ተረርቲ ሕቶታትን ሓሳባትን ተሳተፍቲ ብሔራዊ ዋዕላ ፖለቲካዊ ምሕደራ ትግራይ ንግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 121

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 3 місяці тому +2

    ትግራይ ሰብ አለዋ ደርፊ ሎሚ ተጋሂዱሎ ብትክክል ትግራይ ሰበብ አለዎ መስተውዓሊ ሰብ ብሐቂ አበዚ መድረክ ብትክክል ሰብ ሪአ አለኩ ስለዝኮነ ንዚሰብዚ ዝመርሕ ጠንካራ መሪሕነት የድሊ ኣብስርሑ ዝውዕል ዝውስን ዕንይንይንይ ዘይብል ቆራፅ
    ካሊእ ግን እዞም ከም ባዓል ደኩተር ደጀን ዝአመሉ ንከምዚ ዓይነት መድረክ ዘይምጥኑ ፀያፋት ወለዶም ዘየክብሩ ተዓዚበ አለኩ ሐደ መድረከ ጀነራት ይፀርፍ ሰሚዓ ሎምከዓ ሃፀይ ዮሃን ዝበሃል ስብአይ ክብል ዘንጣልን መቆሸሽን ሓሳብ ንምንታይ ዘይእረም ነውሪ አሞ እዚስ ከዓ ውድብ ክመርሕ

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 3 місяці тому +14

    ዓመጻዊ ዓብላልነት ፣ እተደመሮ ሕሱም ተንኮል ፣ እተደመሮ በለጽን ስሰዐን ፡ ይኸውን ፋሕ ብትንን ዕንወትን ። 😢😢😢

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 3 місяці тому

    ንመፃኢ ዕድል ትግራይን ተጋሩን ነቐድም።

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 3 місяці тому +2

    In tigray developed freedom of speech and expression of opinions. This was the role of tplf.
    Your success is our success
    Please think about friendship with Eritrea
    Government

  • @hagosyohannes732
    @hagosyohannes732 2 місяці тому

    ኩሉኩም ናይ ሐይማኖት መራሕትና አቦታትና ዝተዛረብኩም ብጣዕም ንህዝብ ትግራይና ዘድልየና ሐሳባት እዬም ንትግራይና ብፀሎትኩምለ ሕሰብዋ አምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃባትኩም አሜን።

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 3 місяці тому +1

    Excellent explanation Abune ✅✅✅✅✅

  • @Mham-h1h
    @Mham-h1h 3 місяці тому +2

    Aboy keshi, thank you

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 2 місяці тому

    እቱ ሽግር ትግራይ ሚስጢራዊነት ኣይኮነን። ፀገምና ህወሓት እዩ። እምነቱ ኣሰራርሑ እዩ። ከመይ የብቅዕ እዩ።

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 3 місяці тому +3

    ❤❤❤❤

  • @AtakilteKidanemariam
    @AtakilteKidanemariam 3 місяці тому +1

    ንህዝቢ ዝጠቅም ሓሳብ ከምዚ እዩ ህዝቢ ተረደአዮ ዝጠቅመና እዙይ እዩ

  • @AlayTesfaldet
    @AlayTesfaldet 3 місяці тому

    50ዓመት። ብድኽነት ብድንቁርናን እቶናብዝበልካዮ ዝኣቱ ውለዶ ፈጢርካ ኣብስልጣን ምቅፃል ዩሕልሞም ስለዚ ሕወሓት ይግለስ ሐዚ ናይህዝቢ ሕቶ

  • @kiduswisdom77
    @kiduswisdom77 2 місяці тому

    ርእቶ ንብራኸ ሾው፤ ናይቶም ሓሳባት ዝህቡን ካልኦትን ኣስማት ንክጸሓፍ ከትገብሩ በሃለይ 'የ። ሚድያ ተኮይኑ ሚድያ ክመስል ኣለዎ። ተዘይ ኮይኑ ከም ሓደ ተራ ስብ ብሞባይል ቀርጹ Post ከም ዝገብሮ ምግባር ካብ ሓደ ሚድያ ዘይጸበ 'ዩ በሃላይ 'የ።

  • @welday232
    @welday232 3 місяці тому +1

    እዚ ብዓል ቀይሕ ቆቢዕ ሞሎክሴ ዝመስል ካብ ናይ ደገ ባህሊ ናይ ትግራ ይሐሽ ዝበለ ተጋግዩ ኣብ ትግራይ ተምሃራይ እናተወቕዐ ይመሃር ኣውሮፓ ግን ከመኡ ኣይኮን

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 2 місяці тому

    ሰካካዓት

  • @hagosyohannes732
    @hagosyohannes732 2 місяці тому

    ናይ ቅዱስ ያሬድ ታሪክ ካብ ሕምብርት ትግራይና ተወስዱ አብ ዓዲ ጓና ታሪኩ ክትረክ እንከሎ ኩሉ ትግራዋይ ክሕሚሞ አለዎ።

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 місяці тому

    ጻድቃንን መሰሉን ብድሕሪት ኣለዉ

  • @حواءمحمد-ز7ح
    @حواءمحمد-ز7ح 3 місяці тому +2

    ዓዲሃሎዶኢልካክትጥፍዝሐስበላአንጭዋአፍንጫድሙትልሕስፈከራትጅምሩባዕልኩምግደፍሽግርፀዋዕቲነገርባዕልኩም

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 3 місяці тому

      ሕጂ ብኸመይ ክኸውን አምሐራ ተውጢሕካ በ የናይ መልክእ የርሕው ሕጂ ኢትዮጵያ ብ ኢትዮጵያ ተተላኢላ አዲ ሐሎ ዝነበረ ማአስከር ሚላኖ ክኸውን ተኽእሎ አሎ.

