ቊጽሪ 33ይ (1ይ ክፋል) "ወዲ ሰሎሞን ዝዘርኦም ደቂ-ሕድርትና 'ዮም"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 186

  • @Bysi8jj
    @Bysi8jj День тому +3

    ጅግንነቱ ነጊርካና ኣብዝመጽእ እቲ ንጅግንነቱ ዝብልል ሓቀኛ ሕማቕ ታሪኽ ክትነግረና ድማ ንጽበ

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 3 дні тому +17

    ከማይ ጌሩ ንጴጥሮስ ሰለሙን ዝፈትዎን ዘድንቆንሲ ይህሉዶ፡ኣዱንያ ግን ጅግና ኣይትሓቁፍንያ ፔተረይ😢❤❤❤❤

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 2 дні тому +1

      ኣይትፈትዎን ኢኻ ኣይትሓሱ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 День тому +1

      Petros malet eko kulu eyu

    • @hermonpatros3
      @hermonpatros3 2 години тому

      Keda mensayt abi defa yedagdgu nesum ka mes weyan seltan keglbtu gudgd atewo kabi jegna nab jebena etom neu zeslwo eku nesu zemhrom u reswo kkkk

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 2 години тому

      @hermonpatros3 denkoro barya nay higdef kab bado 3 zibelo tidegmi hiteti sidet nimintay wetse kiwam entay malet eyu anbibi baeliki ninebaiki kea hitetya

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 2 години тому

      @@hermonpatros3 ሃመማ አንታይ ትፈልጥ ባርያ ዓብድ ወዲ ሰሌ ዕልዋ አንተ ዝሓስብ ኣብ ውሽጢ ደቂቕ ምዕለዎ ነቲ ባርያ ናይ ዓዕራብ ኣኸዳሚኻ

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 3 дні тому +9

    መርሓባ ሊንጎ።
    እዚ ናይ ብሓቂ ክዝንቶ ዘለዎ ዘድንቕን ዘሐብንን ታሪኽ ጀጋኑና እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብ ርእሲ እቲ ኩሉ ወለዶታት ክፈልጦ ዘለዎ ዛንታታት ምዃኑ ፤ብካልእ ወገን ድማ ከምቲ ዝጠቐስካዮ ተኣፋፍነቱ እዩ። ዋላውን ነዊሕ እዋን እንተሓለፈ እቲ ስልቲ ግን ምስጢራዊ ሃብቲ ሃገርን ዝደጋገም ኣሰራርሓ ምዃኑ ኣይተርፍን እሞ ዲስክላስፊከሽን ዶ ኣይመድለዮን። እዚ ኣብ ግምት ብምእታው ብኸመይ ትርእዮ፤

  • @MulgetaHabtesladie-uv4th
    @MulgetaHabtesladie-uv4th 3 дні тому +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መሳጢ ታሪኽ ንሕበነሎም ኣርካናትና ዕድመን ጥዕናን እሃብካ ሓው ሊንጎ ቀጽሎ ❤❤❤

  • @samuelhagos9798
    @samuelhagos9798 2 дні тому +1

    Mature person I respect you. Thank you for your devotion to educate this generation.

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 3 дні тому +3

    ኣየ ጅግንነት ❤ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤

  • @EritreaTheBeautiful
    @EritreaTheBeautiful 3 дні тому +2

    Thank you so much Lingo. Thank you for your service and testimony 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samuelhaile5545
    @samuelhaile5545 4 дні тому +6

    Thanks so much brother Lingo🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏽

  • @aminefsha
    @aminefsha 3 дні тому +2

    ናይ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣዝየ ናቱ ዛንታ ክፈልጥ እየ ዝደሊ ኔረ ሊንጎ ኣማን ብኣማን ኣብኡ ዝውዓለ ኩሉ ዝርኣዮ ታሪኽ ይንገርካ እንድዩ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ የመስግነካ 🙏 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 День тому +1

    *ጽቡቅ ስራሕ ኣነ ካብ ዝፈልጦ ኣብ ዝኾነት ሃገር ሓደ በዓል ታሪኽ ይዕበ ይንኣስ ወላ ውን ገበን ምስ ዝገብር ታሪኹን ማዕሩግን ኣይክላእን ኣይድምሰስን እዩ ናይ ኤርትራ ከኣ ገበን ኣለዎም ኢሎሙና ኣብ ፍርዲ ዘይቀርቡ ቅንዕና ኣንተ ኣሎ ካልኣይ ስርሒት ኣሱሳ ፈንቅል ክንብል እንተ ኮንና ጴጥሮስ ሰሎሙን ኢና ነልዕል ኣብ እንዳ ዜና ግን ታሪኾም ይድምሰስ ኣሎ ብዓል ፍሊጶስ ከም ዝሰርሕዎ ጥራይ ጌርካ ይስረሓሉ ኣሎ እዚ ነዚ ሓድሽ ወለዶ የቅሕሮ ኣሎ ታሪኽ ታሪኽ እዪ ከም ዘለዎ ከይጎደለ ከይወሰኸ ንወለዶታት ክመሓላለፍ ኣለዎ*

