ERIZARA - Full Movie - ተስፋ - Tesfa || New Eritrean Movie 2021 By Salih Seid (Raja)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 269

  • @tesfayhabteab1816
    @tesfayhabteab1816 3 роки тому +38

    ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ ኢዩ ናዓና ከድሕን ከኣ ካብ ድንግል ማርያም ሰጋ ሰብ ለቢሱ ሕስረትን መከራን ተቅቢሉ ኣድሕኒና ከኣ ስለዚ ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ ኢንበር ፉጡር ኣይኮነን ።

    • @Salh-wr5dq
      @Salh-wr5dq Рік тому +1

      ክክክክክክክቅ ፉጡር አበር ዶቆሮ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому +29

    ብሓቂ ዛቃል እዚኣ ገይራ ተሐጉሰኒ ከምዚኣ ማለት እያ ዛፊልሚ ተሰሪሓ🙏
    “ብተስፋ ተሐጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ።”❤🙏
    - ናብ ሰብ ሮሜ 12፥12

  • @kf4113
    @kf4113 3 роки тому +36

    ሳልሕ ሓወይ ናተይ ናይባሕቂ ጀግና ኢኻ እሞ ዕዲመን ጥዕናን ናዓኻ ሓቢቢ

  • @RobelMulugeta88
    @RobelMulugeta88 3 роки тому +31

    *እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብሰላም ሃገርና ይምለሰና፣ ፍቁራት የሕዋተይ፣* *ጸጋ ኣምላኽ ወትሩ፣ ኣብ ዙርያኹም ይኩን* 💒🙏♥️

  • @ኤርትራሃገረይክብረተይ

    ናይ በሓቂይ ዓባይ ትምህርቲይ ኣሪእኩምና።
    ን ኩሉኩም ከኣ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም
    ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪይ።

  • @ሎጎ
    @ሎጎ 3 роки тому +30

    እዛ ፊልሚ እኮ ከም ገለ ገራትኒ .ሳልሕ ጅግና ተባዕታይ ፊልሚ

  • @fah7146
    @fah7146 3 роки тому +20

    ዋው ብጣዓሚ ማሃሪት ፊልሚ ፈጣሪ ከምዚ ገሩ መስዋኣቲ ደክፍል ፍቅሪ ያዓድለና

  • @adulove4275
    @adulove4275 2 роки тому +3

    ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልም ሳልሐይ ኣንቢዓ ተስሕቅ ኣምላኽ ዕድመ ይሃብካ ዝፈትዎ ተዋስኣይ ሃገርና

  • @haniabraham1838
    @haniabraham1838 2 роки тому +3

    ዋው ስዒድ ናይ ብሓቂ ሓያል ደራሲ ኢኻ ድሕሪ ብዙሕ ግዜስ ብልጽትን መሃሪትን ፍሊም ሒዝካ ቀሪብካ ኣብ ዝመጽ ግዜ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ከም ትመጽእ ጥርጥር የብለይ። ኣጆኻ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ጉዕዞኻ ጥዕና : ዓወትን : ኣሳልጦ : ምውቅ ናብራን ይምነየልካ

  • @Natnaelgebrhiwet
    @Natnaelgebrhiwet 11 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ምሃሪት ፍሊም ሳልሕ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ምስ መላእ ሰድራቤትካ🙏🙏🙏💙💙💙💙

