ዘመደይ ኣፍቂረ | Heny Emu Vlogs

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 142

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 2 роки тому +28

    ቀዳመይቲ ባዕለይ እንኻዓ ብሰላም መፃክም እሙ ዓይነይ❤️❤️❤️❤️ ኣነስ ክፈትዋ ኣድስ ኣበባ ክመፅእ እንከለኩ ካብ ስደት ተስፋ ይገብር ክረክበኩም ምቅራት🤲🤲🥰🥰

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому +7

      የቅንየለይ መዓረይ ብሰላም የራክበና

    • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
      @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ 2 роки тому

      @@heniemu መልእኽቲ ተሃልዩና መሰጅ ብምንታ ክንፅሕፍ ንኽእል ብዚ ብኮመንት ዲናስ ወይስ ብካሊእ ቦታ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому +1

      @@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ bezia facebook.com/henyemu tsehafaley mearey

    • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
      @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ 2 роки тому

      @@heniemu እሺ ብጣዕሚ የመስግን

  • @bsratgalkesi2507
    @bsratgalkesi2507 2 роки тому

    ዘይካኣል ነገር የለን ደቂ ሰባት መጀመርያ ፍቅሪ ኣምላክ ነቀድም ኣሕዋተይ ካቡኡ ኩሉ ክርድእና እዩ
    ስለዚ ንመጅመርያ ፍቅሪ ሰብ ሰለ ነቀድም እዩ ኣብ
    ዛኩሉ ጸገም ንበጽሕ። ስለዚ ብጾሎት ዘይፍታሕ ነገር የለን ኣምላክ ይሓግዝክን 👏
    ካብ 7 ተውልዲ ንታሓቲ ክኣ ኣይፍቀድን ስለዚ ብገናኪ ሕድግዮ ኣብ ርክብ ገለ ከይበጻሕኩም መርገምያ ወላድስ ተዘይቀተለ የዕነኒ እዩ ንሕና ብቻ ዶ ተፋትና እንኤናን ዝብል ኣይሰርሕ ዛሓፍተይ 👏

  • @ነባዒት
    @ነባዒት 2 роки тому +18

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ እሙየ መቅርቲ🥰🥰❤ ዘመደይ አፍቂረ ትብል ዘላ ብመፅሓፍ ቅዱሰ አይፍቀድን ክሳብ 7ተ ትዉልዲ እና ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይብሉ ፍቅሪ መጨረሻ ኡ ሕማቅ እዩ እና ፀሎት ግበራ አሕዋተይ እግዚአብሔር ናትክን ተይልዎ ናብ ዝኸደክን የብሉን ንገንዘብ ኢሎም ከይኮኑ እና ዉሳኔክን ዘየጣዕሰ ክከዉን ደጋጊምክን ሕሰባሉ ምፍልላይ ዘይከኣል ኣይኮነን ኩሉ ይከኣል እዩ ብእግዚአብሔር ሓይሊ አብኡ ተወከላ ብሙሉእ ልብክን ንአምላክ እመና 👏

  • @ትግራይእዩዓደይዓድዞምጀጋ

    ዝረከብክዎ ኢኪ ረኪብኪ ዝሓፍተይ ኣነ ውን ቤተሰበይ አፍቀረ ነረ ከይፈለጥና ማለት እዩ ሀዚ ግን ናብ ጋል ሓፍቲ ወዲ ሓፍቲ ቀይርናዮ ዛንታይ ብዙሕ እንድዩ ሕዉነት እዩ ዚኣቢ ኣጆኪ መፅሓፍ ኣንብቢ ምስ ሰባት ተቀራረቢ ፀሎት ግበሪ ኣጆኪ

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 роки тому +28

    እሙየ ምንጪ ሳሓቀይ♥️
    1//ብዝኮነ አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክና ክሳዕ 7ተ ትውልዲ አይፈቅድን እዩ ዝብል መፅሓፍና ስለዚ አሕዋተይ ብፀሎት ጠንክሩ መርገም ወለዲ እውን ፅቡቅ አይኮነን ♥️🙏
    2// አሕዋተይ ዘፍቅረካ ተኮይኑ ዋላ ስራሕ ይኩን ተፀጊሙ አብ ዕረፍቲ አብ ዝረከቦ ዳሃይ ይገብርዩ 24 ሰዓት ድዩ ስርሖም ብዝኮነ ልፅግሞም ከይከውንውን ምፍላጥ አድላዪ እዩ ተዘይ ኮይኑ ግል ልብክንን ግዜክንን አይተጥፍአ አሕዋተይ አፍቃሪካ ዋላ ግዜ አይሃልዮ ግን ከአ ደዊልካሉ ዘየዕልለካ መናብርተይ ዝበልካዮ ንመፃኢ ክተውግዕ ግልፂ ደአ ከመይ ኢሉ ክመፀልካ ብሓንቲ ኢድ ክተጣቅዕ አይትክእልዮ #መንፈሳዊ ት/ቲ ናተምሃርክን ፀሎት ናገበርክን ንዝደለክንኦ ክትበፅሐኦ ትክእላ ኢክን ንዓክን ዝበሎ ናበይ ከየብል
    #መደምደምታ እቶም አጎላጉል ዝሓዙ መትሓጃ ይገብርክንለው ከይኮኑ ተጠንቀቃ ዘፍቀረ ዕውርዩ አጆክን ከአ 💔♥️

    • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
      @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 2 роки тому +2

      ብሓቂ😘

    • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
      @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 роки тому +1

      ጽቡቅ አገላልጻ እዩ ግን አብ መጨረሻ ዘፍቀረ ዕዉር እዩ ኢልኪ ናብ ጌጋ ጽሕፈት አቲኪ ማዓረይ ምክንያቱ ፍቅሪ ለባም ዝፈልጥ እምበር ዕዉር አይኮነን ዕዉር ንዕዉር ተመሪሪሖም ተታሒዞም ናብ ገደል ዶ አይኮኑን ዝአቱዉ ፍቅሪ ምስ እግዚአብሔር ዝተሓዎሶ ፍቅሪ ዕዉራን ዘይብሉ ፈቃር ሰብ ፍቅሪ ንከይጎድሎ ኩሉ ግዜ ንፍቅሪ እዩ ዝጽዕር ።

