‪@gDrar‬

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,9 тис.

  • @dina4473
    @dina4473 Рік тому +61

    Bedankt

    • @miniaseium7137
      @miniaseium7137 17 годин тому

      Bravogiorgio❤❤❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✅

  • @yosieftekeste5980
    @yosieftekeste5980 5 днів тому +4

    ጆርጅ ሓወይ
    በዚ ትህቦ ዘለካ ትምህርቲ ብጣዕሚ ንመስግነካ።
    ዕድመን ጥዕናን ምስ ኹሎም ስድራቤትካ ይሃብካ።

  • @abrahambrhane3920
    @abrahambrhane3920 Рік тому +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። የቀንየልና ካልእ ተመሳሳሊ ኣዎንታዊ ዝኾነ ክትውስኸና ንጽበ። 🙏🙏

  • @chicco101
    @chicco101 Рік тому +153

    ❤️🇪🇷 ኩራዕ ኤርትራዊ ዓደይ መዓረይ ንዘለኣለም ተሓፊርክን ተኸቢርክን ክትነብሪ ኢኺ 🇪🇷❤️ፕረዚደንት ኢሰያስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷❤️❤️👍👍👍👍

  • @rigbehabtegergis873
    @rigbehabtegergis873 Рік тому +13

    ❤❤❤❤❤❤ ድራር ሓወይና መመልሹ ጸጋ እምላኽ ይብዛሓካ. አጆኻ ገስግስ ንቕድሚት!!!!!!!!!!!!!

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 Рік тому +94

    አምላክ ሃገርና ይባርካ🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Afowerki07
    @Afowerki07 Рік тому +2

    ጆርጆ ሓወይ ኣነ ሰባት ምድናቅ ኣይኣምንንየ ንባዕለይ ብሞያይ ሰባት ከድንቁኒ ደስ ኣይብለንን መክንያቱ ውህበት ናይ እግዚኣብሔር ስለ ዝኮነ፡ ንዓካ ግና በቲ እትገብሮ ሓቃዊ ንቅሓት ንምሩጽ፡ ግንጻል ንብቁጽ ሕጉሳት ኢና ዓበይቲ መራሕቲ ሕብረተ ሰብ ከይተረፉ ብስርዓት ንክተለካ ኢና፡ ኣብ መገድካ ብዙሓት ሊቃውንቲ ከም ዝክተሉካ ፈሊጥካ ተጠንቀቅ እንተወሓደ ን45 ዓመታት ክጸንሕ ይክእል ኢልካ ምልኣዮ።

  • @Erenabella
    @Erenabella Рік тому +139

    ክቡር ህዝበይ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን!

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 27 днів тому +2

    መምህር ካብኻ ዝወስ ጌጋ የለን ይለን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ኢኻ እትህበና.

  • @WelduTsegay
    @WelduTsegay Рік тому +44

    100000 laik ፡ሂበካ ኣለኩ ቀጽሎ አርትራ አርትራ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @akliluisaac6015
    @akliluisaac6015 Рік тому +3

    What well groomed Eritrean brother Displine, Respect let us learn from him I am learning. keep it up Wed Ab.❤❤

  • @አርሴማ-ሰ9ረ
    @አርሴማ-ሰ9ረ Рік тому +59

    ተመስገን ፈጣሪ 🙏እግዚአብሔር ሃገርን ህዝብናን ይባርክ 🙏ኤርትራውነት ይባረክ🙏 ናቶም ክፋእን ተንኮልን ንአና በረከት እንዳኮነልና ይከይድ አሎ አጆና ደቂ ኤሬይ❤

  • @fretachannel
    @fretachannel Рік тому +8

    ❤ ኣምላኽ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ዶባትና የስፍሓዮ በረኸት ሰማይን ምድርን የንጀርብበልና።❤

  • @yosefgebrehiwet5910
    @yosefgebrehiwet5910 Рік тому +208

    ኤርትራ ዘይበለ ካባና ይፈለ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 Рік тому +8

    ❤❤❤❤❤ሕጂ ኣከይፍካኒ.... እዞም ጂጅ ማጂጅ ነብሰ ቅትለት ከምዝገብሩ ትገብሮም አለካ ኣጆካ ጆርጆ ሓዉና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BERARITCHANNEL
    @BERARITCHANNEL Рік тому +159

