ከምዚ’ውን ኔሩ እቲ ጽሉል ሰላዪ ሻዕብያ ዓመታት ኣብ ክድዓት ናይ መወዳእታ ክፋል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 164

  • @DawaDawa-fu6jk
    @DawaDawa-fu6jk 9 місяців тому +15

    ተባረክ ነዚ ታሪኽ ዘሰማዕኻና ኣስመሮም

  • @gomida1552
    @gomida1552 8 місяців тому +2

    ዘደንጽው ጅግንነትን ብልሕን ተጋደልትና & መሳጢ ኣቀራርባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 9 місяців тому +8

    Always and forever proud to be Eritrean!!
    💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫

  • @merhawimogos3643
    @merhawimogos3643 9 місяців тому +2

    ሻዕቢያ ሻዕቢያ ንጀጋኑና ዝጸርፍ'በር ገጢሙ ዝስዕሮም ኮቶ የሎን! ቅሰኑ ጀጋኑና ❤❤❤

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera 9 місяців тому +6

    ብጣዕሚ ዘገርም ታሪኽ ኪንደይ ከ ይጥዕም እቲ ልሳንካ ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪክ ጽሒፍካ ዝውዳእ ኣይኮነን ከምዚኢታት ኣምጸልና እስከ ወዲ ኤረይ ተባረክ

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 9 місяців тому +2

    ኣበሳ ወዲ ሃገረይ ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ጅግና ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 9 місяців тому +7

    🇪🇷♥️ ኤርትራውነት ክቡር መንነት♥️🇪🇷
    ዋውውውው፡ ኣዝዩ ክትኣምኖ ዘሸግር ጅግንነትን ትውወፋይነትን ምእንቲ ሃገር ንሞትን ሕሰምን ዝቀዳዳሙ ጀጋኑ

  • @DanielTesfay-p7m
    @DanielTesfay-p7m 9 місяців тому +3

    asmie jgna kemzitat aqrbelna ❤❤❤❤❤

  • @alex-ln5jw
    @alex-ln5jw 9 місяців тому +2

    This is what makes us proud Eritreans . So many people have paid un imaginable price for us to call ourselves ERITREANS ❤

  • @SoloGebrehiwet-cy5kn
    @SoloGebrehiwet-cy5kn 8 місяців тому +1

    ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም መዳርግቲ ኣልቦ'ዩ ከመዚ ዓይነት ጅግንነት ፈጺሞም ሃገር ኣምጺኦምሲ በዞም ናይ ህጂ ሃሱሳት ክጽረፉን ኣአማን ክዘንቦም ክትሪኢ ግን ብካ ነዚ ከይረኣኩ ሞይተ ዝብለሉ አዋን ኣሎ 🎉🎉ወትሩ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪 ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ቀጽሎ ዛዓርከይ

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 9 місяців тому +3

    እዎው ዞራ የቀኒየልና ብጣሚ ጺብቅ ታሪኪ ዘደንቅ አንበሳ ከሚዚ ናይ አንበሳ ኤርትራው ሐውና ::🇪🇷🇪🇷🦁🦁🇪🇷🐪🦾💪🏽🦾🦁🇪🇷

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 8 місяців тому +1

    ኣሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 9 місяців тому +2

    Eritrea went kubur mennet viva Eritrea 💪💪💯🙏✌️👍🌟🌹♥️🌹♥️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asterhabte9755
    @asterhabte9755 8 місяців тому +1

    Betame zegarme eyu Ambasa wedi Eri jegana ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 9 місяців тому +2

    እዎይ እዚ ኩሉ ጂግንነት ተፈጺሙ አብ ኤርትራ ::
    አነ ይሕበን ኤርትራዊ ብምኮነይ ክብርን ሞገስን ንኩሎም አናብስ ኤርትራዊያና 🦁🦁🇪🇷🇪🇷👍🏽🙏🏽

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 9 місяців тому +2

    Thank ❤🙏🏽❤Zara God bless you 💯👌💯
    God blessed My favorite ❤️ media

  • @merahabte1562
    @merahabte1562 4 місяці тому

    Amen Amen Amen 🙏 ata jegna wedi jeganu❤❤❤

  • @edenrose4380
    @edenrose4380 9 місяців тому +3

    Nothing compares with Eritrean story.😮
    I am glad finally we made it.🇪🇷🐪

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 8 місяців тому +1

    Wow thix eritrean people Nice program long live Eritrean 💯🐪💯🐪🇪🇷🐪💯🐪🇪🇷👍

  • @FayeTesfit
    @FayeTesfit 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 9 місяців тому +3