  • @ksanettewelde1867
    @ksanettewelde1867 2 роки тому +4

    ትግረወይቲ እየ ሳሮንን ሳልሕን ፊልምታቶም ዋላ ሓደ ኣይትሓልፈንን ክፈትዎም ጉድ እየ 💓

    • @سمرااا-خ1ل
      @سمرااا-خ1ل 2 роки тому

      ሰለዚ

    • @senaittesfamichael3635
      @senaittesfamichael3635 2 роки тому +1

      ፅቡቅ ሽኮረይ በቲ ዝርድአኪ ቋንቋ ስለዝኮነ እዩ ፈትክዩ ብጠአሚ ደስ ዝብል እዩ

  • @አባቴሂወቴኑርልኝየኔውደ

    ትግራይ እውስጤ ነው ቋንቋ ራሱ ደሰ ይላል

  • @ፊሊሓዊኣሌክ
    @ፊሊሓዊኣሌክ 3 роки тому +10

    ትነብዕ ትሕጎስ ትሓምም ትሓዊ ተስፋ ልዕሊ ኹሉ ስንቂ ሂወትና ዩ 😘😘😘🙏

  • @galporadizoeritrea136
    @galporadizoeritrea136 3 роки тому +9

    Eway film malet I love deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 роки тому +8

    ፅብቅቲ እንድያ ግን ንኢየሱስ ዝፈጠርካ ኣይባሃልን ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ ዓለማት እንበር ፍጡር ኣይኮነን

    • @agamawit
      @agamawit 2 роки тому

      እቲ ደራሲ ሙስሊም እዩ መስለኒ 😏

    • @Mierch...
      @Mierch... Рік тому

      ክኸዉን ኣለዎ ምክንያቱ ሞስሊም ፍጡር ኢሎም ስለ ዝኣምኑ

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 2 місяці тому

      ንኢየሱስ ዝፈጠረ (አብ እዩ) ስለዚ ኢየሱስ ባዕሉ ፈጣሪ ዘይኮነ ፍጡር እዩ፣ ልኡኽ ናይ አምላኽ እዩ ኢየሱስ ናይ ዘልአለም ህወት ካአ አምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ሙኻንካን እቲ ዝላአኽካዮ ንኢየሱስ ክርስቶስ ምኻኑንብምፍላጥ እዩ ይብል አብ ዮሓንስ ወንግል 17:3 ስለዚ ኢየሱስ ሉኡኽ ናይ አምላኽ ዳአምበር አምላኽ አይኮነን

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      17
      የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      ​@@tutulgugul265917የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን

    ከመይ እዩ ዙፆሎትሲ እየሱስ ክርስቶስ ፈጣር ዓለም እዩ እበረ ፍጡር ኣይኮነን ንሱ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ ህያው ኣምላክ ንዓለም ከድሕን ካብ ድንግል ብዘይ ሰብአይ ብድንግልና ወሊዳቶ

    • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
      @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 2 роки тому

      ብሓቂ

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      17የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

  • @janeetjaneet8531
    @janeetjaneet8531 3 роки тому +3

    ፈጣሪ ከምዙይ ዝበለ ሰብአይ ይዓድለና ብፍላይ አብ ብስደትን መከራን ሽግርን ናፍቆትን ንብላዕ ዘለና 🙏

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 3 роки тому +6

    ብዛዕባ ተስፋ ፅቡቅ ት,ቲ
    ንእምነት ኦርተደክስ ተውሃዶ ግን ተቃልለካ ኣብ ፆሎትካ ንኢየሱስ ብዘይ ኣቦ ዝፈጠርካ ትብለካ
    ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ወዲ ኣምላክ እዩ ኦልፋን ኦሜጋን ክብሪ ንሱሙ ይኩን ቀዳማይ ዳሕረዋይ ዘለኣለማዊ ኣቦ ሰላም ፈጣሪ እዩ ብስጋ ዳኣም ኢና ተወሊዱ ንብል እምበር
    ሰለዚ ኣብ እምነት ምቅላል ተጠንቀቕ

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      17የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

  • @andemikalhabtab8515
    @andemikalhabtab8515 3 роки тому +5

    The best movie ever and I wish everybody could have that love on their life

  • @kibromberahi7231
    @kibromberahi7231 10 місяців тому

    ዋኣውውውውውውው ዝበለጸት ፊልም ሂወት ብዓቅልን ብተስፋን ምካና ብሓቂ መሃሪት ያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashgebrebrhan3893
    @asmelashgebrebrhan3893 3 роки тому +26

    ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ እምበር ፍጡር ኣይኮነን ኣብ ትደርሶ ድርሰት ንእምነት ዘይትንክፍ በኣፍልጦ ክከዉን ጽቡቅ እዩ

    • @kanitatv1862
      @kanitatv1862 3 роки тому +2

      jesus futur mikonu eko bible balu ynegirena eu jesus wn balu ane futur ember fatari aykonikun elina eu so if you respect jesus please follow his commandments . i love jesus , may peace be up on him.

