Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ መወዳእታ ዝብል ኣርእስቲ ኣርምዋ። መክንያቱ ብዙሕ ስለዘድልየናን ዘገድሰናን ነዞም ዓባቃት ጎረቤትን ሽዩጣት ብከብዶም ሃገሮም ኣብ መትሎኦምን ክቅጥቀጡን ርእሶም ጽርውሩው ክብሎምን ምእንቲ። ስለዚ ኣዳለውትን ብጻይ ኣወል ስዒድን ንከሰኩም ከምዘለና ንሕብረኩም። Keepitup !!!!
ከምዚ ዓይነት ፖሎቲካዊ ፓርት ኣብ ኣስመራ ምህላዉ ብጣዕሚ ሕጉስ ኢየ። ንደላይ ፍትሒ ንምጉዳእ ተባሂሉ ኢዩ ግን ብኣንጸሩ ኢዩ፣ ነቲ ቦዛዕባ ፖሎቲካ ዘይፈልጥ ሰብ ክሓስብ ከምዘለዎ ምግባር ስለ ዝኾነ ግን ርግጸኛ ኢየ ኣብዝሓጸረ ግዜ ከምዝቃረጽ። ብኾፍኣት ዝተሃንጸ ፓርቲ ዕድመ የብሉን።ድምጽና ድምጺ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ምሉእ ዓለም ብምስምዑ ንባዓል ዶሮና ኣወል ስለዘጨነቆም ሕጉስ ኢየ። thankyou ኣወል፣ጸላኢ ደላይ ፍትሒ እዃ እንተኾንካ እቲ ሒስካዮ ዘለኻ መደብ ግን ንዓና ዝጠቅም ስለዝኾነ እመስግነካ ኣለኹ።
ዘይሓሰቦኦ ካብ ኢደን ወጽያ፡ ሓሶት ኩሉ ሻዕ መረከስእያ
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ሃገራዊ ኣገላልጻ. ዕድመን ጥዕናን ኣወል ወዲ ህዝቢ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@Luleyy Nateyy ክኽክክክክ, ጌታቸው ረዳ ክብለኪ ደሊኺ? ቃንቃ ኣዴኺ ትግርኛ ኣይኮነን ድዩ?
@@motherland1510 ay germkan kkkkk do ቅቅቅቅ
ናይ በሓቂ ኣወል ሲ ኣወል ደኣ፡በሊሕ ፍጥረት። ነዛ ሃገር በቲ ወሓዚ ጥበቦምን ሞዮኦምን ዝሰርሑላ ከማኻ የብዝሑላ።Well done!
ልዑል ምስግናን ክብርን ናዓኻን ንመሳርሕትኻን 💞💞🇪🇷🇪🇷👌👌🇪🇷🇪🇷👏👏🇪🇷🇪🇷👊👊
ኣወል ጀግና። ንሰሞ ይፉክሩ ንሓና ኣለና ጀንታ ክጥፉእ እየ ዘለው ሕነና ኣይተፉደየን ዘሎ ኣወል ሓወይ በዘተካኣለ መጠን ከነጥፉእም ኣለና ኣወል ጀግና ከሊ ገዜ ምሳካን ምሰ ሃገርናን። ኣለና ዕደመን። ጥዕናን ያሃቢካ ኣወለይይ። ❤❤❤❤
I appreciate ur explanation ur honesty nd ur confidence .We so proud to be Eritrean. I wish peaceful to my country. May GOD bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖
880
Excellent program and Awel powerful messages are inspiring and most of all, I like Ruth’s confidence and courage when she asked question…I will say, go girl!!
ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ስራሕ
Thank you Awel Seid. I appreciate what you are doing to our country. You're amazing person. Keep up doing this noble job.
አጆካ ብስሪ ኡ ኤርትራዊ ስረ ጸላእቱ የፍትሕ ንፈተውትካ ስረ የዕጥቆም ንጠላማት ይጉሕፎም ስለዚ ንቅድሚት ቀጽል ቀጽል ቀጽል አወል ከም ስምካ 1ይ ኢካ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምኽርታት እዩ ኣወል ስዒድ ክበር ንበር ዋርሳይ ገዲም! ስነ-ጥበብ ሃገርና ኽምዕብል ሕስድና ቀዳመይቲ ክትጠፍእ ኣሎዋ። እቲ ንእሽተይ ዝገርብ ውን ክተባባዕ እዩ ዘሎዎ። ኩልና ብሓባር ንስራሕ ዋላ እቶም ቲፎዞታት ውን ንኹሎም ብሓባር ላይክ ሸር እንዳገበርና ከነተባብዖም ኣሎና።
ሓቂ
ውውው ኣደ ወሊዳ ትምከን ጂግና ዋርሳይ ናይ ብሓቂ ዋርሳይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️👍👍✅.
Excellent, devoted etc ERITREAN. Continue!.