    Share 👍🏾Like 👍🏼👍🏼🤩😍👍🏼Like. 👉🏾👉🏾Share 👉🏾 ንግበር ናብ ኩሉ ሰብ ክበጺሕ

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 9 місяців тому +1

    እዋይ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @AK-ni8wn
    @AK-ni8wn 9 місяців тому +1

    Men Kem Shabia 🤔👏🙏❤🇪🇷❤

  • @efremefrem2400
    @efremefrem2400 9 місяців тому +1

    ኩቡር ሓው አዚ ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ታሪኽ ዩ ሙ ቀጽሎ ኣነ ደጊመ ደጋጊመ ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ካብቲ ታሪኽ ድሰርሕ ናዓኻ ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ሳኣን ዘዘንትወሎም ታሪኾም ሃሲሱ ስለ ደሎ❤

  • @mussieghirmai9979
    @mussieghirmai9979 9 місяців тому +1

    What a heartwarming story!!
    I can listen to you the whole day!
    I love the way you read!❤

  • @sewraeritrea9493
    @sewraeritrea9493 9 місяців тому +1

    Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 8 місяців тому

    ብጣዕሚ ንፉዕ ደስ ዘቢል
    ስለዚ ነብሲ ወከፍ ስድሪ መሬት ኣኤርትራ ታሪኽ ኣለዋ

  • @letebrahanmichael3157
    @letebrahanmichael3157 9 місяців тому +1

    Btaemi zegerm tarik geganu shaabiya ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍🏾

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 8 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WediselieWediselie
    @WediselieWediselie 9 місяців тому +2

    Thanks more❤ good history

  • @አዶኒያማር
    @አዶኒያማር 9 місяців тому +1

    proud to be Eritrean Amazing story ❤❤❤

  • @Habu33
    @Habu33 9 місяців тому +2

    Thanks for your program and awesome story....bimelikiee film tetisirah kea bitaemi xubuk nieru.

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiya 9 місяців тому +1

    eway jigininet yigerim u❤❤❤❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 9 місяців тому +1

    Thanks deki Eria jeganu

  • @Sigma4219
    @Sigma4219 8 місяців тому +1

    ይበል ኣገላልጻ ❤ ኣብኡ ዝነበርኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ❤❤❤ ነመስግነካ

  • @LibanosOkubay
    @LibanosOkubay 9 місяців тому +1

    ቀጽሎ ደስ ዘብል ታሪክ

  • @elsaaman5028
    @elsaaman5028 8 місяців тому +1

    Amazing

  • @EsakHadera
    @EsakHadera 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 9 місяців тому +1

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ዪ፥ወዮም ተጋሩ ጸላኣእትና ኢዮም ዝብሉ ደገፍቲ ክሰምዕዋ ይጸሩዋ ዶ ይኮኑ

    • @amantesfabrhan2311
      @amantesfabrhan2311 8 місяців тому

      እዚኣ እሞ እንታይ ምስ ተጋሩ ዘተኣሳስር ኣለዋ

  • @aziebtewelde1738
    @aziebtewelde1738 9 місяців тому +1

    Eritreawinet kbur meninet 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹👏👍💪

  • @meazadessh9400
    @meazadessh9400 9 місяців тому +1

    Waw waw what an amazing story of our heros!

  • @MeronTeklay-tm9no
    @MeronTeklay-tm9no 9 місяців тому +1

    Mamanu seine nebsey qenxiyaa zegerm eiyu jgna zhawey❤❤❤

  • @nadiaharounzakarya8228
    @nadiaharounzakarya8228 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷😍😍🇪🇷🇪🇷

  • @liamicael1633
    @liamicael1633 9 місяців тому +1

    Abet ewe jegnnet🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459 9 місяців тому +1

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesafeworki5929
    @yohannesafeworki5929 9 місяців тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉 thanks