    • @mahmoudmohammed4299
      @mahmoudmohammed4299 3 роки тому +4

      Jusus futur eyu qur an kamuyiblena islamina. ezi darasi islamay intakuynu gidinyu futur kbil .bzeyka 1fatari kali fatari yelen

    • @ዉዕለቱዘክሪ
      @ዉዕለቱዘክሪ 3 роки тому

      እየሱስ ክርስቶስ ውሉድ እምበር ፉጡር ኣይኮነን

    • @Natan0755
      @Natan0755 3 роки тому

      @@mahmoudmohammed4299 መን ዩ ኸምኡ ዝብለካ ወዲ ሾርሙጣ ኣላህ ዝብሃል የለን መሓመድ ከኣ ሓደ ሰራቂ ኩስትሞ ዝነበረ እዩ

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 роки тому +8

      @@kanitatv1862 ኣይትጋገ እየሱስ ክርስቶስ ፈጣር ዓለም እዩ ፈጠረ ኣይኮነን ሓጥያት ኣዳም ንክድምስስ እዩ ካብ ድንግል ማርያም ብዘይ ሰብአይ ብድንግልና ወሊዳቶ ወልደ ማርያም ወልደ ኣብ ኣብ ሰማያት ኣዶ ኣብ ምድሪውን ኣቦ ከምዘይብሉ ንኣምን ፈጣሪ ገበረ ፍጥሩ ኣይኮነንንንንንን ክብርን ምስገናን ኣምልኮ ስግደትንዕኡ ይኩን ንወላዲቱ ድንግል ማርያም ምስ ገና ይኹና አሜንንን

  • @wedileake1890
    @wedileake1890 3 роки тому +29

    ን ኢየሱስ ብዘይ ኣቦ ክትፈጥር ዘየጸገመካ ይብል እሞ።
    ኢየሱስ ንባዕሉ ፈጣሪ ኢዩ ስጋ ሰብ ለቢሱ ተወሊዱ እምበር ኣይተፈጠረን።
    ዮሃንስ 10 (John)
    30፤ ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።

    • @hiwetkahsay6395
      @hiwetkahsay6395 3 роки тому

      ያ ዋላ ኣነ ቂር ኢላትኒ

    • @kanitatv1862
      @kanitatv1862 3 роки тому +1

      so why did jesus, said my father is better than me and also said my father is better than all . you guys please read the bible. this artist is right ,jesus is created .

    • @ዉዕለቱዘክሪ
      @ዉዕለቱዘክሪ 3 роки тому

      ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና

    • @wedileake1890
      @wedileake1890 3 роки тому +6

      @@kanitatv1862
      እምነትካ ኽትፈልጥን ንመጽሓፍ ቅዱስ ተጠንቂቕካ ኸተንብቦን ብ እግዚኣቢሔር ስም ይምሕጸነካ እንተዘይኮይኑ ሰብ ኣይተጋጊ ኮምኡ ኢልካ።
      እቲ ደራሲ ወይ ሳልሕ ርስቀይ ምስልምና ስለ ዝዀነ እምነቱ ንኢየሱስ ከም ከም ኣምላኽ ገይሩ ኣይቅበሎን እዩ።
      ስለዚ ዝኣመነሉ ኢዩ ጽሒፉ። እቲ እተዛረቦ ዘረባ ን ክርስትና(ተዋሕዶ) ዝውክል ኣይኰነን ።