    ያ እዛ like ኣይትኽፈላን ኢያ like ጌርና ነተባብዓዮ ን ጆርጆ

    • @elizabethyemane9570
      @elizabethyemane9570 Рік тому +2

      YES

    • @ftm1961
      @ftm1961 Рік тому +2

      በራሪት ጃነል ናይ ብሓቂ ክብሪ ይሃብካ ዝግበኦ ሰብ ዩ።

  • @MulgetaHabtesladie-uv4th
    @MulgetaHabtesladie-uv4th Рік тому +5

    ❤❤ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና እሃብካ ፈጣሪ ቀንዴል ህዝቡን ሃገሩን ክቡር ሓው ፡

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 Рік тому +20

    ጀርጆ ሓወይ ❤
    ብልቢ ኮሪዕና
    ከመይ ዘይ ንኮርዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሻሎም123
    @ሻሎም123 Рік тому +13

    ልዕሊ ሀገረይን ህዝበይን ዝሰርዖ የብለይን።
    ሕቡን ኤርትራዊ ❤❤❤❤

  • @Eritrea29
    @Eritrea29 Рік тому +11

    ኤረይ ማረይ እቲ ኩሉ ኣብ ልዕለኺ ዝተፈጸመ ጸለመ ዓብቂዑ ኣብ ራህዋ ትሰጋገሪሉ ግዝየ ሕጂ እዩ:: we love you Eritrea ❤🇪🇷❤

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 4 дні тому +1

    ጆርጆ ንህዝብኻን ሃገርካን ዘይተሓለለ ጻዕሪን ኣስተምህሮን መግለጺ የብልና ( ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ )♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🇪🇷♥️🌹👍

  • @bggebreyesus6179
    @bggebreyesus6179 Рік тому +23

    ዓደይ ክብረተይ❤ ዓይኒ አባይኪ ሃገረይ🇪🇷💙💞

  • @abrahamkflemariam4303
    @abrahamkflemariam4303 Рік тому +1

    ዓሽ ድራር ናይብሓቂ ተስምዕ ተድምዕ ንሱዩቲ ሓቂ ኣጆኻ ብርዕኻን ብልሕኻን ቀጽሎ ኩሉ ህዝብኻ ይከታተሉኻ ኣለዉ ኣነ ኩሉ ጊዜ ምሳኻ ኣለኹ ታዓወት ታዓወት ወድዛ ሓላል መሬት ኤርትራ ኣብራሃም ማንጆስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያምይኣደጎይታ
    @ማርያምይኣደጎይታ Рік тому +65

    ኣታ ኣንበሳ ዓጢቕካሎም እንዲካ ነዞም መልመጽቲ ሸሓኒ ወያነ ባዕሎም እዮም ከኣ ምስ ዘይጽመድ እንድዮም ምሳካ ጸሚዶም ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ ንበል❤

  • @ALU4279
    @ALU4279 Рік тому +1

    Wala ka zelo gzie xubuk tezeykone. Bzaeba hagerey yehlife kab mhab gn ksadey nkara. I'm so proud eri ❤

  • @HaileTesfamichael
    @HaileTesfamichael Рік тому +21

    ዓለም እዚኣ እያ መሪራታ ደላ ሃገረይ ክሕለፍ እዩ ዘይሕለፍ የለን እንዃን'ዶ ሕጂስ ክንደይ እዃ ሓሊፍክዮ ኤረይ ገስግዲ ዓብብለይ ሕብቲ ኣፍሪካ❤❤❤❤

  • @AregayAfowerki
    @AregayAfowerki 28 днів тому

    የቀንየልና ጆርጆ ሐዉና ጽቡቅ አስተምሂሮ ትሂበና አለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምለኺ

  • @LemlemMohamed
    @LemlemMohamed Рік тому +116

    ጆርጅ ክብሪ ይሃብካ ንኤርትራዊ ክብሩ መሊስካሉ :ምስሊ ኤርትራ ክድዉኑ ዝደልዩ ውሑዳት ኣይኮኑን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @abrahamgebru6912
      @abrahamgebru6912 Рік тому +2

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @luliatesfay
      @luliatesfay Рік тому

      @@birhanawet2112What is wrong with you if he is telling the truth?

