ኣዛናዪ ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣንቲኮ 2/2 /new eritrean show abrham antiko 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @michaelhabtegergshi5447
    @michaelhabtegergshi5447 10 місяців тому +15

    ኤዱ ሓፍትና ብጣዕሚ እንዲና ንፈትወክን ነኽብረኽን ግን ኣብዘን 2 ኢንተርቪው ዝገበርኩሉ ናይ ኣዚና እንፈትዎ ንናፍቆን ነኽብሮን ኣንቲኮ ዘረቡኡን ሓሳባቱን ከይወድእ ዳኾለፍክዮ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏🏾

  • @ShushayHabte-c8r
    @ShushayHabte-c8r 10 місяців тому +4

    ናይበሃቂ ጡዑም ዕላል ❤❤❤

  • @MedhaneGebru-w5y
    @MedhaneGebru-w5y 9 місяців тому +1

    ክብር አብርሀም አንቲኮ መዐስ ኢኻ አንቲኮ ተባሂልካ ብዙሓት አንቲኮታት አለው አስመራ ተወሊዶም ዝዐበዩ ቅድሚኦም ዲኻ ተወሊድካ ወለስ ድሕሪኦም ከመይ ዩ አንቲኮ ወፂኡካ

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 8 місяців тому

    ብጣዕም ደስ ዝብል ዕላል እታ ጠጦው ኣብላ 🎉🎉🎉 ወዲ ዕስራን ሓሙሽተን እዩ 🎉🎉🎉

  • @salehahmed3212
    @salehahmed3212 6 місяців тому

    Wow nay bahaqi saheqna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fnanfnan9803
    @fnanfnan9803 10 місяців тому +10

    ሓታቲት ዜሮ ኣይጽናዕክን ብዛዕቡኡ ኣቲኮ ግን ብጣዕሚ ነክብረካን ነፍቕረካን ሓውና ኣያና ኢካሞ ክብሪ ይግባካ ኢዩ ክንጽበየካ ኢና ክሳብ ዘለና ሲዝኒኖ ናፍቅናዮ በሓቃ ሓውካ ወዲ ጋሽ❤❤❤ኢየ።

  • @MusieAndom
    @MusieAndom 10 місяців тому +7

    ናይ ሓጎስ ወስኸኒ እስከ ካብ ካሜራ ወጻኢ ዝገብሮ ብዙሕ መስሓቅ እዩ ዘሎ❤😂❤😂

  • @MohammedShumsuraj
    @MohammedShumsuraj 2 місяці тому

    Xbuq elal ahwat ms nfetwo snetbebawi slezerakebkna wn nemegn selam tenan ka nkulna nmne

  • @selamawikrstosselamkahabena
    @selamawikrstosselamkahabena 10 місяців тому +1

    ድሕሪ ፍርቂ ዓመት ትሰዱልና አንታይ በዲልናኩም 😢 ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣጆኹም ቀጽልዎ ❤❤❤😊

  • @GenetWmikael-x4e
    @GenetWmikael-x4e 6 місяців тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @tesfamichaelhaile1239
    @tesfamichaelhaile1239 8 місяців тому

    I really like u adu shekor

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 9 місяців тому

    Edu gn ክትህወኺ ሓሳቡ ኮላሊፍኪ ወዲእክዮ። ንድሕሪ ሕጂ መምሃሪ ይኮነኪ ❤!!

  • @ArkanGoblel
    @ArkanGoblel 10 місяців тому +3

    Stand-up ኮሜዲ
    ናይ ኣንቲኮ please ኣብ ካምፓላ!!!