  • @salamasalama1703
    @salamasalama1703 2 роки тому +11

    ስላም ኹቡራትይ ፁሎቶ ፀለያ እግዚአብሔር ዝይፎትዮ ስራሕ ኣይንስራሕ 🙏🙏🙏😍

    • @Lomo.mdia7453
      @Lomo.mdia7453 2 роки тому

      እሽኒ ክብረተይ🙏 አበይ ትህልዊ በጃኺ መፅሓፍ ቅድስ ትትሓባበርን🙏

  • @merigelhemar7597
    @merigelhemar7597 2 роки тому

    በስምኣብ ፆሎት እዩ ዘድልየን ሙቑራተይ

  • @titigaltigray7359
    @titigaltigray7359 2 роки тому +3

    እሙየይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕና ይምነየልኪ 💖💖 ብዝተረፈ ርኢቶኪ ትክክል እዩ ❤️❤️
    ስዓታት መሕለፊ እዮም ዝጥቀሙለን ዘለው ዝመስለኒ ካም ኣነስ❤️

  • @SaraSara-ug8jq
    @SaraSara-ug8jq 2 роки тому +3

    አታ ቤተሰብ ዘፍቀረት ብሓደሻይ ተይኸነይ ምድዋል ቀንሲ ካብኡ ትለምድዮ አኺ ምኽንያቱ ዓፅሚ ዝሓወሰ ብሃይማኖትና ፈቁድ ኣይከነን እና ኣጆኺ ልኣኺ ዝበሎ ኣምላክ ሕዝልኺ ኣሎ 👏👏👏😘😘😘😘😘

  • @ድንግለይእያፈታሒትችግረይ

    ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝክን እና ኩሉ ነገር እንገብሮ ኣሜላክ ዝተሓዎሶ ክከውን ኣለዎ እና ኩሉ ነገር ብፆሎት ኢና ክንፍትሖ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣምላክና ዝብለና እካ ብኣይ እሞኑ ብኣይ ዝኣመና ድማ ብእምነቱ ይድሕ እዩ ዝብለና እና ክብራት ኣሕዋተይ ንኣምላ ክኣክእለና ንብሎ ኣምላክና ኩሉ ስለ ዝካኣሎ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 роки тому +5

    እሙየ ፅቡቅት ልባም ሓፍተይ ካባኽ ዝወፅኡ ቃለትስ ኣመና ጡዑምምም እሙየ ወለላ
    ንዘን ኣሕዋትና ግን ሰይጣናው ፍቅሪ እምበር ኣምላካው ፍቅሪ ኣይኾነይ ምኽንያቱ እግዚአብሔር ዘይፈቅዶ ስራሕ ካብ 7 እዩ ዝፍቀድ ኦርቶዶክስ
    ሙስልም ኣሕዋት እዩ ዝታኣታተው ፆም ፀሎት ሱባኤ እናሓዚት ንእግዚአብሔር ትለምና እግዚአብሔር ኣምላክ ኹሉ ይካኣሎ እዩ

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ

    ፍቅሪ ህይወት እዩ ስለዛ መጀመርቲ ፍቅሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ነቀድም !
    """""“""""""""""""""""""""""""""""""!
    1ይ ቆረንቶስ 13
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁴ ፍቕሪ ዓቃል እያ፡ ፍቕሪ ለዋህ እያ፡ ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን ኣይትንፋሕን፡
    ⁵ ኣይተስተሓፍርን፡ ናታ ኣይትደልን፡ ኣይትምረርን፡ ኣይትቕየምን እያ፡
    ⁶ ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ባህ ኣይብላን።

  • @SaSa-ui2ud
    @SaSa-ui2ud 2 роки тому +5

    አሕዋተይ አብ ሰደት ኩሉ ነገር እዩ ዝካብደካ ግን ካብ አፍና ነውፅኦም ቃላት ንጠንቀቀሎም ንሓደ ወዲ ብዘይ ብአካ ክነብር አይክእልን እየ አይንበሎ ብዘይ ወዲ ይንበር እዩ ብዘይ እግዚኣብሔር እዩ ዘይንበር ምስ ሂወተይ ተመሳሳሊ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ግን ቤተሰበይ አይኮነን ላንጋ ላንጋ ዝኮነ ወዲ ነይርኒ ሕጂ ውን መሊኡ አይረሓቀን ገንዘብ ከድልዮ ከሎ ይድውለለይ እግዚኣብሔር ይመስገን ቃል አምላክ ምስማዕ ካብ ዝጅምር ግን ክርስዖ ጀሚረ ሰለዚ አበይ አለካ እምበር አበይ ነይርካ ዘይብል አምላክ ስለ ዘለና ንዕነ ተምሃራ አቦታትና ምድካሞ ዘይተረፎም ንጠቀመሉ

  • @daifallhaasss4452
    @daifallhaasss4452 2 роки тому +3

    ከመይ ኣለኩም ዝፈትወኩም እዳ ሄኒ ኡሙ🥰 ልክዕ ኣለኪ ኡሙየይ እዛ ልቤተሰባ ዘፍቀረት ሓውነት ይዓቢ ምክንያቱ ልዳሓር ፁቡቅ ኣይኮነን ብዙሕ ሰብ ዝተጎደአ ኣሎ ።

  • @ማንታፍቅርይስጠኝ
    @ማንታፍቅርይስጠኝ 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኡሙየ ኣነ ክብለክን ዝደሊ ምግዳፍ ወሲንክን ምዝራብ ምሳእም ሱጉምቲ እውን ምሳድ ምክንያቱ ግዜ እንተዳኣ ከሙዚ ይገብሮም ነይሩ ግዜ ክህቡኩን ክሙኩሩ እዮም እንተዘይ ከይኑ ምስ ኡሙ እየ ዝሰማማዕ ኣነ።

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ 2 роки тому +3

    እንኳዕ ዳሕና መፃኪ እሙየይ ማዓረይ ጎበዝ ዝሓፍተይ እና ፉሉጥ እዩ አዚ ናሱዑዲ እዩ ልኮን ናሱዑዲ ፍቅሪ ብዓል ድጋም አቲ ዝገርመኪ ኣዋልድሰ ሂወትና ብዘይ ብኦም ትኮን ኣይመለናን ግን ኣይኮነን መጀመሪያ ✅ሓውነት ነውሪ እዩ ሰለዚ ቀሰ ብቀሰ ትፍለይዮ ፅዓሪእ ካልኣይ ዘለ ከምቲ ንሰኪ ተፍቅርዮ ሰለ ዘየፍቅረኪ እዩ ምክንያት ዘብዝሕ አዚ ዘይከውን እዩ ።✅ እታ ካልኤቲ ሓፍትና እውን ሓውነት የብላን ምክንያት የብዝሕ አዚ እውን ፍቅሪ የብሉን ገንዘብ ሂወትኪ ኣብ ሓደጋ ከየውድቀኪ ተጠንቀቂ በዛከን መብዛሕትና ኣብ ሱዑዲ ዘለና ከምዚ ኢና መጀመሪያ ቅድሚ ርክብ ነሰተውዕል ንጠንቀቅ