Proud to be Eritrea 🇪🇷 thank you for your hard work 🙏🏾
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ። ኣወል ጅግና በሎም። እስከ ነዞም በላዕቲ ኩዕንቲ ነዞም ጁንታ ወያነን ልሓስቲ ወይስነን። ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ሓላል መሬት እምባሕ በል።
Awel jigna thank you so much! Proud to be Eritrean!🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
አወለይይይይ መምህር ንሙሁራት መምህር ንደናቁር ንኩሉ አርኪብካሉ አጆካ አምላክ ረቢ ምሳካ እዩ ሐቀኛን አመዛዛንን ስለ ዝኮንካ እንታይ ክንብል በካ አምላክ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ አምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣስተውዕል ህዝበይ ኣብዚ ሓላፊ እዋን ብጽልእን ብረብሓን ዝሰኸሩ ብበዓል ኣወል ስዒድ ኣይትታለሉ እቲ ሓቂ እንዳፈለጥኩም የዒንትኹም ኣይትዓምቱ
መወዳድርቲ ዘየብልካ በሊሕ ውላድ ኤረ። ሓሊብ ኣስቴካና ሓሊብ ስተ ኣወለይ።
ኣላ ኣወል ሲዒድ ኣብዘይ ጊዜካ ኣይትመውትን ኢካ ማራ እንዲካ ይሕሚምካዩም ዘለካ ካልኣይ ኢሰያስ ኮይንካዩም ኣለካ ንደቂ ማይ ጠላሚት ኣጆካ ጥራይ ብዙሕ ሰሪሕካ ኢካ ጅግና ኩራዕ ጥራይ ኣወሊኖ
GOD BLESS you our brother 🇪🇷🇪🇷💯proud to be pure Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙💯💯👌 Awel Jigna🇪🇷🇪🇷❤️👍💪🏾
ዋውውውው ሃገር ኣብ ኩሉ ዓድታትን ከተማታትን ከምዚ ዓይነት መረዳእታ መንእሰይ ዓቢ ወለዲ ምንቃሕ ተዝውሃብ ጽቡቅ ኔሩ
Awel thanks for speaking the truth and keep educating the youth.
I can’t put enough words to describe u such as an intelligent person Awel jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Are u sure kkkkkk ignorant
Awel sied zednko getamay u Ajoka Bertie kexlo
ajoka aweley kulu seb berihlu unay tegaru neger zdenager seb yelenab gonka alo kulu ertrawi eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 like eske gberulu n awelino.
አርቲስት ሀገረ ይ ክብሪ ይግባእኩም አወለይ አብስራኽካ አሳልጦ አብ ሒወትካ ቅሳነትን ነዊህ እድመ ይምነየልካ 🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷❤️🇪🇷🦜🦜🦜🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
Proud to be Eritrean,our father's they don't talk we Warsay will take,🇪🇷Awel Said🇪🇷,we will march ain't one gonna stop us it's our time.🇪🇷
ናይ ብሓቒ ሓላላት ደቒ ኤረይ ጀጋኑ ኣወል ሲዒድ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you አወል ዘርኢት ተቃላሳይ አቡ መሬት አቡ ጥበቡ ከምቶም ኤርትራዊን ጅግና ናጅጋኑ እምበር እቶም ጸጸር አዉዲቆምላ ዘይፈልጡ ዉሕዉሕ ዝቡሉ ኤርትራውያን ክጽዉኡ ዶ ይኮኑ ዝኮነ ይኩን ምስ ህዝቡን ሰራዊትን ምስ ታሪክ ኤርትራ ዝኮነ ክሬድት ክንህቦ ይግባእ
ኩሉ ከም አትብሎ አዩ.ኣይስማካ ጥራሕ አቲሓቂ ሓቂ በቲ ጡዑም ድምጽኻ ማሃረና. ኣነ ካባኻ ጅግና ድምጺ ሃረር አየ ዝብል. ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🏽
ጅግና አወል ሲዒድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Really smart person Awel. Proud to be Eritrean.
I am proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Very go discussion.
That’s how I wanted all Eritrean to be 🇪🇷🇪🇷✍🏼🇪🇷✍🏼 am proud of you awleno I have much respect for hagerawi period!!
I Proud of you Brother Awel Said 100%🇪🇷💯🇪🇷💯🙏🙏👌👌👌❤️❤️🙏🙏🙏
አወለይ ወዲ ወርቂ ማህጸን ናትና ብሙካንካ ሐበን ይስማዓና
ኣወለይ ሽኮር ማዕረይ ጅግና ወዲሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣሜን
ናይ ብሓቂ ጅግና ሃገራዊ እካ።
Thank you Awel said
ኣወለይ ጅግና ናታይ መመሊሰ ኮኻ ትሕብነኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መኹርዕ ሃገሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ብሱል ጽቡቕ ኣገላልጻ ንሻዕብያ ብትኽክል ዝወረሰ ጅግና ሃገራዊ
ዋው ሰሱኑለይ ደቂ ኤረይ ምዓረይ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኹም ይኹን🇪🇷♥🇪🇷💪
ኣጆካ ወዲ ሻዒቢያ ናይዞም ቀደም ምስ ነብሶም ዝተባኡሱ ላሕስቲ ኣይተዛረብ ወረ ግዜ ኣይትሃቦም ኦሪዲ ሲ ዘገረመኒ ነገር እዛ ንስዋኣት ክብል ኣብ ኣፈይ ዘላ ማሲቲካ ኣይውጽእን ዘለ ዶንቆሮ ናይ 2022 ማሃይምነት ዘይጥፈአ ኣጆካ ኣጆካ ኣጆካ
አወለይ ዋልታ ሃገር ንበረለይ ክበረለይ አብነት መንእሰይ ኤርትራዊያን ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ንሃገርና ን ህዝብና ፈጣሪ ይባርክ ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ኤርትራ ዘልአልማ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፍሽ
Thanks awelino Tiemna aykonan nebel zelna nektemna c nexear eu eti melkti ezeni zelewo yesmae... proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am just 13 minute to the video and I already crying but very proud 💪🇪🇷💕💪🇪🇷💕💪🇪🇷💕
ኣወል ሲዕድ መግለጺ ሲኢነልካ ንነገራት ብድላይካ ክትምርምርን ክትገልጽን ትከአል ሓየት ኢካ ሞ ሕርሕራይ ገርካ ኣስምዓዮም ትራይ ንሕና ከኣ ኣለና ኣብ ጎድንካ ኣጆካ፡ ንሕና ሑጉሳት ኢና በኣካ ከምዚ ገሩ ዝምህርን ዘናቃቅሕን ብምህላውና ከምዚ ነታ ዘላታስ ተወሰከታ ከም ዝበሃል ፡ኣብ ርሲአ ልቦናና ኣገዳሲ ኢዩ የቀኒልና ፡ብምቅጻል ኣብ ሂወትካን ስራህካን ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
ፎርሳ ኣወለይ proud to be eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ሓያል ስነ ጥበባዊ መምህር ጥበብ ኣመስጊና ነመስጋናይ ሂብናካ ተባረኸልና ንዘርኢ ሰናይ ክረዲት ምሃብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ይግበኦ እዩ ሕቡን ሃገራዊ ስለ ድኾነ ✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣወል ጅግና ከማኻ ይብዝሑ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍😍😍
አወለይ ጅግና ብመግለጺኻ ዓጊበ አንድየዕድመነ ጥዕናን ።
ብሃገርና ድቅልድ ወይልኡየቀንየልና ኤርትራውነት ክቡር መንነት
Awel you are just uniqe and exeptional proud eritrean.!!!!
መርሓባብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዎ ሰብ ምልእ ተስፊ ኢና ኣወል ከም ሰሙ ካኣ ኣብሽርካ ቀጽሎ ። ሓንቲ ርኢቶ ግን ኣለትኒ ኣብታ ኣነ ክንብል ክንጅምር ኢና ዝበልካያ ኣወልና ምስ ባህልን ክብርን ህዝቢ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር እትከይ ኣይኮነትን እታ ዓቢ ክብርን ፍቅርን እትህበና ንሕናን እያ ካብዚኣ ምውጽእ ማለት ትርጉም ኣይህበናን እዩ መክንያቱ ወላ ኣብ ባህልን ግብርን ዓበይቲ ወለድና ዝገብርዎ ዝነበሩ ዓቢ ባህልን ክብርን ኣለና ኣብ ዓዲ ጽጉማት ወይ ድካታት እንተ ሃልዮም መለይቲ ብፍንስትራ ገንዘብ ወይ እክሊ ኣቀሚጠምሎም እዮም ዝከዱ ኔሮም መክንያቱ ኣነ ገረ ንከይብሉ ወይ ገረ ንከይብሉ እዚ ታሪክ እዚ ካኣ ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ዝዓበየ ክብሪ ኮይኑ ጸኒሑን ኣሎን ንሕና እበር ኣነ ዝብል የሎን ሕጂ ካኣ እዚኣ ኣነ ክንብል ኢና ዝበልካያ ምስ ኣባግራውንዲ ህዝብናን ህዝባዊ ግንባር ዝከይድ ኣኮነትን እሙ እታ ንሕና ትብል ቃል ናይ ሓበር ድኣ ንጠቀም
ኣወል በዓል ነዊሕ ራኢ ኤርትርትራዊ ኩቡር መንነት 💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷💪🏻🇪🇷🌟💪🏻🇪🇷🌟💪🏻👋😘
ዓወል ጅግና ኣጆካ ንኪድ ጥራይ ብሓዳ ኣለና በሎም ጥራይ።
We like your works We are Eritreans we will protect our people and our country
🌴🇪🇷ኤሪትሪያ🇪🇷🌴ጸላኢ አይነዓቅን'ዩ !ብሕልፊ'ኻኣ ከም ናይ ተጋሩ መንሽሮ ዝኾነ ሓዳሪ ጽልኢ ! ሓሶት ዝልማዱ ንሓሶት ለዊሱ ሰንኪቱ ብዶላራት አቃሚሙ አብ መአዲ ቀሪቡ ንሕንዚ ብመዓር ለኺዩ ምስ መሻርኽቱ ዝፈጠሮ ኩነታት ተጠቂሙ ብልዑልና ስተዩልና ዋላ ዝኸፈለ ይከፈል ባሓባር ንጥፋእ ዝብል ተስፋ በተኽ አማዕዲዩ ዘይጥምት ተጋጊዩ ዘጋጊ ተንኮል ዝመለኦ ሓሳድ ሎቆታ'ዩ ። ስለዚ አብ ዝኾነ ቦታን ባይታን ክምከትን ከምበርክኽን አለዎ ።
ቅያር ስማዕ እንተሰማዕና ኢልና ኡሞ ገና ካብ ወያነ ካብ ሮኬት ወዲ ሮኬት ኣይወጻናን, ልክዕ እዩ ታሪኽና ኩናትን ስደት ምስ ምረት ተጻበኦ ብ እልፍ ዘራያት ቡዙሕ ብድሆታት ሓሊፍና ንሓልፍ ኣለና ብፍላይ ብወገን ትግራይ ዝመጽእ ኣዝዩ ኹፉእ ሓሳድ ቡዳ ገሊጽካ ኣይዉዳእን. ግን ክሰምዕ ደልየ ዘለኹ ነቲ ኤርትራዊ ህጻን ብዘይ ኣቦ ዘዓቢ ዘሎ ነታ ጎርዞ ቆለዓ ክትወልድ ሰብኣያ ኮብልልካ ተባሂሉ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ሸላ ዘሎ ፍትሒ ኢልና ዘይንእከብ ነቶም, ነቲ ፋሕ ኢሉ መጽለሊ ስኢኑ ኣብ ፈቐዶ መዓስከራት ዘሎ ወገንኩም ኣሕዋትና ኣኩቡልና ኢልኩም ዘይትእከቡ, ነቲ ጾር ህዝቡ ከቢድዎ ፍቃድ ስኢኑ እንዳማቱ ሃገር ዘዉፍር ዘሎ በዓል ጸጋ ዓዱ ከአቱ ዘይትመኽሩ ነቶም ናይ ጽባሕ ተረከብቲ ሃገር ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኡኹል ናይ ትምርቲ ፕርግራም ይሰረዓሎም ኢልኩም እንዶ ምኸሩ. ሞያዊ ወዲ ዜጋ ከመይ ዓዱ ይእቶ ኢልኩም እንዶ ተላዘቡ ኣንታ እዚ ህዝቢ ኡኮ ዋጉእ ኩቡር እዩ. ጹቡቕ ልዝብ ኣስሙዕና እንታይ እዩ ዓሰርተ ግዜ ታንኪ ሮኬት ከምዚ ኢሎም ከምዚ መሊስና, ህዝብና እንታይ ክሰምዕ ይደሊ ኣሎ ኢልኩም ተላዘቡ
well said, hegen fethen babu ka democraci enta zehlu ezy kulu zebalkyo mekona, hegi enta zayla gen kulu kakam delu eu kekayd.
