Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዳእማት ሉሚ ጹቡቅ አነጋግራ ተዛሪብካ👍👍👍🙏🙏🙏
ዘይደገፈ ሰብ ጉጅለ ልምዓት.....ዝደገፈ ሰብ ጂግና ዋዕሮ...........ይገርመና አሎ.........ፕሬዚዳንት ጌታቸው
ዝኣተዎ ቃል ዘይፍፅም መሪሕነት ህዝቢ ክሳዕ ክንደይ ከም ዝፍንፍነካ ካብ ሽረ ርኢናዮ አለና።
ትግራዋ ዶንቂሩ ኢዩ ምንም አይተረዶም አነ ግና መራሒ ጊዝያዊ ቆርበቱ ቀይሩ ብልጽግና ኾይኑ ትግራይ ክበታትን ኢዩ ታዓጢቑ ዘሎ እምበር መሬትናስ አይምልሳን ሓሳዊ ኢዩ ምስጥር ትግራይ አሕሊፉ ዝሀበ
ትክክል ኣለካ!!ግምት ቃል መሕተት እንዳገበረ ምሰቲ ቴድሮሰ ዘባሃል ጋዜጠኛ ሰመዒካዮ ዶ ምዕራብ መሬት ብዉዕል ፕሪቶርያ ክምለሰእዩ ኢልካ ዶ ታሓሰብ ኢሉ ሓቲትዎ እቲ ቴድሮሰ ዝባሃል ጋዜጠኛ ግምት ከ እንታይ ኢሉ መሊሰሉ ይምሰለካ# ዘመልሰልና ኣይመሰልን ፌደራል መንግሰቲ ኢሉ መሊሰሉ ንቲ ጋዜጠኛ ። እቲ ጋዜጠኛ ድማ ዉዕል ፕሪቶርያ ብትክክል ኣይተፈረመን ኢሉ ሲሕቅዎ።ሕጂ እንታይ ድዩ ዘበለካ ድልየ እቲ ናሃና ህዝቢ መከራ ሰቃይ ይፈቱ እዩ ። ካሊእ ይትሪፈ ኣብ ኣዲሰ ኣብባ ዮንቨርሰቲ ትግርኛ ቋንቋ ፊሒቆም ደረቤሞ ምሰ ኣብይን ግምትን ተሰማሚዖም ።ሰለዚ ህዝቢ ትግራይ ግን ናይ መጨረሻ ደንቆሮ ዘባሃል ህዝቢ እዩ ቀታሊኡ ዘድግፈ ህዝቢ እዩ።
Like❤
ዘይደገፈ ሰብ ጉጅለ ልምዓት.....ዝደገፈ ሰብ ጂግና ዋዕሮ......ይገርመና አሎ
daamat you speak the truth about adwa & machew but what about temben and adigrat?is he from their mean getachew?
አገንዕ ዘይሻራዊ ርዒቶ ብኽልቲኦም ዘሎ ኣካይዳ ዘሕዝንን ዘሐፍርን እዩ ትኽኽል።
ኣንታ ሓውና መፍትሒ ዘይብሉ ዘረባታት ዋጋ የብሉን ቅድምሕዪ እውን ተግባራዊ ዘይብሉ ዘረባ ሒዝካ ክትመጽእ የብልካን ኢሎም ነጊሮሙዎ ነይሮም ኢዮም
ንሕዝቢ ትግራይ ዝከፋፍል ዘሎ መንዩ ?መንስ ኢዩ ኪሒዱ ?
