እዋናዊ፡ኣብቲ ዓብዪ መድረኽ "ዋዕላ ትግራይ" ዝተሳተፉ እንታይ በሉ? 9/11/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 72

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 2 дні тому +1

    ዘርኡ ዘይምድናቅ ማሃይምነት እዩ
    ጎበዝ ወዲ

  • @1birryoutube
    @1birryoutube 3 дні тому +2

    ጎበዝ ከምዚኦም ዝበሉ የብዘሐልና።

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 дні тому +4

    ውድብ ህወሓት ዘይብሉ ዋዕላ ዋዕላ በሉ ኣኼባ ሓሜት እዩ

    • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
      @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 3 дні тому

      ብሓቂ ሓሜት ዘይስልችዎም ዉነት ዉነ ዘይብሎም እዮም ዝመስሉ ንሕና ናይ ምስኪን ዝህብና እምበር ናይ ማንም ባዓል ስልጣን ተጣባቅቲ ኣይኮናን

  • @Fugfui
    @Fugfui 2 дні тому +1

    እወ ብሓቂ አቱም ደቂ ህዝቢ ከማኹም ዝበለ ተአኪብኩም መፍትሒ ፍጠሩልና ህዝብኩም ህዝብና እዩ ፀገሙ በቢ ንኽእሎ ነቃልለሉ ።

  • @liliabrah4915
    @liliabrah4915 3 дні тому

    መዓሕት ትግራይ ፀልእት ሕዝብ ትግራይ እዮም አማራፀ ዝቡሉ ግዛዊ መግሲት ምድጋፋ እዩ

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 3 дні тому

    Thank you thank you you’re right

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 дні тому

    ጉጅለ አደመ ወይ ካዓ ሃፀይነት እና ምልክነት ዝሓስቡ ጉጅለ አደመ እናሃለወ ናይ ትግራይ ህዝቢ ናፅነትን ፍትሒ አይረክብን እዩ ። ሓደ ሓደ እነታት ፣ አቦታት ፣ መነአሰይ ብዘይካ ደብረፅንተት፣ አለም ፣ መንጀሪኖ ወዘተ እንተዘይ መሪሖምና ንጠፍእ ኢና ኢልኩም ትሓስቡ ለማሳት ሓንጎል ዝሓዝኩም ጠጠው ኢልኩም ሕሰቡ ። ትግራይ እንኳን ንትግራይ ንዓለም ዝመርሑ ሙሁራን ተጋሩ አለው ።

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 3 дні тому

    እውነት ነው ትክክለኛ HAZA Media

  • @WeldayAlemu
    @WeldayAlemu 3 дні тому +1

    አበይ ዘሎ ምሁር እዩ

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 3 дні тому

    ክላእ ሱቅ በሉ ትግራይ ሰብ የብላን 😭😭😭😭😭

  • @habtaygebreyesus4357
    @habtaygebreyesus4357 3 дні тому

    Deke anseteyo tellale 💪🏾💪🏾

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 дні тому

    ወይ ትግራይ እስኪ ክንሪኢ ኢና ናበይ ከምትከዲ😂😂

  • @ExcitedBeachHammock-ct6bm
    @ExcitedBeachHammock-ct6bm 3 дні тому

    ትግራይ እኮ ሓደ ወረዳ ኣመሓዳርን መሬት ኣስተዳዳርን ደስትኡ ዝገብራ ዓዲ እያ ስለዚ ናይ ትግራይ ነገር ኣይምልከተንን

  • @hailemariamkahsay3086
    @hailemariamkahsay3086 3 дні тому

    ኪዳነ ፁያፍ ቃልን ፀርፍን ዘይብሉ ሓሳብ ምግላፅ ኣይትኽእልን ዲኻ?😊

  • @weldaytsegay1707
    @weldaytsegay1707 3 дні тому

    ናይ ትግራይ ነገር "መእሰሪ ዘይብሉ ሎቆታ" ኾንና ኣሎ ።

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 3 дні тому

    🙏🙏🙏

  • @Tirhas-rs2od
    @Tirhas-rs2od 3 дні тому

    Cadre system must be abolished, period.

  • @welkaytbark
    @welkaytbark 2 дні тому

    😢😢😢

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 3 дні тому

    ጀግና ዋሮኦ

  • @woldemariamgirma6682
    @woldemariamgirma6682 3 дні тому

    Agree on priority agenda of Tigray. I would say the priorities are: status quo of the regional land and rehabilitation mainly back to home the internally displaced population. The others are important but second to these.

