1

    😂😂ITS zombia movi lol

  • @BereketTesfahannes
    @BereketTesfahannes 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @esromwelday5958
    @esromwelday5958 6 місяців тому +1

    Welcome Kbretey ❤

  • @Ertrea-2023
    @Ertrea-2023 6 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @AziyebTigray
    @AziyebTigray 5 місяців тому

    ❤❤

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