ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 133

  • @AbrahamAmanuel-op1sr
    @AbrahamAmanuel-op1sr 12 днів тому

    ናይ በሓቂ መሃሪት ትምህርቲ።ናይ በሓቂ ደስ ዝብል በሃሊ ኣለና።

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 10 місяців тому +18

    ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ❤❤
    ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShewitBajo-ci3ok
    @ShewitBajo-ci3ok 10 місяців тому +6

    ኣቤት እዚ ባህልና ሲ ደስ ክብል እቲ ምትሕግጋዝን ምትሕልላይን ምቁራት ደቂ ሪመይ ጽቡቃት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ግን ሕቶ ኣለኒ ምባኣስ ሲ ምፍጣጥን ይበዝሕ ኣሎ so God bless

  • @samikidane-r7d
    @samikidane-r7d 10 місяців тому +6

    ጽብቅቲ ፊልም ምስ በዓል ልደት። ባህልን ንሓቂ ጠጠው ናይ ምባል ኤርትራውነት ተንጸባርቅ ስራሕ። ከም ኩሉ ጊዜ የቀንየልና EriTv ❤❤❤

  • @timnityemane4438
    @timnityemane4438 10 місяців тому +4

    እንቃ ብዳሓን መጻኩም ደቃ ኤረይ ሓላላት ክሉ ግዜ ወትሩ ኣብ ልበይ ሰፉርኩም ደቃ ዛ ሓላል መሬት እንቃ ናብ ሓድሽ ዓመትን ኣወድኣመትን ኣብቅዓና ዓመተ ሰላምን ቅሳነት ጥዕናን ይግበረልናጽብቅ ስራሕ ድቃ ኤረይ ሓላላት እንብዛ ይናፉቀኩምን ይሃርፈኩም ወትሩ ኣብ ሰራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ኣብዛ ፈልሚ በሩሕ ምስሂወተይ ዘታኣሳስር ኣታዓባብያይ ዘኪረ እታ ሃብታም ሰድራ ክሉ ግዜ ብፉላይ ደማሲ ብልክዐሰ ገረቤትና ነይሮም ሂቀመሰ ዘይጸግብ ሰብኣይ ጽብቅ ሰራሕ ቀጽልዎ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 10 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ። ዓለምና ከምዚ ናይ ኣይተ ደማስ ሰናይ ተግባራት ስለዝተሓረማ ኣብ ውጝእን ወረ ውግእን ተጸሚዳ ተሪፋ። ብፍላይ ተዋሳኣይ ሳምሶን ኣብዛ ድራማ ከምዘሎ ምስ ፈለጥኩ ኩል ዋኒነይ ገዲፈ ብጽሞና ተኸታቲለያ። ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም። ኣጆኹም ቀጽልዎ።

  • @simonnguse-kn9
    @simonnguse-kn9 10 місяців тому +2

    መሃሪት ፊልም
    ሸለል ኢልካ ሰላም ምድላይ ዝመስልዎ የለን thank you 🙏🏿 🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selam8217
    @selam8217 9 місяців тому

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማሃሪ ፊልሚ እያ ንማሃረላ የሕዋተይ አሐትን ሕጃዉን ሸጥ ማዓጣና ንሃገርና ኤረይ ባዕልና ንክልዖ ታሪኸና ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 10 місяців тому +5

    ደቂ ኤረይ ፍቅሪ አዚያ ጽብቅቲ ስራሕ ርሑስ በአል ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 10 місяців тому +4

    ሓያል ባህሊ
    ሓያል ህዝቢ ይፈጥር
    ባህሉ ዘኽብር ወትሩ ከቢሩ'ዩ ዝነብር።
    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ባህልና ይዓንብብ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @NahomBelay
    @NahomBelay 10 місяців тому +1

    ዋው ብጣዐሚ ጸቦቀ ስራሐ አዚ ዩ ባህልና ሓደራ ኣይነጠፋኣዩ ንዓቕቦ ደቒ erey❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 10 місяців тому +6

    ኣልባና እወ ታ ኣልባና
    ርግኦ ንመጀመርታ ተጽዕያ ንለኻይ
    ትፈጥራ ንብራሕ ትሰትያ ከምዛማይ
    ቅጫ ጨጨፍሊቅካ ምሳሕ ትምስሖ
    እምብዛ ጸጊብካ ጉሳዕ ትድርጎሖ
    ንለኻይ ፈጢራ ትህበካ ጠስሚ
    ኣካ ደስስ ክብለካ ቲዉጺኢት ላሕሚ
    ሙራኹት ተዕቢ ብተረፍ ማይ ጨባ
    ኣብታያት ተዕቢ ዝመስሉ ዕምበባ
    ታሪኽኪ ቡዙሕ እዩ መሕቆኒት ዛኣልባ
    ታሪኻዊት መስርሕ ኣብ መስርሕ ናይቤትና
    ኣልባ እወ እታ ኣልባ ትዕጠን ትመውቅ ብኣረጊት ሰራው
    ጡዑም ዝሽታኣ ሽታ ናይ ቡን ቅላው።
    ❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤!!!