    • @hermonpatros3
      @hermonpatros3 2 години тому

      Kkkk aynti hager eya wethdrwi geben abi hezbi zewxto sevlwi aykon

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 3 дні тому +11

    ህዝባዊ ግንባር ሎምን ጽባሕን ዋሕስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ አዩ
    ንከዳዓትን ከደምትን ኣብ ምድሪ ኤርትራ ቦታ የለን

    • @saidabdelhay9977
      @saidabdelhay9977 3 дні тому +2

      The Question is where is now " the heroic hizbawi ginbar" that all of us knew it? Where is Petros Solomon ? Where is Haile Duru ? Where Mahmoud Sherifo? Where is Uqba Abraha ...and so on ? It is not just shouting empty slogans , How and why have our people been living a miserable life for a quarter of a century, and who is responsible for that?

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 3 дні тому

      ​@@saidabdelhay9977 your question shouldn't only be where are they but why and what happened too .

    • @yyg5359
      @yyg5359 3 дні тому +2

      መን ዩ ቲ ከዳዕ ዝከውን ዘሎ?

    • @traveltoeritrea7557
      @traveltoeritrea7557 3 дні тому

      ​@saidabdelhay9977 those you have mentioned are individuals, but hizbswi ginbar is ideology.

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 2 дні тому

      ​@@yyg5359😂😂😂 mechem kem nay sorya merahi Saad hager gedifka mihdam zeyterif e u men e u kedae shiu kinreae ena ni gize tirah

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 3 дні тому +3

    Thanks, Lingona! Like Gual Castro is one of the best ones, I guess. Thanks, Lingo!!!

  • @tashaelias6934
    @tashaelias6934 3 дні тому +1

    You are amazing Jegena Eritrawie thank you for your service!!!!

  • @Selam-Selam-j7l
    @Selam-Selam-j7l 2 дні тому

    Lingo nay handesa eba amxalna kemey kebid srah kemzineberomin halefti handesa zineberu zineberom teran ❤ yekenyelna kiea

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 3 дні тому +1

    Wawuauuuuu! Thank you so much libgo !!!!!!!!!!!!!

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 3 дні тому

    Thank you. Memher lingo I really appreciated you for everything you do. Thank you for your service

  • @asmarabella2629
    @asmarabella2629 3 дні тому

    Thank you, Bravo wisely analysis 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @YonatanBerheMN
    @YonatanBerheMN 3 дні тому

    Thank you Lingo what a wonderful heroes we have 😮!!!

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 3 дні тому

    ❤❤❤ ብሓቂ ስለያን ጴጥሮስን ኣይፈላለዩን እዮም።

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 3 дні тому +1

    thanks tegadslsy lingo ❤❤❤

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 3 дні тому +1

    ❤❤❤ዝበሃል ኣይጠፍ ኣካን እዩ ሊንጎ።

  • @ዮሓንስ
    @ዮሓንስ 3 дні тому +1

    እንታይ ዝበለ መስተንክር ደኣሉ እዚ
    እሞ ህዝባዊ ግንባር ሲ መንግስቲ ኮይኑ እዩ መጺኡ 1991 ማለት እዩ ❤❤❤ ዋው ሊንጎ ጽቡቅ ዕምቆት ዘሎዎ መረዳእታ ሂብካና❤❤❤🎉

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 День тому

    ጴጥሮስ ሰሎሙን እቲ ዘይድገም ሓያል ሊቅ ጥበብ ስለያዊ ስርሓትን ውዳበን ፡ሊንጎ ድማ ውሕሉል ኣገላልጻ ምስናይ ምስጢራውነቱ ገነ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ።እዚ ንኡስ ወለዶ ውሑዳት ፍልጠት ኣልቦ ክዝውርዎም ካብ ምርኣይ ዘሕዝን የለን ግን ንቕሓቶም ክዓቢ ከም ዝኽእል ኣይንጠራጠርን ።ክብሪ ነቲ ረዚን ባህልን ምክብባርን ዘቐድም ኤርትራዊ ሕብረተሰብ

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 3 дні тому

    Thank you lingo.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 4 дні тому +1

    I like what you just Said "what happens in Sahel stays in Sahel"

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 4 дні тому +3

    I love shoubya gegnentom tebotom mestrom sebenotom ❤❤❤

  • @efremtse6518
    @efremtse6518 2 дні тому

    Thank you Lingo ❤❤❤

  • @hkaraya73
    @hkaraya73 3 дні тому +1

    Amare Tekle, so many thing to say about this Kedea. Lingo, I hope you can tell us more about this person and why Tegadalay Peteros is in prison.

