#እቲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 44

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 3 дні тому +9

    ትግራይ ሐዱሽ ወለዶ አብ ኩሉ ትግራይ ተቃሳቂሱ ስልጣን ክወስድ አለዎ

  • @AlganeshGebremeskel-pi7fv
    @AlganeshGebremeskel-pi7fv 3 дні тому +1

    This is a good start for change. I hope you keep it up and hope will see the same thing in all areas of Tigray❤️❤️❤️🧡🧡🧡

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 3 дні тому +2

    Jeganu deki Adey
    Great job 🎉

  • @HiwotAmare-q9o
    @HiwotAmare-q9o 4 дні тому +5

    በርቱዑ

  • @FjfDo
    @FjfDo 2 дні тому

    ኳልኩሌት ተትፈልጥ እዚ ኣይምተዛረብካን ዋ ፅንዓት ይሃብካ የማን ይምለስካ
    ኣበ ❤ህ ወ ሓ ት ❤ ዝዓሰለ ይዕወት

  • @AlemHagos-co5gk
    @AlemHagos-co5gk 3 дні тому

    ብጣዕሚ ፅቡቅ መድረኽ ኣካይድኩም ኢኺም ቀፅልሉ
    ጎደለኹም ደቂ ኣንስትዮ ማእኸል ኣይገበረን እሞ ኣስተኻኽሉ ኣሕዋተይ

  • @alemalma6841
    @alemalma6841 3 дні тому

    Bravo our yourh💪🏽💪🏽💪🏽speak up never stop to claim what is yours

  • @АсмелашАбраха
    @АсмелашАбраха 3 дні тому

    አይስማዕን ድምጺኩም

  • @HawkRezkom-se6nz
    @HawkRezkom-se6nz 3 дні тому +1

    Ajona! we need change
    Tigray for all Tegaru
    enough is enough! we believe in change!

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ

    ዋውው 70 እንደርታ ተሓግሰ ከምዚ ኢልኩም ሰምርኩም ምቅላስኩም ዋላ ድብብ ምብራቕ ሰሜን ምብራቕ ኢሎም ዝካፋፈልዎ ን 70 እንደርታ ሓብርኩም ንከይትቃለስዎም ዝማሃዝዎ ሽርሕ ኢዩ ነይሩ እዚ ናትኩም ሓሳብ ኣብ ከባብና ንከስፋፍሕ ውን ከይድኩም ጎስግስሉ እዚ ግጅለ ኣደመ ኣብ ዕጽዋን ከባን የአትኻ ምጥፍእ ኢዩ።

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤ሓቂ❤❤❤ሓቂ

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 3 дні тому

    Amn❤🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ወሎዶይ ኮረዐሉካ❤

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 3 дні тому +4

    መናእሰያት እንደርታ ብራቮ ታሪካዊ ስራሕ ሰሪሕኹም። በሉ ኻልኦት ወረዳታት ቐፅሉሉ፣ እዚኣ እያ መድሓኒት፣ ማለሊት ደጊም ይኾና። ተደናጊፃላ ደጊም ላብ ገደላ ሸው ኣብልዋ፣ እዛ ጨካን ውድብ ል50 ዓመት ሰን ሰን ኣቢላቶ😢

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 3 дні тому +2

    እዚ ኣብ ኩላ ትግራይ ክከውን ኣለዎ❤

  • @alemalma6841
    @alemalma6841 3 дні тому

    Amazing 🎉🎉🎉

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому +1

    Tplf and tdf is entitled to correct the situation before it gets wrongly disseminated.

  • @abebakebede4586
    @abebakebede4586 3 дні тому

    👍👍👍

  • @alemalma6841
    @alemalma6841 3 дні тому

    Bravo🎉🎉🎉🎉

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t 3 дні тому

    ❤❤❤❤

  • @ምድያ-ረ4ፐ
    @ምድያ-ረ4ፐ 3 дні тому +1

    Agokum menesey wetr

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ

    ዋውውው ደቂ እንደርታ ንፍዓት ነዞም ግጅለ እዚኦም ካብ መቀለ ስሩ በቆስ እንተ ገይርኩምሎም ትግራይ ምሉኡ ዳርጋ ሓራ ዝወጸአት ኢያ ካብዞም ቤተ ሰባዋይ መረሐት መኽናቱ እንደርታ ኢዩ እቲ ናይ ፖለትካ ማኣከል ስሕበት ካቡኡ ክትግሕፍዎም ኣለኩም ካብ ህዋሓት ለውጥ ክመጽእ ኢልኩም ኣይትሕሰብ ምድንጋር ምሕሳዊ ግን ባሃሎም ኢዩ ህዋሓይ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 3 дні тому

    Wawwww

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 2 дні тому

    በርትዑ ምድረ ለይባ ይወገድ

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t 3 дні тому

    ፈትየኩም መናእሰይ መቐለ!