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 3 місяці тому +1

    እንተዘይበላዕናስ ንበትኖ ዝብል አዘራርባ ጠጠዉ ይበል.አብ ኘርቶርያ ዝተገቡረ ይነገር ❤

  • @lidyamktesfai1528
    @lidyamktesfai1528 3 місяці тому

    ኣይቛርፆ እቲ ቀንዲ ፀገም ንሱ'ዩ፥ መፍትሒ ኣናድዩ: በሳል'ዩ እቲ ሓሳብ።

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 місяці тому

    ኢዙይ መጽናዕቲ ኣይኮነን ስለይ ወቐስ ካምኻን ኣይሓለፈን ናዓይ ኢዙይ ገምገማ ኢዩ ዋጋ ዘይቡሉ ግዚኦም ቀቲሎም

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 3 місяці тому

    ኣናጹ ዱሙ ስለ ተሸግረና ዘላ መታን ክትብገስ ኮላ ክንሰምዓ ቃጭል ንእሰረላ ዝብል ዋዕላ ኣሳለጣ ጽቡቅ ጽቡቅ ተባሃሂለን መን ይእሰረላ እንተ በልካስ ጠጦው ከምዞም ንሰምዖም ዘለና ደናቁር።

  • @MinabTzagai
    @MinabTzagai 3 місяці тому

    ሰላም❤️ እዞም ምሁራት ኢና እትብሉ ስለምንታይ ኢኹም ብቓላት እንግሊዝ እንዳ ሓዋወስኩም ጉዳይ ህዝቢ ትዛረቡ። እሞ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ብትግርኛ ዝዛረብን ዝርዳእን ንክንሱ። ኣኽብርዎ ሓደራ ❤️

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 3 місяці тому

    እዞም ካብ ሽረ ዝመፁ አቦ ዝሃብዎ ሪኢቶ ናይዚ አኸባ መደምደመታ እንተዝኾን መፍትሒ ይኸውን ይመሰለኒ።ደ/ር ሙዑዝ ንዞም አቦ በይኖም ግዜ ሂብካ ርኸቦም፣እቲ ስራሕኹም ናይ አካዳሚ ተራ ሪስርች ከይመሰል ናይቶም አቦታት ሓሳብ ብፉሉይ ይረአ።
    ናይ ህዘቢ ትግራይ እምነት አብቶም ናይዞም አቦታት ሓሳብ እያ እትርከብ።
    ካሊእ ግምት ግዚኡ ሓፂር ምዃኑ ከይርስዕ ምኽሪ የድልዮ፣ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ ክመሓደር አለዎ።
    እታ ዕማሙ ቀልጢፉ ወዲኡ፣እተን ውድባት ዕላምአን ነፂረን ናብ ህዝቢ ቀረበን ህዝቢ ዝተቀበሎ ሓይሊ ክመርሕ ብምግባር እዩ ለውጢ ዝመፅእ።
    ብሕገ መንግስቲ ተፀዋዕነቱ ንህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ህዝባዊ መንግስቲ እንትህሉ ጥራሕ እዩ ጭቅጭቅ ሰልጣን ዝተረፍ። እንትም

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 3 місяці тому +1

    አነ ንጌታቸው ረዳ ከመስቶም ኩሎም ጀጋኑና ጅግና ምኳኑ አፀቢቀ እየ ዘአምን ግን ለምቀነ አብ ምድያ ቀሪቡ አብ ውሽጢ ክወዳእ ዝግበኦ ዞነበረ ጊዳይ ህወሕት ብግልፂ ዳሕዲሕዎ እዚ ብዘምፀኦን ዝፈጦሮን ጣጣ አደዳ ፀላእትና ከበሮ ሕምሓም ይወቅዑ አለው ሜለት ምስሔቅ ፀላእትና ኮይና አለና በዚ ድማ ሕዝቢ ትግራይ መዓኖጥኡ ሓሪሩ አሎ አነውን ምሰኦም እሞ ጌታቸው ንቀፃሊ ካብከምዚ ዝበለ ዘይምዕሩይ አካይዳ ተትእርነብ ፅቡቅ ይመስለኒ😮

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 3 місяці тому

      ታን ከ ይግበር ንኒ ደብረፅዮን እኳ ምንም ዘይ ሓፍሩ ባንዳዶ ብልፅግና ዶ ናበሉ ሰሙ ናጥፍእዎሰ ። ናብ ሰልጣን ድይብ ምሰበለ ኮ እዮም ባንዳ ምባል ጀሚሮም ። ህወሓት ብህዝቢ ናብ ትዕዝብቲ ዘውድቅ ርካሸ ተግባር እያ ትፍፅምላ ።

    • @JonNati
      @JonNati 3 місяці тому

      ሓቅኻ እንዲኻ ኝ መሪሩዎ ኢዩ ዝመስለኒ ምኽንያቱ ጌታቸው ረዳ ኣብ ብ3 ኢዩ ተወጢሩ ዘኒሀ ፡፡
      እዞም ሰለስተ ኣካላት ሓደ እቲ ማእከላዊ መንግስቲ ብቲ ተስማማዐሉ ብዘይምፍጽሙ ፡፡
      ካል ኣይ እናሕወሓት ዝገብሩዎ ስልጣነይ መንወሰዳ ብዝብል ሃረምረም ጌታቸው ብልቡ ክሰርሕ ኣይከኣለን፡፡
      ሳልሳይ ናይቲ ህዝቢ ናብ መረበቱ ብዘምምላሱ ንባዕሉ ናብ ወጥሪ ዘእቱ ስለዝኾነ ኣይተ ጌታቸው ተወጢሩ ኢዩዘኒሀ ስለዚይ አይተ ጌታቸው እንታይ ዘገበረ?ዘኒሀዎ ኣማራጭ እቲ ዘበጽሖ ዘሎ ህዝቢ ክስምዖ ምግባር ኢዩ ስለዚይ ሓባእያ ቁስሉስ ሓባኢ መድሓኒቱ ከምዝባል መድሓኒት ንምርካብ ግድን ኢዩ ናብ ህዝቡ ከስምዕ፡፡

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 місяці тому

    ናይ ትግራይ ፅገማት ዝፍታሕ ቢኣቢይ ኣሕመድ ኮይኮነስ ቢኤርትራ እዩ ዝፍታሕ
    ትዕቢትን ትምክሕትን ናይ ስይጣን እዩ : 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @በበብብ
    @በበብብ 3 місяці тому

    ይገርም እዚ ኩሉ ኣብ እምኒ ዝፈስስ ማይ ማለት እዩ : ምክኒያቱማ እቶም 50 ዓመት ዝገበሩታማ በቃኮ ጉእዞኦም ወዲኦም : ግዳስ ንኩሉ ዝሓቁፍ ናይሽግግር ይመስረት እዩ ታማራጭ እብል ተጋሩ:::

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 3 місяці тому

    ሙሁራት ትግራይ ዝሳተፉሉ አለም ለከ ጽንአት አብ ኩሉ ዘር የጽኑኡ እና ከመይ ፖርቲ እና መግስት ከመይ እዩ ክከይድ ዝብል ቀጻሊ ነበይ ይወስደና ዝብል ጽንአት ክጽናእ ክግበር?