  • @ሚያቻናል
    @ሚያቻናል 2 роки тому +7

    እሙየ ቆንጆ💚
    እና አነ ከም ምክር ክብሎ ዝክእል
    መርገምያ ወላድስ የቃትልይ ዋ የቅሪ ዕዝውዙው ድዩ ልብሃል።
    መጀመርያ ወለድኩም አክቡሩ እዩ ዝብል መጽሓፍና
    ስለዚ እንገብሮ ነገር ወለድና ሕጉሳት ክኾኑ አለዎም ሓደ
    እንደገና ቅድሚ ምፍቃርና ክንሓስበሉ አለና ።

    • @ሚያቻናል
      @ሚያቻናል 2 роки тому +1

      ካብኡ ብሃይማኖትና አይፍቀዱን እቲ ሓዳር ከዓ ብቻ ስሚዒትና ንምግላጽ ዘይ ኮነ ብነብስን ስጋን ክከውን አለዎ ። አነ ነዛ ዘመዳ ዘፍቀረት ሕደጉዮ እየ ዝብላ ምክንያቱ ሓጥያት እዩ።

  • @ፍዩጓልእሓፎሮም
    @ፍዩጓልእሓፎሮም 2 роки тому

    ከዲ አይትበሎ ከም ዚከዲ ገበሮ አዩ ዋ ሓዊነት ይዓቢ 🙏

  • @ሚሊጋልተዋህዶትግራወቲ

    እግዛብሄር 7 ትውልዲ እይፍቀድን መፅሓፍ ቅዱስ ተንብብ ፀሎት ትግበር ተንሽና ላብኡ አይትግበር ናቱሙዝቃ አይትስማዕ ለዘክራአይትረአ መዝሙርትስማዕ ትስማዕ

  • @ትግራይዓደይ-ጀ2ቀ
    @ትግራይዓደይ-ጀ2ቀ 2 роки тому +18

    ኩለክን ስልኪ ዕፀወኦም መመረፂ ኢየም ዝገብሩክን ዘለዎ ኣወዳት ክብረት ኣይፈተወለውም ብሎኩ ግበረኦም ኣሓዋተይ

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 2 роки тому +6

    ኮምኔት ብድግላ ረኪበያ ኡሙየ ቆንጆ

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 роки тому

    እንታይ ሞ ንብለን እና አሙ ሽኮር እ/ር ልቦና ይሃበን እየ ክብለን ዝኽእል🙏 ሓሳበይ ክገልፅ ነይረ ግን ዘፍቀረን ዝዓወረን ስለ ዝኾነ ክፀልኣና እምበር ክሰምዓና ኣይክእላን ሱቅ ምባል ይሓይሽ

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 2 роки тому +11

    ብሃይማኖትና አይፍቅድን ካሳብ ሽዉዓተ ተዉልኪ ካብሕጊ እምላክ ዘይምዉፃእ

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 роки тому +6

    እንካዕ ብሰላም መጻኺ ዋዕሮ ጋል ትግራይ ዓደይ 😍😍

  • @ሰኒትጓልተውህዶ
    @ሰኒትጓልተውህዶ 2 роки тому +1

    ሂኒየይ&እሙየይ እንዄዕ ድሓን ምፅእኩም ድቂነዋየይ💗💗💗❤❤❤👉 እህህህ አይይይ አንርክባ ዘልና ድቂ እንሰተዮ እካ እቶም ሰድራና❤ አይርአየና ብእውነት💔😢
    ብምቅፅለ ድማ እታ ንዘመድይ አፍቅረ ዝብልት መጀመርታ ንምንታይ ካ ጅመራቶ ማለተይ ከብ መጀመርያ ከምዚይ ጅመረቶ ፅብቅ ነይሩ ሐዚ ግን ከብ ጅመረቶ ተዓግሰት ተገብረ ድሕረ ዓንቅፍት ድማ ዓውት ከም ዝምፅእ አምና ተዓግሰቲ ትግብረ እየ ከብላ ዝክእል !ከምኡ እንተአሉ ድማ በቃ ሓንቲ ግዜ ውሰና ናብ አባቴ ነብሳ ተምክራ ንእግዚአብሔር አምና ትለምኒ ምክንያቱ ሲ አብ ቲሕት እግዚአብሔር አምላኽ ኩይነና ኢና ድኣ ዝክልና እንግብር እምብር እቲ ባዓበዩ,ሲ ዝግብረሊና ዝክአለ እግዚአብሔር አምላኽና ሰለ ዝኩን!!💔😢
    እታ ክልኤቲ ሓፍቲና ድማ እንድሕ ትፍቅሩ ኩይና ቅሰ አቢላ ተርድዳእዩ ምክንያቱ ንሲ ገብዝን ዓቅሊን እምነት እንተአልዋ ክትሸንፉ እያ::ምክንያቱ ሓቃን እምነትን ተዓገሰቲን ዝሓዘ ሰብ ንግዜኡ ድኣ እምብር ኩሉ ጌዜ ታዓውቲ እዩ!!ብዝተርፍ ንኩለክነን ንኩሉኹም ናብ ሊቢኩም ይመለሰኹም እግዚአብሔር አምላኽ ክብራተየይ👏💗👉💔😢😭😭

  • @kaletigrawiti4766
    @kaletigrawiti4766 2 роки тому +2

    እንኳዕ ብሰላም ምፀእኪ እሙየ መዓረይ❤❤❤❤እናደሞ ንዘን እሕዋትና ክገድፍእም እዩ ዘለወን ቀስ ብቀስ🤲❤❤

  • @ጋልሃገርትግራይፃዕዳ

    ኡሙየ ምንጪ ሳሓቀይ
    ኣነስ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ እሙየይ ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛናተይ ኣብ ዘለክዮ ሰላም ይምነየልኪ ጋልነይ ማዓረይ❤❤😍😍

  • @sasdfasdf9128
    @sasdfasdf9128 2 роки тому +1

    እሙየ ብልጽቲ እሽኒ የቐንየልና ❤
    ብሓቂ ወገናተይ ንጠንቀቕ መማረጺ እዮም ዝጥቀሙልክን ዘለው ነስተውዕል ኣብ ውሳነኽን እኳ እንተዘይኣተኹ ከምዝመስለኒ ንዓኽን ዝበሎ ንመን ኢሉዎ እና ቀስብቀስ እናተዓዘብክን ግዜኽን ከየጥፋእኽን ርሓቕኦም ይብል ሕውነት እንተሎ ብባህሊ ይኹን ብሃይማኖት ኣይፍቀድን ምኽሪ ወላዲ ምስማዕ እውን ኣገዳሲ እዩ ሕልናኽን ኣይተጨናንቕኦ 😘