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      17የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽብቕቲ film
    እዚ ሰብና ግን እንታይ ዩ ሕማሙ ካብቲ 99.9 % ጽቡቅ ነታ 0.0001% ሕማቕ ይራኣየና ባዕ
    ጸጽቡቁ ንጠምት ነዛ ሓንቲ እሞ ከኣ ብጉድለት ርዲኢት ንኢየሱስ ብዘይ ሰብኣይ ዝፈጠረካ ዝበላ ተዳጋጋሚ ተኾምሱዑዋ
    ዕድመ ይሃብካ ሳልሕ ስዒድ ኣቦ ጥበብ
    ናይ በሓቂ ፍጽምቲ ምስ ብሉጽ መልእኽታ

  • @ስላምጓልትግራይ
    @ስላምጓልትግራይ 2 роки тому +25

    ብጣሚ ማሃሪት ፈልሚ እያ ገርበትና ዝረዝሮ ግን ትግራይ ትስዕር።💛❤💪😁

    • @hxfuuhcu9945
      @hxfuuhcu9945 2 роки тому

      እኮ😁💛❤💪🙌

    • @finfinie
      @finfinie 2 роки тому

      😛😛😛😛🙄❤️❤️❤️❤️❤️

    • @temesgentekle7414
      @temesgentekle7414 2 роки тому

      way 🤣🤣🤣🤣

    • @agamawit
      @agamawit 2 роки тому

      😂😂😂😂

    • @daniqueen957
      @daniqueen957 2 роки тому +2

      ዋይ ጋል ደቅ ሪመይ ሽኮራት እወ ትግራይ ትስእር🥰🥰🥰

  • @ሚሊጋልጅግናተጋዳላይ

    ብዛ ፊልሚ ውዒይ ንብዓት ኣንቢዓ ቆስሊ ልብካ ትጎድእ 💔💔💔 😭😭😭😭😭

  • @rchojabeshawit4790
    @rchojabeshawit4790 3 роки тому +3

    ሳልሕ ስዒድ እንጀራ ዓለም ብላዕ ካለኦት ኤርትራውያን ግን ከም መትኩም

    • @sne1896
      @sne1896 3 роки тому

      እዋእ ኢሂ

  • @adhanomkiflom5449
    @adhanomkiflom5449 3 роки тому +4

    Shim ymerih twaf yberih kemza 'tesfa' u. Nay bhaqi tesfa. Well Done Salih Seid Rezqey (Raja). GBU my bro.

  • @samidc6405
    @samidc6405 3 роки тому +2

    ኣምላኽ ኣብዘዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @wedihaile1287
    @wedihaile1287 3 роки тому +6

    The best tigrna movie ever after long time

  • @heri2068
    @heri2068 3 роки тому +17

    በዛ ፊልም ውዑይ ንብዓት ነቢዐ😢

    • @hanihanihani447
      @hanihanihani447 2 роки тому

      ዋላ ኣነ ብጣዕም ንብዕ😢😢💔

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 роки тому +2

    ርዝቀይ ናይ ሙደይ ኣታ መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ካብዚ ዝበልጽ ኢና ክንጽበ

  • @ahmadnasir9724
    @ahmadnasir9724 3 роки тому +7

    Well come Raja

  • @salamameen2203
    @salamameen2203 3 роки тому +1

    ስሊሕ ካብ ትግርኛ ደርስቲ 1ኢኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 Рік тому

    Matthew 11 (ትግ) - ማቴዎስ
    28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
    29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።❤❤❤❤

  • @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha

    Aby nay Eritrea filim and maharit Thanks Salih Said Rizqe

  • @Melodi2022
    @Melodi2022 3 роки тому +6

    ሰላም ሰላም የሕዋት ኣብዚኣ ERI show ቻነለይ ኣቲኹም ረኣይዋ ኣይክትጸልእዋን ኢኹም love you deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @ryf5fyfyy753
    @ryf5fyfyy753 2 роки тому +1

    ንባዓተይ ክቃፃፀሮ ኣይካኣልኩን ነይረ ግን ኣብ መጠረሻ ብጣዓሚ ታሓጊሰ💔😘🙏

  • @geni3064
    @geni3064 3 роки тому +14

    ኣዚያ ደስ እትብል ማሃሪት ፊልም👍👌😢

  • @sessenme9780
    @sessenme9780 2 роки тому

    Im so crying perfect film ever Rizkey Legend great Eritrean man 🇪🇷^_^^_^^_^^_^^_^