  • @michaelgebregziabiher5553
    @michaelgebregziabiher5553 3 дні тому

    I don't understand how they stay in power for 19 years

  • @RedaHaile-t8l
    @RedaHaile-t8l 3 дні тому

    ልጃለም ትክክል ተዛሪብካ።

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 3 дні тому

    ስመሩ

  • @Matebkom
    @Matebkom 3 дні тому

    የድልዩና ተትንሠርሕ እከሌ ችግር አሎ ...
    በጃኹም ሎሚ አብ ቀፃላይ አኼባና ቤት ምኽሪ ንምጥያስ ቀፀሮ ንድሓዝ ይኹን

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 дні тому

    ህዋሕት ብነባራትዘይኮነስ ብሓዱሽ ዎሎዶ ክትካእ አሎዎ ። ትግራይ ሙሁር አለዋ ኮይኑ ግና ሃፀይነት እና ምልክነት ዝሓስቡ ለያቡ ብጉጅለ አደመ ክብተን አለዎ

  • @GebrehiwotAdera
    @GebrehiwotAdera 3 дні тому

    ተጋሩ ናይ ኣጀንዳ ቅ/ተኸተል ዘይፈልጡ ደናቁር መራሕቲ ትግራይ ኣየድሕንዋን።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 2 дні тому

    ኪዳነ አመነ ብዙሕ አይትዳፈር መፍትሂ አምዥእ(ፖሊስ ስትራቴጂ አቅርቡ ፀርፊ መፍትሑ አይኮንን)

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 дні тому

    መራሕቲ ህዋሓት ናይ ሓሳብ ድክመት ዘለዎም ለማስ ሓንጎላት ዝበዝሕሉ እዬም ። ህዋሓት ማለት ናይ ሓሳብ ድርቀት ዘለዎም ፣ ብሰርቅን ፣ መጭወይትን ፣ ዝአምኑ እዬም

  • @WediMemher
    @WediMemher 3 дні тому

    ኪዳነ ልክዕ ኢልካ። መጀመርያ ሃገር ክንምስረት ይግባእ። ሃገረ ትግራይ ከይመስረትካ ዲሞክራሲ ዶ ልምዓት ዶ እንተበልና ዋጋ የብሉን።

    • @duliti7133
      @duliti7133 День тому

      ሃገር ክትምስርቱ ጠጠው ኢልኹም ትረፋ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 2 дні тому

    እዚኣ እያ ተድሊ ሓቂ አቀዲምካ ናብ ተግባር ምእታው እያ ተድሊ ዘረባ ድኣ ብዙሕ ኪኢላ አሎ ተግባር እዩ ዘድሊ።

  • @KirosHailu
    @KirosHailu 3 дні тому

    ❤❤❤🎉🎉❤❤❤

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 дні тому

    ዝኾነ ኣካል ኮይንና ኣይንምፃእ ኒውትራል ንኹን እትብል ዘረባ ብልዕቲ ዘረባ እያ ግርም

  • @aregaiw
    @aregaiw 3 дні тому

    ኣየ ኪዳነ ኣመነ፣ ካብ ፀርፊ ሓሊፉ ከልእ ክዛረብ ዘይኽእል ፍጡር።

    • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
      @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 3 дні тому

      ዋላ ነቶም ናይ ሃማኖት ኣቦታትና እኮ እዮም ዝፀርፉ እምበር ህዝብና ጥራሕ ኣይንኩኡልና እምበር ፖለቲከኛታትስ የራሳቸዉ ጉዳይ ካብያ ምእህሮስ ኣእምበሮ

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 2 дні тому

      ክብሪ ሰብ ዘይብሉስ ብስሩከ መንዩ ክድግፈካ እንኳዕ መራሒ ኣይመኮነ

  • @GebrehiwotAdera
    @GebrehiwotAdera 3 дні тому

    ውፅኢት ዘይብሉ ዘረባታት ንትግራይ ኣይጠቅምን።

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 3 дні тому

    መሕፈሪ ዘረባ ወንድሙ

  • @GebrehiwotAdera
    @GebrehiwotAdera 3 дні тому

    ኮሚኒስት ዝበሃል ኣብዚ ዓለም የለን።

  • @Welse1965
    @Welse1965 3 дні тому

    ትግራይ ደቃ ካብ ሴራ ከብ መቀኝነት ከብ ለክ ዝሓለፈ ጠርጣራ ምኳን ካብ ቀናት ከበዚ ኤን ስነልቦና እተዘይ ወፂኡ ምትእምማን የለን አኪባ ጥራህ ዋጋ የብሉን

