Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ጽቡቅ መደብ ርሑስ በዓል ፋስጋ ሰናይ በዓል ክብሪ ይሃብኩም ቀጽልዎ
Eritrean ladies, the paragon of modesty and humility. I see you are still a bit of camera shy, but I love it, it is something I miss dearly. Hats off for your works.
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኣጆኹም ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይካ ነታባባዓዮም ኣጆኹም ንበሎም ጽቡቃት የሕዋተይ ቀጽልኦ❤❤❤❤
Thank you 😍
ኤርትራዊት ዋዓሮ ክትነብዕ ከመይ የሕዝነኒ ይመስለኩም ኣጆኺ ንበላ❤❤
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ERIKAMP TV ❤🎉ተቅርብኦ መደብ ብጣዕሚ ፁቡቅ ኢዩ ቀፅልኦ
Thank you 💝😍
nice 👍👍👍👍👍👍👍
መደብኩም ብጣዕሚ ፈትየዮ ጽቡቅ ቃልን ባህልን ኣቅሪብኩም ብፍቅሪ ንጣመር
❤️
ደስ ዝብል መደብ ናይ ብሓቂ፡ ብፍላይ እዛ ማእከለይቲ ሽኮሪና። ዘይተመርዓወት ተኮይና፡ ትፈልጥዋ ተሌፎና ኣብ ርእይቶ ግደፉለይ፡፡ ንሳ ተኣብያ እተን ካልኦት'ውን ጽቡቃት እየን። ሎሚ ግንቦት ክምርዖ መደብ ኣውጽእየዮ ስለ ዝኾንኩ ግድን ሓንቲ ክረክብ ኣለኒ😂😂😂።
😂😁😍😍😍😍💝⭐
Happy Ester EriKamp I love your program keep good job🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Thank you 😍💝
ኣብ እዋን ሕጸ ንመርዓት ዝወሃብ ሽልማት በብከባቢኡ እኳ ይፈላለ እንተኾነ ኣብ ገሊኡ ጎባጉብ፡ ተሓናቂት፡ ወርቂ መስቀል፡ ሽልማት ክሳድ ይበሃል።
Wow eza makelyti zela zereba mara des eleni ezi agelalexa des kebleka 😢 i miss ma family
😁😍😍💝
🎉🎉❤
Waww shikorina eza maekeleyti temireya do tkewn ms hawey kemriewa❤❤❤❤❤
😁😂😍😍😍😍💝⭐
❤❤❤❤❤
May
ይቅሬታ Eri Kamp tv ይከኣል እንተ ኾይኑ ናይ ዓወት ቴሌፎን ስደዱለይ please
+256708140852
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ቴለፎን ናዛ ሓፍትና ኣበይ ኣሎ?
ርሑስ ኣውድኣመት ጽቡቓት, ኔሕጽይቲ ዝወሃብ ህያብ ዘይኮነስ ከምተሓጸየት ንኽትፍለጥ ማለት እዩ ከምዚ ናይ ሕጂ ምልክት ምርዕዋት ቃል ኪዳን ናይ ኢድ ዝግበር ማለት እዩ.ተወሳኺ እታ ተሓናቒት ግድንያ ግን ከም ገዜኻዩ ቡሩርን ወርቅን ውን ፍልልይ ኔርዎ ማለት ተሓናቂት ማለት ኣብ ክሳድ ዝእሰር ማለት እዩ. ዝበዝሕ ኳ መስቀል ኡዩ
ሓሙስ ጽግቦ ኣሽንዃይ'ዶ ሰብሲ ዑፍ እዃ ትጸግቦ
እዛ ሄለው ቦዳ እየ ዝድውለልኩም ትብል ኣይተረድኣትኒን ሄለው ቦዳ ማለት እንታይ ማለት እዩ?