  • @ምባርጥበብዩ
    @ምባርጥበብዩ 3 дні тому

    Thank you for your deeply information

  • @test8551
    @test8551 4 дні тому +8

    That was in Adinamen (Anseba}

    • @shunumii7214
      @shunumii7214 3 дні тому

      Yes you are right. I heard it from my father but doubt whether it is in Mlezanai or Adi nAmn.

  • @user-pd1ef8eu3z
    @user-pd1ef8eu3z 3 дні тому

    Amazing thank u lingo.

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 дні тому

    ጅግና ልንጉ ምስ ጡዑም ታሪካ ቀጽሎ

  • @senay6334
    @senay6334 3 дні тому

    neana zeteame temherty nerkbelu eu thanks ❤❤❤❤❤

  • @eritr
    @eritr 3 дні тому

    Thanks ou beloved Eritrean brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 3 дні тому +1

    نحن فخورن بك يا لوقو❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

    • @XYONAWI
      @XYONAWI 3 дні тому

      ዓረብ ኣብ ዛ ፈራስ ሱዳን ድለዮ ኣድጊ

  • @godblesseritreaforever4191
    @godblesseritreaforever4191 3 дні тому

    Lingo thank you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemtsegay6145
    @tesfalemtsegay6145 3 дні тому

    Good job lingo keep it the good work 🤔

  • @solomonkalab8389
    @solomonkalab8389 3 дні тому +1

    ሊንጎ አብ ዘሎኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @AmanelBekuretsen
    @AmanelBekuretsen 3 дні тому

    ሰላም ሰላም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ

  • @Wedi-d2h
    @Wedi-d2h 3 дні тому +4

    ወዲ ሰለሙን ዘይድገም ጅግና

  • @abelnegasi1828
    @abelnegasi1828 16 годин тому

    ዝኾነ ወተሃደራዊ ስርሒት ብዘይ ስለያ ዓወት ክርከብ ከም ዘይክእል ኩሉ ዝፈልጦ ኾይኑ፡ ህዝባዊ ግንባር ድማ ሓደ ኻብቶም ሓያላት መሓውሩ ስለያ'ዩ ኔሩ'ሞ፡ ብጻይ ሊንጎ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ምቕሉልን ዘይምኖን ኣቀራርባኻ!

  • @kulud7904
    @kulud7904 3 дні тому +1

    ደቅ🇪🇷 ❤🇪🇷ኤረይ ነዚ ከምዚ አይነት ታሪካዊ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ።
    ላይክን ሸር ሳብስክራይብ ብምግባርን ንወለዶ ክመሃረሉን ክንገብር ይግባእ።

  • @dawitr
    @dawitr 4 дні тому

    Thank you. ❤️ 🇪🇷

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 4 дні тому

    Thank you Lingo

  • @mubarek466
    @mubarek466 3 дні тому

    Thanks 🎉🎉🎉🎉

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 День тому

    🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷

  • @Henok-f7c
    @Henok-f7c 2 дні тому

    All of this heroics and sacrifices 😢 to replace the barbarians with our own barbarian😭

  • @MFish7980
    @MFish7980 3 дні тому +2

    ታሪኽ ከምትፈልጥ ዘዛርብ ኣይኮነን. ምስክርነት ናይ አዞም Jeganu ንምሃብ ድኣ ንምንታይ 23 ዓመታት ወሲዱልካ ?

  • @Simbathegreat9
    @Simbathegreat9 3 дні тому

    Amazing story "Ainie Nisri "

  • @kokobberhane2231
    @kokobberhane2231 3 дні тому

    ❤❤❤thank you lingo

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 Годину тому

    ሊንጎ ሕልና ኣልቦ ፡ ንወዲ ስሎሙን ፍትሒ ክረክብ ዘይጸዋዕካስ፡ ብዛዕባ ጅግንነቱን ስሩሑን ክትዛረብ ሞራል የብልካን ። ቅድም ቀዳድም ፍትሒ ክረክብ ምጸዋዕካ ፡ ብዛባካልኦት ውን ተኣሲሮም ዘሎዉ ክትዛረብ ትስማዕ ኢካ።

  • @kahssayrassom5724
    @kahssayrassom5724 4 дні тому +3

    Lngo Tlbm,do aleka haqey n wedi Selomun zekirkayo Loms

    • @wediasmera1263
      @wediasmera1263 4 дні тому +2

      ንስካ ከማን ልቢ ኣለኒ ትብል ትከውን።

    • @meharigoitom8679
      @meharigoitom8679 4 дні тому

      ኣይ ሸታቲ መጀመርያ እቲ ሊንጎ በጺሕዎ ዘሎ ትምህርቲ ብጽሓዮ ።ሊንጎ ሓንቲ ደቀቅ ዉን መቃልስቱ ረሲዑ ኣይፈልጥን እዮ

  • @negasigerensea9993
    @negasigerensea9993 3 дні тому

    Thanks lingo. Tsbuk srah eyu .abertieka ketslelu eti hadid ketin eyu babur take gn ytsewr. Defie kenakanka zkel keto yelen emo. Nayzo temaharo tsle aytgedeselu.