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 3 дні тому

    ፆሎት ያ: ሃይማኖት ደኣሞ ቅድሚ 2000 ዓመት ጀሚሩኮ ምሳናሎ:ካብ ድኽነት ኣይወፃናሉ ወይ ገበናት ካብ ምፍፃም አይደሐነና ብፍላይ ትግራይ ኦርቶ ናይ ሽዋ ኦርቶ መሲላ ኮፍ::
    ስለዚ ኣብ ሕጊ ንእመን ብፆመ ቅዳሴ ቀተልቲ ኣይዕገሱን

  • @Samuel-sk7xg
    @Samuel-sk7xg 3 дні тому

    ተጋሩ ዘረባ ጥራይ ኢኹም ሃለውለው ሓንቲ ክልል

  • @kalman6063
    @kalman6063 День тому

    ፍሉይ ሓሳዊ

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ሓጎስ ሓቁ እዩ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 2 дні тому

    ናብ 2011ን 2012 ዓም ምሕደራ ንመለስ ዝበልካያ ዓወት ወሳኒት እያ ። ዲፕሎማሲ ዝበልካያ እውን ብልፅቲ እያ ዋላ እቲ ሓድነት።
    እቲ መቅረባይ ፅሑፍ ግን ዘይሻራዊ ኣይኮነን። ብትርፊ ጊዜኹም ሽንዕ ሽንዕ እንዳበልኩም እንዶ ብዘይበሰለ 'መሰለኝ እና ደሳለኝ' ኣይትበፅብፁና።
    ቃልሲ ለይትን ቀትርን ተደፊእኻ ፂዕርካ እዩ ተዐውቶ።
    ገዛኢ ሓሳብ ኣይተምፅኡን ዘለኹም ኣብ መቀለ እንዳተኣከብኩም ዕንክሊል ትብሉ ዘለኹም። እዚ ድማ ኣብ ምቾት ስለዘለኹም እዩ። ኣብ ምቾት ኮይኑ ዝካታዕ ትግራዋይ ክስማዕማዕ ኣብ ኣነ ዝፈልጦ ታሪኽ የለን። እታ ህዝብና ዝነብራ ዘሎ ናብራ ክትነብሩ ይግባእ ንእሽተይ ምርር ክብሎኩም ኣለዎ።
    ቦታ ምረፁ! መቀለ ናይ ቃልሲ ቦታ ኣይመስለንን ዘሎ። ሓሳባትኩም ጥሙር ኣይኮነን ሱር ናይ ፀገም ዘየውፀአ ን ዓጀውጀው ዝበዘሖን እዩ። ናይ ግሊ ስምዒቶም ዝድርጉሑ እንታይ መፍትሒ ክመፅእ።
    ግምት ሉሙስ እዩ። እዙይ ንእመን።
    መስመር ህወሓት እዩ ናብ ሓድነት ዘምፀኣና። እዚኣ እውን ንእመን ። ካሊእ ድሕሪ ሕጋዊ መረፃ እዩ ክኸውን ዝግበኦ።

  • @gebremedinhaile2047
    @gebremedinhaile2047 3 дні тому

    የቅዠት ዋዕላ የማሀይማን ሰብሰባ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 дні тому

