Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ህዝቢ ትግራይ ሰለም እዩ ዘደልዮ
እቶም ኣብፀለምቲ ብኣምሓሩ ዝወርዶም ዘሎ ግፍኢ መን እዩ ዝምልከቶ።መን ይብፀሐሎም።
ይበል መንእሰይ ዓዲ ግራት
ያቅንየልና ሚዛናዊ ስለዝኮንካ
ወፍሪ እምቢታ ከምኣይላ ትቐፅል ሕውሓት ሕድሪ ደም ሰማእታትና እያ
ወፍሪ እምታ ናብ ኣንፃር ህወሓት ናዕቢ ሐብራዊ ናዕቢያ ትቅየር ዘላ።ህወሓት ወፍሪ እምቢታ ኢላ አብ ባዕላ ሕብራዊ ናዕቢ ትፅሕትር ኣላ ። ኸም ውሕጅ ክፀርጋ እዩ
ምፀት ኣለምክሕደትስ ብተግባር ንሪአኩም ኣለናዘይንፈልጦ ነገር የለን
ክክክክክ 🎉
❤❤❤❤❤
ስልጣን እማ ህዝቢ ዝደልዮ እዪ ዝመርሕ ዘሎ።ዝኣብየና ዘሎ መን ምኻኑ ፍሉጥ እዪ
Zomseteyti dem hzbi tgray
መዓዝከ ህዝቢ ስልጣን ነይርዎ ይፈልጥ
ኣብዛ ሕጂ ግዜ ን30 ዓመት ዝኣክል ንክገዝእ ዓድታትና ንዓፈር፥ንኣምሓራ፥ንኤርትራ ቆራሪሱ ዝሸጠ ህዝብና ርእሱ ኣድኒኑ ክነብር ካብ ምግባር ዝዓቢ ክሕደት ኣሎ ኢሉ እንተተዛረበ መን ክኣምኖ
እቲ ዝህብ እንታይ ከም ዝበለን ከምዝደልን ብደንብ ክግለፅ ነይሩዎ እቶም ስልጣን ናህና እዩ ዝብሉ እንታይ ከምዝዛረቡ ፍሉጥ ስለዝኾነ
ዋይ መራሕቲ ኣለውና ድዮም ኣትም ህዝቢ ዝተማዛበሉ እንዶ መልስልና ዓገብ እንተንሕና ስደትና ክነናውሕ ኢና ተሰፋ እውን ኣይብልና ናብ ትግራይ ንምምፃእ ቻው 😂😂😂ውጥኻ እናሓረረ
76
ጉጅለ ጌታቸው ናይ ማፍያታት መተኣኻኸቢ ናይ ከዳዓት መተኣኻኸቢ ጉጅለ እዩ ናይ ነውፂ ጉጅለ እዩ ፐ
ንስኻ'ኸ ማፍያ ከምዘይ ኮንካ ብምንታይ ንፍለጥ
ን 30 ዓመት ዝመርሓ ድርጅት ሓዚ ዉን ክብ ስልጣን ኣይወርድየን እምቢታ ጀሚረ ኣለኩ ይብሎ ህዝቢ ክሳብ ዝጽላካ ስልጣን ኣይሃብካ
ሠላም:ልምዓትን ዲሜክራስን ካብ ዘረባ ሓለፉ መኣዝ እዩ ተፈፂሙ ይፈልጥ!
መንእሰይ የለን ድዪ?? ወፍሪ እምቢታ ብዘይ ወጣት ትርጉም ይህልዎ ዶ??
መንእሰይ ደኣ ኣንፃር ህወሓት እኮ እዩ ። መንእሰይ ወፍሪ እምቢታ ናብ ሕብራዊ ናዕቢ ቀይሩ ህወሓት ምሉእ ብምሉእ ክፀርጋ እዩ ።
ፈሳዊኣስያ መጨናዊ ይብሉ ወለድና
ጥራሕ ዝጣቕዑልኻ ናይ ኔትዎርክ ተቀላቢ ናብ ኣደራሽ እንዳፀዋዕኻ ድሕሪ ሕጂ ለውጢ ከምፅእ እየ እልኻ ምሕሳብ ንመንእሰይ ትግራይ ሕልሚ እዩ
ጋዜጠኛ ሃገር ተኽለብርሃን መንገፍ ህወሓት ክደሊ ሃሰው ክብል ይውዕል ኣሎ፡ብዛዕባ ኣብ ምዕረብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝበፅሕ ዘሎ ስቓይን በደልን ኣይንታዩን። ናይ ጀ/ል ፃድቃን ስውር ኣፈቀላጤ እዩ ኮይኑ ዘሎ። ካብ እኒጌታቸው ረዳ ዝወፅእ ኩሕል ስእል፡ ሓላፍነት ዘይምውፃእ ኣቕልል ኣቢሉ፡ ናይ ህወሓት እሞ እንታይ ክንዛረበሉ። ሞንጎኛ ክመስል ድማ እዩ ዝሙክር። ግመልያ ሰሪቖም ጎምባሕ ጎምባሕ ዝዓይነቱ።
ህዝቢ ትግራይ ሰለም እዩ ዘደልዮ
እቶም ኣብፀለምቲ ብኣምሓሩ ዝወርዶም ዘሎ ግፍኢ መን እዩ ዝምልከቶ።
መን ይብፀሐሎም።
ይበል መንእሰይ ዓዲ ግራት
ያቅንየልና ሚዛናዊ ስለዝኮንካ
ወፍሪ እምቢታ ከምኣይላ ትቐፅል ሕውሓት ሕድሪ ደም ሰማእታትና እያ
ወፍሪ እምታ ናብ ኣንፃር ህወሓት ናዕቢ ሐብራዊ ናዕቢያ ትቅየር ዘላ።ህወሓት ወፍሪ እምቢታ ኢላ አብ ባዕላ ሕብራዊ ናዕቢ ትፅሕትር ኣላ ። ኸም ውሕጅ ክፀርጋ እዩ
ምፀት ኣለም
ክሕደትስ ብተግባር ንሪአኩም ኣለና
ዘይንፈልጦ ነገር የለን
ክክክክክ 🎉
❤❤❤❤❤
ስልጣን እማ ህዝቢ ዝደልዮ እዪ ዝመርሕ ዘሎ።
ዝኣብየና ዘሎ መን ምኻኑ ፍሉጥ እዪ
Zomseteyti dem hzbi tgray
መዓዝከ ህዝቢ ስልጣን ነይርዎ ይፈልጥ
ኣብዛ ሕጂ ግዜ ን30 ዓመት ዝኣክል ንክገዝእ ዓድታትና ንዓፈር፥ንኣምሓራ፥ንኤርትራ ቆራሪሱ ዝሸጠ ህዝብና ርእሱ ኣድኒኑ ክነብር ካብ ምግባር ዝዓቢ ክሕደት ኣሎ ኢሉ እንተተዛረበ መን ክኣምኖ
እቲ ዝህብ እንታይ ከም ዝበለን ከምዝደልን ብደንብ ክግለፅ ነይሩዎ
እቶም ስልጣን ናህና እዩ ዝብሉ እንታይ ከምዝዛረቡ ፍሉጥ ስለዝኾነ