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 2 місяці тому

    ዝኸበርኩም ሓቀኛታት ሙሁራንን ግዱሳትን ተጋሩ ኣብዛ ሕጂ እዋን ትግራይ ዛጊት ካብ ብሰላሕታ ሞት ጥምየት ካብ ቤን ንብረትካ ምፍንቓልን መሬትካ ዘይምምላስን ካልኦት ብድሆታትን ተገቲርካ እንከለኻ ምእንተ ስልጣን ምጉጅጃልን ክባሃ ክንድዚ ዝኣክል ምስጢራትካ ኣፍደገ ከፊትካ ንወረቲ ምሃብ እንታይ ይባሃል ዓገብ !

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 місяці тому +1

    ኣባ ቐሺ ዝበልዎ ሓቂ እዩ ግን እታ ነንርእስኹም ዘይምስምማዕ ዝበልዋ ጠንቂ እንታይ እዩ እንተ ኢልና መራሕትና ሰረቕቲ ስለ ዝኾኑ እዩ

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 місяці тому

    ቅድምያ ናይ ፀፅታ ጉዳይ መፍትሒ ዘይግበሮ ኣቱም ሰባት እንታይ እዮም ዝገብሩ ዘለው ተመራሕቲ ካልእ ቀስ ኢልካ ዝመፅእ እዩ ፍትሒ ግን ንምንታይ ግዜ ይወስድ

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 3 місяці тому

    እወ አቦይ ቀሺ እዞም ዘንጠልቲ ንዞም አለም ዘኽበሮም ሓፀይ ዮሓንስ ከመይ ገይሮም ከምዝዘንጠልዎም ካልይ እቶም ፀላእቶና ንህወሐት አቲ እናበሉ እዮም ዝፅውዑዋ ኩሎም እኳ እንተዘይበልኩ መብዛሕትኦም እዞም አብትግራይ ዘለው ተነሓናሕቲ ፖለቲከኛታት ኢና በሃሎቲ ዎን ህወሕት አቲ ይብልዋ ከም ስዩም ተሸመን አረአያ ተ/ማርያምን በጃኹም ለብሙ😢

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns 3 місяці тому +1

    ግዎኤ ክካየድ የብሉን እተኸኢልኩም ሰርዝዎ በጃኹም

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 3 місяці тому

    "ናይ ጣልያን God Father's Establishment" ዝመስል ከይኮነስ ዝኾነ ህወሃት አብ ኢድ ስብሓት ነጋ ከብ ትወድቕ ንልዕሊ 45 አመት ቃልሲ ሕዝቢ ትግራይ ተጨውዩ አብ አድ Mafia system ዝኾነ political Oligarchy እዩ ዝኒሀ። አዚይ ብግልፂ አብ እዋን መኸተ ክሽፈን ብዘይኽለሉ መንገዲ ተቓሊኡ እዩ።
    1.ንብሄራዊ ክብሮምን ህዝቦም ንምድሓን ዝወፈሩ አያታት አንጃ ተባሂሉም ክንድዚ ዝግባዕ ከይቃለሱ ፀለመ ብምንዛህ ተቀባልነቶም ክሀስስ ተገይሩ በዚ mafia ጉጅለ።
    2.ድሕሪ ኘሪቶርያ ህዝቢ ትግራይ ብፅንአቱ ዝረኸቦ ተነፃፃሪ ሰላም አንኽና ዘይንመርኻ ትግራይ አይትሁልን ብዘብል ትምክኸቲ CIA,PP, ባንዳ እነበለ ሓሚሙ ካበዝሕከመሉ አዲ ኾይኑ አብ ህዝብን ኤሊት ትግራይ ሕንፍሽፍሽን ምክፍፋል ክሰፍህ ብዝለመዶ መንገዲ ይሰርህ።
    3.ሕዚ እታ ዝለመዳን ዝመልኻን ኽዕለቱ አቢሉ ካድረ ሕወሓት ብማዕኸላይ ጥርናፈን ኔትወርክን ብምጅጃው ውልቃዊ ማፍያዊ ድሌቱ ንምስሳን ጉባኤ ህዚ ዘብል አጀንዳ ዘርጊሑ።
    4.ክፍለጥ ዝግብኦ እዚ mafia ጉጅለ ዝውክሎ ከባቢ ይኹን ህዝቢ ነይርዎ አይፈልጥን ፤ የብሉን አውን። ዕላምኡ ዘልዓለማዊ ብዝመስል መንገደ ስልጣን ብምቁፅፃር ጉጅላዊ ኹለመዳይ ረብሓ ምድንፋዕ እዩ።
    ስለዚ ዶ/ር ሺሻይ አይትሰከፍ፤ ብቀረባ ንምዕዛብ እንኳዕ በቓእኻ።

  • @welday232
    @welday232 3 місяці тому +1

    ናይ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ተንከፍ ዘለኩም ኣንፃር ዝማዕበላ ዓድታት ትወቕሱ እንታይ እዩ ሰኣን ሙህሮ ድዩ ንቲ ህዝቢ ሒዝኩምዎ ወዲቕኩም

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 3 місяці тому

    ኣብ ዝመስሊም መደረ ክልፍሉፉ ዓመታት ሓሊፉ ከም ዋዕላ ኣናጹ ።

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 3 місяці тому

    አዙ ወዲ እዙይ መልሐሱ ዘይገርዞ አንታይ እዩ ኮይኑ

  • @tesfaldettesfamariam2951
    @tesfaldettesfamariam2951 3 місяці тому

    መራሕቲ ሃይማኖት ብዛዕባ መንግስቲ ሰማይ ካብ ምድሪ ዝምህር እምበር ፡ ብዛዕባ ፖሎቲካውያን ውድብን ፖሎቲካን ክምድሩ ምርኣይ ዝፍርሕን ዝሰክፍን እዩ ፡ ኩሎም ፀፅቡቑ ዝዛረቡ እንተኾይኖም መን እዩ ዝጋገይ ዘሎ ።

    • @እንዱ-ኀ9በ
      @እንዱ-ኀ9በ 3 місяці тому

      @@tesfaldettesfamariam2951 kofo adey keblasewe kelo kulu eu zesatefe

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 3 місяці тому

    ዉዑይ ብኽያትን ቁዘማን ቻው ቻው ጥራሕ ነጃዉስ

  • @Grace-In-Ortho
    @Grace-In-Ortho 3 місяці тому +1

    All the time held multiple conversations, but practically zero action. All we are hearing in this conversation is grudges, antagonistic emotions against other external entities when the priorities supposed tobe solving the problem from within. Simply, Externalizing the problem won't help rather it worsen the plight of Tigraian people. Vicious circle in its finest.