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 3 дні тому

    Kusloulo ayizokoum

  • @beredu7426
    @beredu7426 3 дні тому

    ብርእሱ ንዘሓስብ ዝተፈላለዩ ውድባት ዝተመስረተ ጊዝያዊ መንግስቲ ናይ ሓደ ጉጅለ ምክርቤት ኣሎ ምባል ታይ ማለት እዩ እቲ መ ማረፂ እቲ ጊዝያዊ አይንቐበልን እዩ

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 3 дні тому +3

    እዚ ስሱዕ በለፀኛ፣ ቑጥሚ፣ ኣብ TDF ተሓቢኡ ልዚ ጨካን ጉጅለ ኣዮኻ ኣናበለ ላብዝኹሉ ሸንኮለል ለእተወና መራሒ ሰራዊት እየ ዝብል ጉጅለ ከይተሰከፍኹም ብሽሙ ስለዝፀዋዕኹሞን ክትቃለሱዎ ምጅማርኹም ይበል ዘብል እዩ። እዚጉጅለዚ ስርዓት ክሕዝ ተገይርኹሞ እቲ ጨካን ውድብ ብፅባሒትኡ እዩ ዝመውት።

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 3 дні тому

    Jeganu

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 3 дні тому

    ላህጃ በል ኣንታ ሓወይ ቋንቋና ሓደ እዩ።

  • @ሓቅሓቁጥራሕ
    @ሓቅሓቁጥራሕ 3 дні тому

    ኣብይ ዝተዛረቦ ከምሓበሬታ ወሲዱ ዝምጉት መንእሰይ ክትሰምዕ የሕዝን።

    • @Wediraya983
      @Wediraya983 3 дні тому

      ንምንታይ ትፈርደሎም ሕዋሓት ማኣዘ ኣይትብሃልናን ኢላ መልሲ ሂባ ኮይና

  • @dejenweldemichael4289
    @dejenweldemichael4289 3 дні тому

    ጀጋኑ ደቂ ዓደይ እዚ ግዜ ናትኹም እዩ❗️ነዞም ናይ 60ታት ውዱቃት ሽማግለ ኣባሪርኩም ስልጣን ዓድኹምን ተረኸቡ። ተወደቡ ፍርሒ ኣወግዱ‼️

  • @TeshomeBisrat-c1w
    @TeshomeBisrat-c1w 3 дні тому

    እዚ መድረኽ ናብ ኹሉ ዞባ ን ወረዳን ክዳ ረስ አለዎ መንእሰይ እናተሸቀጠሉ ዝመነ ዘመን 2015 ዓ/ም አብቂዑስ ጩራ ብርሀን ዝኾኑ ብፆት ፍት ንፊት ተጋጢምና እዞም አያታትና እንብሎም ንህዝብን መሬትን ትግራይ ክሒዶም ሓፂን አብ መሓውሩ ተሸኪሙ ጭራሽ ብደሙን ብዓፅሙን ዘድሓኖም ወለዶ ረሲዖም ካብ ህዝቢ ውድብ ቅድሚያ ይድሓን ኢሎም ትግራዋይ ብፕሮፓጋንዳ አብ ዘመነ ስልጣኖም ምስ ኤርትራ አባሊዖምና፣ምስ አምሓራ አባሊዖምና፣ምስ ኦሮሞ አባሊዖሙና፣ምስ ዓፈር አባሊዖምና ንመን ክብሉ ንስልጣኖም ክብሉ ምልኪ ሸገና ህወሓት ይአክል 50 ዓመት አብ ዕንክሊልን መስዋእትን ክንነብር አይንደልን የአክል የአክል ሐደ እግሮም አብ ወርቂ ሰ/ምዕራብ ሓደ እግሮም መቐለ እዞም ተለአአኽቲ ብሽም አርምን፣ኮርን ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ካብ ተግባሮም ክቍጠቡ መንእሰይ ወለዶ ትግራይ ይሓትት !!!
    ዶ/ር ሽሻይ የቐንየልና !

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 3 дні тому

    አቢ ብ ጸድቃን ጌሩ በታቲኑ ፈንጂ ረገጽቲ ክትኮኑ እዮ ድሌቱ
    ንግዲ ፈቃድ ዝህብ አብ አዲስ አበባን አብ መቐለን እዩ ዝወሃብ ዘሎ

  • @HiwotAmare-q9o
    @HiwotAmare-q9o 4 дні тому

  • @haileslasiebrhane3362
    @haileslasiebrhane3362 2 дні тому

    ሐደ መንሰይ ንባአሉ ይውክል
    ሚኢቲ መንእሰይ ንሚኢቲ ይውክል

    • @haileslasiebrhane3362
      @haileslasiebrhane3362 2 дні тому

      ሰለዝኮነ እውን እንታባካትኩም ብሚኢቲ ሽህ ዝበልጹ እንታይ ከምዝኮነ ሐሳቦም ክትግሙቱ ይግባ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому

    Confused and spoiled segment!!!

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 3 дні тому

    ድያስፓራ ብ ዕሱባት አጀንዳ ተዋሂቡኩም ፡ንሕድሕድኩም እንዳተባላዕኩም ፡ መሪትኩም ዝወሰደ ብረትኩም ወሲዱ በታቲኑ ፡ ፈንጂ ረገጽቲ ክገብረኩም ዝደለየ እንዳ ደገፈኩም ድአ ዲያስፓራ እንተይ ክገብረኩም ትጽበዩ ???
    ድያስፓራ ን ሐድነቱ ን ፡ ን ልእላዊ ግዝአቱን፡ ዝቃለስ እዩ ዝድግፈ
    ከም ብዓል ጀነራል ጻድቃን ቮድካቸዉ ሐሰዉቲ ተልአአኽቲ በተንቲ በሉ ካባናስ የለን አቢ ይርዳእኩም ይብለኩም ።

  • @alemalma6841
    @alemalma6841 3 дні тому

    Bravo our yourh💪🏽💪🏽💪🏽speak up never stop to claim what is yours