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 9 місяців тому

    You are a such great man and you must keep it up 🇪🇷👍🏿🇪🇷

  • @ሚዛናዊ
    @ሚዛናዊ 9 місяців тому +1

    ኤደን ምስ ኣንቲኮ እንኳዕ ገጽኩም ኣርኣየና። ኣነ ሓደ ካብቶም ዝፈትወኩም ሓውኹም እየ። ኤደን- እዛ ርውየት እትብል ቻነልኪ ንኽትዓቢ ስለዝምነ ሳብስክራይብ ጌረያ ኣለኹ።
    ኤደን ንዓኺ ማዕዳ ኣላትኒ። ኣነ ንደገ ካብዝወጽእ ብሑሕሕሕ ዓመታት ኣቕጺረ ኣለኹ። ሓደ ሓደ እንተኣማኸርኩኺ ደስ ይብለኒ።
    1) ኣብዚ ወጻኢ ብዙሕ ርእሱ ውቑዕ ኣሎ ጸርፍን ዘለፋን እምበር ካልእ ዘይፈልጥ። ስለዚ ንሚድያ ከምዛ ዘለኽያ ፖለቲካ ዘይብሉ መደብ ኣቕርቢ።ከም ዘለኽዮ ከም ብዓል ኣንቲኮ ናይ ኬፋት ጥራይ ኣምጽኢ።
    2) እዛ ቲክቶክ ትብሃል ናይ ደናቑር መዘናግዒ ኣይትትሓወስያ።
    3) ገለ ተበለጽቲ ንፖለቲካ ረብሕኦም ክብሉ ቃለ መሕተት እንተጌረሙልኪ ኣይትቀበልዮም።
    4) ጸግዒ ፖለቲካ ከይሓወስኪ እንተተጓዒዝኪ ህዝቢ ክብረትኪ ከየጉደሉ ከኽብሩኺ እዮም።
    5) ሕውነታዊ ምኽረይ ንዓኺ። ክንደይ ዘለፋታት ስለዝረኣኹ እየ። ንወዲ ትኹል ኣይገድፉ፣ ንወዲ ትካቦ፣ ንስዙኒኖ ኣይገድፉ፣ ንፋይትንጋ ንኹሉ ከዋርዱ ስለ ዝሰምዖም እየ። ወድሓንኪ።

    • @edudadughebre
      @edudadughebre 9 місяців тому +2

      ካብ ልቢ የመስግን ስለ ሕውነታዊ ምኽርኻ ክብረት ይሃበለይ ❤

  • @RobelzenayRobelzenay-n3o
    @RobelzenayRobelzenay-n3o 9 місяців тому

    Bahabolom❤❤❤❤

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 10 місяців тому +2

    I missed Susinino and Antico comedy. My hat is off to the host, she is so professional and respectful!😍😍

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 9 місяців тому +1

    ሱዝንኖ ንስኻ ታፍላ መብረ ኩሉ ጽቡቕ ነይሩ ኣጆኻ

  • @ሚካኤልወዲኤረ
    @ሚካኤልወዲኤረ 10 місяців тому +1

    ምስ ኤዱ ጥራይ ሃመም ኢለ ኬፍ ኣለኪ❤❤❤

  • @AmedomTsegabu
    @AmedomTsegabu 9 місяців тому

    ትአያ ዚአ ጠያቂት ድያ ተጠያቂት ንምንታይ እያ ዘተጨርሶ ይኩለፍዋ ትኾልፎላ

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 9 місяців тому

    Antiko , ezom memharan Orthodox zbeluka semiekaya kikewn tesfa ygebir. Abzeytfelto defirka kemzi eyu hgi orthodox betekrstiyan ktbil dfretn weywin gega eyu our best comedy respect u

  • @yafutekle-rc4ly
    @yafutekle-rc4ly 10 місяців тому

    Wowww btami kab tjmr ksab twudie beka bsehaq wediaya antiko shikor edmen tinan yhabeqa kemu wu Neza mcuwti ftret zyada millyonat ❤❤

  • @wintana1600
    @wintana1600 9 місяців тому

    Antiko nya hmamey. Kfetweka anes ❤❤

  • @medhaneEntertainment
    @medhaneEntertainment 9 місяців тому

    ኣንቲኮ ሽክር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nahoohadish3643
    @nahoohadish3643 10 місяців тому

    Wawww antiko hbreteseb wey hzbi keyeqeym zferh abi seb respect 👏👏👏🙏

  • @fanaisaak-haggi5094
    @fanaisaak-haggi5094 9 місяців тому

    Btami schkor hawi antiko meskin tesakifka kulu kemzi maletay iyu inbelka absdet seb Fokus iyu❤❤❤❤

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 10 місяців тому +2

    Antiko we love u. Eta nay Electric zewdeketo gn kthatyo neruki.i think Electician u

  • @Adhanomtesfay-z6b
    @Adhanomtesfay-z6b 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉❤❤🎉🎉🎉