ህዝብና ናብ መረበቱ ክመልስዎ አይካአሉን.......እንተነአሰ አብ ርእሲ ህዝብና ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ካብ ቀይዲ ክወፁ አይነበሮምን
አበይ አሎ መሬት ትግራይ ዚመለሱ ተመዛበሊቲ አይመለሰን እንዲያዉምአዶ ትግራይ ትሳቀ አላ ትዋረድ አላ አገብ እዩ😮😮😢
Ebakachu tigrayne Atbetbetu TDF hulunm halafiwoch aweredehi bewetaderawe mengest timera hodame hulunm ywered hizbun aykefafelu
"ዶ/ር ደ/ፅዮንኮ ዝትፈፀመ ፅንተት የለን እንተይሊ ካልኦትና እንታይ ኢና ንብለና
ናይ ባእሎም ዚገበሪዎ እዩ መጀመሪያ መሬት ትግራይ ኪምለስ አለው ተመዛበሊተ ናብ አዱም ይመለሱ
ሰራዊት ትግራይ ድኻምካ ልዘይደኸሙ ተፀጊዖም ዝነበሩ አጭበርበርቲ ዓዲን ህዝቢን አሕሊፍኩም ከይቶትህቡ
ቃሕ. ዘይብል ኣስታየት
every problem in ethiopia is caused by the star in the flag, that is the dragon The dragon is defeated/ slayedChange the flag
ንስኻ ጉዳይ ትግራይ ኣይምልኸተካን ጉዳይ ማይጨው ብዝኾነ ይኹን ምስ ጉደይ ዓድዋን ዘረኻብ ይኹን ዘወዳድር የብሉን! እተን ኣብ ማይጨው ውፅእልና እለን ዝበሃለ ዘሎዋ ንምንታይ'ዩ ገፀን ብውፅልና ሓሽከር ሻዕብያ ዝብል ፅሑፍ ዝተጠቀዐ ወረቀት ተሸፍኑ ሓቀኝነት እንተሃልይዎ ምሽፋን እንታይ ኣደለየ።
degal
Brother Getachew is working with Gala and Amharu to destroy and divide Tigray.
ብምንታ መርትዖ እዩ ?ብሰላም ኢና መሬትና ንምልስ ምባሉ?ንኲናት ምንፃጉ እዞም ስልጣን ካባና ንላዕሊ ዝፈልጥ የለን ዝብሉ ኢዮም ገዚኦሙዎም
አብ ትግራይ ዚግበር ዘሎ መህዘኒ እዩ ብገንዘብ እናተገዙኡ ንአዶታቶም ዚጻረፉ ዉሪዴት እዩ እና ሺረ መናእሰይ ብገንዘብ አይትገዙኡ አገብ በሉ እንበር አደታትኩም አይትጻረፉ ደቀን ዚሰአና አዶ ትግረወይቲ እዩ አገብ እቱ አከይዳ መራህቱ ትግራይ ናብ አዲ አዲን እናከዱኩም እትረኩብዎ ነጠር የለን ንምንታይ መሬት ትግራይን ተመዛበልቱ መልሱ መጀመሪያ😮😮😮😮
" ትምህርቲ ወሲደ ኣለኹ " ያ !!!!! እኒሀኻ ደንቆሮ !!! እቲ ዝሓለፈ ናይ ጄኖሳይዳዊ ኲናት ከ ትምህርቲ ኣይሃበካን ዶ ????? እኒሀኻ ዕትሮ !!!!!!!!!!!
ማጨውን ሺረ ብምንታይ ይራኽብ ተራኧዩ ዘይፍለጥ መጉርኢ ብቀሺ ይነፀጋ
ዳእማት ሉሚ ጹቡቅ አነጋግራ ተዛሪብካ👍👍👍🙏🙏🙏
ዘይደገፈ ሰብ ጉጅለ ልምዓት.....
ዝደገፈ ሰብ ጂግና ዋዕሮ.....
......ይገርመና አሎ.........ፕሬዚዳንት ጌታቸው
ዝኣተዎ ቃል ዘይፍፅም መሪሕነት ህዝቢ ክሳዕ ክንደይ ከም ዝፍንፍነካ ካብ ሽረ ርኢናዮ አለና።
ትግራዋ ዶንቂሩ ኢዩ ምንም አይተረዶም አነ ግና መራሒ ጊዝያዊ ቆርበቱ ቀይሩ ብልጽግና ኾይኑ ትግራይ ክበታትን ኢዩ ታዓጢቑ ዘሎ እምበር መሬትናስ አይምልሳን ሓሳዊ ኢዩ ምስጥር ትግራይ አሕሊፉ ዝሀበ
ትክክል ኣለካ!!ግምት ቃል መሕተት እንዳገበረ ምሰቲ ቴድሮሰ ዘባሃል ጋዜጠኛ ሰመዒካዮ ዶ ምዕራብ መሬት ብዉዕል ፕሪቶርያ ክምለሰእዩ ኢልካ ዶ ታሓሰብ ኢሉ ሓቲትዎ እቲ ቴድሮሰ ዝባሃል ጋዜጠኛ ግምት ከ እንታይ ኢሉ መሊሰሉ ይምሰለካ# ዘመልሰልና ኣይመሰልን ፌደራል መንግሰቲ ኢሉ መሊሰሉ ንቲ ጋዜጠኛ ። እቲ ጋዜጠኛ ድማ ዉዕል ፕሪቶርያ ብትክክል ኣይተፈረመን ኢሉ ሲሕቅዎ።
ሕጂ እንታይ ድዩ ዘበለካ ድልየ እቲ ናሃና ህዝቢ መከራ ሰቃይ ይፈቱ እዩ ። ካሊእ ይትሪፈ ኣብ ኣዲሰ ኣብባ ዮንቨርሰቲ ትግርኛ ቋንቋ ፊሒቆም ደረቤሞ ምሰ ኣብይን ግምትን ተሰማሚዖም ።ሰለዚ ህዝቢ ትግራይ ግን ናይ መጨረሻ ደንቆሮ ዘባሃል ህዝቢ እዩ ቀታሊኡ ዘድግፈ ህዝቢ እዩ።
Like❤
ዘይደገፈ ሰብ ጉጅለ ልምዓት.....