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 10 місяців тому

    እዚ ባህልናስ ክጽብቕ!! ክንደይ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሩየ 🇪🇷💖: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ/ረቢ🙏🏽: ብሉጽ ስራሕ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 10 місяців тому +1

    ጽብቕቲ ፍሊም ማሃሪት እያ👍💪❤💐

  • @wedebbereket4066
    @wedebbereket4066 10 місяців тому +4

    Ruhus awdeamet Hagerey, amete selamin awetin ykunelki Erey adey❤❤❤❤❤

  • @hawitedi9810
    @hawitedi9810 10 місяців тому +14

    "ገጠራዊ ባህሊ፡ቅጭን ባህሊ።"
    🎉 ርሑስ በዓል ልደት 🎉
    ዘበነ-ሰናይ፣ፍቕሪ፣ምልኣተ-ባህጊ ሃገራውነት፣ናብራ ናብራ ኣቦታትናን ኣባሓጐታትናን ኣይኽላኣና፣ዘበኖም ዘበነ-ጽቡቕ ይምለሰልና፡ኣሜን 🙏
    PS: ከምዚ ንቡር ጭውነትሲ ኣበይኮን ኣብዛ ፕላኔትና ይህሉኾን??
    ሓበጭበጭ ይብለካ እዚኸብድኻ፡እዞም ቀዳሞት ርህሩሃት ምቁራት ወለዲ፡ደቂ ፈጣሪ እወ!!
    🙏❤️🌹

  • @YohannesAbrha-i8w
    @YohannesAbrha-i8w 10 місяців тому +6

    ርሑስ ኣውደኣመት ዘበነ ሰላም ራሕዋ ብሰላም ስደትና ኣብቂዑ ንዓድና ንምለሰሉ ዓመት ይግበረልና።❤❤❤ክሩዕ ብሃገሩ ካብ ሊብያ።

  • @EZ10EZ10
    @EZ10EZ10 10 місяців тому +1

    ክብርታትና ንዎሎዶታት ዘንተ እለት ይሰስነልናን ይዓምብበልናን መዘና አልቦ እዩ ዓይኒ አባይ
    ይድፈነልና🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 10 місяців тому +1

    Ruhus bal awdeamet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @da8387
    @da8387 10 місяців тому +4

    ኤርትራውያን ፈታውን ጸላእን ዝፈልጦ ወነንቲ ኩቡር ባህልን ያታን ኢና'ሞ ዕርፍና ነጽንዕ ዳይ ወሪስና ንወለዶታት ነውርስ ‼️
    ❤️✌️🕊 👉🇪🇷

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 10 місяців тому +1

    I love this movie. I laughed from the beginning to an end. ❤️ 🇪🇷.

  • @diletbrhane9130
    @diletbrhane9130 10 місяців тому +1

    Thanks deqi arey azia meharit movie ❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 10 місяців тому +3

    ብሓቂ ማሃሪት ዲራማ ዘገርም ኣላይነት ልምዲ ልቦናን ኤርትራዉያ ዘንጸባረቀት ጉዳም ተኣምረኛ ድራማ ከምዝ ዓይነት ንህዝብና ናብ ሰናይ ቅንዕናን ፍቅርን ዝዘርእ ድራማታት ሕጽር ዝበለ ኣንጸባራቅን ማሃርን ገናሕን ድራማታት ብብዝሒ ከተፍርዩ ይላበወኩም።
    ኣብዛ ተዋስኦ ካብ ደራሲ ጀሚርኩም ኣለይቲ ሳኣልቲ ተዋሳእቲን ካልኦትን ኣዝየ የመስግነኩም።
    ❤❤🇪🇷🍃❤🇪🇷🍃❤🇪🇷🍃❤🙏🙏🙏❤!!