    • @feruzghersin570
      @feruzghersin570 Рік тому +1

      ​@@birhanawet2112 hanti ketfelto zeleka abta agedaset geze sem hageru yekulio alo neseka ke men eka haqe tezarebu elka texelemo zeleka ember do eritrean eka

  • @zeromberaki6246
    @zeromberaki6246 Рік тому

    ጽቡቅ መደብ በርትዕ ቀጽሎ።ሃገር ብጻዕርን ስነ ሓሳብን ደኣምበር መጋበርያ ባዕዲ ባዕዲ ብምዃን ኣይትህነጽንያ።ሰልለዚ ዘሎና ክብርታትን ጸጋ ዓቂብና ነቲ ዝጎድለና ዓቅምን ተመክሮን ኣብ ምህብታሙ ንቃለስ ኣዚ ዳማ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ሓላፍነት ዩ።

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 Рік тому +22

    ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ባርኽ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንጸላእትና ድማ ባዕልኻ ኣርሕቀልና🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abdulalimkhiar572
    @abdulalimkhiar572 Рік тому +1

    የቀናየልና ድራር ብጣዕሚ ክምስገን ዝግብኦ ስራሕ ትገብር አለኻ ከማኻ ብዙሓት እዮም ዘድላዩና አጆኻ ኩሉ ተምጽኦ ዘለኻ መሀሪ እዩ ቀጽሎ ድኣ
    እዩ

  • @Availablemf
    @Availablemf Рік тому +81

    ኩራዕ ኤርትራዊ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️...

  • @zeraimanna933
    @zeraimanna933 Рік тому

    ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ፡ ብጣዕሚ ተመሲጠ ኩሉ ኣቀራርባኻን ሃገራውነትካ ዝድነቕ እዩ። ወትሩ ኣብ ጎንኻ ጆርጆ ሓወይ ከማኻ ሽሕ ይወለዱ።

  • @yaredhailu5516
    @yaredhailu5516 Рік тому +11

    ኦ የቀንየልና ጆርጅ ብዛእባ ኤረ አወንታ ክሰምእ ከሎኩ ህጉስ እየ ዝብል በቃ ❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @znabteklit4600
    @znabteklit4600 Рік тому +6

    ተሐጉስና ተሐጉስና ሑጉስጉስ ኢልና ሐውና ሐጎስካ ይብዛሕ ❤❤❤❤ እግዚአብሄር ሀገርና ኤርትራ ይባርክ❤❤❤

  • @efdoneri3891
    @efdoneri3891 Рік тому +19

    ካብ ቀደመይ ናትካ ተማህራይ አየ መልሰ ክኣ የድነቀካ ❤❤❤ ሶ ጅርጆ ሓወይ ቆጽሎ

  • @tesfayezere6419
    @tesfayezere6419 2 місяці тому

    ሰላም ኣቶ ድራር ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕን ሃናጽን ትምህርቲዩ ፡ ቀጽል!ቀጽል ፡ ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ፡ ማኦ ቱትዙንግ ከይከውን ፥ ኣመሪካን ኤውሮጳን ፡ ብዛዕባኻ ሕማቕ እንድሕር ተዛሪቦም ፡ ምልክት ናይ ጽቡቕ ጉዕዞኻዩ ትብል ጥቕሲ ኣላቶሞ ፡ እዚ ኩሉ ጸገማት ዘሕለፎ ህዝቢ ኤርትራ ፥ መጻኢና ግን ብሩህዩ፡ ኽብሪ ንጀጋኑ ስውኣትና ፡ሞጎስ ንምክልኻል ሰራዊትናን ፡ንብሙሉኡ ህዝቢ ኤርትራን ።

  • @dalac_93
    @dalac_93 Рік тому +71

    Welcome Drar Hawna. The one & only reasonable news analyst 🇪🇷

  • @tekiawelday4011
    @tekiawelday4011 Рік тому +1

    ዓሽ ድሕጉስ ዜና ይቀንየልና ወዲ ኤረይ❤❤❤❤

  • @demmetgarza3618
    @demmetgarza3618 Рік тому +16

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደባት ኢኻ ተቅርብ ዘለኻ ኣኣብጽባሕ Good job 👏 👏👏👏👏👏well done 👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 Рік тому +4