  • @naodkifle4499
    @naodkifle4499 10 місяців тому +1

    ኤዱ ሓፍትና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ, ስነ-ጥበባዊ ኣብራሃም ሓውና ውን ጽቡቅ መደብ ኩሉ ብዘበርከትካዮ ኮሜዲ ኣዚና ኢና ፈትወካ. ክትቅጽሎ ውን ንጽበየ? ኣብዛ ብዛዕባ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ዝተዛረብካያ ግን ጌጋ ኣለካ ሕጊ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ምስ ዓበኻ ዘይ ኮነ ኣብ ንእስነትካ ውን ቁዱስ ቁርባን ተፍቅድ አያ።ስለዚ ሕጊ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ከይፈለጥካ ኣብ ማስትሜዳ መጺኻ ምዝራብ ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @hiwets5815
    @hiwets5815 9 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መስሓቅ ንድሕሪት መሊስና ኣንጢቆ ፡ምስ ሱዚኒኖ ዝሰራሕኩም ደጋጊምካ ሪኢኻዮ ዘይምኖ እዪ ሞ፡ ብሓንሳብ ደጊምኩም ክትሞጽና ተስፊ እገብር ንኩልኹም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።

  • @binigergis3395
    @binigergis3395 10 місяців тому

    Antiko Hawey xubuk qexlo Catholic Amlak barka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MehariGhirmay-e2k
    @MehariGhirmay-e2k 10 місяців тому

    ኤዱ ኩሉ ኢዩ ዘጸብቀልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኣንቲኮ ድማ ቀጽሎ

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 10 місяців тому +1

    Really antico white heart I love you and your jocks

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 9 місяців тому +2

    ሰላም ክቡራት የሕዋት መደብኩም ጽቡቅ እኳ እንተኮነ ኣብቲ ስለ ዘይጥፈልጥዎ እምነት ምዝራብኩም ግን ጌጋ ኣለኩም፡
    ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ቁርባን ካብ ህጻንነትና እያ ተቁርበና መን ዝመሃሮ እዩ ምስ ዓበካ እያ ተቁርብ ትብልዎ ዘለኩም።
    ንስኩም ኦርቶዶክሳዉያን ዝብለና ዘሎ ድማ ስለ እምነትናን ስርዓት ቤተ ክርስቲያናን ፈሊጥና መልሲ ክንህበሉ እዩ ዝግበኣና ዝሓፍተይ ኦርቶዶክሳዊት እንተኮንኪ ስለ እምነትኪ ፍለጢ ኣብ ዝመጸኪ ዘረባ ድማ ግቡእ መልሲ ሃብሉ

  • @EradaErada-h9f
    @EradaErada-h9f 9 місяців тому

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 9 місяців тому

    ❤🌹❤🌹❤🌹❤

  • @meda7544
    @meda7544 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Wedibahta-p1n
    @Wedibahta-p1n 10 місяців тому

    Antiko thtnaka btaemi jigna❤❤❤

  • @AbelMatiwos-t8b
    @AbelMatiwos-t8b 10 місяців тому +1

    eway bejaki hdee beli

  • @Tgistikidane
    @Tgistikidane 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SirakDawit-j1k
    @SirakDawit-j1k 10 місяців тому

    Antiko yahoooo ❤

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 10 місяців тому +1

    Msaka zkuri antico habibi never yelen Only 😂😂😂😂👍👌❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 10 місяців тому +1

    Welcome deki Eria jeganu

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 9 місяців тому

    😂😂ኣዝዩ ኣዛናጋዒ መደብ ፍትወት ኣሕዋት ❤❤

  • @Shidenti
    @Shidenti 10 місяців тому +2

    ኣንቲ ጥዑም ስብ

  • @نيلسونالطيبواجالطيبواجمنون

    Antiko zeymno Elal Ms siznino

  • @abelhailu3842
    @abelhailu3842 9 місяців тому

    Abrham hawna (antiko) btami bredabwlka tahagos aziye eye zfetwekan zednqekan emo qexlo

  • @saliemkifle4470
    @saliemkifle4470 9 місяців тому

    ኣንቲኮ ምሒር,ዶ ተሰኪፍካን ተሸቁሪርካን ሓቀይ ኣጆካ ክሳብ ክንድኡ ኣይትሸቁረር ካብ ልቢ ኢና ንፈትወካ ❤ ኣብዛ ሕጂ እዋን ግን ልዕሌካ ነዛ ምሳካ ዘላ መልክዕኛ ይፈቱ ኣለኩ ብጣዕሚ ፈቴያ ❤❤❤ ናይ ድሓን ዲየ ?😂😂😂😂

  • @AlmazGhezai-v5v
    @AlmazGhezai-v5v 10 місяців тому

    🎉❤💙👌💪

  • @Mesel860
    @Mesel860 10 місяців тому

    N antico Ab 2y part forjoko kitatwiyo weelki shikorina , !!!
    abti mecheresha kea limit elki kolifkiyo!!!
    Beal antico eko ቢስ endabelka zsmiu mieuzat ftretat eyom by the way thanks 🙏 all shikorina yeqeniyelna n gzeki.❤