  • @S.revolution
    @S.revolution 10 місяців тому +4

    This is what we need to see from our artists ❤❤❤❤

  • @kasay67
    @kasay67 10 місяців тому

    ጽብቅትን፡ምሃሪትን ፊልም።

  • @RutaBrhane-u9b
    @RutaBrhane-u9b 10 місяців тому +2

    ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HabtomFisahaye
    @HabtomFisahaye 10 місяців тому +5

    ደቂ ኤረይ ሽኮርር ❤ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍልም በጃኩም እዚ ባህላዊ ከምዚ ጌርኩም ናብ ውሉድ ወለዶ ኣምሕላልፍዎ & ደራሲ እዛ ፍልም ተሽመ መሰለ❤ ወዲ ዓደይ ኣብ መጀመርያ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ሒዝካ ብምምጻእካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኣብ ቀጻሊ ክብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ባዓል ሙሉእ ተስፋ አየ ❤❤❤

  • @adiamhabtom6538
    @adiamhabtom6538 10 місяців тому +2

    Woww ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @tamrat7
    @tamrat7 10 місяців тому +4

    መሃሪት ፊልም ናይ ሓቂ❤❤❤❤

    • @wahs1235
      @wahs1235 10 місяців тому

      እንታይ ተማሂርካ ካብዚኣ ክክክክክክክ

  • @BiniamtesfaldetBiniamtesfaldet
    @BiniamtesfaldetBiniamtesfaldet 10 місяців тому +1

    ሩሁስ ኣውደኣመት ብታእሚ ደስ ትብልን ሓቄኛ ባህሊ ዓዲ ትነግርን ፊልሚ

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 10 місяців тому +1

    ኣሰይ ዕልልታ ዝመልኣ ዓመት ይግበረልና ሙቁራት

  • @saramokonen8050
    @saramokonen8050 10 місяців тому +3

    Perfect movie this is something we can truly learn from wow 👌 ❤❤

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 10 місяців тому +1

    ባህልና ከም ሽማ ኩሉኹም ኢኹም ትፍተዉኒ ። ርሑስ በዓል ልደት ❤❤❤

  • @nazrawittewelde6033
    @nazrawittewelde6033 10 місяців тому +1

    Nay behaki meharit

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 10 місяців тому +1

    Ruhus ldet ygbrelna 🇪🇷❤️🌲🇪🇷❤️🌲🇪🇷❤🌲🇪🇷🙏

  • @naya6232
    @naya6232 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ tueum gizie tueumat sebat. Kabzi zbelts sebawunt entay alo ❤❤❤ tueumat laza ❤❤❤❤

  • @mam-yk6ri
    @mam-yk6ri 10 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ጽቡቅ ስራሕ ኩሉኹም ንፍዓት ኣክተራት፡ ኣብዛ ፊልም ፍዮሪ ሽኮር ንፍዕቲ እታ ልኻይ ኮፍ ኣቢልክያ ኣብ መንበብስታኺ ኣዝሕል ኣብላትልኪ ዶ፡ ንሃና ጥራይ ዘይኮነ፡ንዓይ ውን ኣቅኒእክኒ ኢኺ። ንኹሉኹም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም❤

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 10 місяців тому +1

    ሩሁስ ብዓል ልደት ይግበረልና።❤🎉

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 10 місяців тому

    Great movie and great lesson to learn from it
    I am proud to be Eritrean 🇪🇷❤️💪🌹🙏🌺👍🐪🇪🇷

  • @YordanosKaleab-x9f
    @YordanosKaleab-x9f 10 місяців тому +3

    Nice movie ❤❤❤

  • @SamsomGerezgiher
    @SamsomGerezgiher 10 місяців тому

    መርሓባ ደቂ ኤረይ❤❤👍🙏🙏

  • @meronabrham5213
    @meronabrham5213 10 місяців тому +1

    Xbuqu srha des zbll 💙💙💙💙💙💙

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 10 місяців тому

    ደቂ ኤረይ ፍቕሪ💞🇪🇷👍

  • @adamamerica7073
    @adamamerica7073 5 місяців тому

    Great job ❤

  • @praise8413
    @praise8413 10 місяців тому +1

    Selam zelewa amet yigberelna. Amlak Nmenesey Eritrea ab Eri zelo yirahrih 🙏🙏

  • @5generation581
    @5generation581 10 місяців тому +20

    ዝመና ይበላ እዛ ዘመን ዘመን ሰራዊትና

    • @asmoromhabtom9958
      @asmoromhabtom9958 10 місяців тому +6

      ሱርካ ትጥፋእ

    • @DejenOkuba
      @DejenOkuba 10 місяців тому +2

      Rukus hasawi luwti lumus sebetey borko wahid

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 місяців тому

      ​​@user-lh1cg3wg2e
      ንሱ ዶ እንታይ ገዲስዎ እዩ ዘይ ንፁሃት ህፃውንቲ ንፁሃት ዓበይቲ ወለዲ እዮም ዝረክብዎ ዘሎ ዘይ ስንካስ ሕፃ ቋርጥመሉ እዩ ነገሩ😢😢😢😢
      አብ ሰደት ተቀሚጥካ ዘረባስ ትርጉም የብሉን
      ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ነቶም ምንም ዘይፈልጡ ህፃውቲ ሪኢካ ሰላምካ ሃበና ምሕረትካ ላአከልና