  • @salama9542
    @salama9542 2 роки тому +3

    እሙየይ ለባም ቀፅልሉ ከም ናተን አጋጢምኒ ነይሪ እዩ ቤተሰበይ አፍቂረ ነይረ እየ ግን አወዳት ሓሸውቲ እዮም አይንገድፈክንይ ላበሉ ነይሮም ገዲፈምካ እዮም ዝከዱ አየድልየክን ክብርቲ ሓፍተይ ግደፍዮ ክሳብ ዝደለዮ ዝረክብ እዩ ላማን ከይመስለኪ ፆሎት ግበሪ ዘይካአል የለን ነብስካ ከም ዘእመንካዮ እዩ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      Yeknyeley zhaftey tsbkti mkri eya

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ እሙየ ልባም ብጣዕም ፁቡቁ ምኺር እዩ ክቡርት ሓፍትና ቀፅልሉ ማዓረይ ብዘለኽሞ ድማ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን🥰❤❤
    እዛ በተሰበይ እዩ ዝበለት ሓፍትና ብኸዝያ ትገድፎ አለዋ ምኽንያቱ ብመፅሓፍ ቅዱስና ካብ 7 እምበር ካሱ ንቅድምት ዘሎ ፍፁም ሓጥያትን እግዚአብሔር ዘይፈቅዶን እዩ እግዚአብሔር ዘይፈቅዶ ፍቅር ድማ ሰይጣናዊ ፍቅር እምበር ቅዱስ ፍቅር ሰለ ዘይኮነ ስለዝ ካብ መፅሓፍ ቅዱስን ካብ ናይ እግዚአብሔር ትእዛዝን ክንወፅእ አይግባእን እዩ። እዛ ሓንት ሓፍትና ድማ ሰለ ዘፍቀረቶ ዘይኾነ ንሓዳር ክኾናን ዘይኮናን አፀብቃ ክትምርምሮ አለዋ ከምዝ ንሳ ተፍሮ ንሱ እውን ከምኡ እንተ ኮይኑ ንዘን አለም ምስአ ክነብር አሰንተ ኾይኑን ድማ ፍቅር ሰለ ዝበልፂ ምስኡ ክትቅፅል አለዋ ይብል ከም ናተይ ርእይቶ 🥰

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 роки тому +1

    ኣንኳዕ ደሓን መፃእኪ ኢሙ ሸኮር ❤❤🙏👈

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube

    እመቤት ሓፍተይ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣሕዋተይ ንኩለክን አብ ጾሎት በርትዓ እምበር ካብ 7ተ ንታሕቲ ዘሎ አይፍቀድን አብ መጽሓፍና ፍታሃነገስት ተጺሒፉ እዩ እና ክቡራተይ ካብ አምላክ አይንፈለ እምበር ከማና ሰብ ተፈልዩና ንጊዙኡ እምበር ዳሕራይስ ምንም አይንኮንን ስለዚ ኣሕዋተይ ብዝበለጸ አምላክና ክነፍቅር ንጽዓር ሞ ካብኡ ንታሕቲ ዘሎ ድማ ብናይ አምላክ መንገድና ክቀንዐና እዩ ሰሰናዩ ንዓካትኩም ፍቁራተይ ካብ ጌጋይ ካአ አሩሙኒ ዝመስለኒ ሓሳብ እየ ጽሒፈ !!!!

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому +2

    ኣካእሎ ይሃበን ፈጣሪ እሙየ

  • @alliasery2210
    @alliasery2210 2 роки тому +4

    እሰይ ሙቁራት ፊጢራት ❤❤❤አነሰ ኪፈቲወኪ ማዓት😘😘😘😘😘😘)

  • @breykahsay4686
    @breykahsay4686 2 роки тому

    እሙየ ንስኪ ትክክል አለኪ ግን ንሳተን ኣብ ስደት ንሶም አብ ዓዲ ንገንዘበን ዝደለዮ ኢዮም አነ ዝግርመኒ ልዕሊ መጠን አፈቂርና ክብላ ክብርን ዘየክብር ገደሉ ይእቶ

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 роки тому +2

    እሙዋይ ምቅርቲ ለባመይ
    መምህር ፍቅሪ😘😘😘

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 роки тому +2

    እሙየይ ለባም🥰 እታ ሓሳብ አገላልጻ ኩሉ ደስ በሃሊ ዩ🥰 ግን ነዘን አሕዋትና መጀመሪያ ናብ ፍቅሪ ክትአትዉ ከለካ ፍርሓት እግዚአብሔር የድልዮ እዩ ካብኡ ከኣ ፍቅሪ ምስ ትጅምር ወላዲካ ክክብረሉ እኝየዎ ቀጻሊ ድማ ዘመድ ምኳኑ እንከይፈለጥካ ዝአተካዮ ሓጥያት የብሉን እናፈለጥካ እንተ ደኣ ትኣትዮ ጋብቻ ይኹን ፍቅሪ ግን ከም ስርዓት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ግቡእ አይኮነን ክብራት አሕዋት ንኩሉ ዓቅሊ እቲ ምክአሉ ስኢነ ዝበለቶ ሓፍትና ድማ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ምስ ጸሎት ዘይከኣል የለን ንጠንቀቅ ደኣ ምስ ግዜ ኣይንጉየ ነስተዉዕል በሃሊት እየ ሰሰናዪ 🙏።

