ERISAT: ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ | 1ይ ክፋል| "ኣብ ምዝላቕ ናይ ባድመ እቲ ቐንዲ ሽግር መካይን ሒዝካ ክትዘምት ናብ ድኳን ምጕያይ እዩ ኔሩ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 581

  • @tekleh.yohannes9340
    @tekleh.yohannes9340 4 роки тому +54

    The way Tekeste Haile communicates and articulates the matter is outstanding. Erisat, I would like to request you to invite Tekeste Haile as frequently as possible.

    • @DBlockniss
      @DBlockniss 4 роки тому +6

      yes. very decent and sharp talker

    • @sababahre1463
      @sababahre1463 4 роки тому

      mms m»p ft

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому +1

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 роки тому +7

      @@danielhadgu ኤምክን ንባእልኻ ይገብረልካ ይኸውን እዝጊ እምበሪ ንስኻ ፈራዲ አይኮነን

    • @elisabethghirmay6920
      @elisabethghirmay6920 4 роки тому +1

      He is super hero who suffered most due to the corrupted military leadership. With utmost respect.

  • @nifthiharneteritrea3989
    @nifthiharneteritrea3989 4 роки тому +57

    ዝኸበረካ ጀነራል ተኸሰተ ሀይለ ብጣዓሚ የመስግነካ ነዚ ታሪኸ ምገላጸካ.ቀጺለ ክሐተካ አዘ ሐቀኛ ታሪኸ ብናተካ መግለጺ ምሰ ናትካ ታረኸ ገርካ አበ መጸሐፈ አንተ ዝሕተመ ነቶመ ኩሎመ ዝለሐለፈ ዓበይቲን መንሰያተ ምተዘከሩ.
    ዝመጸአ ወለዶ ኸአ ዓቢ ትምህርቲ ምኾኖ,

  • @aronyonas473
    @aronyonas473 4 роки тому +59

    ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለቲ ብልሕኻን ክእለት ጽፉፍ ሓበሬታ ነመስግነካ::
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому +1

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @aronyonas473
      @aronyonas473 4 роки тому +4

      @@danielhadgu
      ንዓደይ እንታይ ከምዘበርከትኩን ዘበርክቶ ዘለኹ ንዓኻን ከምዝከማኻ ዝኣመሰሉ ባልዕ
      ጽግዕተኛ ዘይኤርትራውያን
      ምግላጽ ኣይምልከተካን :ባዓል
      መን ምዃንኩም ንፈልጥን
      ዘይተርፍ ዉድቀትኩም ፎእ
      እንዳተባሃልኩም ክትፍረዱን
      ብኽፉእ ከምትጠፍኡ ፍለጥ:
      ጸላእቲ ኤርትራ/ኤርትራውያን
      ህዝቢ ነቕሑሎም ዘሎ ኣይ
      ባዓል ሓጎስ ክሻ የማነ ገ/መስቀል: ኣብርሃ ካሳ: መቐለ ወድ መቐለ : ከበደ : ከበደሽ: ብዓቢኡ "ሃጸይ ቀርኒ ኣፍሪቃ" ሓለቓኹምንዮ: ክክክክክ

    • @yeabsira4357
      @yeabsira4357 4 роки тому +1

      ገብረየሱስ ፣-ሚስኪናይ በቃ እዚአያ አቅምኩም አኪሉኩም ወያነ ክትብሉ እፍሊ ተወልጄ ሓቂ መቸም ትመረኩምያ ብዝኮነ ኤርትራ ንኤርትራዊያን እዚ ቦታካ አይኮነን

  • @eritro_german223
    @eritro_german223 4 роки тому +43

    ጠንቂ ምፍራስ ግንባር መረብ ሰቲት ኣብ ዕለት 12-05-2000 ብ እንዳ'ባ ስሞኦን --- ፋዱል ከባቢ ትኹል'ዩ 'ዝጅምር ። እዚ ቦታ እዚ ካብ ካልኣይ ወራር ኣትሒዙ ብምልሻ 'ዩ ዝሕሎ ነይሩ ። ኣብቲ እዋን ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ምልሻ ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ተሞክሮ ኲናት ዝሓጽሮም ፡ ዝዓጥቅዎ ዝነበሩ ፈዂስ ኣጽዋር ኮይኑ ዋሕዲ ሰብ ዉን ነይርዎም ። ምስቲ ጽዕጹዕ ምንቅስቓስ ስለያ ምክልኻል ኢትዮጵያ ፡ ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ኣዘዝቲ ኣሃዱ ምልሻ ተደጋጋሚ ሓበሬታ ናብ ልዕሊኦም ዘለዉ ሓለፍቲ ይህቡ ነይሮም ። ኣብ መወዳእታ ግን ቅልጡፍ ሲጉምቲ ከይተወስደ ዕለት 12 / 05 /2000 ኣርኪቡ ። ሓደ ብርጌድ ናይ ኢትዮጵያ ክኣ ብዘይ ኲናት ብሓደ ጸቢብ ጸዳፍ ወገን ናይቲ ግንባር ሰሊኹ ከባቢ ዱበነ ን እግሪ ትዂልን ብምብጻሕ ኣንፈቱ ንሸነኽ ምዕራብ ብምግፋሕ ነተን ኣብ ድፋዕ ዝነበራ ኣሃዱታት ሓ/ም/ኤ ብሕቖ ክሃርመን ጀመረ ። ሰራዊትና ብቕድሚኡ ሽሾ ሰራዊት ፡ ብድሕሪኡ ሽሾ ሰራዊት ክወግኦ ምስ ጀመረ -----ሓይሊ 'ቲ ኲናት ናብ ረብሓ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐይሩ ። መሳኪን ኣሕዋትናን ብጾትናን ብሰንኪ ዕንደራ ሓደ ኢሳያስ ብ ሕጽረት ኣጽዋር ፡ ሎጅስቲክ ፡ ዉደባ ምስ ድኻሞም ፡ ምስ ጥሙይ ከብዶም ፡ ጽምኦም ፡ ሃገረይ ከይትዉረር እንዳበሉ ንሓዋሩ ተፈልዮምና ። መታለሊ ኢሳያስ 19 000 ተሰዉኦምና ዝብሎ ' ዉን ዝእመን ኣይኮነን ። ኣስንኳይ ኣብ መላእ ኤርትራ ኣብዛ ሓንቲ ምምሓድር ኣኽርያ ዝተሰዉአ መንእሰይ 'ኳ ማእለያ ኣይነብሮን ። ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ ።

    • @henokmoss6962
      @henokmoss6962 4 роки тому +3

      ክቡር ሓው ንስኻ'ውን በዓል ታሪኽ ስለዝኾንካ ፕሊስ እዚ ታሪኽ ስለዝኾነ መጽሓፍ ጸሓፎ ኢኻ እዞም ንኡስ ወለዶ ክንምሃረሉ

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 4 роки тому +3

      ትክክል ዩ ግን ኮ እንዳ 18 ክፍለ ሰራዊት ናይ 281 ኮር ነበር ያ ኔራ ኣቡ ተመሳሳሊ ከኣ ኣብ ካለኣይ ወራር እቶም መራሕቲ ከሙ ጊጋ ጌሮም ዮም ማለት እቶም ኣብ 2ይን 3ይን ክልተ ጊዜ ዝተጋገዩ ሒጂ ከኣ መዓርግ ወሲኮም ፡እቲ ምስጢር እንታይ ዩ? ኮር ተገምጠል ዩ ነገሩ