    • @ogba5184
      @ogba5184 10 місяців тому

      1:34:17 😊😅😮😢🎉😂❤

    • @kbrom1233
      @kbrom1233 10 місяців тому

      ጥሉቁይ ንሰላም ዘይትዝምር 😢😢

  • @amanuelteklay8107
    @amanuelteklay8107 10 місяців тому +1

    Nice movie

  • @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ

    💕💕💕💕💕💕💕💕💕
    ኣቦይ ደማስ ንዑባ እዛ ናትናን ናትኩምን ከምዚኣ ጌርኹም ሰላም ኣውሩድልና 💊🏳🇪🇷 ክሳብ መዓዝ እዩ እናተናፋፈካ ክንበር

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 9 місяців тому

    💜💝💖 ዓዲና ቡሉዕ ንኸፍል ኣለና ዓዲ ጾሎት ተጸባይ ደበና ነበር ኮይኑ ደናብና ዓዲ ወዜሪት ምልጭ ቁንጂና ኢንታይ ገበርናኹም ተዘኩሩና 🌹👍👍👍

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha 10 місяців тому +9

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና።
    ርሑስ ብዓል ልደትን ይግበረልና 🎉
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ።

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 10 місяців тому

      ትግራዋይ ዲኻ? ሓዱሽ ዘይኮነ ሓድሽ ኢዩ ዝበሃል

    • @Alganeshhabesha
      @Alganeshhabesha 10 місяців тому

      @@adikeyh7770 ertrawit eye, nay keyboard geez eyu eti xhfet.
      Thanks for the correct :)

  • @gelilashow775
    @gelilashow775 10 місяців тому +4

    Rhus Awdamet ❤

  • @teklitmedhanie7313
    @teklitmedhanie7313 10 місяців тому +1

    ayewe azi bahlna ktiam

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 2 місяці тому +1

    Ndrho beysta harimwo 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Metkel-wb5rh
    @Metkel-wb5rh 10 місяців тому +1

    ከምዚ ከማይ ባህላዊ ዝፈቱ ኣሎዶ ❤❤❤

  • @naxi-w4t
    @naxi-w4t 10 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @hakibrhan
    @hakibrhan 10 місяців тому

    Tsbuk srah kemti lmud deki Erey halalat kulu yetsebkelkum,,,, Fetari Kulu Alem edmen tienan hibu tsamakum kthafsu yerieyena🙏!

  • @asgedomberih3649
    @asgedomberih3649 10 місяців тому +1

    Trefe si trefe da

  • @YaqobAndemariam
    @YaqobAndemariam 10 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 10 місяців тому +1

    🐪🇪🇷❤✊✊

  • @ናቅፋና
    @ናቅፋና 10 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤

  • @temesgenasrat5005
    @temesgenasrat5005 10 місяців тому +2

    Welcome

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saraweldslasie2403
    @saraweldslasie2403 10 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 10 місяців тому

    Aenae Aelkuo tsbkaet wulad Sawa

  • @danieltekie4924
    @danieltekie4924 10 місяців тому +2

    Hizbawi ginbar niqdmit

  • @SabaSaba-m3k
    @SabaSaba-m3k 10 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤

  • @TmnitTesfamikal
    @TmnitTesfamikal 10 місяців тому +1

    🎉🎉🎉

  • @Tekila490
    @Tekila490 10 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 10 місяців тому +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩሉ ግዜ ሽኮራት ክቡራት ሰራሕቲ ቄያ ተዋሳእትና ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ይኹን።

  • @mahdertesfaldet6315
    @mahdertesfaldet6315 10 місяців тому +1

    Merhaba deqi halal meret

  • @AlmazGhezai-m3l
    @AlmazGhezai-m3l 10 місяців тому +2

    ❤🎉💪

  • @AselyGambi
    @AselyGambi 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤።🎉🎉🎉🎉

  • @sinatweldberhan2839
    @sinatweldberhan2839 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @banatewelde2892
    @banatewelde2892 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል 10 місяців тому +4