    G.dirar❤❤❤❤❤❤❤❤ኩሉ ግዜ ማላኽቲዝኻ ኤረትራዊያን ዝኾሪዕ አኻ ታምጽ ዘለኻ❤❤❤

  • @robelluul5356
    @robelluul5356 Рік тому +29

    I am proud of my country! ወትሩ ሃገረይ ❤️

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 Рік тому +1

    ዘገርም እዮ ፈጣሪ ግን አይገደፈናናን

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 Рік тому +32

    ጆርጆ ሕቡን ኤርትራ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🥰🥰🌺🌺🌺❤️❤️

  • @lainehadgu2054
    @lainehadgu2054 Рік тому +1

    ኩራዕ ኤርትራዊ ድኽነት ሓላፋይ ታሪኽ ተራፋይ
    Good Job Gorge

  • @Solomoneritrean
    @Solomoneritrean Рік тому +58

    ኤርትራውነት❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤ መጻኢት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ርኤያ እኮ ተባሂሉ ቀደም

  • @zerayestifanos2677
    @zerayestifanos2677 Рік тому +1

    Thanks jorjo bor፡ ብዚሓት ይሕዋት ብስም ፍትሒ ካብ ሓቂ ኣርሒቆምም ኢዮም፡ግን ሓቂ ሓቂ ኢዩ ፖለቲካ ኤርትራ ምጽላአን ካብ ውሽጥካ ተተበጊሱ ጽብቅ አዩ፡ግን ናይዞም ንፍትሒ ንሰርሕ ዝብሉ ካብ ባዕላቶም ዝመንጨወ ኣይኮነን ብካልኦት በቶም ጸላአቲ ሃገርና አዩ ዝዝወር፡አቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ መራሕቲ ጉድለት ክህልዎም ይክአል አዩ፡ ኣብ ርአሲ አታ ንአሽተይ ጉድለቶም ግን ክንዲ አንባ ዝከውን ኢዩ ዘጸልምዎም፡ ኣነ ንፖለቲከኛታት ትግራይ ከም ዝጸልኦም ዘገብሩኒ አቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መሪሕነት ዘይኮነ አቶም ኢስያስ ትግራዋይ ስለ ዝኮነ አዩ ዝገፍዓና ዘሎ አዳበሉ ትግራዎት ጸላአትና ምካኖም ዝነገሩና አዮም፡ግን መን ትግራዋይ ከም ዝኮነ ተርደአና ኣሎ፡ 36:37 ❤❤❤ 36:37

  • @amytekie5379
    @amytekie5379 Рік тому +39

    ኩራዕ ኤርትራዊ‼️ ኩርዕርዕ በል።
    🇪🇷❤️💪🏾✊🏾👏🏽❤️🇪🇷

    • @freweiniyohannes5230
      @freweiniyohannes5230 Рік тому +3

      Eritrawinet amlak edu tehaxibu selzbareka bety xegatata aynom dem meliwem ezom hassadat ezy kulu fetena kenhalfo ena kemty werky behawi kem zeften tewelina kea newexelnna ajokum ajona deky eri alem hassawit eya awet nehfasch eri forever i🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @berakitekie6474
    @berakitekie6474 Рік тому

    Go ahead dear drar, contribute ur great role in unifing Eritrean youth for sustainable peace ,security & development ofour people for the next hundreds of years.

  • @makeleabraham2929
    @makeleabraham2929 Рік тому +30

    Thanks!

  • @haregughebremicale3069
    @haregughebremicale3069 5 днів тому +1

    Thank you George very interesting articles please doing ,it is very helpfull!!

  • @ኪትካት
    @ኪትካት Рік тому +25

    ፈትየካ መይተ ፡ ኤርትራ ሃገርና እግዚኣብሄር ይባርካ ።

    • @freweiniyohannes5230
      @freweiniyohannes5230 Рік тому +2

      Amen Amen Amen 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 forever forever awet nehfasch

  • @sabahaile7685
    @sabahaile7685 Рік тому +1

    You are amazing, confident and educated, keep going no one can stop you enkuae natna konka blienay

  • @mawibja9779
    @mawibja9779 Рік тому +9

    ህዝበይ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ቀሲንካ ትሓድረሉ ካብ ዘን ምዕራባዌን ተማጸውቲ ተዕርፈሉ ስ ለዚ ኣምላክ ይባረክ ህገርና ህዝብናን።

    • @sawatube
      @sawatube Рік тому +2

      አምላክ እንታይ ይሰአኖ ይርሃዎ እዚ ቡሩክ ህዝቢ

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 7 місяців тому

    ከገድስካ ይብሉን ዳሕዳሓዮ you are.one of the more trusted brother.