  • @toni5736
    @toni5736 День тому

    ኣታ'ዚ ታሪኽናስ ክጥዕም ኬክ 🍰እኮ'ዩ።

  • @hakiewenet4754
    @hakiewenet4754 3 дні тому

    That's really wow

  • @kebkabb5730
    @kebkabb5730 3 дні тому +2

    ሊንጎ እታ ኣኽሊሉ ዝደርፋ ናትካ ግጥሚ ኣርእስታ ክብረት ይሃበለይ ዘይኮነት "ተጋዳላይ" ብዝብል ኣርእስቲ እያ ኣብ youtube ተሰቂላ ዘላ።ከስተማቅርዋ ዝደለዩ ስኢናያ ክብሉ ስለዝሰማዕኩ'የ።ካብ ፈታዊኻ ተኽለ

  • @bereketkibreab4428
    @bereketkibreab4428 3 дні тому

    Zkebrka Lingo Tarikom Kab gelexkas weridwom zelo aderae ktgelx tesfa ygebr!!!!

  • @alemasmorom814
    @alemasmorom814 3 дні тому

    ❤️🇪🇷🐪ERITRAWI KUBUR MENINET 🐪🇪🇷❤️

  • @ካፕሪኖካፕሪኖ
    @ካፕሪኖካፕሪኖ 2 дні тому

    ኩቡር ኣቦና ሊንጎ ምስግና ከቀድም እሞ ስለቲ ኩሉ ዝሓለፍኩሞ ውረድን ደይብን ዘይስገር ዝመስል ገድሊ ሰውራ ኤርትራ ምእንታናን ምእንቲ
    ሃገርናን ሰጊርኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም ሓበን ኩሉ ኤርትራዊ ዩ ሞ ነመኣግን። ሕቶ ግን ኣለትኒ፡ ሕቶይ ብዛዕባ ጃክ እቲ ሩስያዊ ሰላይ ናይ ደርጊ ትብል ዛንታ ያ ምናልባት ተካታቲልካያ እንተ ኮንካ ኣብ ሽዳ ቲቪ ትብል ቻነል ትዝርጋሕ ኣላ። ኣነ እታ ዛንታ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ሰሚዐያ የ። ኣብቲ ስራሕ ዝተሳተፉ ኣባላት ህዝባዊ ግምባር ስለያን ጸረስለያን ኩሉ ዝድነቅ ስራሕ ዩ ሰሚዕካ ዘይትመንዎ ዩ። እንተ ኮነ ግን ኩሉ ኣብቲ ዛንታ ዝግለጽ ኣስማት ብ ኮድ ዝፍለጥ ኣስማት እምበር ሓቀኛ ስም ናይ ዝኮነ ተጋዳላይ የለን። ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ሓለፍቲ ዉጩ ጥራሕ ይግለጽ ዩ። ካብቶም ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ኔሮም ግን ክኣ ዝኸድዑ ካኣ ናይ ተክለ ዓደን። ሕቶ ናተይ ናይ ጴጥሮስ ሰለሞን ሽም ኣብዚ ዛንታ ኣይጥቀኣን ዩ ናይ ወዲ ኤፌረም ኣይጥቀስን ዩ ናይ ኣብራሃ ካሳ ኣይጥቀስን ዩ። ንምንታይ ኣይተጠቅሰን ኣይኮነን ሕቶይ ብዛዕባ እዚ ዘለካ ኣፍልጦ እንታይ ይመስል። ዝያዳ ኩሉ ዝመሰጠኒ ዛንታ ናይ ኣማኒኤል ፖሊስ ዝበሃል ኣባል ፈዳያን ግን ካኣ ምስ ደርጊ ዝሰርሕን ዮዲት ጓል ገዛ ማንዳ ተማሃሪት ዩኒቨርስትን ኣስመረት ኣብ ኢምፐሪያል ሆቴል ረሴፕሽን ኮይና ትሰርሕ ዝነበረት ደሓር ብምትሕብባር ብርሃነ ዓድዋ ካብ ኣስመራ ወጽያ ኣብ ጥልያን ከይዳ ከም ፈዳይን ትሰርሕ ዝነበረትን ዩ እሞ በጃካ ብዛዕባ እዚኦም ገለ በለና።❤❤❤❤ እዚ ግን ፍቃድካ ምስ ዝከውን ጥራሕ። ንዘላኣለም ከም ምስጢር ሒዝኩሞ ክትነብሩ እንተ ኮይኑ እቲ ዕላማ ግን ግዴታ የብልካን።

