ብሉጻት ናይ ኦሾ ናይ ሂወት መምርሒ ዛንታታት!! @BUFERI

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 32

  • @yosefkidane3150
    @yosefkidane3150 10 місяців тому +13

    ንሓደ ዛንታ ስሓቢ ዝገብሮ 1ይ ምክንያት ኣዘናትዋ ኢዩ አዚ ንናይ ኣዛናትዋ {narration )ተውህቦ ኣለካ ቀጽሎ ኣጆካ ❤

  • @sarilove7988
    @sarilove7988 10 місяців тому +6

    Medebkea dimsikean amazing❤❤❤❤

  • @ዳቪድ
    @ዳቪድ 10 місяців тому +3

    ተምጽኦ መደባት ብጣዕሚ ዩ ኣገዳስን ምሃርን ከምዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ግን ናዓኻ ውን ምኽሪ ኣለኒ ድላይካ ካብ ምዝራብን ምግባርን ተቖጠብ ኣይብለካን የ እዚ ሓዱሽ ወለዶ ግን ብብዙሕ ነገር ዩ ተፈላላዩ ዘሎ ምልክት ውድቀትካ ካኣ ኣብዚ ዩ ዘሎ ሞ ሓደራ ከም ሓደ ብዙሕ ጽቡቕ ነገር ዘመሓላልፍ ወናኒ ቻነል መጠን ወገንነት ዝብሃል ገጸ ባህሪ ከይተንጸባርቕ በዚ ዘለኻዮ ንኹሉ ብማዕረ ትኸሎን ትፈጦን ዘበለ ኩሉ ለግሰሉ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ሶ ፎርሳ ዝዓርከይ👌💪😍😍

  • @Habu33
    @Habu33 10 місяців тому +2

    Like always amazing...I appreciate u .... keep it up buff eri

  • @miyamadre9506
    @miyamadre9506 10 місяців тому +1

    ❤ medbka yebel
    😊

  • @awetzemuy4724
    @awetzemuy4724 10 місяців тому +1

    Thanks bro ❤

  • @habenpawlos1431
    @habenpawlos1431 10 місяців тому +1

    Thank you 😊 kubur Hawey qexlo

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ ብሉጽ ስራሕ መሃሪ ክቡር ሓው ✅👑✅👑❤️💯🥇🤴🙏

  • @FrezgiTeame-y5d
    @FrezgiTeame-y5d 10 місяців тому +1

    Tanks Bro good job ❤❤❤

  • @merontekle7972
    @merontekle7972 3 місяці тому +1

    keep it up amazing

    • @BUFERI
      @BUFERI  3 місяці тому

      Thank you, I will

  • @merhawiaradoum9098
    @merhawiaradoum9098 10 місяців тому

    Medebka welfi athizna berta ajoka ❤❤❤

  • @HappyChameleon-rj3yq
    @HappyChameleon-rj3yq Місяць тому

    Habibi ane ka meglexi yebleyn bertea ye kbleka 💯💯💯💯💯

  • @JwaneJwane-ey9sj
    @JwaneJwane-ey9sj 7 місяців тому

    Waww👂❤

  • @SofiHussain-z8s
    @SofiHussain-z8s 10 місяців тому

    ፍልጠትካ ይዛሪ❤❤❤

  • @tomaskidane5106
    @tomaskidane5106 9 місяців тому +4

    ካብ ምንቅቃሕ ሓሊፉ ወልሓንቲ ዘይገብር ሓሳባት ኦሾ፡ ምስ ሽግርኻ ምንባር እቲ ንሱ ፈጣሪ ዝብሎ ምናልባት ኣምላኽ ዘይኮነ ክኸውን ይክእል እዩ።
    * ሓደ ግዜ የሱስ ክርስቶስ ከምዚ
    Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ
    28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
    29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።
    ስለዚ ናይ ኦሾ ኣምላኽ ጾርካ ዘየቃል ምስ ሽግርካ ክትነብር ዝገብር እዩ፡
    - ኣብታ ብዛዕባ ናይ ህጻናት ዝበላ ብከፊል እዃ ዝሰማማዓሉ እንተኮንኩ መጽሓፍ ቅዱስ' ከ እንታይ ይብለና፦
    Proverbs 22 ትግ - ምሳሌ
    6: ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ።

    • @BUFERI
      @BUFERI  9 місяців тому

      እቲ ምንቅቃቕ እንተተጠቂምካሉ ተበግሶን ሓርኮትኮትን ድማ ናትካ ግደ'ዩ።

    • @tomaskidane5106
      @tomaskidane5106 9 місяців тому +1

      ​@@BUFERI ብሩክ ሰብ ንሰብ ደፋኢ ዝኮነ መንፈሳዊ ሓይሊ ከይሃለዎ ጽቡቅ ኮነ ሕማቅ ክገብር ኣይክእልን እዩ ንማለት እየ ንሰብ ክቅይሮ ዝክእል ስልጣን ዘለዎ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ እዩ፡፡ ካብዛ ዝተዛረባ ከነቅልበላ ዝደለኩ ግን ሽግርካ ክወስድ ፍቃደኛ ዘይኮነ ኣምላኽ(ንሱ ዝብሎ) ይስዕብ ከም ዝነበረ ኢና ተዓዚብና ስለዚ ህይወት ምስ ትርፉ ክህብ ሽግር ዘቃልል ብጀካ የሱስ ክርስቶስ ካልእ የለን።
      ኣብ ኣቀራርባካ ግን Appriciate you keep it up.❤

  • @siemtikey
    @siemtikey 10 місяців тому

    btami des zebl medeb ayo qexlo bflay nay osho qexlelna pls bro💯👍

  • @HayelomHuruy-hp8yn
    @HayelomHuruy-hp8yn 4 місяці тому

    Good

  • @Ertrea-2023
    @Ertrea-2023 10 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @hagertesfalem133
    @hagertesfalem133 10 місяців тому +1

    ስለ'ቲ ኣዝዩ መሳጥን-ውሕሉልን ትሕዝቶ ዘለዎ መደባትካ፡ ኣዚና ነመስግነካ ክቡር ኃው!

  • @kchn4208
    @kchn4208 10 місяців тому

    🥰❤🙏

  • @hermonissayas
    @hermonissayas 10 місяців тому

    Sleti tegediska Part 2 ketemxalna ztemahxenaka Emo zeqrebkalna Azinena nemesgneka. Ab srahka Awetn asalton Ymneyelka.

  • @yonas5644
    @yonas5644 10 місяців тому +1

    😍😍😍

  • @evenrob9348
    @evenrob9348 10 місяців тому +1

    Ezi mexhaf btigrigna yrkeb do ykewn

    • @BUFERI
      @BUFERI  10 місяців тому +1

      I don't think so bro.

    • @evenrob9348
      @evenrob9348 10 місяців тому +1

      Please part ente haliywa qexla !!!!

  • @NegaNMA
    @NegaNMA 10 місяців тому +2

    ናይ ኦሾ መጽሓፍቲ ናብ ትግርኛ ዝራዓመ ወይ ዝተተርጎመ ኣሎ'ዶ ? ምስጋና ኣይረሳዓኩን ክቡር ሓወይ

    • @BUFERI
      @BUFERI  10 місяців тому +1

      ኣይመስለንን ክቡር ሓው!! እዚ ካብ ናይ ኢንግሊሽ ቪድዮታት ተተርጒሙ ዩ ቀሪቡ ዘሎ

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 2 місяці тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit Місяць тому

    Haki abe kulu adi artist musical etc nay menzerna bota eyu eti zekfei gehanbe abe artist eyu zelo kab kemze yedhenena