  • @lion4as520
    @lion4as520 Рік тому +90

    Extremely we are proud 💪 people of Eritrean's long live Eritreans and PIA philosophy God of land
    The only one in this earth 🌎🌍🌍

    • @misganapawlos7300
      @misganapawlos7300 Рік тому +5

      Asey 🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🌹❤🌹❤❤❤

    • @berhebrhane1164
      @berhebrhane1164 Рік тому

      @@misganapawlos7300 des zbl ukeslo

  • @maryomuse8163
    @maryomuse8163 Рік тому +1

    ኩቡር ሓወይ ንእትገብሮ ትርጉም ናብ ተግር ኛ ከየድንቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደለን ። ግብራዊ ምኻንካ ትርጉም ፍልጠትካን ክእለትካን ይምስክረልካ ኢዩ ። ከድንቀካ ኣይኮንኩን ግን ነቲ ውጺኢት ምዕራባውያን ይኹን ኤውሮፓውያን ብረቂቕ ስለዘንበብካዮን ስለዝተረዳእኻዮን ኢዩ ። እዚ ካኣ ደኺመ ከይበልካ ብእትገብሮ ዘለኻ ፍልጠትኻ ይባረኽ ። እሞ ኣጆኻ ፍልልይና ብዘየገድስ ኣብ ቆፎና ንዕሰል ።

  • @mulugetamengistab6181
    @mulugetamengistab6181 Рік тому +13

    ተዓወት ተዓወት ተዐወት!!!
    ንገሮምስኪ ነዞም ጸማማት

  • @michaelabrha1396
    @michaelabrha1396 10 місяців тому

    ጆርጆ ኣድናቂኻ ኢየ ሞ ብትገብሮ ዘይናታት ዝድነቅ ኢዩ ቀጺሎ❤❤❤❤

  • @mehreteabhadera2726
    @mehreteabhadera2726 Рік тому +14

    ወዲ ከረን ጻዕዳ ብተቅርቦ ኩሉ መደባትካ ኩርዓትን ሕቡናትን እና ከማኻ እብዝሑላ እዛ ሓላል መሬት ጀጋኑ ኤርትራና ኣጆዃ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @michealafowerki5289
    @michealafowerki5289 Рік тому +2

    Thank you for your information .

  • @SaraSara-fe6vv
    @SaraSara-fe6vv Рік тому +4

    ሐቂ አማን ብአማን ኤርትና ብብዙሕ ተጻብኦ እያ ትሐልፍ ዘላ🙏🙏ጆርጆ

  • @abebagebregerges8430
    @abebagebregerges8430 19 годин тому

    ጆሪጂኖ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ስለ እቲ ኩል ትምህርቲ ትህበን ዘሎኻ ኣዚየ የመስግነካ ቀጽሎ ኣንበሳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @paulosmehari-il9qo
    @paulosmehari-il9qo Рік тому +117

    ጽንዓት ሓቦ ሃገራውነት ሓድነት ፍቅሪ ሃገር ።ነፍሰ ምርኮሳ ።

    • @abrehetasmelash5365
      @abrehetasmelash5365 Рік тому +8

      Eritrewi kubur menet ❤❤❤awet nizbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 4 хвилини тому

    እድመን ጥእናን ይሃብካ ፍታሪ ጆርጆ በኣል ስረ ኣብ ኣመተይ ደግመያ ጽቡቅ ትምህርቲ ኤረና በልክድረር ኣታ ወዲ ኤረና ንቅድሚት❤🇪🇷💪👍🙏🇪🇷🇪🇷✅✅✅🌿🍀🌿🍀🌿🍀🌿🍀🌿🌿🌿🌿🌿

  • @GgG-vw7pq
    @GgG-vw7pq Рік тому +5

    ኣጆኻ ንኾርዓሉ ኢና ኤረይ ንቕድሚት ምስ ህዝባን ሓ/ምክልኻላን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 Рік тому +1

    መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ናይ ሓቂ ኩሉ ተቅርቦ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዘይንፈልጦ ብምትንታካ እሞካኣ ናይ ኤርትራ ክብረት ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Darotayy
    @Darotayy Рік тому +4

    ጅግና 🎉ጅግና ፣ጆርጅ ፣እዚ እይ ዝጠቅመና ፣ካብ ናይ ጉሐሉሉ ክትዕ ፣ ዕድመ ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kiflaykiflay9268
    @kiflaykiflay9268 Рік тому +1