  • @davedaniel6897
    @davedaniel6897 3 роки тому +11

    ውፍፍፍፍ በዛ ፊሊም ከመይ ዝነበዐ ስ ይሁሉ ዶ ኣብ መወዳታ ከ ከማይ ዝታሓጎሰ ይሁሉ ዶ

  • @bonchance3183
    @bonchance3183 2 роки тому +1

    Betami blextn meharitn film salih bravo kexlo tewasati ybel mwsa nufut kexlwo deki ereyy xaeda

  • @haymanotgerezgiher7435
    @haymanotgerezgiher7435 2 місяці тому

    Wawww gel ayneti film edemen tenan yhabukam deki ereyy❤❤❤

  • @meroteame683
    @meroteame683 3 роки тому +2

    Waww film malet deqi erey enqa kabakym tefeterku🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dejenkubromkubrom6347
    @dejenkubromkubrom6347 3 роки тому +5

    ኣዛ ፉልሚ ቡዙሕ ጹቡቕ ነገር ኣለዋ ትጽላእ ፊልሚ ኣይኮነትን ።ናተይ ነቐፈታ ግን ንደቅኻ ካብ ዝኽትምና ሞት ክትመርጸሎም ገሪሙኒ ከም ሓሳብ ከማን ኣብቲ ፍልሚ ከተምጸኦ ኣይነበረካን ብፉጹም ጌጋ ኮይኑ ተሰሞዕኒ ዓሻ ሓሳብ ኢለ የስምረሉ!!

    • @HK-rn8yx
      @HK-rn8yx 3 роки тому +1

      ❤️👌😭አነም ተሰሚዓትኒ

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 роки тому +1

      እሞ ነቶም ከምኡ ይብሎም ይከውን

    • @llovemama4176
      @llovemama4176 3 роки тому +2

      Dejen ጽብቅ ኣለካ ማዕረ ክንደይ መሪር ምካኑ ክምህር ኢሉዩ ብኡ ስለ ዝሓለፈ በር ክምኡ ዝገብር የለን

  • @berhaneweldeab4872
    @berhaneweldeab4872 3 роки тому +2

    This guy is amazing

  • @fnanfissahaye271
    @fnanfissahaye271 3 роки тому +1

    The number one actor

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 3 роки тому +13

    ኣብ ዓለም ካብ ኣቦን ኣዶን ተፈሊኻ ናብራ ዘይኸኣል ፀዉራ እዩ 😭😭💔

  • @kinghazomo6270
    @kinghazomo6270 3 роки тому +1

    Btaemi meharit flim!!!

  • @ትግራይትስዕርንፈረቓን

    እዛ ፊልሚ ፅብቕቲ ኔራ ሓንቲ ጌጋ ግን ደቀይ ቀቲለ ካብ ዝኽትምና ከናግፎም እትብል ብጣዕሚ ስሕተት ክባሃል ዘይግቦኦን እዩ ይብል ናተይ ሪኢቶ

  • @ትግራይዓደይወርቂተሽለምለ

    ብጣዕሚ ማሃሪት እያ ደስ በሃሊት 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @منيا-ج8غ
      @منيا-ج8غ 3 роки тому +2

      እንታይ ዳኢ ቱ ባንዴራ ንትግራይ ዘይውክል

  • @ArabsaBole-y1v
    @ArabsaBole-y1v Рік тому

    awawww ab hiwetey azya tesfa zmeharetni filim sied hawey edmen teanan yhabka fetari ❤❤❤❤

  • @kuwamhagos576
    @kuwamhagos576 3 роки тому +1

    I can,t stop crying am feeling so sad

  • @khayremuhammad7400
    @khayremuhammad7400 3 роки тому +7

    ولله فلم عجيب بطال صالح سعيد انا من قطر

  • @zebibteklezghi4349
    @zebibteklezghi4349 Рік тому

    Rezkey ambiekana nay bhaki sehabit film ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @azmeradebesay9900
    @azmeradebesay9900 3 роки тому +1

