Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
www.paypal.com/donate/?hosted_button_id=U42PNG8CQ8HR6
ካብዚ ድራማ አዚ ዝተማሃርኩሉ አንተሎ አተን ማሓዝታ ብጥዓሚ ዝድነቅ ተምርቲ አዩ ዘምህረካ ሞ ኣምላክ ንፁሃትን ቁንዓትን ዝኮና ማሓዙት ከፈጥረልና ኣምላክ
ኣነ ካብ ባሕርዳር - ዐምሐራ እየ። ፊልም ኤርትራ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ። እዚ ፊልም ብጣዕሚ ግሩም እዩ። ብዙሕ ነገር ተሚህረ ኣለኹ።ብፍላይ ድማ ባሕላዊ ፊልምታት ብጣዕሚ ጽቡቅ እዮም። ባሕልን ኣተሓሳስባን ያፍልጡ።በርቱ በጣም እናመሰግናለን። በተለይ ብዙ እኅቶቻችን ወደ ሴተኛ አዳሪነት የገቡት የሚያግዛቸው በመጥፋቱ ነውና አስተምሃሪ ፊልም ነው።
1. ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ነብሰን ሸይጠን ወላዲ ከሐክማ፣ ዝፍትና ሪኤ ኣለኹ። ግን ንዉሉዳ እንተዝኸዉን እምበር ንኣብ ኣፍ ሞት ዘሎ ወላዲ ዕሸል ቆልዓ ሂወታ ከተበላሹ ኣይግድን።2. ኣብዛ ፊልም ኣማን ነቲ ዝጻበኦ ዘሎ ዝተባህለ፣ መጀመሪያ ዋላ ንሓንቲ ግዜ ኣይረኸቦን፣ መን ሙኻኑ ከይፈለጠ ብሂወት ኽሓቶ፣ ቁሩብ ከቢዳ። ብዝተረፈ ሳልሕ ጽቡቅቲ ፊልም።
ሓዉ እንዲዩ ከመይ ጌሩ ክረክቦ ብከሙ ኢዩ መጻብእቱ ከይተፈልጠ ንሞት
ፊልም ናይ ቀደም ጡዑም እዩ ከምዚኦም ዓይነት ኣክተራት ክትርኢ ኬፍ ኣለዎ ወላ ፈርሙኦም እዩ ደስ ዝብሉካ በኣል ኣዱ ሕጂ ሓያል ኣክተራት ኮይነን ኣለዋ
ቅጫካ ከትብስል ክትብል ተካስርሰ ቅጫ እንዳ ማትካ ክትኮልፍ ሂወትክካ ኣብ ሓዊ ምእታው ከምዘሎ ዓባይ ትምህርቲ እያ ።ደቂ ዛ ሃላል መርየት ጽቡቅ ስራሕ።ንሕና ተዓዘብቲ ከኣ ዝርኣናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ልብና ይሕደረልና ሉዑል ፈጣሪ ኣቦና ፡👇🏾👍🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
P
Wwwwwww nah baki mekrti felim❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
For the first time, I watched a complete Eritrean movie job well done!