  • @ለምንይዋሻል
    @ለምንይዋሻል 3 місяці тому

    እንጀራ ብላዕ ወዲ እኖ። ብተደጋጋሚ ኣብ ሕድ ሕድ እዚ ብራኸ ሾው ፖስት ዝገበሮ ካብቲ መኽፈቲ መደረ ጀሚሩ ዘማላኽቶ መፍትሒ እቲ ችግር ዘይኮነስ ናይ ዕበስ ዕበስ ዋዕላ እዩ።
    ፃድቃን ለውጢ ንደሊ ኢና ዝበለ ውድባ ብዝተፈላለየ ሕቶ እቲ ለውጢ ከምዘየድሊ ገይሩ እንትገልፁ
    ዶ/ር ሙዑዝ ጌታቸው ተባሂለ ዝብሎ ፀርፊ ከም መፅናዕቲ ሓደ ሙሁር ገይሩ እንተብርህ
    ወዲ ወረደ ባዕሉ ዝመርሖ ፀጥታ ችግር ከም ሓደ ተገልጋሊ ጥርዓን ገይሩ እንተቕርቦ
    በዓል ወልደ ስላሰ ኣፅኒዕናዮ ዝብልዎ ወራታት መፍትሒ ዘየቕምጥ እቲ ህዝቢ ዘውሪዮ ወርታት ዝኣከበ ፁሑፍ ኢና ርኢና።
    ስለዚ ናይቲ ተናሓናሒ ካልእ ኣካል ንምዕባጥ ዝመፀ ዋዕላ እዩ።
    ናይ ሓደ ፓርቲ ሽግር ዝፍታሕ ስርዓቱ እውን ዝሕሎ ውድባዊ ጉባኤ ብምክያድ እዩ። ዝዕንቅፎ ሓሳብን መራሒን ዝኣልዮ ወይ ንቕድሚት ክወስዶ ዝኽእል ሓሳብን መራሒን ተፅድቆን ትሸሞን ኣብ ጉባኤ እዩ።
    ምሕደራ ብኣፍ ጥራሕ ኣይምራሕን ኹሉ ግዜ ሓደ ፅቡቕ ተዛራቢ ኣብ ምምሕዳር እውን ፅቡቕ እዩ ማለት ኣይኮነን።

  • @yemanemezgebo9532
    @yemanemezgebo9532 3 місяці тому

    ሕሜታ ግደፍ መኽንያቱ እዚ ጉባእየ ዓብን ሃገራዊ ዕርቂ ውን ስለዝኾነ ጸላእትኻ ኣብ ግምት ብምእታው ሎሚ ንህዝቢ ትግራይ ክባሃል ልቦና ዝተሓወሶ ሓሳባትን ዘታዓርቅን ክኸውን ይግባእ!!ንእሽቶይ ምኽሪ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ የማነ!!

    • @IbraMo-p2y
      @IbraMo-p2y 3 місяці тому

      ሱቅ በል ሻቢያ ጉዳይ eritrea ግበር

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke4000 3 місяці тому +2

    ትግራይ ጸላትይ የብላን: ንስኹም ኢኹም ጸላታ:: ሕሶትን ምኽዳምን ገድፍዎ::

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 3 місяці тому

    ሚሽጥርና ይዝረብ ኣሎ?ዝብል ሕማቕ ዝኾነ ቅርሕንቲ ዝኾነ በታኒ ምሽጢር ንምንታይ ይስራሕ ይዝረብ?ሐዚከይኮነስ ፈለማ እዩ ምጥንቓቕ ዝግባእ ንምንታይ ሕመቐይ ተነገረ ግና ሃናፂ ኣይኮነን።

  • @AbuYousuf-dq3bj
    @AbuYousuf-dq3bj 3 місяці тому

  • @tsegayeberhane5627
    @tsegayeberhane5627 3 місяці тому

    ኣብዚ ኣኼባ ሸፈጥ ጉጅለ ህወሓት ከምዘሎ ግልፂ እዩ

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 місяці тому

    ኣቱም ሰባት ህብና ይስደድ ኣሎ መንእሰይና በጃኹም ዓርዩ መራሕቲ ሀወሓት እዮም ቶም ደለልቲ ዋእ እዚ ኮ ግልፂ እዩ

  • @mulugetafeseha9890
    @mulugetafeseha9890 3 місяці тому

    ነባር ኣማራርሓ ስጋይ ስጋኻ ኢሉ ናብ ኣማኻርነት ይሳገር። ሓዱሽ ኣማራርሓ እናተመኸረ ናብ መሪሕነት ይእቶ ጨኪንካ ይተኣቶ። ኣብ ኣቦታት መራሕቲ ናይ ኣተሓሳስባ ምእራግ ይረአ ኣሎ።
    ሙሉጌታ