  • @efremtekeleya6893
    @efremtekeleya6893 10 місяців тому

    Antiko shikor bsem antiko subscribe and like gabizekum aleku gn bhaqi haxiratna 3 ktwoskuna nierkum yak❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FitahawitGebrit
    @FitahawitGebrit 10 місяців тому

    🎉🎉❤❤❤

  • @filamostech
    @filamostech 9 місяців тому

    Edu shikor & Antiko best comedian🥰

  • @evenezermichael
    @evenezermichael 10 місяців тому

    gazetecha gne betami ተኮልፈዮ አለኪ በፍላይ አበ 6.20 mara ከመ ገለ

  • @mahmud5127
    @mahmud5127 10 місяців тому

    Antiko asli❤❤❤❤❤

  • @Sirak-b8j
    @Sirak-b8j 9 місяців тому

    Haftey please kthati keleki timing halwi please hasabatu bgubue keman ygelx yelen sorry gn

  • @amanuelyemane2914
    @amanuelyemane2914 10 місяців тому

    🎉🎉

  • @ZergaberRedi
    @ZergaberRedi 10 місяців тому +1

    ሳልሳይ ክፋል ናይ ኣንቲኮ ብሊስ

  • @samuelteklezghi3289
    @samuelteklezghi3289 9 місяців тому

    መደብኩም ደስ ዝብል'ዩ ቀጽልዎ ፡ኣብታ ናይ ኦርቶዶክስ ዶክትሪን ምስ ዓበኻ'ዩ ቁርባን ዝበልካዮ ብዘይ ኣፍልጦ ከምኡ ምባልካ ቅኑዕ ኣይኮነን፡ ካብ ዕለተ ጥምቀትካ ድሉው ኣብ ዝኾንካሉ እዋን ብፍላይ ኣብ 40 መዓልቲ ብዘይ ምቁራጽ ምስ ኣቦ ንሰሓኻ እንዳ ተዘረብካ ክትቆርብ'ዩ ትእዛዝ ቤ/ክርስትያን ፡ኣመንቲ ብድኻምና ስለ ዘየተግበርናዮ ብድፍረት ዶክትሪን ናይ ኦርቶዶስ'ዩ ክትብል ግቡእ ኣይኮነን ኣንቲኮ ሓውና።
    ነገረ ሃይማኖት ኣብ ዋዛን ኮሜድን ዘይምልዓሉ ተመራጺ ምኾነ።
    ምስናይ ይቕሬታኡ።
    ወደሓንኩም።

  • @dindan5944
    @dindan5944 10 місяців тому

    Atiko can I invite you to for 200 ቢራ
    Eden what a lend Journalists 🎉

  • @bisrattekie9066
    @bisrattekie9066 9 місяців тому

    Azia antiko tealiba iya

  • @SemereHagoss-v5p
    @SemereHagoss-v5p 9 місяців тому

    ኣንቲኮ መቅሰን😂❤❤❤

  • @YonasBeyene-om1bj
    @YonasBeyene-om1bj 9 місяців тому

    ምስ ወዳእኪ ሞ ተመሊስኪ ስምዒዮ ኪገርምኪ ዪ ንከታተል አለና እንበርክ ጋዜጤኛ ዲያ ኢልና

  • @tesfalemokbu880
    @tesfalemokbu880 9 місяців тому

    Aklilu eyu semu antiko hawey

  • @Samyrgalem6960
    @Samyrgalem6960 10 місяців тому

    ሓታቲት ግን ንድሕሪ ሕጂ ተማሃሪ ሓንቲ ሕቶ ሓቲትኪ ክሳብ ዝውዲእ ተጸበዪ ኣብ መንጎ ኩልፍ ኩልፍ ኣይተብልዮም 👋🏼

  • @hailetesfatsion5123
    @hailetesfatsion5123 10 місяців тому +1

    ኣበይ ቀኒኺ

  • @yonasweldemichael8477
    @yonasweldemichael8477 9 місяців тому

    Hikiya ajemirki tkelfiyo aleki

  • @wegihutesfamariam1567
    @wegihutesfamariam1567 9 місяців тому

    ኣንቲኮ ሽኮር ዓይነይ እንተ ሓሚመ ክንተሓሳሰብ ኢና ካብ ትጅምር ክሳብ ትውዲእ እየ ብሳሓቕ ኣንቢዕካኒ።

  • @AmanSibahtu-qm6gi
    @AmanSibahtu-qm6gi 10 місяців тому

    Antiko shikor nay behaqi comedian.