Salh sead rsqey are my favorite artist any time👁️⁉️ really I feel in this movie 🎥👌🥰❤✌️
Love Salih Said Rizqe Film kulu nusu zelowo filim fiqri iyu thank you ♥️♥️👑👑👑👑👑✅✅✅✅
ብሉጽ ፍሊም ናይ 2021 ኢለያ ኣለኩ። ሳልሕ ሲዒድ ኣዝዩ በሉጽ ደራሲ ፍሊም ኢዩ
ማኣስ ድያ ተሰሪሓ
Niay qedemi eyu
ብጥዕሚ ሳሓቢትን ማሃሪትን ፍሊም ዕድመ ይሃብኩም ሰስኑልና 👍💯❤️🇪🇷❤️
ብሙሉእ ክትዝርጋሕ እየ ክጽበያ ጸንሐ ስለዚ thank you 🥰🥰🇪🇷 and nay Salh sied film bitami eyu zexelileni ብሕጂ ድማ ብሓድሽ ፊልም ክመጻና ተማሕጸንዎ
💚🧡💛👈
ጠፊእኩምና ጸኒሑኩም ብሉጻት ስነ ጥባዉያን
ጽብቅቲ ስራ ማሃሪት ዝኮነት ፍልሚ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋት የሕዋተይ
IT'S VERY WONDERFUL MOVIE. VERY EDUCATIONAL FOR ALL US. GOOD BROTHER GIFT FROM GOD BLESS YOU ALL ERITREAN. THANKS
ኣንቱም ሰባትከምዚ ዓይነት ዋሕዚ ዛንታ ዘለዎ ፊልም እምበር ተሳኢኑ ሕጅስ። ኣንታ ረኣይዎ ሞ ቲ ጽባቀ ዛንታ፡ ምርኽኻብ ኣጋጣሚታትን። ነዚ ብሓቂ 10 ዶላር ሂብካ ኣብ online cinema ክትርእዮ ዝግበኦ ፊልም ዩ። በዓል ሽሮ፡ ኤፍራ፡ ሉና በጃኹም ን ሓደ ወርሒ ዝኸውን ካብ ሳሊሕ ትምህርቲ ውሰዱ ካብ በብ 30 ደቃይቅ ዝቆራረጽ ዘይውዳእ መእተዊኡን መውጺኡን ዘይፍለጥ ፊልምታት ተዳልዉ
መግለጺ ልዕሊ ዓቅመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Ane nzy salih seid film keabdeni adyu zdeli❤❤❤❤❤
Nay bhaqi tamharti ❤❤❤❤❤
በጣም የሚደነቅ ትምህርት ያዘለ ፊልም ነው ! ሰላም ለኤሪትራውያን ወንድሞቻችን ።
ሰላማቹ ይብዛ።
የሰው ልጅ ግን የፈለገውን ገንዘብ ቢሰጠው የሰውን ሂወት ማጥፋት የለበትም ነፍሱም እረፍት አታገኝም🤷🏽♀️
Kef zelowa Film eya
Beautiful movie with excellent background music.
Xbuk srah 💙💙💙💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾 Deqi ereyyy shekakurrr🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰
ኣዝያ መሳጢት ፍልም ደቂ ኤረይ ሰሰኑለይ ዓምብቡለይ
ደስ ስል ፍልም
ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም
መን ከማኹም ደቂ ኤረ ሓላላት ንፊልም ንግጥሚ ንተዋስኦ ንናይ መድረኽ ድራማን ላልእን ትፈጥርዎ ኢኹም።
አየ ዝሣሚ ምስኪናይ ኩሉ ግዜ ሓደጋ መኪና ምስ ገጠሞ ንሠብ ክረድእ አብ ዝደለዮ
ዋውውውው ይበል ፍሊም
ጽቡቕ ስራሕ
መጀመርያ ኣብ ኣስመራ ከይተራከቡ ይገርም: ካልኣይ ሰብ ቀቲልካስ ነጻ ኣብ ኤርትራ ሕግ ከምዘየለ ጽቡቅ መልእክቲ ።
Wawww beautiful film
Great example for everyone thank you God-bless you
A Great Movie.
Merhab 💖 👈🏽
Xbuk film 📽️ hagerna adu betami axebikey belexti hagerna mekanki ameskirki
ከሉ ትሰርሖ ፍልም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ።እንተኮነ ግን ብገንዘብ ዝቀትሉ ትጥቀም ።
የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋት ❤️🤙😍
በጣም ደስ ይላል
Dihri 2 werhi = after two months not after after two weeks!!