  • @akliluhabtemichael5579
    @akliluhabtemichael5579 День тому

    eziasi zimeselkaya nay testayn zirabien
    nay milezanay anseba dea enber nay tegadelti tarik aykonetn

  • @great2894
    @great2894 4 дні тому +7

    ``ወዲ ሰለሙን! ክንዳኻ፣ ዳግማይ ኣይተወልደን!``

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 4 дні тому +2

      ጴጥሮስ ዝይኮነ እቲ ሕዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ንስለያ ዝተፈጥረ እዩ ክረዲት ንቲ ሕዝቢ ሃቦ ንሱ ዘምጽእሉ እዩ ዝቅበል።

    • @TsehayGhebremiceal
      @TsehayGhebremiceal 3 дні тому

      አነታ ሕልና አልቦ ከዳዕ ናይ ጰጥሮሰ ከረዴት ብአካ ዝጎድል አይኩነን ባርያ ከም መንደቅ አሰመራ አብ ሰደት ከትበሌ ኤካ።

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 3 дні тому +1

      @TsehayGhebremiceal ወካርያ ክረዲት ንኢሰያስ ኣይኮነ ንጴጥሮስ ኣይኮነ ነቲ ዘይሕለሎ ንመስዋእቲ ድሕር ዘይብል እዩ ንስካ እንበር ሕልና ኣልቦ ከም ሕዝቡ ደኪሙ ልዕሊ ህዝቡ ዝዋሃቦ ሓለፋ ግን የለን ደድሕሪ ወልቀስባት ትጎዪ ንስካ ባዕልካ ዝና ውልቀ ሰባት ትጽውዕ ዘለካ

  • @filiimehari5296
    @filiimehari5296 3 дні тому +6

    Nay wedi solomun ajam xubuq gelisxkayo nay musie/ Towede eyob wun i hop tgelxo tikewun zibil eminet eleni

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 3 дні тому +3

      ኣየርከበሎምን ብድሕሪኦም እዩ ተጋዲሉ ። ሙሴን ወዲ እዮብን ዝፈጸምቅዎ ዓቢ ቅያ ድማ ኣይነበረን ምኽንያቱ እቲ ዝዓበየ ወተሃደራዊ ስርሒታት ካብ 1976 ሓርነት ናቕፋ እዩ ዝጅምር ፡ ሽዑ ድማ ኣብ ማእሰርቲ እዮም ነይሮም

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 3 дні тому

      @@TesfayHabtemariam-b8l
      ወዲ ሰለሙን ኣበይ ኣሎ?

    • @filiimehari5296
      @filiimehari5296 2 дні тому

      @@TesfayHabtemariam-b8l Aboka endezey weldeka wedu aymukenkan. Zoserhuwu kea alon ferqan ayfeltemun eu zibelkayo kea yfeltomin ferkan terikomin. Eluka neru wn etay konka nab hizbawi gnbar teselifka ms beluwo aytatey biqereba zifeltom abu sile zineberu eluka neru

    • @Africastar
      @Africastar 2 дні тому +1

      @@bltblt2473ተአሲሩ ምስ ሰበይቱ Isaiass is cruel betrayer and he is hungry of power ,,,, I will never forget Petros Wedi embatekera , Senait Debessay and all Shabiya heroes

  • @MehariAbraham-zl5nf
    @MehariAbraham-zl5nf 3 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaldetdawit9627
    @tesfaldetdawit9627 3 дні тому

    Bravo lingo

  • @desale22
    @desale22 4 дні тому +1

    ❤❤

  • @Okubu-n2r
    @Okubu-n2r День тому

    Carter on Ethiopian Air-line •••••••••!!!!

  • @habtegargishmehari5178
    @habtegargishmehari5178 3 дні тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @EfremOgbamicael
    @EfremOgbamicael 3 дні тому +3

    ሊንጎ ክብረት ይሃብካ። ህግደፍ ጅግንነት ናይቶም ጽሩያት ኤርትራውያን ክሓክኽ ንዝገብሮ ጻዕሪ ናይቶም ካልኦት"ውን ኣብ ዒራዒሮን ስደትን ዘለዉ ጀጋኑ ከተስዕብ ተስፋ እገብር።