    Owww nay bhaki des tebal film mehrat gn ab mewdata mara anbitinay ab sidet denbar hawkom esrom offfff nafkot sidrabet meriruna ab medri alem kelewu tesfa siena 😢😢😢😢😢🙏🏻 nay hbaki gn amzing selah hawey keb alem delewo artist you are my kind man

  • @tsegakahse7732
    @tsegakahse7732 3 роки тому +6

    ዝባን ሕጊ ንብዓተይ ምለሱለይ ዋ ገለ ዓይነት ፊልሚ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ በኽየ

  • @seidsuleman3953
    @seidsuleman3953 3 роки тому +2

    Wow good job Salah continue 👍👌

  • @fqieghere5009
    @fqieghere5009 3 роки тому +1

    Nay behaki meharit filim

  • @ganathaftom3871
    @ganathaftom3871 3 роки тому

    ፀላእካ ይንባዕ ነጋሸይ ናይ ብሓቅ ሓዝነ

  • @juliag7453
    @juliag7453 3 роки тому +1

    Thank you so much what a beautiful movie♥️

  • @Azmarino35
    @Azmarino35 3 роки тому +3

    The best one, This is more to reality rather than acting.

  • @jemalmaruf5586
    @jemalmaruf5586 3 роки тому +2

    Well come Raja asiliy

  • @sweet6326
    @sweet6326 2 роки тому

    ብጠዕሚ መሃሪት ፊልም 😭💔

  • @cescfabregas1945
    @cescfabregas1945 3 роки тому +2

    Lebi tetenkef and maharit film tesfa ❤️❤️❤️❤️❤️🙏👏👏👏👏 jegna raja hawey

  • @gfgffy8060
    @gfgffy8060 Рік тому

    ተመስገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @merhabatinsew3696
    @merhabatinsew3696 3 роки тому +1

    Tematay film nay hiji tiray day kena kulu netka dmhari film eu so edman tenani ymnyelka ab srhka ka ashelto ymnyelka ❤️

  • @theafricanlioness6709
    @theafricanlioness6709 3 роки тому

    Best film I have seen so far😄

  • @milenatekle5760
    @milenatekle5760 3 роки тому +2

    Nay bhaki tesfa kulu btesfa tray megas eu

  • @agamawit
    @agamawit 2 роки тому +1

    ፅብቕትን መሃሪትን እኳ እንተኾነት ደራሲ ግን ሃይማኖት ብዘይትንክፍ መልክዕ እንተተቕርቦ ዝሓሸ ይመስለኒ 😏

  • @abduali2
    @abduali2 3 роки тому +3

    Welcome

  • @jemsasli3870
    @jemsasli3870 3 роки тому +1

    በሓጎስ ብምዝዛማ ጽብቅቲ

  • @abduismail4944
    @abduismail4944 3 роки тому +3

    Wellcome

  • @SolG-t3e
    @SolG-t3e 7 місяців тому

    Salih nugus film eka..❤❤❤

  • @ablbeytewelidkiendoablbeym7656
    @ablbeytewelidkiendoablbeym7656 3 роки тому +2

    ጀሚረ ክሳብ ዝውድኣ ንብዓተይ ምንቃጽ ኣቢኒ ሳልሕ ኣቦ ፍቅሪ i love you so much!!!!!!!/!!!!!!!!

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ Рік тому

    ብጣዓሚ ማሃሪት እያ ቃፅሉሉ ይብለኩም ካብ ጋልትግራይ ግን ኣብ መፅሓፍ ቁዱሳት ትጋገለኩም ኣስተካክሉ እቲ ዝገለፅክምዎ ኣብ ቁርኣን የኮነን ዘሎ ኣብ መፃሓፍ ተዋሃዶ እዩ።

  • @feruztesfatsion3182
    @feruztesfatsion3182 3 роки тому +1

    Nay bhaki film ❤

  • @luwambereketab689
    @luwambereketab689 3 роки тому +1

    Wow!!!!