  • @RosemaryPaulos
    @RosemaryPaulos 10 місяців тому +7

    Antiko shikor catholicawit hawna ❤❤🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍catholicawnetka kexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Mesel860
      @Mesel860 10 місяців тому

      Siq eski bell tsebib!!!

    • @tesfieboy2145
      @tesfieboy2145 10 місяців тому

      Kali religion entekoynu ke hawka aykonen, moral bzeyafalaly 😂😂😂

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 10 місяців тому +1

      @@Mesel860 ብኸመይ ጸባብ ኮይና ኣነ ህጂ ንሓደ ኦርቶዶክስ ኣብ ሃይማኖትካ ጽናዕ ምባለይ ከም ኦርቶዶክስ ሲ ጸቢብ የብለኒ ድዩ ኩሉ ኣብ ውሽጥኹም ኣትዩ ኮ

    • @Mesel860
      @Mesel860 10 місяців тому

      @@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ haymanot nay wilqkha eyu tsenieu aytsenie neaki welehade aykonen n wilqu zmlket eyu !!!!
      Gidn anes ts’na’e kibl dess eluni Alo tbli tedea haliki gin n kuluna eritreawin zewadieana neashtu fliliyat ab kindi tesfhi ab private account nay kibur snetbebegna hawina antico atiki private message mithlilaf ykieal eyu antico tekone dletu keycherq melhaskum felithu kemzi b kemzi keyeshrfiwo kea ember kibl weelu Alo senef!!!!

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 10 місяців тому

      @@Mesel860 ሃተፍተፍ

  • @TesfitNegasi
    @TesfitNegasi 9 місяців тому

    Haqu eyu aboka gn eta edka nlaoli zgeberkaya goni eya

  • @AbrhalayTesfay
    @AbrhalayTesfay 10 місяців тому

    Hallo Alles okay bei mir ❤

  • @tempgo1528
    @tempgo1528 9 місяців тому +1

    ኣንቲኮ ሓውና thanks for the funny Jokes, however ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ግይጋ ዘርባ ተዛሪብካ ። ቅዱስ ቁርባን ንኣረግቶት ጥራይ ኢላ ኣይኮነን ትምህር (ማቴዎስ 26:27 -28
    ጽዋእ ኣልዒሉ ኣመስጊኑ ድማ ከምዚ እናበለ ሀቦም፡ እዚ ምእንቲ ብዙሓት ንሕድገት ሓጢኣት ዚፈስስ ዘሎ ናይ ሓድሽ ኪዳን ደመይ እዩ እሞ፡ 👉ዅልኹም ስተዩ።)
    ንኩሉ ዝኣምን ኣብ ቅዳሴ ምስ ተሳትፈ ክቅበል ይግብኦ።
    The point of liturgy is to participate in the divine mysteries. The idea " the holy communion is for the aged people only" is a major misperception in the Eritrean community and its against the teaching of the orthodox church. God bless you!☦

  • @biniamNazghi
    @biniamNazghi 9 місяців тому

    ኣቲ ጋል ሓንቲ ሕቶ ሓቲእትኪ ሓንሳብ ተጸበዮ ክሳብ ዝዉድእ ተህወኪ ኣለኪ ሓብተይ 😊😊😊😊

  • @saymonshow6708
    @saymonshow6708 10 місяців тому +1

    ጋዘጠኛ ኣብ መንጎ ኣይትኽለፍዮ ዕላሉ ከይወደ please ቀጽልዎ ብስሓቅ ወዲእና ዩ ኣንቲኾ ሽኮር

  • @BrgedNihamedu
    @BrgedNihamedu 9 місяців тому

    ኣታ ኣንቲኮ ናይ ጻዕዱ Style ዘይኮነስ ብ ጥልያን ባህሊ ኢካ ተመርዒካ

  • @setnaentertainment
    @setnaentertainment 10 місяців тому +1

    Za dona ab mengo meataw ktfetu

  • @semsemawit
    @semsemawit 9 місяців тому

    Gazetegna mara mikulaf tufetwi eki ekreta tearemlu

  • @ኤርትራዊኩቡርመንነት-ሐ9ጀ
    @ኤርትራዊኩቡርመንነት-ሐ9ጀ 9 місяців тому +1

    Hatati kurub mexnaeti naytom thatyom sebat kedlyeki eti elal aziu mesati mkone ezi maletey gn natey rietoy eu