Xebeti film deki erey❤🇪🇷
Beautiful
Des tebl srah Thanks deki erie
Wwwwwa❤❤❤ bteami eya maharit
Weynonodala damana aertefagumuna fagusuma fagusu koodeya nunumana kokogashame innakomadittya kamalakosoda lakinkuladedesi kosasakisha ❤❤❤❤
ጽብቅቲ ፊልም።
des tbl bflay finishing😍😍😍😍😍😍
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እና ኣምሃሪ ዝኾነ ፍልሚ እዩ ኣመኹም ናይ መወዳእታ ደራፊ ሽም ንገሩኒ።
Qarya eyu
@@ሕይወትበተስፋነው Thank you 😚 😚😚
ተስፋይ መንገሻ
ብጣዕሚ ብሉጽ ኣፋጻጽማ።
Wawww btami xbuk srah arekumuna wefirkum etewu deki welet aje 🇪🇷✌️
ዉጻእ ማዓት ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ
Ki
Q1, 81
Wow, I appreciate your dedication and work. Thanks for this Great movie and amazing skill
Bella movie I love the ending
Behaki xbkti film so good job
ዋውው ምጠምነው ደሥየምለው❤❤❤❤❤
Woooooow gele ayinet film
Wawww xbkiti filmi
ተመሳሳሊ ምስ ህይወተይ ዝኮነት ፈልሚ
ድሕሪ ዝ ፊልም ቶባ ሲዒድ ሳልሕ መን ከም
Was basiert
ዋው
Ewayy eza filmsi kayteredatni tewedia,btami xbuk so qexlwo deqi Eri halalat
Mara shabit ❤❤❤❤❤❤❤ adnekti 𝕤𝕒𝕝𝕚𝕙 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌👌
ብጣዕሚ ከፍ ዘለዋ ፍሊም ደቂ ኢረይ ሓላላት እንታይ እሞ ኣብ ሃገርናን ዓድናን ኮይንና ክንሪኢዮ ዕድል ኣይረከብና ብሰንኪ እዚ ከም ገለ ዝኮነ ስርዓት
ዝወጹ የብሉን ኩሉ ዋውውውውውው ዘብል ኢዩ ደቂ ኤረይ ግን ኣብ መወዳእታ ኣብ 2፡01፡08 ድሕሪ 2 ወርሒ ከሎ (after 2 weeks) ጌርኩሞ ኣለኩም
ግን ሲ ሓዉ ምዃኑ ነጊሩዋ እንዳሃለወ ከመይ ጌራ ዓሞይ ከይርእየኒ ኢላ ኪትሕባእ ፈቲና ?ማለት ሲ ኣብቲ ፊልሚ ጸገም ኣይፈጥረሉን ዶ ? ሳሚ ሓዉ ምዃኑ ምሽ ብዛንታ ነቲ ሓቂ ትረዲኣቶ ኔራ ...
Xibuk film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💓💓💓
Betam harif Filem ❤❤❤❤❤❤❤
fantastic film good finishing
Waww btami tsbuk serah❤️❤️❤️
2016 Reya Nere hji ka ydegma Aleku zfetwa flim thank you deki Erey
Waww gela aynati Film eya
Nice movie and good job❤❤❤❤❤
ካብዚ ድራማ እዚ ኩሉ ግዘ ሕማቕ ዝሓስብ ሰብ ክነውሕን ክሓጽርን ምበር ናይ ኢዱ ከም ዝረክብ ጽቡቕ ትምህርቲ ይህብ ፣
Be secretive is good, but not that far sometimes it hurts
From ethiopia 🇪🇹 I love you Eritrea 🇪🇷 traselat Amharic please
😭😭😭
1.28:16 ዓመይ ከይርአኒ ክትብሎ ከላ ንሱ ንካልእ ርእዩ ስቅ ምስ በለ ሓዉ ኣይኮነን ማለት ዲዩ ኢላ ጥርጥረ ብዘይ ምርኣያ ቅሩብ ይነቅፍ ፐር ሓዉ ስለ ዝኾነ ኢላ'ያ ኣሚና ይቅረ ትብለሉ ዘላ ብዝተረፈ ብልጽቲ ስራሕ
Wela ane abas qir elatni
ሳላሐይ ንጥበብ ኢልካ ዝተፈጠርካ ክእላ ኩሉ ዘጸብቀሉ
Wwww welcome wedi eri xaeda
Wawww
*_ብማርያም እቲ መዐጀቢ ዝጥቀምሉ ዘለው ሙዚቃ እባ ስሙ መን ይብሃል ንገሩኒ_*
Merhawi kidane qariya ybehal ❤
Wawwwww 😱😱😱😱😱gele aynet film
Bhaki edmen tenan yhabkum khgezu zelewom tewasati hagerna bhaki bwhdu tesfa mhab
Beautiful Movie 💯✍️🫶❤️🇪🇷😍
Woww👍❤❤❤💪
ሳመይ ኣርማ ፍቅሪ😢😢😢
ደምርኒ ጀማሪት እየዎ 🎉
ሽማግለ ዘይላአኮ ዘይባህልና ሕማቅ ራኢ ዘይስነምግባር ናብ ወለዳ መጳእን።ራኢ ዘምሕሳብ ጰጵዩፍ ዝኮነ ።ዘየሎ አባሀልና።አብከምዚ አነዋሪ ክክሪ ደቅንሰትዬ ምዝባል እሞ ድማ አብ ክልተ።የሐዋት። ይቅረ ሐተትሉ።ናተይ ርኢቶ
❤❤❤❤💯💫💯👌👌👌
ua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.htmlua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.htmlua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.htmlua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.html
ኣብ 2:00:54 ዘሎ ድሕሪ 2 ወርሒ After 2 weeks ×After 2 months √ኣየናይ ዩ ልክዕ ዘሎ ኮ ጠፊኡና...
