ደራሲ ተስፋየ ገብረኣብ ብዛዕባ 'ኣለኹ' ግጥሚ ይርጋኣለም ፍሳሓ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 7

  • @inspirationwithhani751
    @inspirationwithhani751 Рік тому +1

    ጽቡቅ ጽማቅ መምህር መኮነን፡እዛ መጽሓፍ ኣብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይ ሕትመታ ክረኽባ ክኢለ ኣብ ክልተ መዓልቲ ኣንቢበያ፡ብፍሉይ ቆንጭልካ ኣምጺእካዮ ኣብ ዘለኻ ትሕዝቶን ትዕዝብትኻን ብብዙሕ ሸነኹ ይሰማማዕ'የ፡እዛ መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ክትትርጎም ዘላዋን'ያ

  • @teddytheman592
    @teddytheman592 Рік тому +1

    ትብዓት ናይ ተስፋየ ብጣዕሚ እዩ ዘገርመኒ። ኣብ eri tv ዝገበሮ ቃለ መሕተት ዝተዓዘብክዎ እዉን ትብዓቱ ናጽነቱ ዝምስክር እዩ። ካብ ዉሽጢ ሃገርና ደራሲ ደራሲ ዝጨኑ ንሱ ጥራይ ተዓዚበ። መጻሕፍቱ እዉን እንተኾኑ ሓንሳብ ሒዝካዮም ዘይትገድፎም ምቑራት እዪም። መምህረይ የቐንየልና 🙏

  • @ሰናይኣስገዶም
    @ሰናይኣስገዶም Рік тому +1

    የቐንየልና መምህረይ!
    እታ ብዛዕባ ዑቕበ ኣብርሃ እትጠቅስ መጽሓፍ'ባ፡ እንታይ ይብል ኣርእስታ፧
    እዛ መጽሓፍ ናይ ተስፋየ ገብርኣብ ከ ብትግርኛ ዶ ትርኸብ፧

  • @holyland246
    @holyland246 Рік тому +1

    Mwidak jebiha zemhret yewihans kulu abi edu alo

  • @amanuelluaul2161
    @amanuelluaul2161 Рік тому

    መምህረይ ብትግርኛ ተተርጒማ ድያ?

  • @yosefjosi9359
    @yosefjosi9359 9 місяців тому

    ወርሒ ናትና ውን one day kitwexi eya

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn Рік тому

    ብወገነይ ንስኻ ኢኻ ዘየለኻ። መጀመርያ እዚ ከም በርቂ ትርእዮ ዘለኻ ብርቂ ኣይኮነን። ዘገርም ውን የብሉን። ነቲ ብጽባቐ ዝተጻሕፈ ነቲ ትደዮ ጠምዝዝካ ከተቅርቦ ስለዝደለካ እምበር ዋላ ሓደ ፍሉይነት የብሉን። ንኣብነት ካብ ሪቕ ሕፍንቲ እትብል ናይ በየነ ተኬኤ ዋላ ናይ በዓል ናይዝጊ ክፍሉን ካልኦትን ሰባት ተጻሕፋ ኣሎ። ደራሲም ተማራማሪ ባህሊን ኣለም ሰገድ ተስፋይ ካብ ናይ በዓል መርበብ ዓዋተን ካልኦት ኣክረርቲ ዌብሳይድን ዘለዓሎ ስእሊ ከም ዘሎ ኣብ ጥብቖ ይነር እዩ። እታ ንታሪኽ ሂወት ጅግና ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ ሕዛ ተሓትማ ዘላ ናይ ሃይለምካኤል መጽሓፍ ውን ኣምብባ።