ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ 2ይ መዓልቲ ዋዕላ ትግራይ 4ይ ክፋል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 24

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 2 дні тому +2

    ❤ለሚና ተስማዕሚዕኩም ሙሩሑና ዝብል ህዝቢ እዩ ጥፍአተኛ ምክንያቱ በቃ ክንብሎም ይግባእ ነይሩ❤ክልተ ዓመት ጆኖሳይድ ዝሓለፎ ህዝቢ ከቢድ እዩ መራሕቲ ንህዝቢ አይሓሰቡን❤

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    ጎበዝ ጏል ራያ 👍❤️❤️❤️❤️

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 2 дні тому +1

    ❤ጋል ራያ ለባም ሽኮር ጀግና❤ፁቡቅ ሪኢቶ እዩ

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    👍❤️❤️❤️ጀግና ጏል ራያ 🥰❤️❤️❤️

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    ጎበዝ ተናጋሪንኦባሳደር ወንድሙ ንካልአዩ እየ ዝሐትት ኢሉ በሐቄ ጎበዝ እዝኦቶሞ መራህቲ አይኮኑን ገዛኦቲ እዮሞ ሐቄ ተጋሩሁ ከማና ሱልጡናት ንብል ሐስት ሙሁራን ባኦልኹሙ መሪምሩሁ እዝ ሱሉጡናት ዝባሀ ጌጋ እዩ መልሱሁ ፕሮፌስር አስፍ ናይዝ ፈላጥ መልሱሁ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 2 дні тому +1

    ❤እቶም መራሕቲ እዩም ክልምንዎ ነይሮም ንህዝቢ በጃኩም ምሮፁና ክንመርሖም ክብሉ ነይሩዎም ክልተ ዓመት ሪኢናዮም ህዝባዊነቶም ረሲዖም እዮም❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ጋል ራያ ሓፊተይ ብጣዒሚ እየ ዝኾረዐሊካ❤ኩሉፊ የብሎምዋ ኮሊፎማ😕

  • @NegashGebremedhin
    @NegashGebremedhin 2 дні тому

    ጅግና ንገረለይ ቅመኛ ቂሞም ክዋፅኡ ዝራኣዩ ዘለው ዓገብ ንህዝቢ ዝረብሕ ኣምፅኡ በሎም

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    ጎበዝ ተናጋሪንኦባሳደር ወንድሙ ንካልአዩ እየ ዝሐትት ኢሉ በሐቄ ጎበዝ እዝኦቶሞ መራህቲ አይኮኑን ገዛኦቲ እዮሞ ሐቄ ተጋሩሁ ከማና ሱልጡናት ንብል ሐስት ሙሁራን ባኦልኹሙ መሪምሩሁ እዝ ሱሉጡናት ዝባሀ ጌጋ እዩ

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 2 дні тому

    ጓል ራያ ለባም ሸካር ጀግና ❤❤❤🎉🎉

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 2 дні тому +1

    ❤❤❤

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    ዶክተር ደጀን ጀግና እዩ ፁቡቁ ገበረ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 2 дні тому

    ዘይሐሞ ዘይአሰወአ እዞም ከም ቆጽሊ ዝረገፉ መናእሰይ ምንም ዘይመስሎ ተሳታፋይ ንዶ/ር ደጀን (ውናት ) ክወቅሶ ሰሚዓ ! አትሪሩ ስለዝነቅፍ ጥራሕ እታ ሐቂ ብሕጉጥ አቢሉ ስለተዛረበ ስለዝነቅፍ መፍትሒ ስለዘቅምጥ

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 2 дні тому

    WEI FERIHKUM SQ BELU WEI TELAELKUM ALGISWOM. NISOM EMO EMBI EKO ELOM. EMBI KUANKUA TIGRIGNA DO AYKONEN EYU. HJI NI-EOM ZEY KONES NBAELIKUM HITETU

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 дні тому

    ሰብ ኣብ ዓዱ እክሊ ኣብ ዓውዱ ብሰላምን ፍትሕን ዲሞክራስን እዮም ዓለምና ዝምርሕሎም ኣካይዳ ህዝቢ ትግራይ ውን ብከምኡ እዩ ምህርቱ ዝሐፍ check and balance goverenment ካብ ህዝቢ ኤርትራ 55 ዓመት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ስደትን ምብትታን ስድራቤት ክትድሕኑ ገብርሂወት ገብረትንሳኣልኤ

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 2 дні тому

    ፦ሙሁራት ተባሂሎም ተኣኪቦሙስ ናይቆልዑ ይዛረቡ ህውሓት ዘይንቅይሮ ካልኦት ፈረምቲ ዘይንውክ እንትብሉስ ቅልዕነት ይስምዐካ።
    ፦ ህውሓት ንምቅያር ጆባይደን አብስልጣን ይፅናሕ አባሳንጆስ አሎድዩ እቲ ናይከንያ መራሒ አሎድዩ መንእዩ ክስብስበልኻ ህውሓት ወይ ፈራሚ ኣካል ንኽቅየር። መንእዩኸ ከረደኦም ናይህውሓት ፈራሚ ንምቅያር ሃተውተው

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 2 дні тому

    ቀዳማይ አጀንዳና ክኸውን ዝግብኦ 1) ናትግራይ ላአላውነት ምምላስ 2) ተፈናቀልቲ ናመረበቶም ምምላስ 3) ዘአው ኢንፍራስትራክቸር ምህናጽ እዩ ክኸውን ዝግብኦ።ካሎኦት ጉዳያት ቀጸልቲ ክኾኑ ይግባእ።

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 2 дні тому

    ጋል ራያ ሰርቂ ንዐኪ እምበር ንመራሕቲ አይምልከትን. ብጀካ ናፍቆት ጌቹዮ ዘለፋልፈኪ ዘሎ.....

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 2 дні тому

    እቱጥፍአተኛ ፈሊጥካ ጥፍአተኛ ኢኻ ምባል ኢያ መድሀኒታ።

  • @GGebru
    @GGebru 2 дні тому

    Glucose Goddess

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 2 дні тому

    ጎበዝ ጏል ራያ 👍❤️❤️❤️❤️