Wooowww btaemi xbuqqqq srah
በጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ግን ነሲብ እንታይ ኤዩ?
Tsehfito melit eu Amen hawey
ነሲብ ማለት ዕጫ ወይ ዕደል ኮይኑ ይሰማዓኒ
Tshftoka wey bxhitka malet eyu
ነሲብ ማለት በቋንቋ ዓረብ እዩ ዕድል ዕጫ ማለት ዩ
ስለ'ቲ ተገዲስኩም ዝመለሰኩምለይ ብሓበራ ይቀነለይ❤🥰
ዋዊዉዉ
Seid salih bizitekhale "temerawi kiqebtseki" tibil zergihelna please!!
Azay mareti Film tsebuki sera
ነሲብ እንታይ ዩ ትርጉሙ
Bxhit malet eyu b areb
Wow
ጽቡቕ ስራሕ ጥበብ ይዓንብብ። ኣብታ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ትብል ዘላ ግን ብእንግሊዝኛ after tow weeks ማለት ድሕሪ ክልተ ሰመን እያ ትብል ዘላ ሞ ናይ ትርጉም መአረምታ ይገበረላ።
0
Two not tow
Dhri 2 werhiAfter two weeks 🤔🤔🤔
BTami xbqit film, emok Mule film .100 mal likes beluley.
www.paypal.com/donate/?hosted_button_id=U42PNG8CQ8HR6
ካብዚ ድራማ አዚ ዝተማሃርኩሉ አንተሎ አተን ማሓዝታ ብጥዓሚ ዝድነቅ ተምርቲ አዩ ዘምህረካ ሞ ኣምላክ ንፁሃትን ቁንዓትን ዝኮና ማሓዙት ከፈጥረልና ኣምላክ
ኣነ ካብ ባሕርዳር - ዐምሐራ እየ። ፊልም ኤርትራ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ። እዚ ፊልም ብጣዕሚ ግሩም እዩ። ብዙሕ ነገር ተሚህረ ኣለኹ።
ብፍላይ ድማ ባሕላዊ ፊልምታት ብጣዕሚ ጽቡቅ እዮም። ባሕልን ኣተሓሳስባን ያፍልጡ።
በርቱ በጣም እናመሰግናለን። በተለይ ብዙ እኅቶቻችን ወደ ሴተኛ አዳሪነት የገቡት የሚያግዛቸው በመጥፋቱ ነውና አስተምሃሪ ፊልም ነው።
1. ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ነብሰን ሸይጠን ወላዲ ከሐክማ፣ ዝፍትና ሪኤ ኣለኹ። ግን ንዉሉዳ እንተዝኸዉን እምበር ንኣብ ኣፍ ሞት ዘሎ ወላዲ ዕሸል ቆልዓ ሂወታ ከተበላሹ ኣይግድን።
2. ኣብዛ ፊልም ኣማን ነቲ ዝጻበኦ ዘሎ ዝተባህለ፣ መጀመሪያ ዋላ ንሓንቲ ግዜ ኣይረኸቦን፣ መን ሙኻኑ ከይፈለጠ ብሂወት ኽሓቶ፣ ቁሩብ ከቢዳ።
ብዝተረፈ ሳልሕ ጽቡቅቲ ፊልም።
ሓዉ እንዲዩ ከመይ ጌሩ ክረክቦ ብከሙ ኢዩ መጻብእቱ ከይተፈልጠ ንሞት
ፊልም ናይ ቀደም ጡዑም እዩ
ከምዚኦም ዓይነት ኣክተራት ክትርኢ ኬፍ ኣለዎ
ወላ ፈርሙኦም እዩ ደስ ዝብሉካ በኣል ኣዱ ሕጂ ሓያል ኣክተራት ኮይነን ኣለዋ
ቅጫካ ከትብስል ክትብል ተካስርሰ ቅጫ እንዳ ማትካ ክትኮልፍ ሂወትክካ ኣብ ሓዊ ምእታው ከምዘሎ ዓባይ ትምህርቲ እያ ።ደቂ ዛ ሃላል መርየት ጽቡቅ ስራሕ።ንሕና ተዓዘብቲ ከኣ ዝርኣናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ልብና ይሕደረልና ሉዑል ፈጣሪ ኣቦና ፡👇🏾👍🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
P
Wwwwwww nah baki mekrti felim❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
For the first time, I watched a complete Eritrean movie job well done!