Well said bro !
🎗Ertrawnet Kbur Menenet🎗 🪄🇪🇷🕌🪄🇪🇷🕍🪄🇪🇷 🎗Awet Nehafash🎗 🇪🇷ኤርትራዊ🇪🇷 🇪🇷ባዐል ጹኑዕ መትከል🇪🇷 🎗🇪🇷ሳላካ 🇪🇷🎗 🇪🇷ልኡላውነትና🇪🇷 🇪🇷ተዋሕሰ 🇪🇷 🇪🇷ጅግና ወዲ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷በሐቅካን በመትከልካን ት-ልለ🇪🇷 🇪🇷ዘልአለማዊ🇪🇷 🇪🇷ዝክሪን ከብሪን መስጋናን🇪🇷 🎗🇪🇷ን ሰማእታትናን🇪🇷🎗 🇪🇷ህልዋትናን🇪🇷 🇪🇷ዐወት ንሐፋሽ🇪🇷 🇪🇷💪🇪🇷 🎗🇪🇷Eritrea Will Prevail🇪🇷🎗
Say loud say proud 🇪🇷❤️💪🏿✌🏿
ካብ ጸጽቡቁ ድምነየልካ ዝምነየልኩም ሓዉኩም 🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit) ኣታባባዒ Motivational Inspirational Speaker እምበር ቡዙሕ ኣድናቂ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩን::ንኩሎም ከይፈርሑ ሓሳቦምን ሕቶኦምን ድገልጽ ዓይነት ሰባት ግን የድንቆምን የክብሮምን::
Waww btaemi xbuq edmen tenan yhabkum fetari
Proud to be eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Men Eritreawit elki hasawit Eritrwait tetkoni dea amet hzbki zeytgebri hlna albo
ጸባ ኣስትኻና ጸባ ስተ ወድ ኤርይ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጽቡቅ ኣገላልጻ ቀጽልዎ ኤርትራዊ ክቡር መንነት ወትሩ ወዲ ህዝባዊ ግባር ኣከለ።
ኣብ ሻውላት ዝዓበየ በሊሕን ዉፉይን በርቂ ኒኪለር ሲዒድ👏👏
ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ❤
Bravo. Zelalem niber edmen tienann yihabka.
ጹቡቅ መደብ ኣጆኹም ከይታሓለልኩም ስርሑ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ካባኹም
ብዝተፈላለየ እርእስትታት ምስ እዋናዊ ኩነታትን ዝከይድ እርእስቲ ብሕልፊ ብመንእሰያትን ንመመንእሰያትን ዝዳሎ ክታባባዕን ክትቅጽልዎን ዘለዎ ሃናጺ ፕሮግራም. ብሰንኪ ጸገም ኢንተርነት ግን ኩሉ መንእሰይ ምእንቲ ከሰምዖ ብቲቪ ኤረ ፍሉይ እብ ሰሙን ይኩን እብ ወርሒ ሐንቲ ምዓልቲ 1ስዓት ፕሮግራም ተዝከውን ብዙህ መድመዓ🙏🏽ተዘይኮይኑ ብጣዕሚ ጽቡቅቀጽልዎ💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Well done awel keep going you are in the truth way eritrea first🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
ዋውውውው ደቂ ኤረይ ደቂ ምድረ ባሕሪ ደቂ ብርሃን ኣፍሪቃ እንቋዕ ውሉድኩም ኮንኩ ኣነ ክብርን ቅሳነትን ንሃገረይን ንደቂ ሃገረይን ፈትዮዮ ኣገላልጻኩም ኣወለይ ካኣ ኣጆኻ
Proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙 🇪🇷 🇪🇷
I love you so much eritrea❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ በረካ ንግዜኡ ከተሀፍትፍ ኢካ ግን ኣይነዊሒን ሕሰበሉ ኣጆካ ተበልኩ ቅኑዕ ኣለካ ከይመስለካ
ናይ ብሓቂ ጥዑማት
Hamed mesilkum si nehnan mengstnan teblualekum
GOD BLESS Eritreans& ERITREA.