  • @selam801
    @selam801 2 роки тому +5

    እንኳእ ብሰላም መጻእኺ እሙየይ ምቅርቲ
    so አነ ዝመሰለኒ አይፍቀድን እዩ ብጾሎት ንበርትዕ

  • @rigbefkr9853
    @rigbefkr9853 Рік тому

    እሙዩታይ❤❤❤❤❤❤

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 2 роки тому

    እንዃዕ ዳሓን መፃእኪ እሙየ ሽኮር

  • @letish3773
    @letish3773 2 роки тому +2

    እሙየ እንካዕ ብሰላም መፃኺ ማዓረይ
    እታ ቤተሰብይ ኣፍቂረ ትብል ዘላ ሓፍትና ናይ ሕብረተሰብ እሞ ንግደፎ ብዓቢየኡ እግዚአብሔር ኣይፈቅዶን እዩ እግዚአብሔር ዘይብሉ ፍቅሪ ደሞ መጨረሽኡ ፍሉጥ እዩ ና ፀሎቶ ግበሪ ንእሽተይ ካብ ሚድያ ርሕቅኺ ንባዕልኺ ግዜ ወስድኪ ሕሰቢ ዝሓፍተይ
    እታ ካለእይቲ ሓፍተና ደሞ ምናልባት ካብቲ ዝነበሮ ስራሕ ወሲኹ ወይውን ምናልባት ተጨናንቀሉ ከይትህሉ ዓርስኪ ፈትሺ ማዓረይ ነገር ግን ስቅ ኢሉ ዋላ ዕርፍቲ ናሃለወ ግዚኡ እንድሕር ዘይቡኺ ወይ ዘይድውል ፍቅሪ የብሉን ማለት እዩ ማለት እቲ ትክክል ዘፍቅረካ ዋላ ኣብ ፃዕቂ ስራሕ ይኹን ንእሽተይ ግዜ ግን ኣይስእነልካን ና ስቅ ኢልኪ ንስኺ ውን ስራሕኪ ስርሒ መፃሓፍ ኣንብቢ ግዜኺ ወስድኪ ንባዕልኪ ተማሃርሉ ዝሓፍተይ
    ዘይንኽእሎ እግዚአብሔር ኣይህበናን እዩ ኣሕዋተይ ኣይዞና ንጠንክር ❤❤

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ

    እሙየ ለባመይ ❤❤❤❤

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    አንካዕ ብስላም መፀአኩም ኡሙየ ሓላለይ 😘💊

  • @ጓልምድሪገነትሽረ
    @ጓልምድሪገነትሽረ 2 роки тому +3

    እሙየይ ሽኮር ❤️💛

  • @ኣዱየድንግልልጅ
    @ኣዱየድንግልልጅ 2 роки тому

    ዋላ ናተይ ኣነ ተፂሒፈሉ ጥይ ይፅሕፍ ሱቅ ተለ ሱቅ ይብል እፍፍ ኣወዲትሲ

  • @helulve1698
    @helulve1698 2 роки тому +5

    ዝናፍቀኩም Family ♥️♥️♥️

  • @Yrgutube
    @Yrgutube 2 роки тому +1

    እሙየይ እንኮዕ ዳሓን መፃእኺ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому +1

    እሙየ ቆንጆ እንካዕ ሰላም መፃኪ ብሓቂ ማሬ

  • @haymanotassefa1477
    @haymanotassefa1477 2 роки тому +1

    እንኳዕ በሰላም መፃእኺ እሙዋይ

  • @hyji3959
    @hyji3959 2 роки тому

    እንኳዕ ደሓን መፃኺ እሰከብ 7 ትውልዲ ምሰ ሃይማኖት ከብዱ እዩ አብ ትክክልኛ ፍቅር 24 ሰዓት ሰራሕ የለይ

  • @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ

    መጀመርያ ካብ ሸውዓተ ትውልዲ አይፍቀድን ብመፅሓፍ ቅዱስ እውን አይፍቀድን እና መጀመርያ ወለድካ አክብር እግዚአብሔር ይሓግዝክን አሕዋተይ

  • @hfhjtj5228
    @hfhjtj5228 2 роки тому

    🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💐💐💐

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 2 роки тому

    Busy እየ ዝብሉኽን መማረፂ ስለዝረኸቡ ካሊእ ስለዝጠመቱ ደኣምበር ኣነ ምስ ኣፍቃርየይ ስደት ካብ ዝፈላልየና 4 ዓመት ጌርና ኣለና ብጣዕሚ ኢና ንፋቶ ክልተና እውን ብጣዕሚ ኢና busy ግን ዘይተራኸብና ውዒልና ኣይንፈልጥን ኣነ እንተዘንጊዐዮ ንሱ ይድውለለይ ንሱ እንተዘንጊዑ ኣነ ይድውለሉ ኣኸለ

  • @litaa9547
    @litaa9547 2 роки тому

    Ehema,sewo yawekiwo,Tsahaye,yemukiwo,tikem,filage,nachwo

  • @rigbefkr9853
    @rigbefkr9853 2 роки тому

    ኣሙ ዓይነይ መቅረታይ

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 2 роки тому +1

    ጎበዝ ቀፅሊሉ መሃሪ እዩ በተለይ ኣትን ገዘብክን ትብለዓ ስምዓ ይጠቅመክንዩ

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    ኣሕዋተይ ዘይካኣል የለንዋ ዛናቤተሰባ ዘፍቀረት ግደፍዮ ካብ ሸውዓተ ትውልዲ እዩ ኣሕዋተይ መማረፂ ከይከኑ ዝደለይኩን ዘለዎ ነስተውዕል የቀንየለና እሙየይ ለባም

  • @masho5664
    @masho5664 2 роки тому +1

    እንካዓ ዳሓንመፃኪ እሙየ ማዓረይ ❤ እዘን እሕዋተይ ካዓ ክገድፎኦም እዩ ዘለወን ዘይደልየካ ምዳላይ ስቃይ ጥራሕ እዩ ግን ዝኮነን ወዲ ክሕዛ ኣለወን እበረ በይነን ኮይነን ክርሰዖኤም ኣይክእላን እየን

  • @ውዕሎቱዘክርነብሰይ
    @ውዕሎቱዘክርነብሰይ 2 роки тому +1

    ሰላም እሙየ እንካዕ ብሰላም መፃእክ። እነ እካ ተፈለየ ሓሳብ የብለይን ግን ብፆሎት ዘይፍታሕ ነገር የለን ብኣቦታትና ዝውሃብ ትምህርት ኣሎ እንድሕር ንምሃር ኮይናና ናይ ስጋና ዘሸንፈና ነገር እናሸነፍናዮ እና ንከድ ኣሕዋትይ መጀመርያ ፍቅር ማለት እዩሱሱ ክርስቶስ እዩ በቲ ሓቂኛ ፍቅርክን እንካዕ ደስ እንበለን ተኮነ ግን ፍቅር 50 ብ50 እንሕር ኮይኑ እዩ እንበር አነ 100 እሱ ምንም ዘይብሉ ዘይግደሰለይ ተኮይኑ ፍቅር ኣይባሃልን

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 роки тому +1

    ምቅርተይ😍😍😍😍

  • @ZhraZhra-kr3pu
    @ZhraZhra-kr3pu Рік тому

    አሙየ ኣነስ ክፎቱወክ ለባም የኽ ብሓቅ💔♥♥♥💋💋🙏🙏🙏🙏

  • @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ
    @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ 2 роки тому