ua-cam.com/video/x6ywZRHHvq4/v-deo.htmlsi=hcGSEzwT1c7zdwmH
Xubuk medeb kexlwo diki Eri and ane bwegeney beta Akmey khgza eye nawet kuxri telefon tehababeruni mehret yewrdela ngeula ka
Hbushey shekor nkula Tigrinya mihrata beka 😂😂😂😂😂
😂😍😍
ፋሲካ 🤣🤣🤣 ወይስ ፋሲጋ 🤣🤣🤣... ፋሲካ አማርኛ 🇪🇹 እኮ ነው 🤣🤣... በቋንቋችሁ ታፍራላችሁ እንዴ 🤣🤣
🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ጽቡቅ መደብ ርሑስ በዓል ፋስጋ ሰናይ በዓል ክብሪ ይሃብኩም ቀጽልዎ
Eritrean ladies, the paragon of modesty and humility. I see you are still a bit of camera shy, but I love it, it is something I miss dearly. Hats off for your works.
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኣጆኹም ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይካ ነታባባዓዮም ኣጆኹም ንበሎም ጽቡቃት የሕዋተይ ቀጽልኦ❤❤❤❤
Thank you 😍
ኤርትራዊት ዋዓሮ ክትነብዕ ከመይ የሕዝነኒ ይመስለኩም ኣጆኺ ንበላ❤❤
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ERIKAMP TV ❤🎉ተቅርብኦ መደብ ብጣዕሚ ፁቡቅ ኢዩ ቀፅልኦ
Thank you 💝😍
nice 👍👍👍👍👍👍👍
መደብኩም ብጣዕሚ ፈትየዮ ጽቡቅ ቃልን ባህልን ኣቅሪብኩም ብፍቅሪ ንጣመር
❤️
ደስ ዝብል መደብ ናይ ብሓቂ፡ ብፍላይ እዛ ማእከለይቲ ሽኮሪና። ዘይተመርዓወት ተኮይና፡ ትፈልጥዋ ተሌፎና ኣብ ርእይቶ ግደፉለይ፡፡ ንሳ ተኣብያ እተን ካልኦት'ውን ጽቡቃት እየን። ሎሚ ግንቦት ክምርዖ መደብ ኣውጽእየዮ ስለ ዝኾንኩ ግድን ሓንቲ ክረክብ ኣለኒ😂😂😂።
😂😁😍😍😍😍💝⭐
Happy Ester EriKamp I love your program keep good job🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Thank you 😍💝
ኣብ እዋን ሕጸ ንመርዓት ዝወሃብ ሽልማት በብከባቢኡ እኳ ይፈላለ እንተኾነ ኣብ ገሊኡ ጎባጉብ፡ ተሓናቂት፡ ወርቂ መስቀል፡ ሽልማት ክሳድ ይበሃል።
Wow eza makelyti zela zereba mara des eleni ezi agelalexa des kebleka 😢 i miss ma family
😁😍😍💝
🎉🎉❤
Waww shikorina eza maekeleyti temireya do tkewn ms hawey kemriewa❤❤❤❤❤
😁😂😍😍😍😍💝⭐
❤❤❤❤❤
May
ይቅሬታ Eri Kamp tv ይከኣል እንተ ኾይኑ ናይ ዓወት ቴሌፎን ስደዱለይ please
+256708140852
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ቴለፎን ናዛ ሓፍትና ኣበይ ኣሎ?
ርሑስ ኣውድኣመት ጽቡቓት, ኔሕጽይቲ ዝወሃብ ህያብ ዘይኮነስ ከምተሓጸየት ንኽትፍለጥ ማለት እዩ ከምዚ ናይ ሕጂ ምልክት ምርዕዋት ቃል ኪዳን ናይ ኢድ ዝግበር ማለት እዩ.
ተወሳኺ እታ ተሓናቒት ግድንያ ግን ከም ገዜኻዩ ቡሩርን ወርቅን ውን ፍልልይ ኔርዎ ማለት ተሓናቂት ማለት ኣብ ክሳድ ዝእሰር ማለት እዩ. ዝበዝሕ ኳ መስቀል ኡዩ