ብኹሉ መዳያት ዕዉት ስነጥበበኛ ኣወል ፈውሲ ከዳዓት ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ወዲ ኢረይ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቒ ኤረይ ተጋሩ ጥራሕ አይኮኑን ከዕጽዉኻ ዝፈተኑ አብ ኤሪትራ ዝተወልዱ 40 ዕሉላት ከዳዓት ማህጸን አዴታቶም ዝጠለሙ እዉን አለዉ ። ወረ ዝገርመኩም ንህዝቢ ኤሪትራ ክንመሮሖ ዝብሉ ከዳዓት ምግዳሎም ዘጠለሙ ከይተረፉ አብዚ ነአወል ንምዕጻዉ ዝፈተኑ ክንገልጾ ዘጸይፍ ጸርፍታት መቸም,፡ክትዝትወሉ ክትዝትዉሉ ምብቓዓኹም,፡ተመስገን ።
ብመጀምርያ ነዚ መድብ እዚ ዝቅረብኩምልና ኣሕዋትን ኣሕትን ኣዝና ነመስግን ጽቡቅ ሓሳባት ጽቡቅ እህን ሚሂን ኣባሃህላ ኢዩ።ኣወለይ ካኣ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣምላክ።ኩሉ ኣብ ደገን ውሽጢን ዘሎና ሓብርና ክንዓዪይ ይላወብ።መክንያቱ ገረብ ብሓክላ ዝኮነ ኣካያይዳ ይመጸና ኣሎ።እቲ። ብቲሕም ትሕም ዝነበረ ብጋህዲ ዝዛረቡላ እዋን በጽሕና ኣሎና።ኣብ ወዳእታ ካኣ ንኩሉኩም ተሳተፍቲ መደብ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም።ድምጺ ትሑት ነይሩ መኩሮፎን ኣቅርብ ምባል የድሊይ ኢዩ።
ኣብ ዚ ሎሚ ግዜ ኣወል ሓውና ሓገረይ ዝብል ጽላኢ ኦም ዝገብርዎመሲልዎም እበር ኣንሕናስ ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኩሉ ግዜ ኣለና ኣብ ሃገረይ ምርባሕ
Edm yhabka wedi Eritrea hawey⛪💕🕌🌾🌾⛪🌾🌾🕌❤️❤️🇪🇷
ደደቢት ሜዳያ ጥራይ ዘይኮና ረድዮ ወያነ ረድዮ ኣሰና ረድዮ ኤረና ወዘተ ኩለን ረድዮ ወያነ እየን ነዚኤን ውን ኣቃልዕወን ኣወል ሲዒድ ሓወይ
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwww Deqi Ereyyyyyy ata eza Erena's kindey eya teadila kulu wulada anbesan waaron zkenela. Awelino malet nay bhaki fluy fluy fluy eka admen tianan yhabka fetari kokob Eritreawi sne-tibebawi hagerawi kulu eka naana Neritreawuyan Awelino nberelna kisenelna.🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🕊
መርሓባእ መላሲ ልቢ መንእሰይ ኤረትራ ኣብ ሓደ ቅኒት ኣብ ሓደ ህርመት ዝመልሲ ብፈጣሪ ዝተልኣኻ መልኣኽ ሃገረ ኤረትራ ኣወለይ ጅግና
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thanks aweley thanks all artisti Eritrea and horda media ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awel, u are an amazing and patriotic eritrean. Keep up what u r doing. Simi TPLF endika wedi erey ambesa❤️✊🏽
ኣወል ስነ ጥበባዊ ጥራይ ኣይኮንካን እንኮላይ ንፉዕ መዳራይ ኢካ ኣምላኽ ይሐግዝኩም ከምቲ ዝበልካዮ ተመላላእቲ እንተኮንኩም ዝበለጸ ስራሕ ክህሉ ኢዩ ምስ ኣኽብሮት
Awelino haben Eritreans! You are amazing and proud to be Eritrean
አወል ጀግና አነ ዘይምባልናዩ ኤርትራዊያን እዞም ጠላማት ዘይናቶም ታሪኽና ናይ ጀጋኑ አሳዕልና እንዳሰረቁ ሐሶት እንዳደጋገሙ ናብ ሐቂ ከይጸሪ። ስቅታና ክንሰብር አለና። ንሐሳዊ ሐሳዊ ተዘይልናዮ ሐቂ ከምዘለዎ ክዕንድር ምግባርዩ ።አወል ጀግና እዚ ትገብሮ ዘለኻ አዚዩ ጽቡቅዩ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለና ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ኣቀዲመ ንኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዓብይ ምስጋና ይብጻሕኩምሓቂ ይሓይሽ ካብቲ ድጽበየን ድነበርኩ ቪድዮታት ተበልኩ ኣየጋነንኩን ቀጽልሉ ኣናብስ
ከመይ ደሓን እቶ ወደይ ታሪኽ ሃገርና እካ አፍሊጥካና። አምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካለእ ብዙሕ ካባካን ካብቶን ምሳኻ ዘለው የሕዋት ክንጽበ ኢና። ንሃገርና ሰላማ መሊሱ አድና ንአቱ ይግበረና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
deki Erey mearey natey yhwatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌳🌳🌳🌳
ade welida jigna kemaka ybzhu just u r my hero ❤❤❤❤❤
መርሐባ አወል ወዲ ሐላል መሬት አንበሳ ንዘልአለም ንበረልና ክበረልና ጂግና።እዞም ሑስራት ነዓቆም አኻልባት ዓድዋ ውሕ ውሕ እዩ አመሎም ካብኡ ሐሊፍም ዝገብርዎ የለን።ኤርትራዊነት ኩብር መንነት።ኤርትራ ብደቃ ተሐሊያን ተከብረን ንዘልአለም ክትነብር እያ።🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💎
ናይ መወዳእታ ዝብል ኣርእስቲ ኣርምዋ። መክንያቱ ብዙሕ ስለዘድልየናን ዘገድሰናን ነዞም ዓባቃት ጎረቤትን ሽዩጣት ብከብዶም ሃገሮም ኣብ መትሎኦምን ክቅጥቀጡን ርእሶም ጽርውሩው ክብሎምን ምእንቲ። ስለዚ ኣዳለውትን ብጻይ ኣወል ስዒድን ንከሰኩም ከምዘለና ንሕብረኩም። Keepitup !!!!