    እምየ ለባመይ ድምቅተይ💓💓💓💓💋💋💋

  • @ኣጆኪ
    @ኣጆኪ 2 роки тому

    ምቅርተይ💖💖💖💖

  • @hulubersuhone1356
    @hulubersuhone1356 2 роки тому +4

    መጀመርያ እሙየ እንኳዕ ደሓን መፃኺ፣ ንኹሉ መፍትሒኡ ፀሎት እዩ ትክክለኛ ፍቅሪ ድዩስ አይኮነን ንእግዚአብሔር ምጥያቅ የድልየና አሕዋተይ መዓረይ ምስ ዘመድ( ትሕቲ 7 ትዉልዲ)፣ምስ በዓል ሓዳር(ዓርኪ)ዘለዎ፣ምስ ሃይማኖትካ ዘይመሳሰል፣ዋላ ካብዚ ዓይነት ፍቅሪ ወፃኢ ኮይኑ ምስ ዝግበአካ ሰብ ግን ቅድሚ ሓዳር ንራኸብ፣ስራሕ ገዲፍካ ላቆዘምካ ምዉዓል ሞትኩ ሓረርኩ ዓበድኩ ልብል ፍቅሪ እግዚአብሔር ዝፈቀዶ የኾነይ ንሽሙ ፍቅሪ ዉሽጡ ግን ካብ ፈጣሪኻን ቤተሰብን ዝፈሊ ናይ ሰይጣን ሴራ ዘለዎ ፈተና እዩ ስለዚ ሃይማኖትና ንፍለጥ ስሜታዉያን አይንኹን ፣አየመክሕይ ኩሉ ሓሊፈዮ እየ ግን አምላኽ ይመስገን ድሕሪ ሕዚ ንኸይደግሞ ኣምላኽ ይርደአኒ፣ ዝሓፍተይ ሐዚ አይረደአክይ ህይወትኪ ምስ ተበላሸወ አምላኪ ምስ በደልኪ ዓርሰ እምነትኪ ምስ መንመነ ድሕሪ ግዜ ዋይ አነ አይተርፍን እና በጃኽን አሕዋተይ መዓረይ ናብ ቃል ኣምላኽ ንቅረብ ንለወጥ ገጠመኝ ናይ መምህር ተስፋይ አበራ ተኸታተላ ናይ ህይወትክን ምስቅልቅልን መፍትሒኡእን አብ ትሕቲ እግዚአብሔር ክትረኽብኦ ኢኽን እስቲ ሕስብ ነብል ብደሙ ልገዘአና መድኃኔዓለም ብዘይካኻ ክነብር አይክእልን ብዘይ ቃልካ ክነብር አይክእልን ክፍለ አይክእልን ለይበልናስ ፅፍሩ ንዘይሰደልና መንእሰይ ...መድኃኔዓለም ኩለና መጨረሻና የፀብቀልና እግዚአብሔር ዝፈርሕ ንዓናን ቤተሰብና ዘኽብርን ንምድራዊ ጥራሕ ዘይኮነስ መንግሥተ ሰማይ ዘዉርሰና ሓዳር ይፍጠርልና, ዘለክን'ዉን ሓዳርክን ይባርኸልክን አሜን አሜን አሜን

  • @ዓባይትግራይአልዋሃምላሽ

    ፅቡቅ ከም ተቀይረኪ ምስ ቤተ ሰብ መብስቦ ከ ታይ አምፀኦ እቱ ወዲ ዝወሰኖ ውሳነ ትክክል እዩ ስለዝይ ብሓፂሩ አይደልየክን።

  • @saronabraham1353
    @saronabraham1353 2 роки тому

    emuye,,mikrti kexlyo xbuk temrti eu

  • @freyadu7550
    @freyadu7550 2 роки тому

    ኣይድልይክን ::

  • @سسلامهبعراي
    @سسلامهبعراي 2 роки тому

    Hamusha tewldi xegem yeblun btami mekrerti koynom to beteseb ber

  • @hhghhh7909
    @hhghhh7909 2 роки тому

    Selam selam eda heny ena emu canalikum 3 tekeftu alo ayenay eyu natkum tegediskum melisuley

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому +1

      3 ናትና እዩ ሓፍትና ተገዲስኪ ስለ ዝሓተትክና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @tube9434
    @tube9434 2 роки тому +10

    ብተለይ እዛ ዘመዳ ዘፍቀረት ክትገድፎ እዩ ዘለዋ ሓጥያት እዩ ኣይፍቀድን ክሳብ 7ትውልዲ
    አዛ ሓንቲ ግን ተስተውዕል እሞ ትራዮ
    ሳብስክራይብ እውን ግበሩለይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም
    ዝተፈላልዩ መንፈሳዊ ግጥሚታት "ስነጽሑፍ ንቅርብ ኢና ንቀደም በሉ ናይ ሄኒ ኢሙ ቤተሰብ

  • @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ

    እሙየ❤

  • @mahilove1682
    @mahilove1682 2 роки тому +6

    አሕዋተይ ፍቅረኛኽን ደዊሉ ዘይጥይቀክን እንተኾይኑ ንስኽን ውን ሸለለ በሎኡ

  • @ሰኒትጓልተውህዶ
    @ሰኒትጓልተውህዶ 2 роки тому

    ኢሙየይ ናይ fcbokk አብዚ አቅሚጥልይ ውላ ናተይ በዝሒ አልኒ እዩ ውኣይ💔😭😭😭😭😭

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      Emu ye emebrhan lij ኢልኪ ርከብኒ ሓፍተይ

  • @cserfwer7699
    @cserfwer7699 2 роки тому +1

    እንኻዓ ብሰላም መፃክም እሙ ምቅርተይ ኣነሰ ክፈትዋኪ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BeilulMerhawi-n3l
    @BeilulMerhawi-n3l 2 роки тому

    True love make me strong and crazy i have not ansewer sorry.

  • @ሕልፍቲጋልተዋህዶ
    @ሕልፍቲጋልተዋህዶ 2 роки тому

    እሙየ ብምንታይ ክረክበኪ ይኩእል ❤

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      facebook.com/henyemu bezia tsehafaley mearey