    • @eritro_german223
      @eritro_german223 4 роки тому +8

      @@jesuswept998 ጽቡቕ ኣለኻ እቲ ግንባር ኣዝዩ ሰፊሕ ስለዝኾነ ምስ ዓቕሚ ብዝሒ ሰራዊት ኤርትራ ኩሉ መስለዂታት ረጊጥካ ክትሓዝ ዝክኣል ኣይነበረን ። እዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣዳህሊሉ ዝሰለኾሉ ቦታ ክኣ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ወራር ዝጥቀስ ኲናት ከይተራእዮ፡ዩ ተሓሊፉ ። ዳርጋ ናይ ዝበዝሐ ሰብ ግምት ' ዉን መጥቃዕቲ ጸላኢ ብወገን እቲ ተኣፋፊ ከባቢ ዓሊተና መረብ ወይ ባድመ ክኸዉን ዩ ዝብል ኣዩ ነይሩ ። ስፍሓት ናይቲ ኣሃዱ ምልሻ ሒዞሞ ዝነበሩ ድፋዕ እቶም ኣዛዝቲ ከም ብዓል ክቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ዝፈልጥዎ እኳ እንተኾኑ ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ግን ነዚ ብዕድመ ዘይተዛነቐ'ሞ ኣብ 1998 - 1999 ሓጺር ታዕሊም ብምዉሳድ ኣብዚ ቦታ ዝዓረደ ኣሃዱ ምልሻ ( ዕቑር ሰራዊት ) ጽቡቕ ገይሮም ዮም መዝሚዞሞ ። በዚ ዝደኸመ ወገን ናይ ግንባር መረብ ሰቲት ብምብሳዕ ክኣ ን ክ/ሰ 18 ይኹን ንኹለን ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ክሳብ ኦምሓጀር ዝነበራ ኣሃዱታት ብድሕሪት ክቖርጽወን ተጓይዮም ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ዕድል ብዘይህብ ናይ ቋሕ ሰም ግዜ ብቕድመ ግንባርን ብድሕሪት ብወገን ኤርትራን ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኣሰሊፉ ክዋጋእ ስለዝጀመረ ክኣ ሰፊሕ ኣከባቢ ክቆጻጸር በቒዑ ። ተሓታቲ ናይቲ ኩሉ ክሳራ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕሊ ናብ ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ስለዝድይብ ግን ክሳብ ሎሚ እቲ ምስጢር ተዓቢጡ ተሪፉ ኣሎ ። ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ታሪኽ ጅግንነት ቅድሚ ናጽነት ከውርሱ ዝኽእሉ ( ካብ 1980 ታት ክሳብ 1990 ዝተሰለፉ ) ማእለያ ዘይብሎም ኣዘዝቲ መሳርዕ ፡ ጋንታ ፡ ሓይሊ ክኣ ብፍሉይ ኣብዘን ወራራት ጠፊኦም ።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 роки тому

      @@eritro_german223 Achhh Eritreawan Ahiwatey Enqae Bihwet Wetsaekum Kindey Ahiwatin Diseanalu Dyrisae qusil Hayal Besela digedefe

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 4 роки тому +3

      Kemzi kemay zhasb lomi rekibeka mesleni😍.
      Eritra zeamn n isias zkawem btami iye zfetu. Ane xelie zeleku ezom Eritra kem hager zeyamnu mnamin abay tgray wey andnet zeamnu eyom.

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 4 роки тому +14

    ኩቡር ጀነራል ተከስተ በቲ ቡሱል ሐበሬታ ዝሀብካዮ ክትምስገን ይግባአካ ጀግና ተጋዳላይ 👌👍👍

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael8020 4 роки тому +27

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ። ብፍላይ ነዚ ሐድሽ ወለዶ ፥ ብዙሕ ተሀስዩ ፥ ሀገሩ ከም ዝጸልእ ገርዎ ኹናት ባድሜ ብጠንቂ እዚ ንሰምዖ ዘሎና ጸገማት መሪሕነት ። አይከሰርናን??

  • @kokobnegash7408
    @kokobnegash7408 4 роки тому +5

    Descent, hamble, informative, love it

  • @amlakymesgen5476
    @amlakymesgen5476 4 роки тому +19

    Kbur General Tekeste haile btaemi nemesgneka kemewn erisat ajokum keribna ena knewet tsaerkum ayfeleyena 🙏🙏🙏🇸🇪🇸🇪🇸🇪👍👍👍👏👏👏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح

    እዛ ቃል ሓርበኛ ኣቦና ቢተው ኩሉ ግዜ ኣዘውትርዋ ሓደራ

  • @salmhumed4994
    @salmhumed4994 4 роки тому +42

    ahhh wedi hayle!!! I wish kulu abal k/serawit36 yreyo ezi interview I'm 100/100 sure hakenyan fithawin kem zneberka ms maskerulka! ane dma hade kabatom eye abal k/36 nere ..erisad thank you so much ! you invited very important person great job well done ! wedi hayle Jigna live long life 👍👍👍

  • @Tigrayshallprevail2020
    @Tigrayshallprevail2020 9 місяців тому

    ጅግና

  • @samiandu4495
    @samiandu4495 4 роки тому +11

    Best interview ever I seen,clearly 👌👌👌🙏🙏

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 4 роки тому

      @@danielhadgu ጋዕ ጋዕ ሃዳሚ መን ኣዴኻ ዓጋመ ኢሉካ ተረፍ ደርጊ

  • @unity5113
    @unity5113 4 роки тому +7

    Welcome B/General thank you for coming

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +31

    ሰላም ክቡር ሓርበኛ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ
    (ወዲ ሃይለ) ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዪ ነመስግን

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 4 роки тому +21

    ብሓቂ ዘይምስምማዕ ኔሩ ክብሪ ይሃብካ ክቡር ብ/ጀረናል ተኸስተ ሃይለ። ብፍላይ ንኣወዳድባን ኣታሕዛ ድፋዕን ብቀጻሊ ሓቲትና ዋላ ኣብ ፍሊጶስ ኣብ ከባቢ መኻርም እንዳዓያዪ ኣብዝተገብረ ንኣብ መንጎ ገምሃሎን ብያራን ዘሎ ከፋት ቦታ መንዩ ዝሕልዎ ስለምንታይ ተገዲፉ ተባሂሉ ተሓቲቱ ሓሳብና ክንፍጽም ኣይትሃዉኹና ኢሉ መሊሱ ሰራዊት ግን ኣብቲ ጉዳይ ቀጻሊ ሕትኡ ቀጺሉ እሞ ነደይ ድየ ጥሪጣ ኢለ ክነግረላ ኢሉ ድጊሙ መሊሱ ቃል ብቃሉ ኢየ ዝነግረኩም ዘለኹ ። እሞ ፈንጂ ይተኸለሉ ካልእ ይትረፍ ክኣትዉ ከለዉ ክንሰምዖም ወይ ስለያ ይሓልፍዎ ድዮም ኣይሓልፍዎን ውን ክንፈልጥ ወይ ብሮንዳ ክሕሎ ተሓቲቱ ስለምንታይ እቲ ቦታ ንስልኳ ኣዝዩ እስትራተጃዊ ኢዩ።
    ኣብ መጨረሽታ እቲ ንባድመ ኣብ ዕለት 21/2/99 ዝኣተወ ሰራዊት በቲ ቦታ ኣትዩ ። ስለያ ክ/ሰራዊት ጌና ክብገስን ክዋዳደብን እንከሎ ኣብ ድሕሪ ዋዕላ ንህቢ ዝብሃል ጎቦ ሓበሬታ ኣጽፊፎም ሂቦም ። ክብገስ ከሎ ውን ሓቢሮም ንሕና ንባዕልና ሓደ ገዚፍ ሓይሊ ይመጽእ ከምዘሎ በቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ዶሮና ናይ ተሽከርከርትን እቲ ቦታ ኣዝዩ ጣሻ ስለዝኾነን ጽርግያ ስለዘየብሉ ዶዞራት ብቅድሚት ዝጸርጋ ተላይ ተሰሊፈን ስለዝነበራን ዓቢ ደሮና ተፈጢሩ ኔሩ ።
    እቲ ናባና ብፍትና ዝመጸ ክድምሰስ ከሎ እቲ ባታ መሕለፊ ቦታ ዝኣቱ ዝነበረ ግን ከይንትኩሰሉ ትእዛዝ ተማሓላሊፉ ከቢድ ብረትና ደው ከነብሎ ተሓቢርና ። ድብያ ክግበር ትጽቢት ኔሩ ግን ድብያ ክገብር ዝኽእል ዓቅሚ ኣብቲ ከባቢ ኣይነበረን ። ሓንቲ ቦጦሎኒ ናይ ኮር 161 ምሳና ኔራ ነቲ 5 ክክላተ ሰራዊት ምስ መካናይዝ ዝኣተወ ሓንቲ ክትገብሮ ዝክኣል ኣይነበረን ከምቲ ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዝበሎ ድማ እቲ ዝነበረና ስርዓተ ርክብ ብክሪስታል ሬድዮታት ኔሩ እሱ ድማ ከምቲ ናይ ቀደም ምስ ናይ ካልእ ኣሃዱታት ከራኽበካ ዝኽእል ኣይነበረን ስለዚ እታ ቦጦሎኒ ምስ ዋላ ሓደ ምትእስሳር ዝየብላ ኢያ ኔራ ። ድሕሪ ናይ 48 ኣከባቢ ሰራዊት ወያነ ኣብ ከባቢ ባድመ ብዘይኩናት ሓዱሽ ዓዲ ኣብ እትብሃል ንኡሽተይ ቁሸት ተኣኻኪቡ የዕሪፉ ሂልኮፕተራት ከይተረፈ ዘድሊ ስንቂ የውርዳሉ ድሓር ክዝርጋሕ ጀሚሩ ።
    ኡይ ኢልና እንታይ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ ኢልና ግን ዝምልስ የለን ። ኣንኮራ ካብ ድሕሪኡ ተጠዊኹም ንቅድሚኡ ውጹ ተባሂልና ኣጽዋር ከቢድ ብረት ን17 -18 ስዓታት ብኣዝያ ኣጻድፍ ንወገን ገዛ ገርህላሰ ተጸጊዕና ክሳብ ደም ዝሸኑ ኣባላት ኔሮምና ነቲ ብረት ኣብ ምስካም ንጽብራ ውጺና ትኽ ኢልና ዕለት 26/2/99 ኣብታ ታባ ሰማይ ኣቲና ቦምባ ከምዘየለ ድሓር ፈሊጠ ሰራዊት ኣይፈልጥንዩ ኩናት ኮሎ ብዓቀን ክንትኩስ ይግበር ኔሩ። ገምጋም ክግበር ትጽቢት ኔርዎ ሰራዊት ግን ኣይተገብረን ።
    ኩሉ ግዜ ናይ ባድመ ስለምንታይ ዘይተላዕለ ይብል ኔረ እሞ ዕድመ ይሃብካ ጀረናል ተኸስተ ብኸፊል እቲ ሓቂ ገሊጽካ።
    ሰብ ክርድኦ እቲ ሽርሒ ብድሕሬና እምበር ብቅድሜና ኣይነበረን ።