Salh sead rsqey are my favorite artist any time👁️⁉️ really I feel in this movie 🎥👌🥰❤✌️
Love Salih Said Rizqe Film kulu nusu zelowo filim fiqri iyu thank you ♥️♥️👑👑👑👑👑✅✅✅✅
ብሉጽ ፍሊም ናይ 2021 ኢለያ ኣለኩ። ሳልሕ ሲዒድ ኣዝዩ በሉጽ ደራሲ ፍሊም ኢዩ
ማኣስ ድያ ተሰሪሓ
Niay qedemi eyu
ብጥዕሚ ሳሓቢትን ማሃሪትን ፍሊም ዕድመ ይሃብኩም ሰስኑልና 👍💯❤️🇪🇷❤️
ብሙሉእ ክትዝርጋሕ እየ ክጽበያ ጸንሐ ስለዚ thank you 🥰🥰🇪🇷 and nay Salh sied film bitami eyu zexelileni ብሕጂ ድማ ብሓድሽ ፊልም ክመጻና ተማሕጸንዎ
💚🧡💛👈
ጠፊእኩምና ጸኒሑኩም ብሉጻት ስነ ጥባዉያን
ጽብቅቲ ስራ ማሃሪት ዝኮነት ፍልሚ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋት የሕዋተይ
IT'S VERY WONDERFUL MOVIE. VERY EDUCATIONAL FOR ALL US. GOOD BROTHER GIFT FROM GOD BLESS YOU ALL ERITREAN. THANKS
ኣንቱም ሰባት
ከምዚ ዓይነት ዋሕዚ ዛንታ ዘለዎ ፊልም እምበር ተሳኢኑ ሕጅስ። ኣንታ ረኣይዎ ሞ ቲ ጽባቀ ዛንታ፡ ምርኽኻብ ኣጋጣሚታትን። ነዚ ብሓቂ 10 ዶላር ሂብካ ኣብ online cinema ክትርእዮ ዝግበኦ ፊልም ዩ። በዓል ሽሮ፡ ኤፍራ፡ ሉና በጃኹም ን ሓደ ወርሒ ዝኸውን ካብ ሳሊሕ ትምህርቲ ውሰዱ ካብ በብ 30 ደቃይቅ ዝቆራረጽ ዘይውዳእ መእተዊኡን መውጺኡን ዘይፍለጥ ፊልምታት ተዳልዉ
መግለጺ ልዕሊ ዓቅመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Ane nzy salih seid film keabdeni adyu zdeli❤❤❤❤❤
Nay bhaqi tamharti ❤❤❤❤❤
በጣም የሚደነቅ ትምህርት ያዘለ ፊልም ነው ! ሰላም ለኤሪትራውያን ወንድሞቻችን ።
ሰላማቹ ይብዛ።
የሰው ልጅ ግን የፈለገውን ገንዘብ ቢሰጠው የሰውን ሂወት ማጥፋት የለበትም ነፍሱም እረፍት አታገኝም🤷🏽♀️
Kef zelowa Film eya
Beautiful movie with excellent background music.