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому

    ዋው ብጣዓሚ ማሃሪ ፍልሚ እዩ።
    ግን ኣብቱ ጾሎት ትገብር ከለካሲ ኢየሱስ ፍጡር🤔 ኣይኮነን🤔 ፈጣሪ ን ፈራድን ድኣምበር🙏✝️
    ናይ ነገሥታት ንጉስ ናይ ኣምላኽ ኣምላካት ናይ ጎይታ ጎቶት ዝኮነ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥሬሕ እዩ 🙏ብኣብ ሥም ኣሚነ ኣብ ወላዲ ኢለ ብወልድ ሥም ኣሚነ ወልድ ተወላዲ ኢለ ብመንፈስ ቅዱስ ስም ኣሚነ መንፈስ ቅዱስ ሰራጺ ኢለ ብሥም ብግብሪ ብኣካል ሰለስተ ብሥልጣን ብመለኮት ብፍቃድ ብኣገዛዝኣ ሓደ ኣካል ኢለ ኣሚነ ካብቶም ሰለስተ ኣካላት ሐደ ኣካል ዝኾነ እግዚአብሔር ወልድ ካብ ሰማያት ሰማያይ ወሪዱ ሰለ ኣዳምን ሄዋንን ድሕነት ስለ ናይ ኩሉ ዓለም ሓጥያት ክብል ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብዘይ ኣቦ ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ፍጹም ምውሃሃድ ኣምላኽ ከሎ ሰብ ሰብ ከሎ ኣምላኽ ዝኮነ ኣብ መስቀል ቅራንዮ ዝተሰቀለ ኣብ ሳልሳይ ማዓልቲ ንሞት ስዒሩ ዝተስአ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ዳግም ንፍርዲ ምጻኣቱ ንኣምን
    ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣልፋን ኦሞጋን ሰማይ ብዘይ ዓምዲ ጠጠው ዘበለ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ናይ መጀመርታን መወድኣታን ሓደ ኣምላኽ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው እግዚአብሔር እዩ ለቱ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ስግደትን ስብኃት ስግደትን ሎምን ኩሉ ግዜን ንዘላኣለምን ይኹኖ ✝️❤🕊
    መሱሉም ስኣን መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ ትጠፍኡ ኣለኩም ንብዓልኩም ተፊእኩም ንሰብ ኣይትማላልኡ ካብ ንመሐመድ ተምልኩ 🤨ኣንብቡ ክትዕንብቡ

  • @ayuayu9380
    @ayuayu9380 3 роки тому

    Wedi Raja kokhob eikha bihaki keep going our star

  • @ዓወትንህዝቢትግራይ-የ8ዘ

    ኣብ 2 ሳዓት ሓዝነን💔💔 ተሓጉሰን🙏🙏🙏💘

  • @ጎስዓልብየ.ማእከለመለስ

    ኣየ ተኸተልቲ ምስልምና መጽሓፍ ቅዱስ ብዘይ ምፍላጥኩም ትዕንቀፉ ኣለኹም ንሱ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ኣምላኽ ስለዝኾነ ነዚ ሕጂ ንስኹም ፍጡር : ነቢይ እንዳበልኩም ትዛረብሉ ዘለኹም ኣቀዲሙ ንደቂ መዛሙርቱ ሓቲትዎም እዩ ማለት ኣብ ማቴዎስ 16:13-20 ሰባት ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ ኢሉ ሓቲትዎም ንሳቶም ድማ ገሊኦም ኤርምያስ ገሊኦም ሓደ ካብ ነብያት እዩ ይብሉኻ ኢሎም መለሱ ንሱ ድማ ንስኻትኩም ከ መን ትብሉኒ ምስ ኢሉ ምስ ሓተቶም ስምኦም ጰጥሮስ ድማ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ኢኻ ኢሉ መለሰ ኢየሱስ ክርስቶስ ድማ ንጰጥሮስ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ እምበር ስጋን ደምን ኣይገለጸልካን ስለዚ ብጹእ ኢኻ በሎ ስለዚ ንሕናውን ንስኹም ብትብልዎ ጠባሪ ቃላት ዘይኮነስ እቲ ዘመን ዘይስዕሮ ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ዘገድሰና ምናልባት ነቶም ኣብ እምነቶም ኣፍልጦ ዘይብሎም ከተጣራጥሩን ከትእምኑን ትኽእሉ ኢኹም ዓስቢ እቲ እከይ ሓሳብኩም ግና ንኣምላኽ ይምልከት ::ኢየሱስ ክርስቶስ ፍጡር ዘይኮነስ ፈጣሪ ኩሎም ፍጥረታት እዩ ኣብ ምድሪ ድማ ንስለ ድሕነት ናትና ክብል ናተይን ናትኩምን ስጋ ለቢሱ መከራ ተቀበለ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ድማ ንመላእ ዓለም ኣድሓነ:: ስለዚ ሕጽር ብዝበለ ንሱ ናይ ነብያት ኣምላኽ እምበር ነቢይ ኣይኮነን::