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 3 місяці тому

    ህወሓት- ዝገርም እዩ ዝገርም ነገር! ታይ ማለት? ሕዚውን ከምኣ! ኸመይ?1. ህወሓት ብናይ ኣርሳ ጉባኤ "ጸማም እዝኒ ንህዝበይ ሂበዮ። አይሰምዕን እየ" በለት2. 45 መኣልቲ ገዛኣጽያ "ጋዕዝየ፣ በኺተ፣ ጨንየ..." ኢላ ናይ ሽሮ ፈኪራ ኽሳብ እንጀራ ኻብ መጎጎ ድወጽእ ኸምዝብሃል ጦርነት ጭርሖዓ ገይራ ሕዘቢ ኸይዕጠቅ ኸልኪላ ብጸላዒ አጽኒታቶ3. ልዕሊ 60 መዓልቲ ገዛ አጽያ ቀትሪ ንሥልጣና ለይቲ ብውስኪን ተኺላን እንዳተላሕየት4. ተፈናቀልቲን ጽጉማትን ብፀሐይ፣ ማይን ቁሪን እንዳተጸፍኡ ካድሪኣ ግን አብ PLANET እንዳደቀሰት እንዳስከረት5.ውቁኣት TDF እንዳጥመየት፣ ሕክምና እንዳኸልአት6.ሃንግ ጉጅለ በቲና ሕዝበይ እንዳቅተለት7. ሐጺን መጺን ጀነራላት ኣጋእዝያ እንዳሰረቀት እንዳስረቀት8. ባእለ ብዝወደበቶም GSTS (90% ደናቁር) ሙሁራት ብዝብል ሹም ብጥቅሚ ገዚኣ ከም ሠጋር በቅሊ ተለኣኣኽቲ ገይራ ዳዋናበደት9. ማተሰአ ዝብሃል ተለጉመ ጉጅለ በዝማዳት ሰብ ሥልጣን ዝጥወን ድዝወርን ገይራ ገንዘብ ዳያስፖራ እንዳሠረቀት10. መራሕቲ ህወሓት ናይ 50 ዓመት ብሔራዊ ቃልሲ ትግራይ እንዳማሠየትን እንዳጠለመትን11. ቀዳማይ ናይ ብሔራዊ ሐዝቢ ትግራይ ሕቶ ራዕሰ ውሳነ ብመሪሕነት ጉጅለ ንዳአመጸት ንዳጠለመት ቃልሲ እንዳምከነት12. በሊኣ ዘይትጸግብ ናይ ትግራይ ሐብቲ ንዳጓሕጎሐት13. ደም ዝለመደት ደም መንዕሰይ ከም ጻባ ንኣርሳ ድሙ ኾይና እንዳለሐሰት14. ጉዳ ንኽትሓብእ ሕዝቢ ዳ'ጥፍአት ውድብ ነድሕን ክትብል ዘይትሓፍር 15. ኣጣሪት ሸርሙጣ ኻድረታት ሕሩጭ ታብ ዝጠመየት ኣዶ ኺዱ ስረቁ ኢላ መምርሒ ትህብ16. እዚ ኹሉ ብደብረጽዮን፣ አለም፣ ፈትለን ጌታቸውን ዝቁነን ሽርሒ ንጊዝያዊ መንግሥቲ ትግራይ ካድረ መሓውር ጌርካ ግ.ም.ት አብ አየር ኽንሳፈፍ ጌርካ ሕዝቢ ትግራይ አብ መኣሙቅ ንምእታው17. ናይ ልብኻ ገይርካ ሂስ ግለ ሂሰ ገይርና ዳበልክ ሓፋሽ ምጭብርባር ባህላ ዝገበረት ደንቆሮ መሪሕነታ አብ ሥልጣን ኽንጥልጠል ትጽዕር18. ብድሕረይ ሳዕሪ አይብቆል ትብል ኸም ኣድጊ19. 50 ዐመት ናይ nationalism ቀንዲ stategic goal ዘይትፈለሰጥ ኸም ቆልኣ ካብ አመዳ ኹሉ ፋሕ ተብል ቁራጽ ሠይጣን ዝኾነት ኣማጺት ጉጅለ!ዛጉዳም ኸልቢ፣ መሪሕነት ሞይታ ኸም ሬሳ አድጊ ምጉታታ ገዲዱናሎ! ግንከ ወይከ አይትቅጽልን፣ ኸም ንቡሩ አይትሰርርን። መወዳዕትኣ ኣኺሉ እዩ። ጽንተት ብደንቆሮ መሪሕነት ደ ጽዮንን አለምን ኸብቅዕ እዩ፤ ብሕጊ ኽንፋረዶም ኢና! ኣዮኻ/ኺ ትጋራዋይ/ትግራወይቲ!!!!

  • @KebedeGenre-th4gr
    @KebedeGenre-th4gr 2 місяці тому

    ሙሁራት ተትኮኑ ነርኩምስ ንሰላምን ዕርቅን ምደለኹማ ነርኩም ግን ዝሮ ትምህርት እዩ ዘለኩም ጸላእት የብልኩምን ጸላእት ነብስኹም ባዕልኻትኩም እኹም ሙሁራት ደናቁር እኹም ሕሰዳን ቅንእን ክትውግዱ ኣለኩም ክሓልፈልኩም ምእንት።

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 3 місяці тому +1

    ብብዘለኽሞ ኹልኹም ባዓል ለማዓንት መዳህንአለም ይሓልኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ

    • @ምስሕልናይ
      @ምስሕልናይ 3 місяці тому

      ትግራወይቲ ዲኺ ?

    • @kesetebrhanbahre1374
      @kesetebrhanbahre1374 3 місяці тому

      ካብ ዝኾነት ትኹን እንታይ ጸገም ኣለዎ፡ ጥራሕ ሰላምን ፍቕርን ስኒትን ተስተምህር እምበር።ንሕና ህውከትን ዕግርግርን ኩናትን ወረ ኩናትን ኢና ንጸልእ ። ሰላም ክኸውንን ሕለፍ ተመሓላለፍ ነጊሱ ፡ሕረስ ሓረስታይ ፡ንገድ ነጋዳይ ክኾነልና ኢና ንምነ ነዛ ኣብ መሬት ንነብረላ ሓጻር ዕድመ ኩቡር ሓወይ/ ሓፍተይ። ​@@ምስሕልናይ

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 3 місяці тому

    ሑሱር ቀሺ ናይ ጾሎትካ ዘይ ትገብር።

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn 3 місяці тому

    አወ መራሕትና ብግልፂ ንምዝራብ ብሕልፊ ጌታቸው ብሰንኪ አብምድያ ቀሪቡ ዘሓቦ ናይውሽጢ ሚሽጢር ዘውፀአ ዘይግቡእ ሓሳብ ሕጂ ፀላእቲና እንታይ ይብሉ ከምዘለው ጥራይ ምረአይ እኩል እዩ