  • @SerbiSemay
    @SerbiSemay 9 місяців тому +1

    Wadi berhe ❤❤❤❤❤

  • @yonas5644
    @yonas5644 9 місяців тому +2

    😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 9 місяців тому +2

    ስቕ ኢልካ ኣይኮነን ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ምስ ህ/ግ ዘሰለፈኒ ዝተባህለ እዚ ታሪኽናስ መዓስ እዩ ዝስነድ

  • @AbebaKidane-d3f
    @AbebaKidane-d3f 8 місяців тому

    Thank you for sharing🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎊🎊🎊🙏🎊🙏🎊🙏🎊

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 9 місяців тому +1

    Bravo 👏 nice story

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 9 місяців тому +1

    ከሚዚ ጂግንነት ሐሊፉስ ባአንጻሩ ካአ እዞም ኢንዳ የእማን ደቂ ማለሊት ::
    ናይ ኤርትራ ጂግንነትን መስዋእትን ከቆናጺብዎ ከለው የሕዚን ::
    ጂግና ድሰርሐ ሽሙ እንዳተዘከረ ይነብር🦁🇪🇷💎🐪❤️
    ከዳዒ ካአ እን ዳሐሰረን ናይ ውሉድ ወሎዶኦም ሕማቅ ሽም የትርፍ ::
    00💩🗑️🪰🙈🙉.

  • @yemanetesfay5417
    @yemanetesfay5417 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷❤❤👏🏿

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️

  • @mhurietesfaxibah1177
    @mhurietesfaxibah1177 9 місяців тому +1

    Zarawayan kibret yihabelna amlak edimen tienan yihabkum,bhaqi meas eya tiqxil indabelku meas,Kon yisediwa inda belku aqiley eu xebibuni nieru hji gn wef ele intay mo kiblekum eye tarik jeganu eritrea teqedihu ayiwidian eu bejaka Asmie hawey tegediska kalie wun amixialna love deqi eryyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazbonommi8169
    @almazbonommi8169 9 місяців тому +2

    Unglaublich,ich bin stolz eine von euch zu sein.❤

  • @sabasgebreab9518
    @sabasgebreab9518 8 місяців тому

    Wowww ❤

  • @HabtemichaelDaniel
    @HabtemichaelDaniel 9 місяців тому +1

    ናጽነት ኤርትራ ኪንደይ ሂወት ጀጋኑ ወሲዱን ኪንደይ ቅያ ድማ ተሰሪሑን እዩ ተረኪባ እሞ ንዓቅባ 🇪🇷❣️🫶🇪🇷💪🇪🇷✌️

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 9 місяців тому +2

    👍❤️💕👍❤️💕

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 9 місяців тому +1

    Weee jegnu anbsa❤❤❤❤🎉🎉

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 9 місяців тому +2

    🐪 🇪🇷 🐢 👑

  • @kisjay635
    @kisjay635 9 місяців тому +2

    Wawwwww

  • @meharighile4684
    @meharighile4684 9 місяців тому

    ናይ ብሓቂ መስተንክር ቅያ፡ ቅያ ህዝባዊ ግንባር ብመጀመርያ ንሰራሕ ቅያ እንቛዕ

    • @meharighile4684
      @meharighile4684 9 місяців тому

      ናይ ብሓቂ መስተንክር ቅያ፡ ቅያ ህዝባዊ ግምባር ብመጀመርያ ንሰራሕ ቅያ እንቋዕ ብርሃን ናጽነት ኣርእዩ ናብዚ ዘላኻዮ ምስ ሙሉኣት ስድራቤትካ ብጥዕና ኣጽነሓኩም እብል፡ ኣብዚ ሰለስተ ነገር ንዕዘብ
      ቀዳማይ፡ ብልሒ መሪሕነት ህግ
      ካልኣይ፡ ሰራሕ ቅያ ብቅዓቱን ተልእኮኡ ብጽፉፍ ምፍጻሙን
      ሳልሳይ፡ ናይ ተራኺ ብቅዓት ኣቀራርባ ዉሕልነት ንታሪኽ ማራኺ ምግባሩ ብጣዕ ዘገርም ታሪኽ ቅያ ጂግንነት ህግ፡
      ዘላለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡
      ዓወት ንሓፋሽ

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 9 місяців тому +1

    wawww jeganuna.kusenuuuu❤❤

  • @Yordanosgebru-h6y
    @Yordanosgebru-h6y 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nsle eza hager zytkfle waga yelen.