    ከማኻ እዩ ዘድልዮ ዘሎ እዚ መንእሰይ ቀጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ እንበር ኣሚነልካ እየ ብሓቂ ንኤርትራ ተድልያ ንስኻን ከማኻ ይብዝሑ ።።I love u GBU

  • @ribka5027
    @ribka5027 Рік тому +40

    I am proud that I am Eritrean.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlmihileAlmi
    @AlmihileAlmi 7 місяців тому

    አጆኻ ሀውና ድራር አብጎንኻ ኢና ብርትእ በርትእ ተባረኽ❤❤❤❤ ዓዎት ንሓፋሽ❤❤❤

  • @kuku4103
    @kuku4103 Рік тому +32

    PROUD UNITED ERITREA, 9 ETHNIC 6REGIONS AND 2 STRONG RELIGIOUNS!!!! MUCH LOVE AND RESPECT

  • @asmerabella9329
    @asmerabella9329 Рік тому

    Menhrina kulu gzie kabak Bzuhe nmhare thanxs hawey nberlina 🙏🏻🙏🏻

  • @tsigetsegay4767
    @tsigetsegay4767 Рік тому +11

    ፈጣሪ የኽብረካ ከማኻ የብዝሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏

  • @hiwotberane4983
    @hiwotberane4983 Рік тому +1

    Btaemi xbukn hakn zkone program sle tekrb btaemi eye
    zednkeka kexlo jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @ተመስገንዝሰፈኖሃይማኖትዓ

    እንቋዕ ደሓን መጻእካ❤🎉

  • @andi2984
    @andi2984 Рік тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ጆርጂ ሓውና
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ I proud to be Eritrean 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 one love Eritrean 1962 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️

  • @elaridebesai671
    @elaridebesai671 Рік тому +4

    ኣንበሳ ጆርጆ ብዛዕባ ሃገርካ ከምዚ ኢልካ ጽቡቅ ናታ ምምጻእኻ እዚየ እየ በኣኻ ዝሕበን ምኽንያቱ ጽቡቕ ናይ ሃገርካ ስለትፈቱ
    ብዙሕ ሰብ ጸላዕላዕ ክብሎ እዩ ገመድ ኽሰቕሉ እዮም ኢልካዮም እዋእ
    ኣነ ድማ ይብለካ ኣለኹ ላንባ ከስኪሶም ዋላ ጋዝ ወሊዖም ይቃጸሉ ትቓጸል ኣዴኦም ደቕዛ ቡዳታት
    እንባሕ በል ኤርትራዊ
    ❤ ❤ ❤
    ዓይኒ ኣባይኺ ሃገረይ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniam5667
    @biniam5667 Рік тому +1

    ❤❤❤❤ጽብቅ ስራሕ ጆርጆ 🎉🎉🎉

  • @Robi-94
    @Robi-94 Рік тому +24

    መምህረይ ከም ወትሩ ብሉጽ ወይ'ከ ፈልከት ህዝበይ ወይ ሞት ኤረይ ወይ ሞት ❤

  • @ሻሎም123
    @ሻሎም123 Рік тому +2

    ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንኤርትራዊ ፍጽም ጸላኢ ዝብሀል ኣብዛ ምድሪ የለን።

  • @LemlemMohamed
    @LemlemMohamed Рік тому +5

    ሕጅስ ተማሂርና ጌጋ ሓበሬታ እዮም ዝህቡና ነሮም ብጣዕሚ የሕዝን

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 Рік тому +1

    ኩቡር ሓው ጆርጆ መምህር ኢካ ቀጽሎ ❤❤❤

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay5478 Рік тому +17

    ኣቱም ሰብ ሰደት ጸሊእናዮ ዓድና ብሰላም ይምለሰና ኣምለኽ❤

    • @Jones_4A
      @Jones_4A Рік тому +4

      Amen
      msaka aleku ane ❤🇪🇷

    • @kibromhawitewolde2783
      @kibromhawitewolde2783 Рік тому +1

      Junta Adi Halo keyTfae kab seded memlas kem Tube AdeKa qebexo

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 Рік тому

      Ignorant!! You must be Tigraway or mix. You just don't have anything nice to say right!!!