Xbuk srah 💙💙💙💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾 Deqi ereyyy shekakurrr🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰
ኣዝያ መሳጢት ፍልም ደቂ ኤረይ ሰሰኑለይ ዓምብቡለይ
ደስ ስል ፍልም
ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም
መን ከማኹም ደቂ ኤረ ሓላላት
ንፊልም ንግጥሚ ንተዋስኦ ንናይ መድረኽ ድራማን ላልእን ትፈጥርዎ ኢኹም።
አየ ዝሣሚ ምስኪናይ ኩሉ ግዜ ሓደጋ መኪና ምስ ገጠሞ ንሠብ ክረድእ አብ ዝደለዮ
ዋውውውው ይበል ፍሊም
ጽቡቕ ስራሕ
መጀመርያ ኣብ ኣስመራ ከይተራከቡ ይገርም: ካልኣይ ሰብ ቀቲልካስ ነጻ ኣብ ኤርትራ ሕግ ከምዘየለ ጽቡቅ መልእክቲ ።
Wawww beautiful film
Great example for everyone thank you God-bless you
A Great Movie.
Merhab 💖 👈🏽
Xbuk film 📽️ hagerna adu betami axebikey belexti hagerna mekanki ameskirki
ከሉ ትሰርሖ ፍልም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ።እንተኮነ ግን ብገንዘብ ዝቀትሉ ትጥቀም ።
የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋት ❤️🤙😍
በጣም ደስ ይላል
Dihri 2 werhi = after two months not after after two weeks!!
Xebeti film deki erey❤🇪🇷
Beautiful
Des tebl srah Thanks deki erie
Wwwwwa❤❤❤ bteami eya maharit
Weynonodala damana aertefagumuna fagusuma fagusu koodeya nunumana kokogashame innakomadittya kamalakosoda lakinkuladedesi kosasakisha ❤❤❤❤
ጽብቅቲ ፊልም።
des tbl bflay finishing😍😍😍😍😍😍
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እና ኣምሃሪ ዝኾነ ፍልሚ እዩ ኣመኹም ናይ መወዳእታ ደራፊ ሽም ንገሩኒ።
Qarya eyu
@@ሕይወትበተስፋነው Thank you 😚 😚😚
ተስፋይ መንገሻ
ብጣዕሚ ብሉጽ ኣፋጻጽማ።
Wawww btami xbuk srah arekumuna wefirkum etewu deki welet aje 🇪🇷✌️
ዉጻእ ማዓት ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ
Ki
Q1, 81
Wow, I appreciate your dedication and work. Thanks for this Great movie and amazing skill
Bella movie I love the ending
Behaki xbkti film so good job
ዋውው ምጠምነው ደሥየምለው❤❤❤❤❤
Woooooow gele ayinet film
Wawww xbkiti filmi
ተመሳሳሊ ምስ ህይወተይ ዝኮነት ፈልሚ
ድሕሪ ዝ ፊልም ቶባ ሲዒድ ሳልሕ መን ከም
Was basiert
ዋው
Ewayy eza filmsi kayteredatni tewedia,btami xbuk so qexlwo deqi Eri halalat
Mara shabit ❤❤❤❤❤❤❤ adnekti 𝕤𝕒𝕝𝕚𝕙 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌👌
ብጣዕሚ ከፍ ዘለዋ ፍሊም ደቂ ኢረይ ሓላላት እንታይ እሞ ኣብ ሃገርናን ዓድናን ኮይንና ክንሪኢዮ ዕድል ኣይረከብና ብሰንኪ እዚ ከም ገለ ዝኮነ ስርዓት
ዝወጹ የብሉን ኩሉ ዋውውውውውው ዘብል ኢዩ ደቂ ኤረይ ግን ኣብ መወዳእታ
ኣብ 2፡01፡08 ድሕሪ 2 ወርሒ ከሎ (after 2 weeks) ጌርኩሞ ኣለኩም
ግን ሲ ሓዉ ምዃኑ ነጊሩዋ እንዳሃለወ ከመይ ጌራ ዓሞይ ከይርእየኒ ኢላ ኪትሕባእ ፈቲና ?
ማለት ሲ ኣብቲ ፊልሚ ጸገም ኣይፈጥረሉን ዶ ? ሳሚ ሓዉ ምዃኑ ምሽ ብዛንታ ነቲ ሓቂ ትረዲኣቶ ኔራ ...