    ፅቡቕ ርኢቶ እዩ ዓወት ሰማኢ እንተረኺብካስ

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 3 дні тому

    ሰላም ንኹብር ራያ ህዝብ ህዝብ ራይ ብወያነ ሰርዓት ካብቶም ዝተበደሉ አካባብ እዮ፣ ንሕና 27 ዓመት ሙሉእ ሕቶኡ ተመልሱ አይፈልጥን ራያ ማለት ጋሻ ተቀባል ህዝብ ዝፈትው እዮ ለምለም ዓዲእንዳ እንሰሳ እንዳ ፀባ እንደማዓር ብሰፉሑ ልሙዕ ዝኾነ ሕርሻ ዝካየደሉ እዮ፣ ነገር ግን ክሰብ ሐዚ ሳአን ፅቡቅ መራሕ ዝተጠቀመሉ የለን ሰለዚ አነ ትግራይን ራያ ብቋንቋ ብታርኽ ብባህሊ በጨርሻ አይረኸቡን፣ ሐደ ነገር ክዛረብ ዝደሊ ቋንቋ ራይ ይጠፍእ አሎ ምክንያቱ እት ትምህርት ሰርዓት ዝደላው በት ናይ ማእኸል ቋንቋ ቶግሪኛ እዮ ሰለዚ ህዝብ ራያ ተኮል ዝባሃል የብሉን ቂንዕ ህዝብ እዮ አደመ ጉጅለ ለጌታየው ረዳ ዝጎድኦ እሱ ብቅንዕና ሰለ ዝኸይድ እዮ እዚ ኸሉ ዓመታት ካብ ዓድዋ እና ምፅኡ ዝመርሑና ዝነበሩ ሰለ ዘይአሙና እዮ ሰለዚ የራያ ባህሊ ምሰ ትግራይ ዘይኮነሰ ባህሉ ምሰ ሃርጌ ሕብረተሰብ የምሰል እዮ፣አብ ራያ ዘሎ ሰም ወረዳ አብ ሐረርጌ አሎ እአብነት አብ ራያ ዘሎ ሰማት ቦራ መኾኒ ጨርጨር ማጨው ቆቦ ወዘተ አዞም ሰማት እውን አብ ሐር ር ጌ አለው ብሸርጥ ሰብት ትዓጥቅ አብ ክልትኡ ዘለው ሕብረተሰብ ምሰትግራይ ምንም ዘአማሳስል የብሊናን እንድያም እት ናህና ትግርኛ መሰመቆምን መቀልድኦም እዮ ሰለዚ ከምት ደቡብ ክሊል ተጨፍሎቆ ዝነበረ 5 ናብ ክሊል ኮይኖም አለው ብትክክል ካዓ ይመርሑ አለው አነ ዝብለኩም ህወሐት ማለት ደደብና ናይ ገረብ እምኒ ማለት አዮ እቶም ሰባት ማለተይ እዮ ህወሐት ብትክክል ይፈልጦ ምሰኡ እየ ዓቢየ አነ ዝበልክዎ እምበረ ካልእ ዝበሎም ዘይሰምዑ ደንቆሮታት እዮም ሰለዚ ካብ መለሰ ጀምርካ ክሳብ ሐዚ ዘለው ንአብነት ምሰኦም ብሰር ቀለበት አለዎ ሐደ ሰብ ካዓ ወርቅ አለዎ ፣ነቲ ወርቂ ክህበካ ናይ ብር ቀለበት ሃበኒ እንተይልካዮ ናይተይ ይበልፅ ይብለካ የምግርሙ ሰባት እዮም፣

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 16 годин тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 3 дні тому

    መን ክርዳኣኩም ዩ English ትዛርቡ ?

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 3 дні тому

    ሰላም ግበሩ ንምታይ

  • @GebrehiwotAdera
    @GebrehiwotAdera 3 дні тому

    ገና ብዜሮ ክትወፁ ኢኹም።መወዳእትኡ ክትጥየቁ ኢኹም።

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c 3 дні тому

    ✅✅✅✅✅

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 дні тому

    አፍደገ ዘመናዊት ትግራይ😂😂

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 3 дні тому

    ኦሮማይ ከምዚ ኢልኩም አብ ቅልዉላዉ ኢኩም ክትነብሩ 47 አመት ቃልሲ ኮንቱ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከልኢኩም ሰላም ትነብሩ ማለት ዘበት

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 3 дні тому +1

    Unconstitutional political power by corruption over 55 years one man one part Isayas Afewerki idea king of the Eritrean people ቅድም ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቱ ጸኒሑ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሽሐት ዓመታት ሐቢሩ ተከባቢሩን ብሰላም ዝነብር ዝነበረ ኢሰያስ ኣፈወርቂ እዩ ደገሙ

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 3 дні тому

    እውነት ነው ትክክለኛ HAZA Media

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 дні тому

    ህዋሕት ብነባራትዘይኮነስ ብሓዱሽ ዎሎዶ ክትካእ አሎዎ ። ትግራይ ሙሁር አለዋ ኮይኑ ግና ሃፀይነት እና ምልክነት ዝሓስቡ ለያቡ ብጉጅለ አደመ ክብተን አለዎ