  • @ጓልዕዳጋሓሙስሃገረትግራይ

    እንኻዕ ብሰላም መፃኪ እሙ ምቅርተይ ናተይ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ናተይ
    1// እና መጀመርታ ብሃይማኖት ትሕቲ 7 ተ ትውልዲ ኣይፍቀድን ልዕሊ 7ተ ተኮይኑ እምበር ኢሎምና ኣቦታት ሚሂሮምና ነይሮም ::
    2// ንምንታይ እዮም ዝርሑቅና ዘለዉ ወይ እንታይ ኮይኖም ከ ምክንያት የብዙሕልና ኣለዉ ኢልና ክንሓስብ ኣለና ፍቅሪ እኮ ምክንያት ኣየድልዮን ግን ኣብዚ ከነስተውዕሎ ዘለና ነገር ኣሎ ሓቀኛ ፍቅሪ ድዩ ንሱ ኣፍቂሩና ዘሎ ወይስ ተበላፂ እዩ ንገንዘብ ወይ ንካሊእ ኢሉ ድዩ ዝቀርበኒ ዘሎ ኢልና ክንሓስብ ኣለና ግን ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ብቃላት ክንሽወድ የብልናን ግዚያዊ ዘይኮነ ክንርኢ ዘለናስ ንድሕር ሐዚ ሂወትና ብከመይ መንገዲ ሓቢርና ክነብር ኣለና ክንብል ኣለና ሓቀኛ ኣፍቃሪ ተኮይኑ እውን ምክንያት ኣይገብርን ክቡርቲ ሓፍትና ተበላፂ ኣፍቃሪ ተኮይኑ ግን ብዙሕ ምክንያት ክገብረልኪ ይክእል እዩ ሰለዚ ገና ከለኪ ክብራት ኣሕዋተይ ኣጆክን ተጠንቀቃ ናትኪ ተኮይኑ ናብዝከዶ የብሉን ኩሉ ከም ፍቃድ ኣምላክ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝፈቀዶ ዝክልክል የለን ሰለዚ ኣጆክን 💖

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 2 роки тому

    ሰላም አሕዋተይ እግዚአብሔር ንመርየት ዓድና የብቀዐና ኩቡራት አሕዋተይ ኣሕዋተይ ነስተውዕል ኣይንጨነቅ ሓሳብና አብ ባዕልና ንግበር እግዚአብሔር ዝጠመሮ መወዳእቱኡ ይፅብቅ እዩ እቲ ብ ስሚዒትን ብፍቅሪ ንዋይን ዝጥመር ፍቅሪ እውን ዝውድኡ ነገራት ስለ ዝኮኑ ኣሕዋተይ መጀመርያ ብምንታይ ከም ዝፈትወካ ተስተውዕል ኣለካ እንተ አሕዋት ኢና ዝበልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ቤተሰብ ንገሪ እሞ ብስድራኪ ኣራጋግፂ መጀመሪያ ካብኡ ኣፍቅርዮ 🌺🥰 ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ፍቅሪ እዪ ንእግዚአብሔር ክነፍቅር ንሞኩር እሞ እንታይነት ፍቅሪ ክርዳኣክን እዪ ዘን ኣሕዋተይ ምሕረት የውርደልና

  • @huihgg
    @huihgg 2 роки тому

    ስላም እሙየ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      ሰላም መዓረይ

  • @Embaynesh1083
    @Embaynesh1083 2 роки тому

    ሰላም ለ ዛቤት
    አነ ተዝረክበን በዓቅመይ ዘን ፍትዋት ኣሕዋተይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ድየን ዘለዋ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      እወ ግን ሰብ ክፈልጠን ስለዘይደለያ እየ መዓረይ

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም

    ❤❤❤❤❤

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 2 роки тому +1

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋተይ መጀመርያ እሙየ እንካዕ ደሓን መፃኪ ነታ ሓዋ ዘፈቀረት ሓፍትና
    መጀመርያ ክርስትያን እንተኾይና ካብ 7ተ ንቁልቁል ምውሳብ ቅድስቲ ቤተክርስትያንና ኣይትፈቅድን ካልኣይ ከኣ ወለድኪ ኸኣ ከትአዘዝዮም አለኪ ወለድካ ምክባር ካብቶም 10 ትእዛዛት እግዚአብሔር ሓደ እዩ ሰለዚ ወለድና ክንአዘዞም ይግበአና ዛሓፍተይ ወዲ ጋና አሚንካስ ትእዛዝ ወለድካ ዘይምሰማዕ ፅቡቅ ኣይኮነን ደሓር ከኣ እግዚአብሔር ሒዝካ ዘይከኣል የለን አጆክን ነብሰካ ባዕልካ ናብ ዝአዘዝኻዮ እዩ ዝእዘዝ ዝተገደሰለካ ሰብ ትግደሰሉ ተኣብዩ እግዚአብሔር ኣምንካ ሰቅ ሰቅ ምባል ንሶምለ ውሸጥና ሰለ ዝፈልጡ እዮም ኮ ከምኡ ዝገብርለው አጆና ተጋሩዋይ

  • @-4587
    @-4587 2 роки тому +1

    ሰላምኪ ይብዘሐለይ እሙየ ዝፈትወኪ ሰላም የውርደልና ንትግራይና ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ከኑ ክቡራተይ🌹🌹🌹🌹🍒🍒🙏🙏🙏👍👍👍🌻🌻🌻💜💜💛💛💛💟💟💟💜💜💜💞💞💞🌼🌼💝💝

    • @selamtube5095
      @selamtube5095 2 роки тому

      ንዒ ንደማመር ምቅርተይ

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 2 роки тому

    እሙየ fb ኣለኪ ዶ ተልዮኪ ደማ ንገርኒ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      facebook.com/henyemu bezia tsehafley mearey

  • @zaydgebremedhn6824
    @zaydgebremedhn6824 2 роки тому

    Wddddddd❤❤❤❤❤ marey

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ

    እንዃዕ ሰላም መፃኪ ኡሙየይ ለባም🥰🥰🥰💘 ኣነ እዉን ምስ ኡሙየይ እየ ዝስማዕምዕ !!!
    እና ኣብ ፍቅሪ ሰብ ክውስነልኪ ከብድ እዩ ግን ምስትዋዓል እዩ ዘድሊ ( ኣብነት ቅርሺ ኩሉ ጊዜ ንሰደለም እንተከይንና
    ልገንዘብ እዮም ዘቀርቡና እምብር
    ፍቅሪ ከመ ዘይብልም ምልክት የርእዩ እይም ! ኣብነት ስልኪ ዘይ ምድዋል ጥዕና ከመይ ከም ዘለኪ ብፍፆም ኣዮጥዩቁን እዛ ሕደ👈
    ስለዛ ከም ሰብ መጠን ምሕሳብ የድልየና እዩ !! ምክንይቱ ሓሳብካ ኣስተዊዓልካ ህድእ ኣልኒ ዘኣተናይ ነገር ውፂኣቱ ሰላም እዩ !!!
    ሸለል እንተ ኢልና ግን ውፂኢቱ ጣዕሳ ናይ ውሽጣዋ ሰላም እዉን የንረኽብን ?
    ስለዚ ክነስተውዕል ኩሉ በኣግባቡ ልእግዚአብሔር ኣምላኽ ዘክብር✝️❤
    ልወለድን ደስ ዘብል ክንሰርሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዘስተዋዕል ልቢ ይፍጠረል ✝️👏
    ሓቀኛ ፍቅሪ ዘፍቅር ልቢ ይዓድለን ፈጣሪ👏✝️👏
    ኡሙየይ 🥰🥰💘 ካዓ የቀንየልና ❤
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሓዳርኪ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ዘለው ይግበረልኪ👏
    ል ሄኒ ሰላም በልለይ❤😁