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 4 роки тому

      ተመሳሳሊ ኣብ 2ይ ወራር ውን፡በቲ ክፊት ቦታ ዮም ኣትዮም እቲ ሚስትር ግን እንታይ ዩ ኔሩ

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 роки тому +17

    ክቡር ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ! እንቓዕ ኣየሕቀቑኻ ነዚ ምኡዝን ጽፉፍን ብቑዕን መግለጽን ትብዓት ዝመለኦ ተመኹሮኻን ክንቀስም ኣይምኻኣልናን ኔርና !! ብዝኾነ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ! ቀጽል በርትዕ !!!! ።

  • @helen99084
    @helen99084 4 роки тому +24

    Please show respect to our heroes....let’s create go-fund me account and contribute money to fix his tooth 🦷. It’s very expensive to just pay it by himself. He deserves it. Thanks for the service General!

  • @nifthiharneteritrea3989
    @nifthiharneteritrea3989 4 роки тому +31

    ኩቡር ጅግና ጀነራል ተኸሰተ ሠላምን ቅሳነትን
    ይምነየልካን.

  • @danlolo6711
    @danlolo6711 4 роки тому +10

    ፍሉይ ብልሒ ዘለዎ ጀነራል ። ዋሓዚ መግለጺ ከኣ ኣዝዩ ዝምስጥ።

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 4 роки тому +6

    Again many thanks for this amazing interview with this remarkable General Tekeste Haile. As always, he is a fascinating person who is a highly accomplished patriot and hero of Eritrean revolution. He provided some very thought provoking account and analysis about his lived experience. While I thank the very capable interviewer, it would have been wonderful to have the opportunities to take questions from viewers [i.e. what was General Tekeste's thought about what happened to those 6 Eritreans who disappeared, (although he said 2 out of 8 were later known to be taken as hostages)? why is it that Esayas was more focused on the 'business' side than the military situation during the war? The General stated that there were provisions provided for the front line fighters, i.e. soap, food, and 'women'. On the last point, the 'women', what was that about? These and more are questions this writer would have liked to ask for the General to elaborate and give his own point of view. General Tekeste is not only brilliant and a gem, he is a credible chronicler and seemed to be a straight arrow. In addition, though he is a highly skilled military man with uncanny ability to narrate and provide very clear picture of the workings of our military and political leadership. It is very important to have accurate documentation, particularly about the war with Woyanne. I hope he has or is currently writing a book or a memoir, as it will be an important contribution to Eritrean history. Finally, it is heartening to see a true Eritrean hero giving testimony on behalf of himself and his countrymen and women.
    I look forward to Part II of this interview.

  • @JesuschristisLord-l2v
    @JesuschristisLord-l2v 4 роки тому +9

    Proud of you! 🇪🇷❤

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 роки тому +11

    General Haile. all relevant questions about the 1998 war will be answered if all the ones who played around the lives of thousands of Eritreans get caught alive....thank you for all the scarface you have made to free our people from the bondage of Ethiopia and again for the sacrifice you are making at this time to free our people from the dictatorship of Isayas Afeworki...yes, we stand with you on this fight to the end no matter how painful and agonizing the path to true freedom gets...we shall prevail..God bless Eritrea and Eritreans...

  • @betewededabraha569
    @betewededabraha569 4 роки тому +25

    Betamy ena nemsgeneka General Tekeste 🇪🇷😍

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

  • @ፈንዲሻ-ወ5ሰ
    @ፈንዲሻ-ወ5ሰ 4 роки тому +16

    ጀኔራል፥ ብልሕኻ ዝንኣድ ኢዩ፥እድሜን ጥዕናን ይሃበካ፥

  • @nigistibahlbi7146
    @nigistibahlbi7146 4 роки тому

    Very nice very clear hestry.God bless you you Rimayending. A lot...

  • @aibuyodit6749
    @aibuyodit6749 3 роки тому

    Betami xbuk meglaxi....kesned yegbo.....👑👑👑👑

  • @medhaniemeskel9593
    @medhaniemeskel9593 4 роки тому +6

    ናይ ብሓቂ ተባዕ ጀግና ኣቦ :

  • @hantab1287
    @hantab1287 4 роки тому +8

    ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ዘረባካ ብጣዕሚ ንጹር ክትምስገን ይግባኣካ ዩ
    Thank you!

  • @asgedombeyene6176
    @asgedombeyene6176 4 роки тому +31

    ብመጀመርታ የቀንየልና ኩቡር ጅግና ተከስተ ሃይለ ብዛዕባ ስብእነትካ ኣሕሊፍካ ዘይትህብ ኣብነታዊ ሰብ ምዃንካ ፈለጥትኻ ቡዙሓት እዩም ንስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ ሽሕ ግዜ ነመስግነካ እበር ብሰንኪ ህልኽ ባዓል ፍሊጶስን እቲ ዓንዘር ኣዩኡ እሰያስ ክንደይ ቀያሕቲ ከፊልና ግን ዳሓን ግዜ እንዋሕ እሕጸር ካብ ተሓታትነት ኣይከምልጡን እዮም።

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +6

      ፍሊፓስ ብናቱ ፍሽለት መንእሰይ ምስ ተወጸዐ ነቀፌታ ተባሂሉ ሰራዊት ነቂፍዎ ኔሩ ' እሰያስ ግን ከሙኡ ስለ ዘድልዪዎ መሊሱ ስልጣን ወሲክዎ

    • @tellaameno3071
      @tellaameno3071 4 роки тому

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰl

  • @Africa62524
    @Africa62524 4 роки тому +3

    Gn slemntay ina eba thank you for your service zeynbil, thank you thank you for serving for our country, god bless you