ዝደገፈ ሰብ ጂግና ዋዕሮ.....
.ይገርመና አሎ
daamat you speak the truth about adwa & machew but what about temben and adigrat?is he from their mean getachew?
አገንዕ ዘይሻራዊ ርዒቶ ብኽልቲኦም ዘሎ ኣካይዳ ዘሕዝንን ዘሐፍርን እዩ ትኽኽል።
ኣንታ ሓውና መፍትሒ ዘይብሉ ዘረባታት ዋጋ የብሉን ቅድምሕዪ እውን ተግባራዊ ዘይብሉ ዘረባ ሒዝካ ክትመጽእ የብልካን ኢሎም ነጊሮሙዎ ነይሮም ኢዮም
ንሕዝቢ ትግራይ ዝከፋፍል ዘሎ መንዩ ?
መንስ ኢዩ ኪሒዱ ?
ህዝብና ናብ መረበቱ ክመልስዎ አይካአሉን.......እንተነአሰ አብ ርእሲ ህዝብና ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ካብ ቀይዲ ክወፁ አይነበሮምን
አበይ አሎ መሬት ትግራይ ዚመለሱ ተመዛበሊቲ አይመለሰን እንዲያዉምአዶ ትግራይ ትሳቀ አላ ትዋረድ አላ አገብ እዩ😮😮😢
Ebakachu tigrayne Atbetbetu TDF hulunm halafiwoch aweredehi bewetaderawe mengest timera hodame hulunm ywered hizbun aykefafelu
"ዶ/ር ደ/ፅዮንኮ ዝትፈፀመ ፅንተት የለን እንተይሊ ካልኦትና እንታይ ኢና ንብለና
ናይ ባእሎም ዚገበሪዎ እዩ መጀመሪያ መሬት ትግራይ ኪምለስ አለው ተመዛበሊተ ናብ አዱም ይመለሱ
ሰራዊት ትግራይ ድኻምካ ልዘይደኸሙ ተፀጊዖም ዝነበሩ አጭበርበርቲ ዓዲን ህዝቢን አሕሊፍኩም ከይቶትህቡ
ቃሕ. ዘይብል ኣስታ
የት
every problem in ethiopia is caused by the star in the flag, that is the dragon
The dragon is defeated/ slayed
Change the flag
ንስኻ ጉዳይ ትግራይ ኣይምልኸተካን ጉዳይ ማይጨው ብዝኾነ ይኹን ምስ ጉደይ ዓድዋን ዘረኻብ ይኹን ዘወዳድር የብሉን! እተን ኣብ ማይጨው ውፅእልና እለን ዝበሃለ ዘሎዋ ንምንታይ'ዩ ገፀን ብውፅልና ሓሽከር ሻዕብያ ዝብል ፅሑፍ ዝተጠቀዐ ወረቀት ተሸፍኑ ሓቀኝነት እንተሃልይዎ ምሽፋን እንታይ ኣደለየ።
degal
Brother Getachew is working with Gala and Amharu to destroy and divide Tigray.
ብምንታ መርትዖ እዩ ?ብሰላም ኢና መሬትና ንምልስ ምባሉ?ንኲናት ምንፃጉ
እዞም ስልጣን ካባና ንላዕሊ ዝፈልጥ የለን ዝብሉ ኢዮም ገዚኦሙዎም