Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
#ዋልታ_ሓዳር፡ጽቡቕ ስራሕ! እንተ እታ ናይ "በይቢ ሻወር" ዘይባህልና ዘይቋንቋና ረክላም ምስራሕ ግን #ዓገብ !!!
ጆን ሜራ ብስራሕካ ክንሕጎስ ጸኒሕናስ፡ ብዛዕባ ቤቢ ሻወር ኣድቨርታይዝ ምስ ገበርካ ከኣ ኣይግድን።
ናይ ብሓቂ እዮም ንፉዓት እዞም ፊልም ዝሰርሑ ናይ ሃገርና. ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ከምእውን ንኩሉኹም ደቂ ኤረይ መዓረይ ❤❤❤
Thank you! ጆን ሜራ ሓዉና! ቀጽሎ ብፍላይ ማሰ በርቲዕኻ ስርሓሉ! ከይጠፍእ!!
ግርም መልእኽቲ ንፉዕ ደራሲ ናብሐቂ መሃሪት ናይስብ ወረ መዕነዊ ሂወት ሐዳር ፀገሙ ተናዚዙ ! ተዋሳእቲ ብሉፃት ቀፅልዎ ናት ገጠር ስራሕ 👍🏽 Tebareku 🙏🏽
Very good progress 👏 and education moves 👏. Thanks. BROTHER FROM ERITREA 🇪🇷 USA
ብጣዕሚ... ልቢ ዝትንክፍ ዓቢ ስራሕ!!!
ችላ፣ ልብኻ ትበለዕ ድራማ፣ ባህልና መሰረቱ ምክእኣልን ምክብባርን ኮይኑ ብናይ ርሑቅ ጠመተ ዝሓስብ እዩ። ጽብቕቲ ድራማ።
ኣቤት ናብራ ቀዳሞት ከምዚዩ ኔሩ ልብኻ ዘረስርስ ሰሪሕኩም ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ከምዚ ስርሑ ካብዚ ናይ ተንኮልን ሻሂ ኣስተኹኺን ዝኾነ ስርሓት እዚ ባህልና ኣባና በጺሑ ይጠፍእ ኣሎ ንዓናውን የጉህየናን የጥፈኣናን ኣሎ ሓደራ ዎሎዶና ንባህልኻ ንናብራኻን ምሰል ተመለስ።
Btami yehzin nay zi klu zbedela yqre aybahalon😢😢 mizan wn aytgbeon iya😢😢 ...ezi eti hade hmaq bahlina u......
Jhon meraa bejaka keyttefana neashtu kea meharu we 🇪🇷 love U wedi ereyy
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤
Waww beluxi serah deki rimey jon kexlo aytetfana ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ክብረትና ሓበናን እዪም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፊጣሪ አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኹም።
Jon Mira btami des zebel Eyu srihatka ab bahli tegebro zeleka mexinati kexilo
kiberat yehabelina ❤❤❤❤ mekiberti bahilom joni hayal derasi kexilo edman tenan yimneyalkum
Very nice movie good job 👏👍❤❤❤🎉🎉🎉🎉
yekeniyelna baba joni nezi kubur behalina tiekubiwo zelekum ❤❤❤❤ bitami desi etibel filem 🎉🎉🎉🎉
አነስ ኣይተሐዙለይ እንበር ብሐንቲ ማህረምቲ ሐድመ ምሃለኩ, እዋይ ሚዛነይ ከምሽምኪ ብልጽ ስራሕ ❤️ 🇪🇷
እዋይ!ሓዳርዝክእሎ!ሰሰኪሩ!ከምዘአ!ይሃርመኒ!ነይሩ!ግንአምላክ!እመስገን!ተፈላሊየ!ደቀይ!የባፅሕለኩ
Texewarnet ab hadar nay biezan xubuq rien gn derasi adietatna wala ybeasa nsebeayen begbi ab edu ayhboeon eye mearemta❤❤❤❤❤❤