  • @tebletzembaye5776
    @tebletzembaye5776 Рік тому

    እግዚኣብሄር ይባርኽካ!!
    ልብኻ ብሓጎስ ኣምላኽ ይመላእ

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp Рік тому +9

    ብጣዕሚ የቐንየልና ጆርጆ በቲ ሓቐኛ ተምጥኦ ዘለኻ ነቲ ጽብቕ ብጽቡቕ ትገልጾ ነቲ ሕማቕ ከማት ትገልጾ ከምኡ ዝገልጽ እዩ ዘድልየና ቀጽሎ ኣጃኻ ❤❤❤❤❤

  • @KsaKsa-ne5sh
    @KsaKsa-ne5sh Рік тому +1

    Derar you are not normal activist you are so smart and analytical logical proud nationalist Eritrean bless you

  • @lion4as520
    @lion4as520 Рік тому +21

    Jorjo you are the only one person standing for the truth speech for the speechless
    You are superior 💪 man long live for you 🙏 and your all Families too

  • @MeraMen-q2i
    @MeraMen-q2i Рік тому

    Drar jgna bsul wedi ziega nskha beynkha kndi 2000 adgi nhamedu eikha eritrea for ever!!!💞💞💞💞

  • @habengebrengus4417
    @habengebrengus4417 Рік тому +6

    ጆርጆ ❤❤❤❤ ምህሮን ኣእምሮን ኣብ ሰዓቱ ክሰርሕ ከሎ እሞ ከኣ በቲ ሓቐኛን ምስክር ዘለዎን ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ፈጣሪ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣንታ ሓቐኛ ናይዚ ዘመን ሾሾል መድያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @fessehayetesfagergish7538
    @fessehayetesfagergish7538 Рік тому +2

    ጆርጆ ጽቡቅ ስራሕ በጃኻ ቀጽሉ

  • @almazghebremedhin7627
    @almazghebremedhin7627 Рік тому +35

    Yes president Isayas is unique leader in our time🙏🇪🇷🇪🇷 🙏 god bless our President 🙏🇪🇷🙏

  • @መንደላይ4G
    @መንደላይ4G Рік тому

    ድራ ብጣዕሚ ኢካ ኑፉዕ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና
    ሃገረይ ድበለ ኩሉ ጊዜ አዩ ኩቡር
    ቀጻሊ አየ ድከታተልካ ኩሉ ተውጾ ኮሪዕልካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @staycool.3476
    @staycool.3476 Рік тому +19

    ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ኤርትራዊ ክቡር መንነት❤

  • @rodashabtom259
    @rodashabtom259 Рік тому

    ኩቡር ሓውና ጆርጆ ብመጀመርያ ከይኣድነቕኻ ክሓልፍ ኣይድልን ፡ ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ፡ ንኸይ ትዓብን ከይትብክጽግን ንዓመታት ክካየድ ዝጸንሓ ሽርሕን ጸለመን ምዕራባዊያንን ኤመሪካን ታሪኽ በርቢርካ ተቕርቦ ስለዘለኻ ፡ ነቲ ሓቂ ተደፊንዎ ዘሎ ሰብ ኣብ ጭብጢ (evidence) ዝተሞርከሰ ተቕርብ ስለዘለኻ ፡ ይበል ብቕዓትን ልቦናን ብስለትን ትምህርትን !!! ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @kahasehailey7890
    @kahasehailey7890 Рік тому +18

    ❤❤ this is one of the reasons I like the president. Thank you teaching for our people keep doing what you doing .always 🇪🇷🇪🇷 firs

  • @FkaduBokrtison-jc6rv
    @FkaduBokrtison-jc6rv Рік тому

    Danke gergo hawuna aynna kefitkalna tefiu znebere hagerawi smietna meliskayo enkae ertrawit konku🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LuulUgube
    @LuulUgube Рік тому +17

    Yesssssssssssssss Good bless Eritrean people all the time 🙏🙏🙏🙏🙏♥️❤️

  • @MohammedBaejaja
    @MohammedBaejaja Рік тому +1

    Welcome Mr. Derar
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TitiTESFAGIORGIS
    @TitiTESFAGIORGIS Рік тому +4

    አምላክ ንኢርትራ ባሪከኸ ንሕና ከአ ኢዲ ንኢዲ ንትሐሐዝ አብ መንገና ሀጎፈ አየንፊጠር አሕዋት