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 4 роки тому +3

    ሕጂ`ውን ዘዕግብ መደብ። የቐንየልና ወዲ ሃይለ።

  • @siraksiku8186
    @siraksiku8186 4 роки тому +15

    ሓቀኛን ቅኑዕን ሰብ ናይ ሰብ ዘይናቱ ዘይህብ ሰብ እዩ። ኣብ'ቲ ህሞት ዘይነበርካ ብሓደ ክልተ ሰብ ንጸላኢ ከተሕጉስ ወይ ውን ንሕዝቢ ኣብ ዘተደልየ ኣንፈት ንኽትጥምዝዝ ኢልካ ዝግበር ናይ ወሽለኽለኽ ኣካይዳ ቅቡል ኣይኮነን፡ ከም ሰብ ውን እምንቶ ክህልወካ ኣይገብርን እዩ። ንዝበዝሕ ጎዶሎ ኣምጺኻ ነቲ ሓቂ ክትቀብር ምፍታን ውን ጸለመ ታሪኽ ናይቶም ዘለዉ ዘይኮነ ናይቶም ዝሓለፉ'ዩ ስለዚ ንዓና ነዞም ሓድሽ ወለዶ ብኸምዚ ናይ ወዲ ሃይለ እገባብ እምበር ካልእ ዝደኸመ ኣካል ኣምጺኻ ሓንጎል ኣይነባላሹ። Thank you Henok.

  • @ameche-sawa5111
    @ameche-sawa5111 4 роки тому +2

    We love you and support you General Tekeste

  • @kelatihabtom8265
    @kelatihabtom8265 4 роки тому +7

    ንፍትሒ እንዳበልካ ኣንጻር ሕልናኻ ምስራሕ ስንፍና እዩ ሓታቲ ወይ ልኡኽ ክብለካ ይደፍር ፡ ምኽንያቱ እቲ ዝነበረ ወራር ብመልክዕ ዙርያ ክትቕይሮ ምፍታንካ ብዝኾነ ነቲ ከትድሕንዎ ትፍትኑ ዘለኹም ህወሓት ንስለረብሓ ስለዝኾነ ልዕሊ እቲ ሓቂ ሕልናኻ ስለዘየደቕሰካ ዝብለካ የብለይን ።

  • @theredsealion6342
    @theredsealion6342 4 роки тому +12

    ስለምንታይ ስጉምቲ ዘይወሰድኩሙሉ ንፍሊጶስ ዝበዛሕኩም ጀነራላት ዝኣመንኩሙሉ ጉዳይ ክቃወመኩም ከሎ? ሕጅውን ዘድልየና ኣንጻር ህዝቢ ዝብገስ ወዲ ሃገር ይኹን ተወልጄ ምቕንጻል'ዩ ፈውሱ ! ሽዑ ንፍሊጶስ ቀንጺሎሞ እንተዝኾኑ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ካብዚ ዝተፈለየ ኩነት ምሃለወ ኔሩ ።

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому

      ሰራዊት ብዙሕ ነቀፌታ ኣውሪድሉ ን ፍሊፓስ ኣብቲ ግዜ ' እሰያስ ግን ከሙኡ ስለ ዘድልዮ መሊሱ ስልጣን ወሲክዎ

  • @tomrial1268
    @tomrial1268 4 роки тому +13

    መስፍን ሓጎስ ከምዚ ናይ ተኸስተ ሃይለ ንጹርን ጽፉፉን መልእክቲ ኣይ ሃበን ክህብ ውን ንጽበዮ ጽፉፉ ውሳነ ኣይ ሃበን ክሳብ ህጂ Erisat ውን ተሪር ቃለ መሕተት ግበርሉ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 4 роки тому +1

      ኣብቲ ግዜ ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ መንደፈራ ዩ ኔሩ መስፍን ካብኡ ውን ካብቶም ኢሰያስ ዘይኣምኖም ዩ ኔሩ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 4 роки тому +1

      @@koala10ish feshqal dea nska emrer bexbax netah

    • @SS-bu4qk
      @SS-bu4qk 4 роки тому +1

      መስፍን ሓጎስ ዝበሃል ሰብ ኩሉ ነገሩ ሕቡእ እዩ ፍጹም ክታኣምኖ ዘይትኽእል ሰብ ከመይ ጌርካ ምስኡ ትቃለስ

  • @yonanhabtom2510
    @yonanhabtom2510 4 роки тому +1

    Thanks, Erisat, I was in 271. I got some closure!

  • @fanfan8120
    @fanfan8120 4 роки тому +6

    ክቡር ኣቦ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ግን እዚ ሓታታይ ልኡክ ናይ ገሊኦም ይመስል ወራር ምባል ደሞዝ ተቁርጸሉያ ትመስል

  • @MFish7980
    @MFish7980 4 роки тому +4

    Brother General Tekeste, thank you for your great testimony about the war at Badme.
    The sad part of it is, those who were supposed to be jailed are walking on the streets of Asmara. And the concerned Eritreans are either in the jail or fled the country. I hope at the END of the DAY, justice will prevail !!
    Take care big brother !!

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Рік тому +1

    Keselake miasi stefia .💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 4 роки тому

    ብጣዕሚ መሳጢ ሓበረታ ብኑጹር ንጥፋኣትን ስዕረትን ኣብር ሂካልና ኣለኻ ናዓኻ ሙሉእ ጸጋ ጥዕና ይምነየልካ፡ ኣፍልጦኻ ንመንእሰያት ከተውርስ ውለ 1ዓመት ኣብመጻኢት ኢርትራ ከተውርስ ፈጣሪ ዕድመኻ የንውሓዮ።

  • @amra5753
    @amra5753 2 роки тому

    Thankyou

  • @yesabhabteab1680
    @yesabhabteab1680 4 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ተባዕ ኣቦ ዕድመን ጥ ዕናን ይሃብካ ፡ኣነ ኣጋልልጽካ ብጣ ዕ ሚ ደስ ኢሉኒ

  • @ለዋህእግዝኣብሔር
    @ለዋህእግዝኣብሔር 4 роки тому +2

    ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ፣ ነዞም መጣቃዕቲ ማለት ደገፍቲ ኢሰያስ ካብ መታዕቢትኩም ዘመድኩም ተዓዘብዎም ንመጻኢ ዘይሓልፍ ሽግር የለን ፣ ካልኣይ ነዞም ደቂ ምልሻ ስርናይ ቡሩህ መጻኢ ቁንጣሮ እዮም ቡዙሕ ኣይትገደስሎም ወላ ዕፍር ተዋዓሉ ዝቅይርዎ ታሪክ ኤርትራ የለን ሰውራ ኤርትራ ጽቡቁ ንዕቅቦ ሕማቁ ከኣ ንመሃረሉ ፣ ካብዚ ሓሊፉ ግን ኣብ ድሕረ ባይታና ኣይንራከብን ኢና ኣቦታቶም ንጅዳ ሰልዲ ክምእርሩ እቶም ዝተረፉ ኣቦታቶም ምስ ደርግ ኮይኖም ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቅዩ ዝነበሩ ወልደገባ እዮም ስለዚስ መን ኣለዎም እሞ ዝተጋደለ ሰውራ ኤርትራ ክቅበልዎ