    • @YemaneHalefom-ru2xi
      @YemaneHalefom-ru2xi 3 місяці тому

      ሓባእያ ቁስሉስ ሓባኢ ፈወሱ ዝበሃል ምስላ በዚሑኮ እዚ ሓዚ ሚስጥር እትብሎ ዘለካኮ አናዊፁና ስለዚ ዋላ ካብንውር ወፃኢ ይኩን ይውፃእ ህዝቢ ይስመዓየሞ ዝመሰሎ መርገፂ ይውሰድ ድሮኮስ ነናይ ባዕልና ትዕዝብቲ ንወስድ አለና ትክክል ኢካ መሰከፊ እዩ ግን ክሳብ መዓዝ ህዝብትግራይኮ ተሳቅዩ መቸም ካብ ህዝቢ ንላዕሊ ዝከወን ነገር የለን

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 місяці тому +4

    Shabia is. the king of. east. Africa God. bless the Eritrean people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @SesenHadish
      @SesenHadish 3 місяці тому +1

      እዙይ ካብ ዐቕሚ ባራዩ ኣራዊተ ገዳም ንላዕሊ እዩ፣።ባርያ ዝርድኦ ቃል ያ አይኮነን ፣

    • @BanaLoveHabesha
      @BanaLoveHabesha 3 місяці тому

      ደም መንእሰይ ምስታይ ድዩ ጅግንነት ተቖጺሩ ገና ኢ/ያ ትመጽእ ኣላ ክትበልዓኩም እያ ሕጂ ዶ ትግራዋይ ከየድሕነኩም ሩጉማት ዘርኢ 😂😂😂😂

    • @Massawa2002
      @Massawa2002 3 місяці тому

      @@BanaLoveHabesha ሕዋሓት ትክክለኛ ታሪኽ ኣይነገረካን ይመስለኒ
      መለስ ዜናዊ , ስብሓት ነጋ, ወዘተ,,,, መን ኣስልጢንዎም ? ሻዕቢያ ይባሃል ግን ሕዋሓት ካሓዲ የሁዳ ስለ ዝኾነ ምስ ኣምሓራን , ኦሮሞን , ወላይታን , ወዘተ ብምኻን ( 1998) ዓቢ ጉድኣት ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብጺሑ እዩ:
      ሕጂ እውን ሕዋሓት ኣብ ሑቁኡ እምኒ ተሸኪሙ ንሕዝቢ ኤርትራ ይቅርታ ክጥይቅ ኣለዎ እብል ;
      ኤርትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Massawa2002
      @Massawa2002 3 місяці тому

      @@SesenHadish ልክዕ ንሕና ባራዩ ናይ መሬት ኤርትራ ኢና እስከ እግርኻ ኣሕልፈላ ንባድመ , ዛላንበሳ , ወዘት ,,,,, ባራዩ ክምኩቱኻ እዮም : ጽጋብ ግደፎ ሻዕቢያ ይምልከተካ እዩ ዘሎ

    • @EfremHans
      @EfremHans 3 місяці тому

      ​@@BanaLoveHabeshadenguyatns nxbeya Alena tgraway dea nebsu zeyedhanes

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 3 місяці тому

    አቱም ክቡራት ሙሁራትን ጀጋኑናን አሕዋትና እዚ ሎሚ ትትንትንዎ ዘለኹም ትንታነ ፅቡቅ እዩ ግን እቲ ዘሕዝን ሎሚዶ በዚ አብአኸባ ምውዓል ነይሩና ኩሉ ገዲፍኩም መጀመሪይ ትግራይ ትበሃል ዓድና ሙሉ ብሚሉእ ካብፀላእቲ አውፂእና ተፈናቀልትና ናብ መረበቶም ምምላስን ፀጥታ ህዝብና ምሕላውን ጥራይ አትኩርና ምስራሕ ዶ አይምሕሽን

    • @Mham-h1h
      @Mham-h1h 3 місяці тому

      If they don't discuss how do we move forward?

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 3 місяці тому

    ዲሃር ክኣ ቕሽትይ ናብ ፖልትካ ኣይመፁን፡ ኣታሃሳስበኦም ናይ ሃይማኖት እዩ፡ ብዛዓባ ሃይማኖቶም ከምይ ገይሮም ከምሃዳዲሩ ምስ ካልኦት ሃይማኖት ኣብ ትግራይ ቑዋም ዘለዎ ኣኬባታት እንዳተማያየጡ ከምይ ገይሮም ዝተፋላለይ ሃይማኖት ህይዞም ኣብ ትግራይ ብስላም ክነብሩ፡ ብዛዓባ ፖልትካ ንፖለትከኛታት ግድፉሎም፡ ኩሉ ነናቱ ዒዮ ክስርህ ኣለዎ፡ ብሃይማኖተኛ ኣታሃሳስባ ሃገር ኣይትመሃዳድሪን፡ ፖልትከኛ ውይ መንግስትይ ካብ ሃይማኖት ውፃ እዩ ምንግስትይ ሃይማኖትን ክፍላላ ኣለዎ፡

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 3 місяці тому

    Bizaeba seb zigidessh bbizuhyelen nisktkum niselaetikum mehigostiekum
    Zerebakum kulukum meftihi meftihi meftihieu ma kimesie yikewin

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 3 місяці тому

    ረኢኹምዶ እዞም ቀሺ አቦና ዝሕብዎ ዘለው ሓሳብ ብጣዒሚ ዝገርም እዩ እዚ ኢና ንደሊ ዘለና በጃኹም ዘረባ እዞም አቦና ሰሚዒኹም ለብሙ