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 2 дні тому +2

      Yes, bi hiwetom kelewu ab sijin belyom mesakin really sad

    • @Selam-Selam-j7l
      @Selam-Selam-j7l 2 дні тому

      Ata mininnn eske gidefwo, zigeberwo bedel sile zeytfeltwo malet dyu

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 День тому

      @@Selam-Selam-j7l bihasot aytimeskir kal fetari e u zekiro denkoro, entay bedilom ,ente Bedelu ke higi yelen,

    • @EfremOgbamicael
      @EfremOgbamicael День тому +1

      @@Selam-Selam-j7l ዝክበርካ/ኪ ሰላም ዝገበርዎ ገበን ብሕጊ ክሕተቱ ይግባእ ትፈልጦ እንተሎ ኣብ ሕጊ ይቕረቡ ኢልካ ንምስክር ተዳሎ ኩሉ ክሓልፍዩ። ጅግንነቶም ግን ትማሊ ሎሚ ጽባሕ ክዝከር ኣለ።

    • @Selam-Selam-j7l
      @Selam-Selam-j7l День тому +2

      @ jigninetom zikhado yelon nekbrom kiea, dihrom zigeberwo geben kitfelit gin nay Mesfun hagos interview raio

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 3 дні тому

    ክቡር ሓው ሊንጎ፡- ሕጂ እሞ ኣብዚሕካዮ። ኣብ'ዚ ድያስፖራ ኣዝዮም ብዙሓት ናይ ስለያ ዝነበሩን ገና ዘለዉን ኣባላት ከም ዘለዉ ረሲዕካ ኣብ ከም'ዚ ዓይነት ዘይትፈልጦ ዓቢ ስራሕ ኢሎሙኒ ኢልካ ጠብሎቁሎቅ ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን ግደፈሎም ንዋናታቱ። ነብስካ ኣይተዋርድ። ልኡክ ኣሜሪካ ኣቶ ካርተር ዘሕብእ የብሉን ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ብቀጻሊ እራከብ ነይሩ። ርክባት ድማ ቅድሚኡ'ውን ምስ ጀብሃን ሻዕብያን እካየድ ከም ዝነበረ ኣይትረስዕ።😊😊😊

    • @XYONAWI
      @XYONAWI 3 дні тому

      ታኣለ ረሳሕ ስደተኛ። ኣብ ስደት ክትበሊ ኢኻ ተስታይ ዋሒድ።እስኻ ትብል ስለያ ኔረ

    • @abrahamkidane9170
      @abrahamkidane9170 3 дні тому

      መን ይብሉኻ ንስኻኸ ወደይ? ሓርኢ ከልቢ ዝኾነ ዘረባ ካብ ምዝራብ ሱቕ ኣይምሓሸካን? ከልብስ ሓዊ ይፎቱ ጉንዲ ከምዘእቱ ዝብሃል ምስላ እንካ ኣዘኻኺርካኒ።

  • @danielzere9480
    @danielzere9480 3 дні тому

    ❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👌

  • @abrhamh5500
    @abrhamh5500 4 дні тому

    great

  • @MakiclHabesh
    @MakiclHabesh 4 дні тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AkberetAraya-y5b
    @AkberetAraya-y5b 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MulugetaTekleYemane
    @MulugetaTekleYemane 4 дні тому

    Nemntay Ferisu ketebrhalna

  • @redwoodkdskhd6059
    @redwoodkdskhd6059 3 дні тому

    ህግደፍ በላዕቲ ሰብ ወዲ ሰሎምን በሊዕኩሞ

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 3 дні тому

    🌹🇪🇷💝🇪🇷🌹🙏👌👍

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 2 дні тому

    Gedli hizbi Eritrea mewedadirti yeblun nay behaki ata nay hiji endo emo gedede seb tefiu belyu ab esribet ,hager ziakil tefetira abelo kiwam 30 amet ab siltan

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 3 дні тому

    ኣብቲ፡ቑምነገር እንዶ፡ኡቶ።

  • @yaab1208
    @yaab1208 4 дні тому +1

    Been waiting your channel lingo

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 3 дні тому

    Wediy Selomwn Gigna Gigna Gigna

  • @aemas3942
    @aemas3942 3 дні тому +1

    Petros Solomon, Abraham Tekle, Vainak.....are the face of Eritrean heroism and intelligence!
    We are extremely lucky to be sons and daughters of such giants.
    They will forever be in our hearts and minds!
    Thanks, Lingo!

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 3 дні тому

    ሊንጎ ስደተኛ ብከመይ እዛ ሃገር ካብ ሓደጋ ጥፍኣት ትድሕን ኢልካ ሕሰብ.

    • @mebrhatueyob9169
      @mebrhatueyob9169 3 дні тому

      ክክክክክክ ስደተኛ ዘየብላ ሃገር ኣላ ድያ?