💜💜💜 ሚዛን መርዓት ቀዳሞት ምልጭ ቁንጂና ኣደ ትሕትና ዶ ትህረም ኮይና ኣብ ገለ ገለ ኔሩ ድንቁርና 🌹👍👍👍
Waww wenderful job guy keep it up going joni ilove it 😍😍😍
Good job ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
Bitam xebuk sirah biflay eze nay geter filim bitam kisurhalu zelwo eu🎉🎉🎉
ኣንታ እዞም እምን ዝድርብዮ ፣ #ርእሰ_እምኒ ዝኮኑ ካብዝ ድዮም መጺኦም ናብዝ ሰደት ፣ ቆርበት ዝንጸፍ ዝነበሩ ፋራታት ፣ ኢንታይ ከ ዮ ዝመሰል እት ዓድታቶም ክጽላኣካ ደረቅ
ዋዉ ግን ሓጻር ኮና እምበር ጽብቅት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
SEBAY DKTKT GUAL ANISTEYTI SEBAY AYCONEN HALLAY 😂. ❤❤🎉HGUA TRAY
ጆን ሜራ ጽብቕ ስራሕ🎉❤
Aseyy. film. Bihlwei. higerna. Des. Kibil. ❤❤
Great movie keep it up ❤️❣️❤️
Anes zhazenku naysbeytka keyakilsi neta adigi shefaf adgi elka kiregxa mis reku bekye 😭😭😭😭
Lbamat wolefi 🧕🧔❤🕊🤝👏👏👏👏👏
ጃን ማራ ንፍዕ ተስፋ ባህልና ኢኻ : ንዘይጠቕም ገንዘብ ናይ መዋ ዓውዒ ክትብል እዚ ሓዳሽ ድክነት ዝዕድም ባህልታት በይቢ : ሽወር፡ ወዲንሻውር:ገዓት ... ወዘተ ኣብ ህዝብናንባህሊ ዝኣቱ ምብካን ገንዘብን ግዜ ደኣ ኣድህበሉ። በጃኻ ስራሕ ንስኻትኩም መስትያቱ ኢኹም ንህዝቢ :
Waww Jonn 👏👏👏👏
Wow, that's the best movie ever! Amazing characters. Well done 💞💞💞
BAY SHAWER FOOOOO Akkkkk
Haxiratni nayzi john meri srhat mar xubuk srahat eu bhaki
ብሐቂ ደስትብል
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ብልጽቲ ፊልም ❤
መሃሪት ፉልም🎉❤
FANTASTICO ❤
Yebele ❤❤❤❤❤❤betami dese zeble eu
Wawww xubuk srah meharit deki erey
Nice movie ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
ኣነ እኮ ኮመን ብዙሕ ኣይኮንኩን እንድየ፡ ብጣዕሚ ዝገረመኒ ግንሲ ናይ ጆን ሜራ እዩ ብዛዕባ ባህ ነውሪ ድራማ ክሰርሕ እንዳ ውዓለስ፡ ቤቢ ሻወር ንዝገብሩ ኣድረርታዝ ክገብር ንቤቢ ሻወር ከኣ ይጉስጉሰሉ ምህላዉ ከይገረመንስ ኣይተረፈን። ክነምስል ንጥቅሚ ጥራይ ነቲ ድራማ ከም ትሰርሖ ኣለካ ማለት ድዩ? እዚኣስ ብጣዕሚ ተጋጊኻ ኣብ ካልእ ትገብሮ ግን ንፉዕ ኢኻ
ቤቢ ሻወር ? እንታይ ማለት ኢዩ ምንጩን መሰረቱን ካበይ ንምንታይ ዕላማን ከምዝግበር ዝነበረን ከ ትፈልጥ ዲኻ ? ዓገብ ኣይባህልናን ኣይልምድናን ጥራይ ዘይኮነስ ንጣዖታት ዘምልኹ ዝነበሩ ኣህዛብ ዝገብርዎ ዝነበሩ ባሎምን ልምዶምን ኢዩ ስለዚ ሕብረተስብ ዝብልክን ጸረ ሃይማኖታዊ ባህላታትና ዝኺነ ኣዝዩ ጽዩፍን ዘሕፍርን ኣለባብሳን ዝሓዘ ኢዩ ብዓብይኡ ግን ምስ ሃይማኖትና ምስ ኦርቶዶሥ ተዋህዶ ምስ ስርዓታታ ኣዝዩ ዝጋጫ ዘይንብር ስራሕ ኢዩ።