  • @meronkahsu9808
    @meronkahsu9808 2 роки тому +1

    እሙየይ ምንጪ ሳሓቀይ 💋
    ኣነ ብጣዕሚ ዘፍቅሮ ቤተሰበይ እንየኒ ካብ ኩሎም ቤተሰበይ ኣፍልየ ዘፍቅሮ እሱ እዉን ከምኡ:: 5ተ ዓመትና ገርና ግን ልፍቅሪ ኣተሓታተትናን ምክንያቱ ክልቴና ንፋቀር ምካና ንፈልጥ ኢና ግን ሕዉነት ኣቀዲምና ስድራናለ ብዝያዳ 2ተና ከም ንፋቀር ይፈልጡ እየም ግን ሕዉነት ከምነቀድም ብጎኒ ይነግሩና ኣለና እስካብ ሐዚ ንከባበር
    ንተሓላለ
    ንፋቀር
    ንተሓጋገዝ ብዝያዳ ናጠንከረ ይቅፅልሎ ፍቅርና💘🙏
    እና ከም ሓዉኪ ሕሰብዮ ካብኡ ዝገበርክሉ ኣትፀብፅቢ ዋላ ኣይደዉለልኪ ባዕልኪ ደዉልሉ ከምቱ ቀደም ተዕልልዎ ዝነበርኩም ከተዕልሉ ፍልይ ዝበለ ኣዕልልዮ ልነብስኪ ባዕልኪ ቀስ ብቀስ ከም ሓዉኪ ኣእምንያ ንናሽዑ ምስ ማሓዙትኪ ኣተልዕልዮ ናቱ ነገር ትፈትዉዮ ንናሽዑ ኣትዘክርዮ ኩሉ ነገር ከም ዝገበርካዮ እዩ ኣቅሊልኪ ረአይዮ 💘ከም ናተይ ሪኢቶ ::ካፍቱ ኩሉ ጭንቂ ወፂክን ከምቱ ትደልይኡ ይፍጠረልክን🙏

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 роки тому

    🙏💗🥰❤💔

  • @yordanosgirmay3441
    @yordanosgirmay3441 2 роки тому +1

    💞💞💞💞💞💞🙏🙏

  • @ሕልፍቲጋልተዋህዶ
    @ሕልፍቲጋልተዋህዶ 2 роки тому

    እሙየ በጀኪ ብምንታይ ክረክበኪ መልስለይ ዝሓፍተይ 👏

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому +1

      facebook.com/henyemu bezia rkebni mearey

  • @zaydgebremedhn6824
    @zaydgebremedhn6824 2 роки тому

    emuye fkrrr❤❤❤❤

  • @zaydgebremedhn6824
    @zaydgebremedhn6824 2 роки тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amutube4686
    @amutube4686 2 роки тому

    መጀመርያ ባዕልይ
    መንፈሳዊ አቦታት ሕተታ የፍቅድ እዩ ክበሉ ሓደ 2ተ መማህራን ካብ 5ተ የፍቅድ እዩ ክበሉ አቦታት ስሚዐ ነይረ

    • @ጋልወጀራትቱኡ
      @ጋልወጀራትቱኡ 2 роки тому

      እነቤተስብኮንና ብሃይማኖት እባቶች እይፍቀድን ተባሂለ እናም ገዲፎዮ ምክንያቱ ሕጊ እምላክ ክኽብር ስለ ዘለኒ

    • @ድንግለይዋሕሰይ-ዠ9ጐ
      @ድንግለይዋሕሰይ-ዠ9ጐ 2 роки тому

      ዋላ አነ ስምዐ ነይረ ግን ላንጋ ለንጋ ኮይነ አለኹ😥

  • @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ
    @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ 2 роки тому +1

    😘😘😍😍❤❤🙏🙏🙏

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 роки тому

    እሞ እሙየ ብምንታይ ክረክበኪ ይደሊ?

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      facebook.com/henyemu bezia rkebni mearey

  • @snaasnaa6238
    @snaasnaa6238 2 роки тому

    ኩቡራት ኣሕዋተይ ሰላምታክን ብዝሕ የበለለይ 🌹ኣሓዋተይ ምክርክን ለግሳለይ ብምቅጻል ኣነን ኣፍቃርየይን ንኣስታስ (3)ዓመት ኣብ ስደት ባሓብር ጸኒሕና ይኹን ዳኣምብር አቲ ኣፍቃርየይ ሚስ ኣውልድ ምልላይ የብዝሕ ንምንታይ አለ ክሓቶ ከለኹ ኣነስ ኩግዱፎ አየ ይብለኒ ዩክን አምብር ከም ከማየይ ካኣ ዝገዱፎ ኣየመስለኒ አና ክብራተይ ምክርክን ለግሳለይ ኣሕዋተይ

  • @ለሚጓልተዋህዶ
    @ለሚጓልተዋህዶ 2 роки тому

    1ይቲ ባዕለይ😍😍

  • @ffo__653
    @ffo__653 2 роки тому

    💞💞💞💞💞💞👍👍👍👍

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 2 роки тому +2

    ይገርም ኮኣዮ ንሰን እካ ምስ ኣህዛብ ኮይነን ምስ ኣዕራብ ናደወላሎምስ ግዜ የብልናን ብጣዕሚ ክንደየናይ ንዕቀት ኣለዎም
    እተን ኣሕዋትና ከኣ መጀመርያ ናብ መንፈሳዊ ማሕበር ክኣትዋ ኣለወን::
    ብፀሎት ንመብርሃን ሕተትኣ ክብራተይ

  • @ማንታፍቅርይስጠኝ
    @ማንታፍቅርይስጠኝ 2 роки тому

    ሊንክ ማለት እንታይ ማለት እዩ ኩሉ ጠቅጢቀ ሲኢኖዮ ንገርን ዝሓቲ ነገር ኣለኒ

    • @heniemu
      @heniemu  2 роки тому

      facebook.com/henyemu bezia tsehafley zambeytey

    • @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ
      @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ 2 роки тому +1

      😂😂😂😂😂😁ዋይ ሞሲባ

    • @selamawit4081
      @selamawit4081 2 роки тому

      @@ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ 😂😂😂

    • @gualaragure8784
      @gualaragure8784 2 роки тому +2

      @@ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ ንምንታይ ትስሕቅ ዘይፈለጥካዮ ምሕታት እንታይ ፀገም አለዎ ንስካስ ካብ ሰብ እንዲካ ፈሊጥካዮ ካብ ትስሕካ እቲ እትፈልጦ መልሲ ዘይትህባ🤔🙁