    ሽለው ይብልኪ ክንደይ ትከፍእ እያ እታ ሰበይቲ😏😏

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke9762 10 місяців тому

    Woow Nice film❤

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 10 місяців тому +1

    እዋይ እዞም ምስ ጋንየን ሰበይቲ ዝነብሩ ከይ ሞቱ ኣብ ምድሪ ስኦል ካብ ዝነብሩ ከምዘለው እዩ ሩሑስ ኣዉዳመት

  • @amanuelzerabruk5306
    @amanuelzerabruk5306 10 місяців тому

    Angale hdare k.msleka❤😅😅

  • @aidamebrahtu2792
    @aidamebrahtu2792 10 місяців тому +2

    ❤❤❤😂

  • @selamkidane8066
    @selamkidane8066 10 місяців тому

    Ab Ketema ente zykoynu men alo ayu sebayn sebetn abhade Nidi zdqsu.

  • @shewitkidane-vr1ih
    @shewitkidane-vr1ih 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫶👌👌🫶🫶👌

  • @adenkibireab3607
    @adenkibireab3607 9 днів тому

    ❤❤😂🇪🇷💝🤩🤗

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 10 місяців тому

    Tsbab thtae fkri yhablnae

  • @wedierey490
    @wedierey490 10 місяців тому +1

    Nay bhaki terfe kemey aynet sebeyti eya ezia xengilil

  • @Lat-te5ru
    @Lat-te5ru 10 місяців тому +1

    🥰🥰🥰❤️❤️❤️🤣

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 10 місяців тому

    Tnnae maeguo blbae zftni Eritrea under God kaeñbaebae tabaeb Fakri sulsaae Aemlkae manae Aemlaek yemsgen

  • @tsegemana5136
    @tsegemana5136 10 місяців тому

    Now, I want tell you something, think that I am sitting next to you, First off all I am so fun of you, I do prescribe, like, and share your story, because your story is real, and fact. I am in USA I don't go to work before I hear your story, If I do I snick, and hear it at work. Your second story of the day I hear it from home. Now you have big future, and potential, I like to advice , and give you a little tip opinion, because with my hope, and with these an bent -table Eritrean leaders, very soon, Eritrea, will be exactly, like Dubai, or Saudi Arebya , So my advice to you is I want you to through the china's hair, and bear what you putting on, I want to you to be yourself, and do every day exercise. You will see how your self-steam will ! hope fully I will meet you in Asmara walking ( GODENA NAtsenet) Freedom Avenue very soon to celebrating the success. Good luck with every day work you doing keep up the good job.

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 10 місяців тому

    Tsbkaet Aednae ybrklnae fkri anber genzab ngraet aeyfltan

  • @deresewoldu9118
    @deresewoldu9118 10 місяців тому

    ኤርትራ ድኻ መደኽደኽ ዓዲ ሉሙሳት ሓሳዳት ዱሑራት በትኪ ካን ምስ አድጊ በቅሊ ተሪፋ ዓለም ብ አረትፍሻል ኢንተለጀንስ(A.I)ትሕንበብ ኤርትራ ትድወን: ትግርኛ ተዛረቢ ምዃኑ የሕዝን ጊልያን አካልን ዓረብ ኾንኹም እንተትተርፉ ሰናይ እዩ::

  • @wahs1235
    @wahs1235 10 місяців тому

    ግርም ዝብለካስ ትኽእልዎ ዘይትሰርሑ ግዳ ? ሓንቲ ዓይና ዝዓወረት ሓደ ዝሕንክስ ካልእ ጽሉል ጌርካስ ፊልም ናይ ሃገረሰብ፡ ወይ ባህልና ? ምናልባት ኣብቲ ምድረ ደንቆሮ ከባቢ ሓማሴንን ዓንሰባን ደደኣ ሃልዩ ኮይኑ ዩ ከምዚ።

  • @NahomBelay
    @NahomBelay 10 місяців тому +4

    ዋው ብጣዐሚ ጸቦቀ ስራሐ አዚ ዩ ባህልና ሓደራ ኣይነጠፋኣዩ ንዓቕቦ ደቒ erey❤❤❤

  • @FilimonEstifanos-q8b
    @FilimonEstifanos-q8b 2 місяці тому

    Nice film

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 10 місяців тому +1

    Fetri hznae ❤ nguyae

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 10 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @فهدالدوسري-ذ2ث
    @فهدالدوسري-ذ2ث 10 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsatesfamaryam6327
    @elsatesfamaryam6327 10 місяців тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kisanetmehari4858
    @kisanetmehari4858 10 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsateskay7060
    @elsateskay7060 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