ከምዚ ዓይነት ፖሎቲካዊ ፓርት ኣብ ኣስመራ ምህላዉ ብጣዕሚ ሕጉስ ኢየ። ንደላይ ፍትሒ ንምጉዳእ ተባሂሉ ኢዩ ግን ብኣንጸሩ ኢዩ፣ ነቲ ቦዛዕባ ፖሎቲካ ዘይፈልጥ ሰብ ክሓስብ ከምዘለዎ ምግባር ስለ ዝኾነ ግን ርግጸኛ ኢየ ኣብዝሓጸረ ግዜ ከምዝቃረጽ። ብኾፍኣት ዝተሃንጸ ፓርቲ ዕድመ የብሉን።ድምጽና ድምጺ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ምሉእ ዓለም ብምስምዑ ንባዓል ዶሮና ኣወል ስለዘጨነቆም ሕጉስ ኢየ። thankyou ኣወል፣ጸላኢ ደላይ ፍትሒ እዃ እንተኾንካ እቲ ሒስካዮ ዘለኻ መደብ ግን ንዓና ዝጠቅም ስለዝኾነ እመስግነካ ኣለኹ።
ዘይሓሰቦኦ ካብ ኢደን ወጽያ፡ ሓሶት ኩሉ ሻዕ መረከስእያ
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ሃገራዊ ኣገላልጻ. ዕድመን ጥዕናን ኣወል ወዲ ህዝቢ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@Luleyy Nateyy ክኽክክክክ, ጌታቸው ረዳ ክብለኪ ደሊኺ? ቃንቃ ኣዴኺ ትግርኛ ኣይኮነን ድዩ?
@@motherland1510 ay germkan kkkkk do ቅቅቅቅ
ናይ በሓቂ ኣወል ሲ ኣወል ደኣ፡
በሊሕ ፍጥረት። ነዛ ሃገር በቲ ወሓዚ ጥበቦምን ሞዮኦምን ዝሰርሑላ ከማኻ የብዝሑላ።
Well done!
ልዑል ምስግናን ክብርን ናዓኻን ንመሳርሕትኻን 💞💞🇪🇷🇪🇷👌👌🇪🇷🇪🇷👏👏🇪🇷🇪🇷👊👊
ኣወል ጀግና። ንሰሞ ይፉክሩ ንሓና ኣለና ጀንታ ክጥፉእ እየ ዘለው ሕነና ኣይተፉደየን ዘሎ ኣወል ሓወይ በዘተካኣለ መጠን ከነጥፉእም ኣለና ኣወል ጀግና ከሊ ገዜ ምሳካን ምሰ ሃገርናን። ኣለና ዕደመን። ጥዕናን ያሃቢካ ኣወለይይ። ❤❤❤❤
I appreciate ur explanation ur honesty nd ur confidence .We so proud to be Eritrean. I wish peaceful to my country. May GOD bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖
880
Excellent program and Awel powerful messages are inspiring and most of all, I like Ruth’s confidence and courage when she asked question…I will say, go girl!!
ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ስራሕ
Thank you Awel Seid. I appreciate what you are doing to our country. You're amazing person. Keep up doing this noble job.
አጆካ ብስሪ ኡ ኤርትራዊ ስረ ጸላእቱ የፍትሕ
ንፈተውትካ ስረ የዕጥቆም ንጠላማት ይጉሕፎም ስለዚ ንቅድሚት ቀጽል ቀጽል ቀጽል አወል ከም ስምካ 1ይ ኢካ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምኽርታት እዩ ኣወል ስዒድ ክበር ንበር ዋርሳይ ገዲም! ስነ-ጥበብ ሃገርና ኽምዕብል ሕስድና ቀዳመይቲ ክትጠፍእ ኣሎዋ። እቲ ንእሽተይ ዝገርብ ውን ክተባባዕ እዩ ዘሎዎ። ኩልና ብሓባር ንስራሕ ዋላ እቶም ቲፎዞታት ውን ንኹሎም ብሓባር ላይክ ሸር እንዳገበርና ከነተባብዖም ኣሎና።
ሓቂ
ውውው ኣደ ወሊዳ ትምከን ጂግና ዋርሳይ ናይ ብሓቂ ዋርሳይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️👍👍✅.
Excellent, devoted etc ERITREAN. Continue!.
Proud to be Eritrea 🇪🇷 thank you for your hard work 🙏🏾
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ። ኣወል ጅግና በሎም። እስከ ነዞም በላዕቲ ኩዕንቲ ነዞም ጁንታ ወያነን ልሓስቲ ወይስነን። ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ሓላል መሬት እምባሕ በል።
Awel jigna thank you so much! Proud to be Eritrean!🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
አወለይይይይ መምህር ንሙሁራት መምህር ንደናቁር ንኩሉ አርኪብካሉ አጆካ አምላክ ረቢ ምሳካ እዩ ሐቀኛን አመዛዛንን ስለ ዝኮንካ እንታይ ክንብል በካ አምላክ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ አምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣስተውዕል ህዝበይ ኣብዚ ሓላፊ እዋን ብጽልእን ብረብሓን ዝሰኸሩ ብበዓል ኣወል ስዒድ ኣይትታለሉ እቲ ሓቂ እንዳፈለጥኩም የዒንትኹም ኣይትዓምቱ
መወዳድርቲ ዘየብልካ በሊሕ ውላድ ኤረ። ሓሊብ ኣስቴካና ሓሊብ ስተ ኣወለይ።
ኣላ ኣወል ሲዒድ ኣብዘይ ጊዜካ ኣይትመውትን ኢካ ማራ እንዲካ ይሕሚምካዩም ዘለካ ካልኣይ ኢሰያስ ኮይንካዩም ኣለካ ንደቂ ማይ ጠላሚት ኣጆካ ጥራይ ብዙሕ ሰሪሕካ ኢካ ጅግና ኩራዕ ጥራይ ኣወሊኖ
GOD BLESS you our brother 🇪🇷🇪🇷💯proud to be pure Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙💯💯👌 Awel Jigna🇪🇷🇪🇷❤️👍💪🏾
ዋውውውው ሃገር ኣብ ኩሉ ዓድታትን ከተማታትን ከምዚ ዓይነት መረዳእታ መንእሰይ ዓቢ ወለዲ ምንቃሕ ተዝውሃብ ጽቡቅ ኔሩ
Awel thanks for speaking the truth and keep educating the youth.