Kemti zfetwo ab mewdseteu be xbuk mwdea ke ❤
እዘን ናይ ሎሚ ሓራሙስ ክምዚ ዝይትኮና❤❤❤
ከምዚ ማለትካ ከም ኣድጊ ክንህረም ዲካ ደሊካ
❤great fim
Good job mkurat
Antay u baby shawer elka anta misti filmikum zey keyd
Tankis btamy xamtiy❤
ሓዳር ቐደም ስኻ መዋዳድርቲ የብሉን ።እንተ ናይ ሎሚ ሓዳር ናይ ሎሚ ኣዋልድ እኾ
Batami tfeto filme 🥰🥰🥰🥰🥰
Shkorat xbuk srah
Shikorinattat artists
Enda ketela ayfatahna tebel😢 donkoro,,halay,kemzi aynet hadar ayrekeb.
🇪🇷❤️❤️❤️🌸
❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷💪🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
Bae btaemi Des zbl qexlwo
Wawwww
😢😢😢😢😢🧕❤🕊🤝😏🧔itay anet rugum woldom buruk 👳♂️woldom
Nay bhaki bimi xubux srah ay Azo abotatina Lebamati endiyom
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍡🍡🍡🍡🍡
😮❤
❤❤❤❤❤👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌹👍👍🇪🇷♥️♥️💪💪💪
❤❤❤❤❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
😘😘😘😘😘😘😘😘
❤❤❤🥰🥰🥰🥰❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤😂🎉💪👌👍
Nay behaki xhbuk srah joni boy
❤❤❤❤❤❤😊
Kab kemzi aynet hbrete seb ena tefetrna nay lomi hadar kea geza geza koynu
kkkkkkkkkkk
😊😊🎉🎉
እዋይ ምስክነቲ ሚዛን ተሕዝነካ
Kakkkkkkkk kab etgebro srahaka higusat ENA 😊😊😊
እንታይ ደኣ ሞ ትስሕቕ
❤❤❤😅😊😂
❤🇪🇷🙏❤💪🤣🤣🤣🤣
ምህራም ዘብላ ቪድዮዶ ትይህሉ
❤❤❤❤😂
Xabktey
ወይ ዓቅሊ ናይ ሚዛን።
😏atum ceicato bejkum debhilena aytruna atsumuinab atcutela bhltata nakupom 🤔
Omg ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ... ደቂ 1❤, ብጣዕሚ ኣብ መልእኽቲ ዘለዎ ስራሕ, የግዳስ ኣዋልድ ሎሚ መንገዲ ኣዴታተን ሒዘን ሓዳረን ኣጽኒዐን ዝኸዳን, ሓዳረን ክቡር ሓዳር ክኸውን ዝጽዕራን ቁጽረን ኣዝዩ ውሑድ እዩ. ብዝፍላይ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣዋልድ, ዘዕበየን ክቡር ባህልን ወግዕን ከንጸባርቃን ነዴታተን ዝመስላን ኣይርኣያን እየን. ናይዚ ውጽኢት ካኣ ብዙሓት ስድራቤታት ተበታቲነን, መሰኪን ህጻውንቲ ብዘይ ፍቅሪ ኣቦን ኣደን ስኢኖም ይርከቡ. ስለዚ ሓደራ ኣዋልድና ከም ኣዴታትክን ጸዋራትን ደለይቲ ሓዳረን ኩና! እታ ሰበይቲ ብርሃን ገዛ እያ እትብል ክብርቲ መጸውዒት ኣዴታትክን ልበስኣ!🙏🙏🙏
💯👍🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👏👏👏👏👏
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Waww
Jonn 👏👏👏👏