  • @salmmehamed8343
    @salmmehamed8343 3 роки тому +1

    ኩቡር ብጻይ ተኸስተ ትገልጾ ዘለኻ ነዓይ ኣዝዩ ጽፉፍን ሓቀኛ ታሪኽን ምኻኑ ከረጋግጸልካ ይፈቱ ከም ኣብቲ ንስኻ ትእዝዞ ዝነበርካ ክ/ሰራዊት 36 ስለዝነበርኩ ከኣ ይሕበን።
    ኣብ ውግእ ገዛ ገርህላሰ ምስ ምፍራስ ወይ ምትሓዝ ባድመ እንተዘይተጋግየ መአዘዚኻ ኣብ ጎቦይዝጊ ዝበሃል ከምዝነበረ ኢዩ። ክሓተካ ዝደለኹ፡
    1, ፍሊጵስ ብቀጥታ ካብ 2ይ ብርጌድ ሽዑ ሓ/ስታፍ ብርጌድ ዝነበረ ሰለሞን ኣስፈሃ (ወሓጢ ጤል) ዝሓዛ ሓንቲ በጠሎኒ ናይ በዓል ዳዊት /ወዲ ተካሊት/ ረዳት ናብ ከባቢ ዴዳ ኣበግሶ ምስ በለካ፡ ቀትሪ ምድሪ ኣደዳ ዳብዳብ ኣይገብሮምን ኣየበግሶምን ኢየ ኢልካዮ፡ ድሕሪ ክንረኤ ኢና ኢሉ ይፍክረልካ ከምዝነበረ ንፈልጥ ኢና። እንታይ ኢዩ እቲ ክንዱኡ ዘጨቓጭቐኩም ዝነበረ እንተትገልጾ?
    2, ጠንቂ ምፍራስ ባድመ ተኽለሃይማኖት ልብሱ /ወዲ ልብሱ/ ዝእዝዞ ዝነበረ ክ/ሰራዊት 28 ምኻኑ ኢዩ ዝሕመ ኔሩ፡ ኣብ ገምጋም ኣኼባ ፕሪሞ ካንቴሪ ፍሊጶስ ዝመርሖ ምስ ተገብረ እቲ ሕቶ ምስ ቀረበሉ ግን ጠንቂ ስለያ ምክልኻል ኢዩ ኢሉ ኢዩ መሊሱ። ስለዚ እቲ ጠንቂ ዕሙቕ ብዝበለ እንተትምልሶ ምጠቐመ በሃላይየ ኣፍልጦ ይህልወካ ኢለ ስለዝኣምን ኢየ?
    3, ኣብቲ ክ/ሰ ንኣስታት 10 ኣዋርሕ ከምዝጸናሕካ ርዱእ ዩ። ሓረጎት ፍርዙንን ብርሃነ ኤልያስ ኣብ ልዕሌኻ ዝነበሮም ኣመለኻኽታ ጽቡቕ ኣይነበረን። ነዓኻ ሓሊፎም ብሕቡእ በብወገኖም ምስ ፍሊጶስ ርክብ ይገብሩ ከምዝነበሩ ትፈልጥ ኢኻ ኢለ ይኣምን፡ ዕላመኦም እንታይ ይኸውን ትብል?

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 роки тому +1

    Badam badam emo yelan badam nay tigray eyu temarkom ekom 🇻🇳🇻🇳💪💪👈

    • @Redseafish-x4u
      @Redseafish-x4u 2 роки тому

      ናትና ድዩ ናይኩም ባድመ ኪድ ርኣዮ መንደላይ ክሳድካ ክቆርጹካ እዮም:: ወድዛ ቆማል ዓጋመ😡

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 4 роки тому +2

    thank you General Tekeste.

  • @yaradberhe3200
    @yaradberhe3200 4 роки тому +2

    Thanks 🙏 I now you’re the best person thanks again Iam 61 for long time!!!

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 4 роки тому

    Waw lomi do aymiskonen. Thank you B/General

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 9 місяців тому

    ትዕቢቱን ተንኮሉን ወንጀላቱን ..... ጸብጺብካ ዘይውዳእ ፡ ኤህ ደኣ ኢሰያስሲ ፡ ኣብ ጸጋታትናን ሃገርናን ዘውረዶ ሃስያ ማእለያ የብሉን ። ከም ባድመን ዛላኣንበሳን ዚኣመሰሉ መሬታት ኤርትራ ብኢደ ወነኑ ንህወሓት ኣረኪቡ ከይኣክል ፡ ዶብ ኤርትራ ብእዋኑ ንኸይንጸር ኣጊዱ ፣ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ቅጭ ምስ መጾ ድማ ብኢደ ወነኑ ሓይሊ ኪጥቀም ወሲኑ ንዕሸላት መንእሰያትናን ምኩራት ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣሕዋትናን ፡ ብዘይ ምእኩል ምሕደራን ዘይብቑዕ ዕጥቅን ኣብ ሓዊ ኣእትዩዎም ። እናረሰነን እናዓከሰን ዘሸግር መሪቱ ዚበስበሰ ፈኮስቲ ብረታት ኣዕጢቑ ፡ ከይሓፈረ " ሎሚ'ውን ከም ትማሊ ፡ ንጸላኢ ብብረቱን ብጥይቱን " ዚብል ናይ ዘይእዋናዊ ጭርሖ መምርሒ ሂቡ ። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ፡ ንምንታይ ከ ኢዩ ከምኡ ዚገብር ? እሞ ዕላማኡ እንታይ ምዃኑ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ምንም ዘይፈልጦ ምዃኑ ኢዩ ።
    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 4 роки тому

    Thanks G wedi Haile bkieatka mskir mhiderakan hakinetkan eu trika xifuf eu ajoku Erisa yekeniyelna

  • @saronaman1096
    @saronaman1096 4 роки тому +1

    He is smart and honest,He explained all the truth thank u General.

  • @gett2345
    @gett2345 4 роки тому +2

    Well said and excellent explanation. Thank you memhir general tekeste Haile

  • @collegeboyfortwo
    @collegeboyfortwo 4 роки тому +2

    Love him he speaks as commander in chief. Full of strong and military experienced chief. Bless him

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 4 роки тому

    ኩቡር ብርጋዴር ጀነራል ኣቦና ተኸስተ ሃይለ ኩሉ ብልኽዕ ነቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ታርኽ ክሓቶም ዩ ብዝኮነ ነዚ ኑኡስ ወሎዶ እቲ ዝገበሮ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለካክብረት ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንሃገርና ክሕሻ!!!!

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 4 роки тому +4

    ዋይ ኣገላልጻ ናይ ብሓቂ ብሱል ብ/ጀነራል ጽቡቕ ሕቶ ጋዜጠኛ

  • @True-heros
    @True-heros 4 роки тому +1

    We appreciate General Tekeste for letting us know the truth!!!

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 4 роки тому +15

    Good job general Tekeste Haile.

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

  • @evenezer8433
    @evenezer8433 4 роки тому +1

    ሰላም ኤሪሳት ሓበን ሃገርን ህዝብን!!!
    ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ኣያን ሓዉን ስለዘለኻኒ ኰሪዐ። ነቲ ዉዕሎ ግን ከኣ ኣዝዩ ዘሕምመና ምረቱ ስንብራቱ ክንዝክሮ ዘሳቕየና ፍሽለት ባድመ ብዉሕሉልን ብልዝቡን ሚዛኑ ዝሓለወ መብሪህን መግለጽን ምሃብካ ኰሪዐን ተሓቢበን። ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ሰማዕትን ተኻታተልትን ኩሉኹም ብፍላይ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ እትቃልሱ። ኣብ ዝተፈላልየ ማስ መዲያ እትነጥፉ ። ካብ ኣያና ብዙሕ ነገር ተማሂርና ክንከዉን ተስፋ ይገብር። ስለዚ ናቶም ኣብ ዓዲ ይኹኑ ኣብ ደገ ንዘለዉ ኣያታትና ተጋደልቲ። ክብሪ ሚዛን ናትና እዮም እሞ ፣ ብኽብሪ ንሓዞም። ዕሱባት ናይቲ ዕሱብ ሓንከር እግሪ መንደዓት ሕቖ ዝኾኑ እንተ ኣባጨዉሎም ግና ኣይግረመና።

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 2 роки тому

    ንህዝባዊ ግንባር ዝጸልእ ነዚ ጀነራል ነበር ውን ንጸልኦ ኣለዎ ምክንያቱ he is one of them

  • @filmonteklay2622
    @filmonteklay2622 4 роки тому +3

    I love this hero

  • @danielhabte4957
    @danielhabte4957 4 роки тому +1

    ሰላም ጥዕናን አብስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን ይምነየልኩም፡ ቀጺለ ክዛረበሉ ዝደልይ ዝምድና ጀነራል ተከስተ ሃይለን ጀነራል መስፍን ሓጎስን አብከመይ ኩነታ ክም ዝርከብን ከምእዉን አብ ቃልሲ ሓቢሮ ድዮም ዝቃለሱ ደለዉ ዋላስ አብ ዕላምኦ ፍልልይ አለዎም ተተካኢሉ ንክልቲኦም ዓዲምካ ፍልልዮም ክጽቡቡን ንሓደ ዕላማ ክቃለሱ ናብ ሕዝቢ ተተቅርቦም ደስ ምበለኒ ብዝኮነ ሕቶይ ክልቲኦም አብ ሓደ ሓሳብን ዕላማን ድዮ ደለዉ የቀነለይ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር

  • @ts2677
    @ts2677 4 роки тому +3

    ብመጀመርያ. መን ጀሚሩ. ጦርነት. ኤርትራ. እያ. ኢትዮጵያ. ምንም. ሰራዊት. አይነበራን. ትሻአተ ወርህ. ተደራጅዋም. እየም. ድህሪኡ. ተፃዊዒት ተገይሩ. ኢትዮጵያ. ምንም. ሰራዊት. አይነበራን. እና ብዝህ ናይ ትግራይ. ምልሻ. እዩ. ጦርነት. ነይሩ. ግን መን. ድዩ ጀሚሩ. 1) ምስ ጅቡቲ 2) ሐብሽ. 3) የመን. 4) ሱዳን. 5) መጨረሻ ኢትዮጵያ. ጦርነት ከፊትኩም. ኩሉ ግዜ. ንሰላም. ዘይትግስግሱ. ::

    • @tesfaluulmichael8020
      @tesfaluulmichael8020 4 роки тому +1

      Tsega Tesfay , ህዝቢ ኤርትራ ጦርነት አይምነይን ወይ አይደልን እዩ ። ሕጂ እቲ ዘሎ ስርዓት እዩ ዘምጽኦ ዘሎ ኩናት አዪ ።ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ጥራሕ እዩ ዝምነ ። ኢትዮጵያ ግን ኩሉ ግዜ ብሐይሊ ብጦርነት ፈኸራ ክትእውጁ ኣብ ሽግርን መከራን ትነብሩ ። ስለዚ ብዝርርብን ብሰላምን ክትነብሩ ፈትኑ ክሐልፈልኩም ። You guys are blessed with all the natural resources, just use your head . Also, try to live civil not a tribal mentality , አማራ ፥ ኦሮሞ፥ ሲዳማ ፥ ትግሬ .....ወዘተ።

    • @abrahamtesfay9948
      @abrahamtesfay9948 4 роки тому +1

      ብአና በኤርትራ ተጀሚሩ አነ ካብቶም ማአልቲ ባድመ ዝአተዉ እየ ኮልል አየድልንእዩ

    • @SS-bu4qk
      @SS-bu4qk 4 роки тому +1

      @@abrahamtesfay9948 ንስኻ እቲ ምጅማር ኢኻ ትርእይ ዘለኻ እቶም 8 ኣባላት ሰራዊት ምስ ወያነ ክዘራረቡ ምስ ኣተዉ ብወያነ ተቐቲሎም ናይዚኦም ሞት ስለምንታይ ከም ምጅማር ዘይሕሰብ ጥራይ ኣብቲ ድፋዕ ድዩ ጦርነት ተጀሚሩ ዝበሃል ጠንቂ መበገሲ ናይቲ ጦርነት መስዋእቲ ናይዞም ተጋደልቲ ኤርትራውያን እዩ ስለዚ ወያነ እዮም ጀሚሮሞ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት እውን ኤርትራ ጀሚራቶ ዝብል የለን

    • @yonaskalayou6478
      @yonaskalayou6478 4 роки тому

      @@tesfaluulmichael8020 በል ስቕ በል ውሳነ አልጀርስ ኤርትራ ጀማሪት እቲ ኲናት ምዃናን ንዝወረደ ዕንወት ካሕሳ ክትከፍል ፣ ዶብ ክጥረርን እዩ ተወሰነ። ሕልፈት ዝኣበየኩም ንስኹም ኢኹም እቲ መንእሰይ እንካብ ዓዲ ምስወጸ እቲ ሓቂ ተጋሂዱሉ ኢዩ።

    • @tesfaluulmichael8020
      @tesfaluulmichael8020 4 роки тому

      yonas kalayou , ሎሚ ንሕና ኤርትራውያን ዘዛርበናን ዘብክየና ዘሎ እቶም ናብ እዚ ኩናት ዝተሰውኡ አሕዋትና እዮም ። ሕጂ ግዜ ንኤርትራውያን ደቂ መሬት ፥ ወያኔ - ህግደፍ - አምሐራ ብሐደ ዐይኒ ኢና ንርእዮም ። ኤርትራውያን ጸላእትና ጽቡቕ ገርና መሚና አለሊናዮም ኢና ። ናይ ግዜ ሕቶ እዩ ። ንዐኹም ተጋሩ ኸአ ሰላም የውርደልኩም ።

  • @eritreantransformation7328
    @eritreantransformation7328 4 роки тому +3

    ጀነራል ተኸስተ ዑጡቕ ስረ ሓርበኛ ኤርትራዊ።

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +14

    እሰያስ ፍጉር መንእሰይ ከጽንት ዝተገብረ እዪ ኔሩ ' ንብዓል ወዲ ሰለሙን ' ብርሃነ ' ዑቅበ ' ነዚኦም ኣልዪስ ከመይ ዓይነት ኩናት እዪ ከካይድ ተደልዪ ኔሩ ዘገርም እዪ

  • @hantab1287
    @hantab1287 4 роки тому +7

    ወያነ ካብ 1986 ባድመ የማሓድሮ ተነይሩ ሲ
    ህዝቢ Eritrea ዳኣ ነየነይቲ ባድመ ዩ ዝደሊ ዘሎ?

    • @ጉናዛሰሜንትግራይ
      @ጉናዛሰሜንትግራይ 4 роки тому

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ክመውት እዩ ዝደሊ ማለት እዩ

    • @weysebdekey5369
      @weysebdekey5369 4 роки тому +1

      ኖን ዶ ባድመ ፡ ኣብ 1986 ኤርትራ ብምልእታ ኢትዮጵያ ኢያ ተማሓድራ ነይራ። ስለዚስ ኤርትራ ብዓባያ ኣብ ምህላውን ዘይምህላውን ግዜ ከላ ፡ ብዛዕባ ዶብ ምዝራብ ቁም ነገር ዘለዎ ኣይኮነን።

    • @tedroskahsay2841
      @tedroskahsay2841 4 роки тому +2

      ታሪኽ እሞ ዘይርደኣኩም። ተጋሩ ኮ ብወያነ ጸሚምኩምን ደንቂርኩምን ኢኹም። ክርደኣካ ዘለዎ ኤርትራ ንባዕላ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ እያ ነይራ። ካለኣይ ከኣ ብልዝም ንምፍትሑ ዝዓበየ ዘላኢ ንምድምሳስ ህህዝብን ውድብን ኤርታራ ክጻወሮ ፈቲኑ። እንተኾነ ወያነ ነታ ኣብ ካርታ ኤርትራ ዝነበረት ባድሚ ካልእ ሰፋሕቲ ቦታታት ኤርትራን ኣብ 1997 ኣብ ሓዱሽ ካርታ ናይ ትግራይ ብምእታው፡ ክላዘቡ ንዝኸዱ ዘገታትና ከኣ ብጥይት ተሳሂለሞም። ተጋሩ ግን ኩሉ ግዜ ሓሶት ጥራይ ስለትመሃሩ ኤርትራ መዓስ ናጽነታ ወጺኣውን ኣይርደኣኩምን እዩ። ስለዚ 1986 ኣስመራውን ኣብ ኢድ ኣያታትኩም ኣምሓሩ ኣያ ነይራ። ድምሱሳት

    • @mattysignal3921
      @mattysignal3921 4 роки тому

      hahahaha

    • @yonaskalayou6478
      @yonaskalayou6478 4 роки тому

      ንዓዓ ኢዩ ኢሰያስ ሃሰው ዝብል ዘሎ። ብሕጊ ምሕታት እውን ይከኣል ነይሩ መናእሰያት ናብ መጋርያ ካብ ምእታው።

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 4 роки тому +2

    idmen teinan yehabka fetari zegerem Eyou.