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 3 місяці тому +3

    ዋው

  • @Lemishe
    @Lemishe 3 місяці тому

    ከዚህ ዘመን ቡኋላ በአድዋ በሺሬ በውቅሮ ታሪካዊ በባንዳ ልጆች ህልውናው ሲኦል
    የሚወርድ ጨለማ የሚለብስ የትግራይ ህዝብ የለም
    በትግራይ ውስጥ የተፈጠረው እብደት
    ስክረት ሺንፈት ለሌላው ህዝብ እዳ
    ይሆናል ብላችሁ ካሰባችሁ ነገም ውድቀት
    ላይ ናችሁ ዛሬ ሁሉም መንደር ከተማውን
    የሚወክልበት በራሱ የሚተዳደርበት
    የሚመራበት ዘመን ላይ ነን ከዚህ ዘመን
    ቡኋላ ባንዳ ከሃዲ የእናት ጡት ነካሺ
    ባንዳ ሰብስቦ የውጪ ጥላት ምእራባውያንን
    አስከትሎ የሚፈርስ አገር የሚዘረፍ የሚረበሺ
    ህዝብ ፈፅሞ አይኖርም የወፈፌው የቀውሱ ቡድን አከርካሬ ተሰባብሮ መቃብር እስካልወረደ ድረስ የትግራይ ህዝብ ሰላም
    አያገኝም
    የአንድ ሰፊ ህዝብ ደም አጥንት አንድ አካል
    የሆነውን የወሎ ራያ አማራን ህዝብ የወልቃይት ፀገዴን አማራ ህዝብን ከነ መሬቱ
    ካልጠቀለልንህ ካልወሰድንህ ብላችሁ
    የትግራይን ህዝብ ህልውናን ሲኦል
    ልታወርዱ ዛሬም የምትሯሯጡ አናሣ በቀቀናውያን የሚበጃሁ ህግ ስርአት
    አክብሮ ወደ እውነታው መመለስ ነው
    ትላት እና ዛሬ ነፍጠኛ ጭሰኛ ትምኪት
    ብላችሁ ስፈጅት ስታስፈጁት ስወሩት
    ስታስወርሩት የኖራችሁት የሰፊው አማራ
    ህዝብ መክሮ መክሮ ዛሬ ምሮ
    ላይምራችሁ ተነስቷል ስሙ
    የምንመክረው የአናሳውን የትግራይን
    ህዝብ የቀረች ጭላጭ ህልውናን
    ሲኦል አታውርዱት የሰፊው አማራ
    ህዝብ የጦርነት የጀብደኝነት ችግር
    ቸለበትም ለሠላም ግን ከሱ በላይ
    የሚቆም የለም ይህ ምክራችን ነው!

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 місяці тому +2

    ኣቦታትና ክምስሉ ኾለዉ እንታይ ይብሉ ,
    ( ጥፋእ ዝበሎ ሑሩጭ ምስ ንፋስ የባእሶ )
    ናይ ትግራይ ሽግርን ፀገማትን ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ውግእ ብምኽፋት እዩ :

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 3 місяці тому +1

    ንሕና 27 ዓመት ገዚእና ኢና ፣ ሎሚ ብኻልእ ተገዚእና ንርኣዮ በይዛኹም ፣ ብወገነይ ካባና ዝሓሽ ለሎ ይመስልኒ ::

    • @Toblahta99
      @Toblahta99 3 місяці тому

      ሓመድ ዕደ።
      እቲ ጽንተት ኣይርኤኽዮን ዲኺ?
      ዋላስ ናይ 2010 ኮመንት copy ጌርኪ ኣምጺእክዮ?

    • @HintsaG-zj4tl
      @HintsaG-zj4tl 3 місяці тому

      @@Toblahta99
      ፅንተት ለሚኖም ስሒቦም ፈኪሮም ዘምፀኡልና መራሕቲ ህወሓት እዮም ::

    • @Toblahta99
      @Toblahta99 3 місяці тому

      @@HintsaG-zj4tl ኣይመስለንን እምበር፡ ትግራወይቲ እንተዀንኪስ፡ ከምዚ ኢሉ ዝኣምን ትግራዋይ ምህላዉ ዘይምዕዳል እዩ። ብዝዀነ እንተስ ግዜ ኣለቢሙኪ፡ እንተስ ኣብ ርእስኺ በጺሑ ክትመሃሪ ተስፋ እገብር። 😕

    • @HintsaG-zj4tl
      @HintsaG-zj4tl 3 місяці тому

      @@Toblahta99
      ሓቂ ኣይንሸፍን

    • @Toblahta99
      @Toblahta99 3 місяці тому

      @@HintsaG-zj4tl አረ ሕፈሪ ቧእ፡ በጃኺ ምስ ሓቂ ሌላ የብልክን ☹️

  • @weditigray4452
    @weditigray4452 3 місяці тому

    መድህን! መምህር መሓሪ ዮውሃንስ ከ ኣሎ ዶ ❤

  • @hagosyohannes732
    @hagosyohannes732 2 місяці тому

    ናይ ዓዲግራት ሀገረስብከት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሊቀ-ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ተስፋስላሴ መድህን ፍሱሕ አብ ህዝብ ትግራይ ጀኖሳይድ ጦርነት ካብ ዝኢወዘላ መዓልት አትሕዝኩም ናይ ህዝብ ትግራይ ፀገም ንዓለም ዘፍለጥኩም ብሻዕቢያ ዝተዓመፀት ጓል ንመጀመርያ ግዜ ዘሐበሕብኩም ክቡር አቦ እኩም አብ ትግራይ ዝነበረ ግፍዕ እውን ምስ ህዝብ ኮይንኩም ተገፍዕኩም ንብረትኩም ብሻዕቢያ ተዘርፍኩም ብዙሕ ግፍዕለ ከም ዝበፅሔኩም አቦ እኩም ሕጅለ ትቃለሱ አለኩም ብተለይ ብዛዕባ 1-3 እልኩም ዝገለፅኩሙዎ ነጥብታት ብጣዕም አገሰስት እዬም። በርትዑልና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃባትኩም አሜን።

  • @KebedeGenre-th4gr
    @KebedeGenre-th4gr 2 місяці тому

    እዝ ኩሉ ትዛረብዎ ዘለኹም ኣበይ ኮንኩም እኹም ክትገብርዎ መጀመርያ ምስ ከባብኹም ዕርቅ ግበሩ ብዘይ ሰላም ዋላ ሓንት ክትገብሩ ኣይትክእሉን እኹም ሕስድናን ቅንእን ድማ ካብ ነብስኹም ወግዱ ብቅንዕና ተማላለሱ ክሓልፈልኩም

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 3 місяці тому +2

    ጉጅለ ህወሓት[ ደም ሰቲዩ ዘይፀግብ ቁርዲድ] ንዝሓለፉ 30 ዓማውቲ ስነምግባር [ክብርታት] ተጋሩ ክመራሳህን ክወድቕን ኣበርቲዑ ሰሪሑ። ከም ውፅኢቱ ድማ ትግራዋይ መፀግዒ ዘይብሉ ሃይማኖታቱን ባህልታቱን ዘየኽብር ቀይዲ በተኽን ብዒዋሉ ካድረታት ሸሸይ ዝበሃል ህዝቢ ኮይኑሎ።

  • @michaelhaile9791
    @michaelhaile9791 3 місяці тому

    ኣመጻጻኩም ስለ ዝተሳኩም አኩም ወድውኩም ነቲ ኣዲስ ኣበባ ዘብጸሃኩም ህዝብን መንግስትን አሪትራ ብምክሃድኩም አኩም ኮለለል ኣትበሉ

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 3 місяці тому

    Adi halow is not your enemy.
    Stop blaming eritrea check out your history.
    Accept eritrean territory integrity.
    Why you blaming us
    We are free country
    If you intimidating us we will retaliate hard.