    • @mebrhittesfay3228
      @mebrhittesfay3228 3 роки тому +1

      ብሓቂ አምላኽ ንዓና ንምድሓን ኢሉ መከራን ሕስረትን ተቀብልዎ እዩ።ስለዚ አብ እምነትና ተፀንዕና አምላኽ እዩ ካብ ኩሉ ዘበለዘድሕን

    • @dnglmaryameyarfutalbey1494
      @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому

      ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና✝️❤

    • @BELLISSIMO707
      @BELLISSIMO707 19 днів тому

      17የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ።

  • @adakashay6058
    @adakashay6058 3 роки тому +1

    Happy ending

  • @wedishfta-ri3uv
    @wedishfta-ri3uv Рік тому +1

    Merhab 💖👈🏽

  • @genetkiflay1305
    @genetkiflay1305 3 роки тому +1

    Temesgen amlaki🙏 ewayi eza film

  • @alinor2100
    @alinor2100 3 роки тому +3

    wow nice move

  • @ismaelmussa4560
    @ismaelmussa4560 3 роки тому

    Way iza film salih saed thenk You ajoka qetsilo

  • @eshanegash2563
    @eshanegash2563 2 роки тому +1

    Sofia in English all kids it's very sad movie

  • @nasserabdurhman6696
    @nasserabdurhman6696 3 роки тому +4

    Waww ❤❤❤👌🏾

  • @rakiraki8555
    @rakiraki8555 Рік тому

    Salih sied blux tewasay and dayrector eika btaemi xbkti movie 1000 amet nberelna

  • @knowledgeispower9072
    @knowledgeispower9072 3 роки тому +3

    Wawww

  • @Salem21373
    @Salem21373 3 роки тому +2

    Eyesus krstos fetari anber ftur aykonen

  • @ahmedkhasay2613
    @ahmedkhasay2613 2 роки тому

    Ashley habibi xebekti film lebey rekebkani

  • @alinasirsalih9443
    @alinasirsalih9443 3 роки тому +1

    Btami.Et.zfeTwo..bleux..TewasAy.salih.rixkey.ankal.bselam.mexkana

  • @luwamteklay4441
    @luwamteklay4441 2 роки тому

    Nay bhaki filmi 🥰💖💓🙏😭

  • @khayremuhammad7400
    @khayremuhammad7400 3 роки тому +7

    Bahaqi gele aynet film salih said wwww

  • @mariamrajab289
    @mariamrajab289 3 роки тому +1

    Ayyyy❤❤

  • @dolcevita1324
    @dolcevita1324 3 роки тому

    Good job wedi Eri saleh Raja

  • @johnmichael5985
    @johnmichael5985 3 роки тому

    Nay bahki film 🎥 ❤ 💖 i miss you so much ❤

  • @SaraH-kz1mv
    @SaraH-kz1mv 2 роки тому

    ብሓቂ 😥😥😥

  • @esmaelhi8820
    @esmaelhi8820 3 роки тому +1

    Good job