  • @jossiboy5464
    @jossiboy5464 4 роки тому +1

    ካብ ዓናጉለ ካስብ ጋል ጎምሃሎ ዝነበር ዘብዘብ ሕጂ ክዝክሮ ከለኹ እዚ ኩሉ መንእሰየ እው ክስዋኣ ከሎ ብጣዓሚ ልበይ ደም እዩ ዝነብዕ።ዳሓን ታሪኽ ኣይምሕርን እዩ ።ብዘይ ዕርፍቲ ዓመት ሙሉኡ ዝሰራሓናዮ ድፍዓት ደምናን ራሓጽና ዝፈሰስናሉ ብዘይ ኪናት ኣዝልቅ ክባሃል እዚ ኩሊ መንእስይ ኣደዳ መድፍዕ ነፈርትን ናይ ወያነ ኮይና መቸም

  • @amra5753
    @amra5753 2 роки тому

    Ethiope and eritrea thé Best way

  • @123abc758
    @123abc758 4 роки тому +22

    ኣብ ዉሽጢ ምክልኻል ሀገር ከም ማንኪ ክሻ ክልተ ግጽ ዘለዎም ኣሚንካ ሀገር ክትከላኸል የዋህነት ይመስል::

  • @mindgrows8709
    @mindgrows8709 4 роки тому +3

    ብሓቂ ኮር 271 ሓያል ሰራዊት ኢዩ ኔሩ።

    • @ወዲሱዳንሽወደን
      @ወዲሱዳንሽወደን 4 роки тому +2

      አወ ናይ ብሓቂ ኣነ ኣባል 3 ዙርያ 271 አየ ነረ አዚ ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ነረ አየ ኣብት ጉዳይ

    • @mindgrows8709
      @mindgrows8709 4 роки тому

      @@ወዲሱዳንሽወደን ክንደይ በርጌድ ነርካ።ዕለት ክንደይ ናይ ወርሒ ለካቲት 1999 መጺኡኩም ናብ ከባቢ ገምሃሎ ደቂ ዘርኡ ካብ ከባቢ ጾሮና? ከመይ ዩ እቲ ምዝላቕ ካብ ዝነበር እሰ ጽሓፈላ እቲ ውዕሎ ጀጋኑ ክብር ሓው

    • @ወዲሱዳንሽወደን
      @ወዲሱዳንሽወደን 4 роки тому

      ታርኪ ኣርትራዊያን መጽሃፍ ኣያክለናን አዩ ኣብዚ 3 ወራር ዝነበረን ክድሚኡን ዝነበረ ጊን ካብዚ አዩ ዝጅመር ናታይ ታርኪ ኣስፍሕ ኣቢለ ክገልጽልካ ሃወይ ኣነ ክምት ዝበልኩካ ኣባል 3 ዙርያ አየ ነሽተይ ከለኩ አየ ከደ ን ሳዋ ወዲ 17 ኣመት አየ ነረ ኣብ ሰለስተ ወራር ዲማ ተሳትፈ ከዳማይ ብርገት ነረ ዲማ ናይ ወዲ ሃጎስ

  • @nimrodtesfamicaelnimrod4672
    @nimrodtesfamicaelnimrod4672 4 роки тому +2

    Zur Aykann werr weyane ybhel
    Erisat xere eritrae Aytkunu
    Tarik kyhetekum

  • @zula5753
    @zula5753 4 роки тому +7

    You’re our hero General we will never forget you

  • @amra5753
    @amra5753 2 роки тому

    I am eritrean

  • @wedikiflu7784
    @wedikiflu7784 3 роки тому

    Kbur general wedi heyle Jigna tebia bheqi bheqi 👍👍👍👍

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 2 роки тому

    Welcome erisat .lake zarba .deknat narwom bar keman nero..besnke dekntom .aweld zetefa nire..😰😰😰

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael729 4 роки тому +10

    ብመጀመርያ ንብሪጋደር ጀነራል ተኸስተን አሪሳትን ዓወት እምነየልኩም። ቐጺለ ንደገፍቲ ህግደፍ ብፍላይ ነቶም G15 ብክሕደት ሃገር ዝኸሱስ "ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ" ከምዝበሃል ኮይኑ ነገሩ ካብ ኣዛዝነት መሪሕነት ውግእ ተኣልዮምሲ ኣበይ ኮይኖምዮም ክሕደት ፈጺሞም?

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому

      ዘገርም እዪ እቲ ዝገርም ንሶም እዮም ክከስዎ ዝግባእ ን እሰያስ ' ከሙኡ ክኣ ጌሮም እዮም ኣብ ኣኬባ ተነቂፍሉ እዪ እሰያስ ውን እዚ ወሪዱ ዘሎ ይሕተተሉ እየ ኢሉ

    • @efremogbamicael729
      @efremogbamicael729 4 роки тому

      ቀንዴል ሓርነት selam kendel sesenayu imneyelka brgx Izumi kehadi iseyas you zhtetelu

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 4 роки тому

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ዝወዓልካ ትመስል ናይ ዩትዩብ ዓሚል ።

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 6 місяців тому

    አሕ ጣልያን እንግሊዝ ንኤርትራ እንትወርዋ አቡጀዲድን ሳሙንን ሹኮርን መኹዓቲ ማንታ እፉ እናሐቡ ሽዕብያ ንትግራይ እንትወርር ስርቂ ኮበርታ ንማንካን ጭልፋን ማእስን ቆርበትን ሕዝብ ብምቅታልን ወዘተ አብ ዓለም ዘየለ ዘይፍጡር ተግባር ይግብር እዩ ዓገብ ትውልዲ ክፍል እዩ።

  • @yonasaeritrea6800
    @yonasaeritrea6800 4 роки тому +3

    መርሓባ ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
    EriSat ብዙሕ ሕቶታት ነይርና

  • @SS-bu4qk
    @SS-bu4qk 4 роки тому +1

    መቸም ካብቶም ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሚድያ ዝቐረቡ ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ብዓሰርተ ኢድ ንስኻ ትበልጽ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብምንታይ ምኽንያት ተቢዕካ ብመጠኑ ሚስጥር ውግእ ናይ ባድመን ድኽመታትን ስለዘውጻኻ ክብሪ ይግበኣካ እንተኾነ ግን እቲ መልስኻ ሕጂ እውን ገና ሕቡእ ሚስጥራት ከምዘለዎ የረዳኣካ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ኣይተባዕካን ካብ ካልኦት በዓል ኣድሓኖም፡ መስፍን ሓጎስ፡ ዓንደብርሃን ፡ ሃይለ መንቆርዮስ ግን ኣጸቢቕካ ብዕጽፍታት ትሓይሽ።
    ፍሊፖስ ኣብ ሰራዊት እቲ ቀንዲ ከዳዕ ንሽንፈት ናይ ወራራት ወየነ ቀንዲ ናብ ውድቀት ዘውደቖ እንተሃልዩ ፍሊጶስ እዩ ኣብኡ እውን ስለዝነበርና ክንደይ ግዜ ክሲ ኣቕሪብና ኣኩብና ኢልና ዝሰምዓና ኣይረኸብናን ንስኻ ግን ኣብ ቀረባ ምስኡ ዝነበርካ ሰብ ኩሉ ክገልጾ ኣይደልን እንዳበልካ ናይ ፍሊፖስ ግብሪ ርብዒ ከማን ኣየውጻኻዪን ፍርሒ ድዩ ትብዓት ምስኣን እንድዒ። ፍሊጶስ ረሳሕ ገንዘብን ኣዋልድን ጥራይ ሃረፍረፍ ዝብል ሕሱር ሰብ እዩ። ፍሊጶስ ክለተ ግዜ ዓበይቲ ናይ ኮራትን ክፍለሰራዊታትን ኣኼባ ኣይተረኸበን ኢልካዮ እኮ እዚ እኮ ንማንም ግልጺ እዩ ናይ ሃገር ጉዳይ ብኮር ደረጃ ኣኼባ ገምጋም ዝግበረሉ ከይተረኸበ ዕሽሽ ኢሉ ክተርፍ እኮ ብቐጥታ ንውልቁ ካብ ኢሳያስ ትእዛዝ ይቕበል ስለዝነበረ እዩ ኢሳያስ ተሳተፍ ክብሎ ይሳተፍ ኢሳያስ ኣይትሳተፍ ክብሊ ዝተርፍ ኢሳያስ ግበር ኣይትግበር ዝብሎ ነገር ዘተግብር ሙዃኑ ካብታ ኣኼባ ብምትራፉ ጥራይ ክትግምት ትኽእል ምኽንያቱ ናይ ሃገር ጉዳይ ላዕለዋይ ኣኼባ እዩ ከመይ ኢሉ ይተርፍ። ነዚ ኩሉ ክትገልጾ ኔሩካ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክሳብ መኣስ ኢኹም ሚስጥር ትዓብጥዎ ናይ ተፈጥሮ ጉዳይ እዩ ደጊም እኮ ውሑድ ግዜ ኢኹም ኣብዛ ምድሪ ትነብሩ ነቲ ንእሽተይ ወለዶ ኣብ ኮንፍዩዝ ኣእቲኹሞ ኣንፈቱ ጠፊእዎ ንመን ከምዝኣምን ኣብ ክልተ ተገሚዑ ካብዛ ዓለም ብሞት ትሓልፉ ኣለኹም ሕጂ እውን ነቲ ትብዓትካ ኣጸቢቕካ ትብዓት ወስኸሉ ኩሉ ሚስጥራት ኣውጸኣዮ እየ ዝብለካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። G15 ሚስጥር ሒዞሞ ተቐቢሮም ጽቡቕ ዶ?