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 місяці тому

    ትግራይ ገታቾው ረዳ ጫት ምጢጣም ኣምሂሩ ምስኣድጊ ዝዋዓለስ ባዕልኹም መልኡዎ

  • @Mham-h1h
    @Mham-h1h 3 місяці тому

    Kidane jigna

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 3 місяці тому

    Meftihieu bihabr meftihi mikirab

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 3 місяці тому

    Yehizin nebarawi hakitatin gilesebatin nayminkushash yireay mizanawikunu

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 3 місяці тому

    Aboykeshi etisidinetn amelike kulakema eya kibret zigibeom tegadelti hizbitatin alewu

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 3 місяці тому

    ኣነ ዝገርመንይ ኮምዙይ ዝበለ ኣኬባ ይካታተሎ እዩ፡ ውላ ቕዲምይ ጦርነት ፀገሞም ኣፅብቖም ይገልፅዎ፡ እሞ ፀገሞ ዝፍልጥ ፊትህይ ናይ ፀገሙ እውን ይፍልጥ እዩ ንምንታ ዲኣ ተጠቕዓትይ ትኮኑ ከም ህብርተብ፡ ንምንታይ ክሳብ ዝፃውትልኩም ትፅበዩ እንተተርዲእኩሞን ጋና እንተሎ ከይተፃውትልኩም ዝይትፃውትሎም፡ መሬትኩም ውርሮም ካይሃዝዎ መሬቶም ዝይትህዙ ኢርትራ እካ ህዝይ ሃገር ካይና ዝይግባኣ መሬት ውሪራ ተውሳክይ መሬት ውሪራ ህዛ ኣላ፡ እንተተርድእካዩ ከትጥቕዐካ ዝደልይ እዋ ከይ ኣጥቐዐካ ትጥቖዖ፡ እንድህር ቐልጥፍኻ መልስይ ዝይትህብ ተጠቓዓይ እካ ትኮውን አይ መጥቓዒይ ውይ ተጠቓዒ፡ ዲሃር ክኣ ምፅናዓት ክግብር ኣለዎ እዋ ምፅናዓትይ እኮ ፊትህይ እንተዝይፍልጥካዩ እዩ እቱይ ናይ ትግራይ ኩነታት ግን ምርምር ዝዲልዮ ኣይኮነን ፉቱሁ እውን ግልፅ እዩ፡ ፀገምኩም ትግልፅዎ ፉቱሁ ኣብ ትግባር ክትውዒልዎ ግን ፀገም ኣሎ፡ ኣብ ዋፃ ኣለው ምሁራን ትግራይ ትብሉ ግን ኣስተዋፆ ዝይብሎም እዮም ብዙህ ተስፋ ኣይትፀበይዎም፡ ተቖፀርትይ ስራህ እዮም ውፃኛታት ሃልፍቶም ከም ዝደለይዎም እዮም ዝካይዲዎም፡

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 3 місяці тому +1

    ወይ ትግራይ!!! ከምቲ ዝተባህለ፣ " ሰነፍ (ሕምቅ) ሰበይትስ ቤታ ብእዳዋ ተፍርስ።"ባዕልኹም ዔድኹምን ህዝብኹምን ኣፍሪስኩምሲ እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘሎኹም፧???፧ አረ በጃኹም ሰላም ሕሰቡ ምእንተ-ሰላም ተዛረቡ።

  • @tsegayeberhane5627
    @tsegayeberhane5627 3 місяці тому

    ተመልከቱ ቀሺ ጉጅለ ዓድዋ 😂

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 2 місяці тому

    kkkkkkkk wey tigray

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 місяці тому

    No amount of fake research or study institute fascism and make Tsadkan Hitler of Tigray.

  • @KelifaMahmud-s1z
    @KelifaMahmud-s1z 3 місяці тому

    KKKKKKKKKKKKKKKKKKKKKK🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
    Ellllllllllllllllllll
    .....

  • @grseshiree-ek6hc
    @grseshiree-ek6hc 3 місяці тому

    Enderta should be in power

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl2496 3 місяці тому

    We the posterity of Tigray will combat the oligarchy of Sbhat Nega(Shaebya) tooth and nail until their fall!

  • @abnbhhjk
    @abnbhhjk 3 місяці тому

    ቀዉሥ ውሻ

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 місяці тому

    Honestly you need to ask forgiveness to the Eritrean people because, you have done a lot of evil things to the Eritrean people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 3 місяці тому

    ንመፃኢ ዕድል ትግራይን ተጋሩን ነቐድም።

  • @حواءمحمد-ز7ح
    @حواءمحمد-ز7ح 3 місяці тому

    ፀላኢየብልኽምንፀልእቲነብስኩምባዕልኩስዒርኪምአይትፈልጡንፈከራግንአሎ

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 3 місяці тому

    Bizaeba seb zigidessh bbizuhyelen nisktkum niselaetikum mehigostiekum
    Zerebakum kulukum meftihi meftihi meftihieu ma kimesie yikewin

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns 3 місяці тому

    ግዎኤ ክካየድ የብሉን እተኸኢልኩም ሰርዝዎ በጃኹም

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 місяці тому

    ኣቦታትና ክምስሉ ኾለዉ እንታይ ይብሉ ,
    ( ጥፋእ ዝበሎ ሑሩጭ ምስ ንፋስ የባእሶ )
    ናይ ትግራይ ሽግርን ፀገማትን ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ውግእ ብምኽፋት እዩ :

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 3 місяці тому

    ንመፃኢ ዕድል ትግራይን ተጋሩን ነቐድም።

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns 3 місяці тому

    ግዎኤ ክካየድ የብሉን እተኸኢልኩም ሰርዝዎ በጃኹም