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 3 дні тому

      @
      ከም ኤርትራውያን ግን ብብዝሒ ዝተሰደደ የለን ሳላ ሕሰምን ጭካነን ናይ ሻዕብያ. ሊንጎ ሕተቶ ኣበይ ኣሎ እዚ ትዛረበሉ ዘለካ ጅግና. መልሲ የብሉን ትብዓት የብሉን. ነታ ጨካን ውድብ ስለ ዝፈልጣ ከም ባርያ ኣብ ስደት ከይተረፈ ይስንብድ ኣሎ.

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 4 дні тому +2

    ህዝቢ ሳሕል ከማን ኣብ ሰላምታኦም "ሚ ረኤካ" ወይ (እንታይ ዝረኣኻዮ ነገር) ነገር ኣሎ ኢሎም ምሕታት የዘውትሩ እዩም።
    ህዝቢ ዓፈር ከኣ ብተመሳሳሊ "ዳጉባህ፧" ይብሉ። ኣብ መገዶኻ ዝረኣኻዮ ነገር ሓብረኒ ከም ማለት እዩ። ሽዑ፡ ኣብ ከምዚ ቦታ ኣግማል ሪኤ፡ ኣብ ከምዚ ምስበጻሕኩ ኸኣ ሓንቲ መኪና ሓሊፋ . . . ወዘተ እንዳበሉ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ይህቡኻ።

  • @ThePer777
    @ThePer777 3 дні тому

    ሊንጎ እንታ ድሃይ ክትበና ትኽእል ኣብ ዚ ዘለናዮ እዋን?

  • @hermonpatros3
    @hermonpatros3 2 години тому

    Kabi hero nabi zero

  • @yafietghebrehiwet2173
    @yafietghebrehiwet2173 3 дні тому

    Eza sebay kabtom G 15 nekesti tub adiom eyu neru mesleni. 10 time drue do petros ybzih alo.

  • @atowebrhanghebrehiwet6449
    @atowebrhanghebrehiwet6449 3 дні тому +1

    Etom testot ruba weridom may ysetyu alewu emo key wegwom netom zrabat ruba aytewrdon eya ayana lingo.dehar eton tegadelti netom amhara abta ruba difin abilemom,bkereba sle nfelta hakeyna tarik sle zkone eye

  • @frewengeltadese5914
    @frewengeltadese5914 3 дні тому

    Lingo

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 3 дні тому +3

    ታይሞ ከምቶም ውፉያት ክነሶም ንብጾቶም ከዲዖም ብላሻት ዝተቐየሩ ኮይኑ እስኻ ውን ኮ ጅግና ክሳብ መቓብር ዓወት ንሓፋሽ ኢሉ ክፍለ ከሎ እምበር ቀየሕን ጸሊምን ዝተኸፍለላ ሃገር ንኸብዱ ቀይሕን ጸሊምን ክመልእ ክብሩ ምስ ዝሸይጥ ጠላም ሰውራውያን ካኣ ከዳዕ ይብልዎ :: ኣብ ኤርትራ ዝግበርን ዝተገብረን ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ እዩ ብዉልቁ ዝገበሮ ዝሃንደሶ የለን ከም ወታደር ካኣ ኣዛዚ ኔርዎ እዩ ስለዚ ኣይትቖዝም::

    • @Wedi-d2h
      @Wedi-d2h 3 дні тому +1

      ወዲ ዓባይ ጋሕባ ህግደፍ ባይቶ ኤርትራ ይተኸል ስለ ዝበለ ስም ጀጋኑ ተካፍኡ ኣለኹም ልዕሊ መራሒኹም ወዲ መድህን በራድ ከዳዕ ጠላም ዕላማ ጀጋኑ ስውኣት ዝርሽን ጀጋኑ ብዘይ ፍትሒ ዝኣስር የለን ምሳኹም ብደም ኢና ሕነና ክንፈዲ ብዓል ወዲ ሰለሙን ድማ ቦሽሞም ከተማታት ሓወልትታት ክንሰርሕ ኢና። ኣየናይ ብጻዩ እዩ ወዲ ሰለሙን ከዲዑ ንሱ ስልጣን ናብ ሓድሽ ወለዶ ይረክብ ባይቶ ነቁም ኢሉ እዚ ድማ ዕላማ መቃለሲ ብጸቱ እዩ ኔሩ

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 3 дні тому

      ​@@Wedi-d2h ፖለቲካ ኣፍሪቃ ተበላላዕ እዩ። ስለዚ ጽልእኻን ጸርፍኻን ገዲፍካ ብስምዒት ዘይኮነስ ብዘይ ሻራዊ ነቲ ጽሩይ ሐቂ ክትፈልጥ ፈትን። ዳን ኮነል ዝጸሐፎ መጽሐፍ ኣንብብ።