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 4 роки тому +5

    Thank you General Tekeste Haile

  • @mikeessen3555
    @mikeessen3555 4 роки тому

    ኣሕ ሰባት ወዲእክም፡ ነናይ ኢድኩም ፈጣሪ ይሃብኩም።

  • @bhamkushetawl7148
    @bhamkushetawl7148 4 роки тому +6

    ካብ ሳሕል ጀሚሮም ንደቂ ህዝቢ ኣብ መጋርያ እንዳጠበሱ እዞም ኣዘዝቲ ዝበሃሉ ፡ ይሽርሙጡ፣ ይሰኽሩን ሃብቲ ይድልቡን ዝነበሩን ዘለዉን ዝቕጽሉን ዕስለ ኣዛበእ እዮም።
    ኣይ ከሰርናን እንተበለ መዓስ ተጋግዩ ፡ በማኢት ሚልዮናት ከሲቦም አሀምበር!

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 8 місяців тому

    General tekeste haile
    Who makes a big Misstate at that Time?
    Please give the Right Ansewer.
    Thank you

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 4 роки тому +2

    ብህዝቢ ተጻዊትኩም ማስጣ ናይ ዚህዝቢ ክወርደኩም ኢዩ ሰብ ምስ ጠፍ ኤ ዘረባ ዋጋየብሉን ታሪክ ስለ ዝኮነ ግን ክፍለጥ ኣለዋ የቀንየልና ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ኣምላክ ኣለዋ እዚ ለዋህ ህዝቢ

    • @NationalErInterest
      @NationalErInterest 4 роки тому

      ሃዳሚ፡ ወይ ዎዶ ገባ ስለነበርካ እንበር፡ ጉዳይ ሃገር ኢዩ ኔሩ። ድርባይ

    • @anbesmebrahtom5560
      @anbesmebrahtom5560 4 роки тому +1

      @@NationalErInterest ከላእ ሕማቅ ኣይዛረበካን ኣነ ጊን ወዲ ተጋዳላይ ኢየ ንስካጊን ቀዲምካ ብስምካ ተዛረብ

  • @weelly0
    @weelly0 4 роки тому +1

    1)ናይ ባድሜ ከመይ ኢላ ናብ ምምሕድዳር ወያኔ ከምዝኣተወት ንዝሃብካዯ ሓፂር መግለፂ ጉጉይ ዝኾነ ሓበረታ ኢኻ ኣመሓላሊፍካ ከምኡ ኣይኮነን ነይሩ ስለምንታይ ጉጉይ ሓበረታ ንምትሕላፍ ዝደረኸካ ምኽንያት ክርደኣኒ ኣይከኣለን ብትኽክል ዝፈልጣ ምኽንያት ብወግን ህግሓኤ ግዝያዊ መደበርን መተሓላለፍን ክትኮኖም ተባሂሉ ከምዝኾነ ብወገነይ እዛ ግግይቲ ሓበረታ ከአርማ ይፈቱ
    2) ውግእ ምስ ወያኔ ሽግር ዶብ ኣይኮነን ነይሩ ስለዚ ናይ ዶብ ሽግር ከምዝነበረ ገርካ ኣይተቅርቦ

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi6337 4 роки тому +1

    Bzuhat sebat halefti semie mo kemzi sebay gn fetafitu zneberen zelon xegemat zgelexe yelen bhaki abey neru ksab hji 😍👍🏼👌⛪🕌

  • @fisehasbhat9708
    @fisehasbhat9708 4 роки тому +2

    ንጹር ዝኮነ ታሪኽ

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 4 роки тому +1

    O My God Anbesa eka Agelalxa mesitkani 👍

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 4 роки тому

    መበል 182 ኣባል ው/ሕ ሃገራት ኢርትራ
    መበል 183 ድማ ሃገረ ጋና ኣብትይ ግዜ ውና ጸሓፊይ ወድ ኢትይ ሃገር ነሩ!!

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell4768 4 роки тому

    God job

  • @meramera2578
    @meramera2578 4 роки тому +2

    ላንጋ ላንጋ ።እንታይ እዩ ክሰግሮ እንዳበልካ ከ።ኣውጽኣዮ ኩሉ እዚ ኮለል ግደፍዎ ፡መንእሰይ ኤርትራ ብሰንክኩም ጸኒቱ ፡ክብረቱ ባይታ ወሪዱ ፡ፋሕ ብትን ኢሉ ኣብ ጎልጎል ተበቲኑ ተሪፉ ኣሎ።

    • @tedroskahsay2841
      @tedroskahsay2841 4 роки тому

      በጽባጽ ሃዳሚ። ነብስኻ ከተስብሕ ዝሃደምካ ድምሱስ በዞም ጀጋኑ እዚኦም ኣይትጻረፍን ኢኻ። ትግራዋይ ተኾይንካ ከኣ ቦታኻ ኣይኮነን ውጻእ።

    • @meramera2578
      @meramera2578 4 роки тому

      @@tedroskahsay2841 ኣይከማካን !!!!!!!!!!!!!።ምልክት ድንቁርና እዩ እዚ ኣዛራርባካ ቁሩብ ኣንብብ & ዕበ።

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 4 роки тому +1

    Wow thanks Major General Tekeste hayle ❤👍💯🇪🇷💪and Henoka

  • @ሰለሞንኣሰፋ
    @ሰለሞንኣሰፋ 4 роки тому +1

    ክስነድ ዘለዎ ታሪክ erisat ምስጋና ይግበኣኩም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰብ ታሪክ ኣቅርቡ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።

  • @amra5753
    @amra5753 2 роки тому

    I love you all. Worlde

  • @febenkfle6751
    @febenkfle6751 4 роки тому

    ዝኸበርካ ብጀ/ ተከስተ ሃይለ ናይ ብሓቂ ወተሃደራዊ ኣገላልጻ ሓጺርን ንጹርን ሓበረታ ንዝሃብካን ነመስግን ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 4 роки тому +2

    ክቡር ጀነራል ስለቲ ኹሉ አበርክቶኻ ሰንክልናኻን ንናጽነትናን ሐርነትናን ሞሳ ይብጻሕካ።አጆኻ ሐርነትና አብትሕቲ ጽላል ፈጣሪ ናይግድን እዩ።

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 4 роки тому

    የቀንየልና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ።

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 4 роки тому +6

    Jgna Wedi Haile! Eza akayda Ab Deleytey Fthey Tdgem ala Aqmna Nflet!!

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 2 роки тому

    I’m very disappointed by General Teleste regardless the disagreement with the Eritrean government this is not the time to talk about military issues we are in state of war and our people and country is in danger so to talk about the military strength or weakness of EDF is like giving the TPLF free information. Those kind of information is only should be available internally during peace times. It really is madness to talk about this now