    • @Metkeli
      @Metkeli 8 місяців тому

      Bhaki erey mearey ❤🙏🇪🇷

  • @mestes6159
    @mestes6159 9 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🧠✨

  • @teklemariamokbaslasie6091
    @teklemariamokbaslasie6091 9 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @sammylontek5133
    @sammylontek5133 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🇦🇿🇦🇿🇦🇿

  • @DanielTesfay-p7m
    @DanielTesfay-p7m 9 місяців тому +1

    nayzo jeganu deqi za halal meriet❤❤❤

  • @tsigesium6268
    @tsigesium6268 9 місяців тому +1

    ❤️👍🇪🇷🙏🇪🇷👍❤️

  • @AdeyAlemey-w8w
    @AdeyAlemey-w8w 3 місяці тому

    Wawww kab kulen Chanelat blxti koyna zrekbkwa Chanel so keep going bro🇪🇷✌️🇪🇷🫡🇪🇷 🎉

  • @selsela2
    @selsela2 9 місяців тому +1

    Ya please kemzi Tarikh Adna amtsealna❤

  • @samsonrusom3492
    @samsonrusom3492 3 місяці тому

    🇪🇷👍👍👍👍

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle6154 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklemariamokbaslasie6091
    @teklemariamokbaslasie6091 9 місяців тому +1

    Well done

  • @mehreteabghebrezghi942
    @mehreteabghebrezghi942 Місяць тому

    ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝበልካዮ ስለያ ህ.ግ. ስለያ ውድብ ዘይኮነስ ዋላውን እተን ሓያላት ሃገራት ምስ ኩሉ መሳርሒታተንን ባጀተንን ንስለያ ሃገርና ዝዋዳደር የለን እቲ-ምንታይሲ በሊሕ መርሕነትን ኣባላቱውን መዳርግቲ ኣልቦ ፍቕሪ ሃገርን ሚስጥር ምዕቃብንዩ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemtesfu2444
    @lemlemtesfu2444 9 місяців тому

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @didi8984
    @didi8984 8 місяців тому +1

    ክቡር ሓው ክብረት ይሃብካ ነዚ ፈጺምካውን ክትኣምኖ ዘይከኣል፡ ዘይትጽበዮ፡ ነብስኻ ናብኡ የእቲኻ እስከ ኣነ እንተዝኸውን ኢልካ ክትሓስቦ፡ ሓንቲ መዓልቲ ወይ ሰሙን ከማን ክትጸንሕ ብሓሳብውን ዘሸግረካ ፍጻሜ፡ ጅግንነት፡ ዕላማ፡ ተወፋይነት ህዝባዊ ግንባር ብሓፈሻውን ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ዓይነት ፍጥረትዪ ዘብል። ኣነ ኣብቲ ከባቢ ዝተወለድኩ ዝዓበኩ ብምዃነይ ድሕሪ ናጽነት እዚ ሰብእዚ ካብታ ከባቢ ምስተሰወረና ናይ ብልቢ ኣተሓሳሲቡናዩ፡ ኣበይኮን ይህሉ፧ ቦታ ድዩ ቀይሩ፡ ብሂወትከ ኣሎዶ፧ ዝብል ሕቶታት ዘይተመለሰልና ድሕሪዛ መደብካ፡ ንዓይ ሓንቲ ካብተን ቀጻሊ ሕቶታት ዝኾናኒ ዝነበራል መልሲ ረኺበለን ኣሎኹሞ፡ ክብረት ይሃበልና እዚ ሓወይ። ኣየ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትረ...
    በርብርዎስከ በጃኻትኩም

  • @yahyaibrahim5648
    @yahyaibrahim5648 9 місяців тому +1

    Nai behaqe zesdemim tarik

  • @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
    @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 9 місяців тому +1

    ኣስሜ አዝንና ሳሓ ቅቲልካና ከምዚ ዛንታታት ኣምጻልና ነዊሕ አዋን ካብ ዛራ ፍልጠት ጠፊ አካ ነርካ ሕጂ ኣብዚሕካ ኣምጽልና ከምዚ ዛንታታት

  • @judyisaac7858
    @judyisaac7858 9 місяців тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 9 місяців тому +4