  • @simonbelay2472
    @simonbelay2472 4 дні тому

    😢

  • @tesfalidetghirmatsion2970
    @tesfalidetghirmatsion2970 3 дні тому

    Lingo nay handedsa haye wes ablelena

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 3 дні тому

    ሊንጎ ብ/ጀ ከሰተብርሃን ገብረሂወት ምክትል ወዲ ሰለሙን ዝነበረ ኣይጠቀስካዮን፡

    • @Wedi-d2h
      @Wedi-d2h 3 дні тому

      እዚ ትብሎ ዘለኻ ምኽትል ወዲ ሰለሙን ኣይነበረን ኣብ እንዳ 72 እዩ ምስኡ ዝሰርሕ ኔሩ ምኽትል ወዲ ሰለሙን ፍቃድ ይብሃል ምስቶም ጉጅለ 15 ትኣሲሩ እዩ።

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 3 дні тому

      ​@Wedi-d2h እዚ ትብሎ ዘለካ ኣይፈልጦን'የ ብ/ጀ ከሰተብርሃን ግን ብትምህርቲን ተመኩሮን ዓቅሚ ዝነበሮ ካብ ዝስለፍ ከኣ ኣብቲ ስለያ እዩ ወዲእዎ ቃልሲ፡ ስለዚ ነቲ ስለያ ዝሃነጾ ተባሂሉ ኢዩ ዝግለጽ።

  • @Fishaletesfa-kw1ci
    @Fishaletesfa-kw1ci 3 дні тому

    ሊንጎ ጃክ እቲ ሩስያዊ ናይ ደርጊ ሰላዪ ኣላትካ (Audio book) n semaetika habrom

  • @HiyabBereket-d5l
    @HiyabBereket-d5l 2 дні тому

    ሕጂ ወዲ ሰለሙን ኣበይ ኣሎ ግዳ ዘይትዛረብ ሽፍታ ሊንጎ😂😂😂😂

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 дні тому

    ዝኸበርካ ሊንጎ ኩሉ እተቕርቦ መደባትካ ብሉጽ ኢዩ እሞ እዛ መበል 33 መደብካ ግን ንዓይ ኣዝያ ብልጽቲ ኮይና ረኺበያ። ከምቲ ኣብ ግጥምኻ ዝበልካዮ ታሪኽ ዶ ይጠልቕ እንትርፎ ክብል ጸምበለል ፣እትብል ሓረግ ብጣዕሚ ኢያ ትዓጅበኒ። ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ ከምዝብሃል ነዞም ታሪኽ ጀጋኑ ሓኺኾም ጀጋኑ ክኾኑ ዝፍትኑ ታሪኽ ከምዘይምሕር ንኹሉ ይሰቆሮ።

  • @NatsnetMussa
    @NatsnetMussa 3 дні тому

    But why he let to be etitrea like that? 91 arrester bidwed and 94 killed sinkulat so what was he roll at the time? I heard some his interview that he will be arrester so why ? Why he could be won issyas instead arrest? Anywaz i hope he still alive😢😢😢

  • @sam_Sam1255
    @sam_Sam1255 4 дні тому

    እንቋዕ ተወለድካ አያና ሊንጎ ነዚ ንኡስ ዎሎዶ ታሪኹ ንኽፍለጥ ትገብሮ ዘለኻ አስተዋጾኦ

  • @mitslalogbu2263
    @mitslalogbu2263 4 дні тому

    Neyeye beki bikiat aleke bizeba siley ketgeg emekot alewo

  • @IbraheemDabass
    @IbraheemDabass 3 дні тому

    ብር ትብልክስ ሕልም ሕልም ብደውኪ ትሓልሚ ኣላኺ

    • @Wedi-d2h
      @Wedi-d2h 3 дні тому

      እዘን ቀቢላታት ኣብ 81 ኣቦታትክን ስለ ዝሰዓረ ወዲ ሰለሙን ርኣና ሻይጣን ርኣና እዩ😂

  • @oromay02
    @oromay02 3 дні тому

    I have few questions! I know Dr. Amare Tekle! He was the official of foreign affairs! If I am
    Not wrong he was the head of Middle East and Africa desk ! He was my neighbor! I might be the same age or older than his son Hxxxx . I do not want to mention personal life ! He was jailed then he was in house arrest with his conflict with his former boss Goshu Wolde ! By the the way Dr Amare’s grandfather name is the same as his former boss Goshu ! Yes Mengistu said “ he did not mention name but “they were working with us , then deserted us and they sit in opposite ion Atlanta accord” it was translated from
    Amharic ! I remember ! I was following the negotiations between Derg and EPLF. Iit was in news in Ethiopian Tv that Jimmy Carter was came to Ethiopia in the middle of negotiations. It was not secret! We was amused what he was doing in Ethiopia!