Xibuk film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💓💓💓
Betam harif Filem ❤❤❤❤❤❤❤
fantastic film good finishing
Waww btami tsbuk serah❤️❤️❤️
2016 Reya Nere hji ka ydegma Aleku zfetwa flim thank you deki Erey
Waww gela aynati Film eya
Nice movie and good job❤❤❤❤❤
ካብዚ ድራማ እዚ ኩሉ ግዘ ሕማቕ ዝሓስብ ሰብ ክነውሕን ክሓጽርን ምበር ናይ ኢዱ ከም ዝረክብ ጽቡቕ ትምህርቲ ይህብ ፣
Be secretive is good, but not that far sometimes it hurts
From ethiopia 🇪🇹 I love you Eritrea 🇪🇷 traselat Amharic please
😭😭😭
1.28:16 ዓመይ ከይርአኒ ክትብሎ ከላ ንሱ ንካልእ ርእዩ ስቅ ምስ በለ ሓዉ ኣይኮነን ማለት ዲዩ ኢላ ጥርጥረ ብዘይ ምርኣያ ቅሩብ ይነቅፍ ፐር ሓዉ ስለ ዝኾነ ኢላ'ያ ኣሚና ይቅረ ትብለሉ ዘላ ብዝተረፈ ብልጽቲ ስራሕ
Wela ane abas qir elatni
ሳላሐይ ንጥበብ ኢልካ ዝተፈጠርካ ክእላ ኩሉ ዘጸብቀሉ
Wwww welcome wedi eri xaeda
Wawww
*_ብማርያም እቲ መዐጀቢ ዝጥቀምሉ ዘለው ሙዚቃ እባ ስሙ መን ይብሃል ንገሩኒ_*
Merhawi kidane qariya ybehal ❤
Wawwwww 😱😱😱😱😱gele aynet film
Bhaki edmen tenan yhabkum khgezu zelewom tewasati hagerna bhaki bwhdu tesfa mhab
Beautiful Movie 💯✍️🫶❤️🇪🇷😍
Woww👍❤❤❤💪
ሳመይ ኣርማ ፍቅሪ😢😢😢
ደምርኒ ጀማሪት እየዎ 🎉
ሽማግለ ዘይላአኮ ዘይባህልና ሕማቅ ራኢ ዘይስነምግባር ናብ ወለዳ መጳእን።ራኢ ዘምሕሳብ ጰጵዩፍ ዝኮነ ።ዘየሎ አባሀልና።አብከምዚ አነዋሪ ክክሪ ደቅንሰትዬ ምዝባል እሞ ድማ አብ ክልተ።የሐዋት። ይቅረ ሐተትሉ።ናተይ ርኢቶ
❤❤❤❤💯💫💯👌👌👌
ua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.html
ua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.html
ua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.html
ua-cam.com/video/0oAnbnx3FQw/v-deo.html
ኣብ 2:00:54 ዘሎ
ድሕሪ 2 ወርሒ
After 2 weeks ×
After 2 months √
ኣየናይ ዩ ልክዕ ዘሎ ኮ ጠፊኡና...
Wooowww btaemi xbuqqqq srah
በጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ግን ነሲብ እንታይ ኤዩ?
Tsehfito melit eu Amen hawey
ነሲብ ማለት ዕጫ ወይ ዕደል ኮይኑ ይሰማዓኒ
Tshftoka wey bxhitka malet eyu
ነሲብ ማለት በቋንቋ ዓረብ እዩ ዕድል ዕጫ ማለት ዩ
ስለ'ቲ ተገዲስኩም ዝመለሰኩምለይ ብሓበራ ይቀነለይ❤🥰
ዋዊዉዉ
Seid salih bizitekhale "temerawi kiqebtseki" tibil zergihelna please!!
Azay mareti Film tsebuki sera
ነሲብ እንታይ ዩ ትርጉሙ
Bxhit malet eyu b areb
Wow
ጽቡቕ ስራሕ ጥበብ ይዓንብብ። ኣብታ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ትብል ዘላ ግን ብእንግሊዝኛ after tow weeks ማለት ድሕሪ ክልተ ሰመን እያ ትብል ዘላ ሞ ናይ ትርጉም መአረምታ ይገበረላ።
0
0
0
0
Two not tow
Dhri 2 werhi
After two weeks 🤔🤔🤔
BTami xbqit film, emok Mule film .100 mal likes beluley.