  • @selamawikrstosselamkahabena
    @selamawikrstosselamkahabena 10 місяців тому

    33:24🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤

  • @filmonmenghis9011
    @filmonmenghis9011 10 місяців тому

    Eza gual si hawikato

  • @weldensedebesay2057
    @weldensedebesay2057 10 місяців тому

    ካብቶም ንፈትዎም ነድንቆም ኣርቲስቲ ሃገርና ኣብ ስርራሕኩም ኣሳልጦ ንምነ" ኣንቲኮ ሓውና ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ "" ቀጺና ነዓኺ እዩ መልእኽተይ ጽብቅቲ ሓብትና ኦርተደክስ እንተ ኮንተ ኮንኪ ማዕተብ ግበርሉ እቲ ክሳድኪ ደፊረ ከይከውን ምስናይ ይቅረታ

  • @Amicogrande1
    @Amicogrande1 10 місяців тому +2

    ኣንቲ ኤዱ ኣነስ ሕቒቕ እምበር ኢለልኪ ተዛሚድኪ ዲኺ፧ 😂

    • @Mesel860
      @Mesel860 10 місяців тому +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 tezamidki 😂😂

  • @YonusTeklemikal
    @YonusTeklemikal 10 місяців тому

    Antiko nebsi anes ajus konka tsmani mama msbelkas sehak molikatni

  • @adhanomabrha3860
    @adhanomabrha3860 10 місяців тому

    ኣንቲኮ

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 10 місяців тому

    Antico yiak wedi shukey gual habela manche nay edilseb zekirkaya

  • @YonasBeyene-om1bj
    @YonasBeyene-om1bj 9 місяців тому

    ከመይ ራሄላ ሐንቲ ገሪማትኒ ዘላ ንአንቲኮ ቓለ መጠይቕ እንዳገበርኩሉ ሐቲትኪ ምዝራብ ከሊኢኪዮ ምዝራብ ከሊኢኪዮ

  • @filmongebremedhen8724
    @filmongebremedhen8724 9 місяців тому

    ኣንታ ሜጣግ ንታፍላስ ክትርሰዖ

  • @Mussie-gl4su
    @Mussie-gl4su 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤😅😅😅😂😂

  • @eseyasbokru8929
    @eseyasbokru8929 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤😅😅😅

  • @YonasBeyene-om1bj
    @YonasBeyene-om1bj 9 місяців тому

    ራሄል ገሪሙና ንሰብ ትሐቶ ኮ ሐሳቡ ክትሰምዖ ኢልካ ኢካ ኢካ ንስኪ ጊን ባዕልኪ ሐታቲት ባዕልኪ መላሲት ሐሳቡ ውን ምውዳእ አቢኪዮ ሙድ ከሊኢኪዮ ነቲ ሰብ

  • @abrhams9086
    @abrhams9086 9 місяців тому

    Antiko Asmera du zelo? Weysi Edu wexya eya?

  • @samuelabrham
    @samuelabrham 10 місяців тому

    Antiko nebsi 100 ber ab germen 2 eritin eyu

  • @Abrahki-d8x
    @Abrahki-d8x 10 місяців тому +1

    Stand up comedy zeytgmir , atiko ?

  • @tesfieboy2145
    @tesfieboy2145 10 місяців тому

    ariam weldeab tbahal antiko adaim aykntn tbahal

  • @SamuelBrhane-m7o
    @SamuelBrhane-m7o 10 місяців тому +1

    Gift Xubuq gierkum ygbeo eyu n edu gn esa tewia ala

  • @Tedi573
    @Tedi573 10 місяців тому

    Antiko abo hkiya
    gazietiena gn mhtat thwek koyna hasabu key wedea tkolfo koyna

  • @filmongebremedhen8724
    @filmongebremedhen8724 9 місяців тому

    እዛ ጋዜጠኛስ ክትኮላለፍ እዋእ እዚኣባ ኣይትኩን ሰበይትካ 😂😂😂😂

  • @user-zu3xh5xe9m
    @user-zu3xh5xe9m 9 місяців тому

    Xbuq hkya antoko hawna and journalist....eta nay orthodox zbelkaya gn kab tmqetna ena njmr quruban and bzey nsiha wn aynqorbn ena zarkey

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 9 місяців тому

    RIESKA ZEYSERH KOYNU EMBER SELDI ZEYTWESDWO NERKUM