    Eritrea for ever Waw Waw yes 💪💯🌹♥️🌹♥️🌹♥️🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @afeworkieritrea3137
    @afeworkieritrea3137 9 місяців тому +1

    ወይ ሻዕቢያ ንዛሮቦ እካ ጠፊኡና መስተንክር ዝኾነ ታሪኽ: ሰብ ስረ ጀጋኑ::

  • @EyobBrhane
    @EyobBrhane 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 9 місяців тому +1

    Enka eritrawi konku

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 9 місяців тому +1

    Ab kalsi Eritrea zeytenegre ember zeytegebre yelen ,kbrn megosn njeganuna zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️✊️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💯♥️

  • @lifewithjesus3475
    @lifewithjesus3475 9 місяців тому +1

    Ab kemzi zelenayo dereja knwedq iu zehzn imber eritrawi dea n hageru jgna indyu 😢😢😢

  • @merebwedeb4668
    @merebwedeb4668 9 місяців тому +1

    ሕጅ'ስ ሓደ ዓፋፍ ብርጌድ ንኸብዱ፡ 20 ታኒካ ቢራ ሓንፊፉ ነዚ ዝሰማዕናዮ ታሪኽ ከቋሺሽ ምስ ሰማዕኻ፡ እዚ ጅግና ንሃገሩ ክብል ፈሊጡ ተጸሊሉ። እዚ ድርባይ ሑልኪስ ብርጌድ ንኸብዱ ግን ናይ ባሓቂ ተጸሊሉ ከም ዘሎ ኣይፈለጠን ዘሎ።

  • @ericaflower7
    @ericaflower7 8 місяців тому

    እዋእ... ወረ ዘዝበለጸ ትብዓት አኻ ትሰምዕ ናይ ሕዝቢ ኤርትራስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ነዚ ዘቅረብክሙልና ብልቢ ነመስግን 🇪🇷🇪🇷

  • @Shawl-c3m
    @Shawl-c3m 9 місяців тому +11

    Kemzi feluy kiya jeganu amxealna eka 💪💪🇪🇷🇪🇷🐪☪️✝️🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @temesgen8650
    @temesgen8650 9 місяців тому +1

    እዋይ ታሪክ ኤርትራ ደሕብን ኢዩ።
    ኣስሜ ምድንጋይካ ግና ኣይግድን

  • @wedianday5354
    @wedianday5354 9 місяців тому +1

    ሰላም.ስለቲ እትገብርዎ ኩሉ ብጣዕሚ የ ዘመስግነኩምን ዘድንቐኩምን ካብዚ ንላዕሊ ኣበርቲዕኩም ታሪኽ ክትገናጽሉ ካኣ ይምሕጸነኩም🎉❤❤❤❤❤❤

  • @tekleabmeles2922
    @tekleabmeles2922 9 місяців тому +2

    Selam adalewti ezi medeb. Tekribwo zelekum zanta n wulud weledo kem zeydimses gerkum tezentwiwo bmhlawkum kemesgnekum yifetu. Gin abti ketezentiwo keleka gele clasical music tegeberkalu ziyada sehabi mukone yibl.

  • @saimonmehari4437
    @saimonmehari4437 9 місяців тому

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 8 місяців тому

    ኤርትራውነት ምንጪ ኣታዊ ረገጽቲ ኾይኑ ። ህዝቢ ከኣ ንቕሓት ጎዲልዎ ! ኲናት ጸጻሕቲሪም ምንእሰያት የህልቁ። መርየት እንዳፋሓሩ ከኣ ኣዋርቕ ማዕድናት ይግብቱ። እቲ ዘሕዝን መደምደምታ ቃልሲ ኤርትራውያን።

  • @SenaitKidane-u7l
    @SenaitKidane-u7l 9 місяців тому

    ናይ ባሓቂ ኣስገራሚ ታሪኽ ሻዕብያ💯 ፕሊስ ቀጽልዎ👌🏾💯🇪🇷

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 5 місяців тому

    ኤሪትራውነት ማለት ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪♥️🇪🇷🙏☪️✝️♥️🇪🇷✝️☪️♥️🇪🇷🙏🙏🙏💕

  • @bereketmeles-jc1yu
    @bereketmeles-jc1yu 9 місяців тому