I can’t put enough words to describe u such as an intelligent person Awel jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Are u sure kkkkkk ignorant
Awel sied zednko getamay u Ajoka Bertie kexlo
ajoka aweley kulu seb berihlu u
nay tegaru neger zdenager seb yelen
ab gonka alo kulu ertrawi eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 like eske gberulu n awelino.
አርቲስት ሀገረ ይ ክብሪ ይግባእኩም አወለይ አብስራኽካ አሳልጦ አብ ሒወትካ ቅሳነትን ነዊህ እድመ ይምነየልካ 🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷❤️🇪🇷🦜🦜🦜🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
Proud to be Eritrean,our father's they don't talk we Warsay will take,🇪🇷Awel Said🇪🇷,we will march ain't one gonna stop us it's our time.🇪🇷
ናይ ብሓቒ ሓላላት ደቒ ኤረይ ጀጋኑ ኣወል ሲዒድ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you አወል ዘርኢት ተቃላሳይ አቡ መሬት አቡ ጥበቡ ከምቶም ኤርትራዊን ጅግና ናጅጋኑ እምበር እቶም ጸጸር አዉዲቆምላ ዘይፈልጡ ዉሕዉሕ ዝቡሉ ኤርትራውያን ክጽዉኡ ዶ ይኮኑ ዝኮነ ይኩን ምስ ህዝቡን ሰራዊትን ምስ ታሪክ ኤርትራ ዝኮነ ክሬድት ክንህቦ ይግባእ
ኩሉ ከም አትብሎ አዩ.ኣይስማካ ጥራሕ አቲሓቂ ሓቂ በቲ ጡዑም ድምጽኻ ማሃረና. ኣነ ካባኻ ጅግና ድምጺ ሃረር አየ ዝብል. ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🏽
ጅግና አወል ሲዒድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Really smart person Awel. Proud to be Eritrean.
I am proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Very go discussion.
That’s how I wanted all Eritrean to be 🇪🇷🇪🇷✍🏼🇪🇷✍🏼 am proud of you awleno I have much respect for hagerawi period!!
I Proud of you Brother Awel Said 100%🇪🇷💯🇪🇷💯🙏🙏👌👌👌❤️❤️🙏🙏🙏
አወለይ ወዲ ወርቂ ማህጸን ናትና ብሙካንካ ሐበን ይስማዓና
ኣወለይ ሽኮር ማዕረይ ጅግና ወዲሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣሜን
ናይ ብሓቂ ጅግና ሃገራዊ እካ።
Thank you Awel said
ኣወለይ ጅግና ናታይ መመሊሰ ኮኻ ትሕብነኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መኹርዕ ሃገሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ብሱል ጽቡቕ ኣገላልጻ ንሻዕብያ ብትኽክል ዝወረሰ ጅግና ሃገራዊ
ዋው ሰሱኑለይ ደቂ ኤረይ ምዓረይ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኹም ይኹን🇪🇷♥🇪🇷💪
ኣጆካ ወዲ ሻዒቢያ ናይዞም ቀደም ምስ ነብሶም ዝተባኡሱ ላሕስቲ ኣይተዛረብ ወረ ግዜ ኣይትሃቦም ኦሪዲ ሲ ዘገረመኒ ነገር እዛ ንስዋኣት ክብል ኣብ ኣፈይ ዘላ ማሲቲካ ኣይውጽእን ዘለ ዶንቆሮ ናይ 2022 ማሃይምነት ዘይጥፈአ ኣጆካ ኣጆካ ኣጆካ
አወለይ ዋልታ ሃገር ንበረለይ ክበረለይ አብነት መንእሰይ ኤርትራዊያን ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ንሃገርና ን ህዝብና ፈጣሪ ይባርክ ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ኤርትራ ዘልአልማ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፍሽ
Thanks awelino Tiemna aykonan nebel zelna nektemna c nexear eu eti melkti ezeni zelewo yesmae... proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am just 13 minute to the video and I already crying but very proud 💪🇪🇷💕💪🇪🇷💕💪🇪🇷💕
ኣወል ሲዕድ መግለጺ ሲኢነልካ ንነገራት ብድላይካ ክትምርምርን ክትገልጽን ትከአል ሓየት ኢካ ሞ ሕርሕራይ ገርካ ኣስምዓዮም ትራይ ንሕና ከኣ ኣለና ኣብ ጎድንካ ኣጆካ፡ ንሕና ሑጉሳት ኢና በኣካ ከምዚ ገሩ ዝምህርን ዘናቃቅሕን ብምህላውና ከምዚ ነታ ዘላታስ ተወሰከታ ከም ዝበሃል ፡ኣብ ርሲአ ልቦናና ኣገዳሲ ኢዩ የቀኒልና ፡ብምቅጻል ኣብ ሂወትካን ስራህካን ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
ፎርሳ ኣወለይ proud to be eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ሓያል ስነ ጥበባዊ መምህር ጥበብ ኣመስጊና ነመስጋናይ ሂብናካ ተባረኸልና
ንዘርኢ ሰናይ ክረዲት ምሃብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ይግበኦ እዩ ሕቡን ሃገራዊ ስለ ድኾነ
✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣወል ጅግና ከማኻ ይብዝሑ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍😍😍
አወለይ ጅግና ብመግለጺኻ ዓጊበ አንድየ
ዕድመነ ጥዕናን ።
ብሃገርና ድቅልድ ወይልኡ
የቀንየልና ኤርትራውነት ክቡር መንነት
Awel you are just uniqe and exeptional proud eritrean.!!!!
መርሓባብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዎ ሰብ ምልእ ተስፊ ኢና ኣወል ከም ሰሙ ካኣ ኣብሽርካ ቀጽሎ ። ሓንቲ ርኢቶ ግን ኣለትኒ ኣብታ ኣነ ክንብል ክንጅምር ኢና ዝበልካያ ኣወልና ምስ ባህልን ክብርን ህዝቢ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር እትከይ ኣይኮነትን እታ ዓቢ ክብርን ፍቅርን እትህበና ንሕናን እያ ካብዚኣ ምውጽእ ማለት ትርጉም ኣይህበናን እዩ መክንያቱ ወላ ኣብ ባህልን ግብርን ዓበይቲ ወለድና ዝገብርዎ ዝነበሩ ዓቢ ባህልን ክብርን ኣለና ኣብ ዓዲ ጽጉማት ወይ ድካታት እንተ ሃልዮም መለይቲ ብፍንስትራ ገንዘብ ወይ እክሊ ኣቀሚጠምሎም እዮም ዝከዱ ኔሮም መክንያቱ ኣነ ገረ ንከይብሉ ወይ ገረ ንከይብሉ እዚ ታሪክ እዚ ካኣ ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ዝዓበየ ክብሪ ኮይኑ ጸኒሑን ኣሎን ንሕና እበር ኣነ ዝብል የሎን ሕጂ ካኣ እዚኣ ኣነ ክንብል ኢና ዝበልካያ ምስ ኣባግራውንዲ ህዝብናን ህዝባዊ ግንባር ዝከይድ ኣኮነትን እሙ እታ ንሕና ትብል ቃል ናይ ሓበር ድኣ ንጠቀም
ኣወል በዓል ነዊሕ ራኢ ኤርትርትራዊ ኩቡር መንነት 💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷💪🏻🇪🇷🌟💪🏻🇪🇷🌟💪🏻👋😘
ዓወል ጅግና ኣጆካ ንኪድ ጥራይ ብሓዳ ኣለና በሎም ጥራይ።
We like your works
We are Eritreans we will protect our people and our country
🌴🇪🇷ኤሪትሪያ🇪🇷🌴
ጸላኢ አይነዓቅን'ዩ !ብሕልፊ'ኻኣ ከም ናይ ተጋሩ መንሽሮ ዝኾነ ሓዳሪ ጽልኢ ! ሓሶት ዝልማዱ ንሓሶት ለዊሱ ሰንኪቱ ብዶላራት አቃሚሙ አብ መአዲ ቀሪቡ ንሕንዚ ብመዓር ለኺዩ ምስ መሻርኽቱ ዝፈጠሮ ኩነታት ተጠቂሙ ብልዑልና ስተዩልና ዋላ ዝኸፈለ ይከፈል ባሓባር ንጥፋእ ዝብል ተስፋ በተኽ አማዕዲዩ ዘይጥምት ተጋጊዩ ዘጋጊ ተንኮል ዝመለኦ ሓሳድ ሎቆታ'ዩ ። ስለዚ አብ ዝኾነ ቦታን ባይታን ክምከትን ከምበርክኽን አለዎ ።
ቅያር ስማዕ እንተሰማዕና ኢልና ኡሞ ገና ካብ ወያነ ካብ ሮኬት ወዲ ሮኬት ኣይወጻናን, ልክዕ እዩ ታሪኽና ኩናትን ስደት ምስ ምረት ተጻበኦ ብ እልፍ ዘራያት ቡዙሕ ብድሆታት ሓሊፍና ንሓልፍ ኣለና ብፍላይ ብወገን ትግራይ ዝመጽእ ኣዝዩ ኹፉእ ሓሳድ ቡዳ ገሊጽካ ኣይዉዳእን. ግን ክሰምዕ ደልየ ዘለኹ ነቲ ኤርትራዊ ህጻን ብዘይ ኣቦ ዘዓቢ ዘሎ ነታ ጎርዞ ቆለዓ ክትወልድ ሰብኣያ ኮብልልካ ተባሂሉ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ሸላ ዘሎ ፍትሒ ኢልና ዘይንእከብ ነቶም, ነቲ ፋሕ ኢሉ መጽለሊ ስኢኑ ኣብ ፈቐዶ መዓስከራት ዘሎ ወገንኩም ኣሕዋትና ኣኩቡልና ኢልኩም ዘይትእከቡ, ነቲ ጾር ህዝቡ ከቢድዎ ፍቃድ ስኢኑ እንዳማቱ ሃገር ዘዉፍር ዘሎ በዓል ጸጋ ዓዱ ከአቱ ዘይትመኽሩ ነቶም ናይ ጽባሕ ተረከብቲ ሃገር ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኡኹል ናይ ትምርቲ ፕርግራም ይሰረዓሎም ኢልኩም እንዶ ምኸሩ. ሞያዊ ወዲ ዜጋ ከመይ ዓዱ ይእቶ ኢልኩም እንዶ ተላዘቡ ኣንታ እዚ ህዝቢ ኡኮ ዋጉእ ኩቡር እዩ. ጹቡቕ ልዝብ ኣስሙዕና እንታይ እዩ ዓሰርተ ግዜ ታንኪ ሮኬት ከምዚ ኢሎም ከምዚ መሊስና, ህዝብና እንታይ ክሰምዕ ይደሊ ኣሎ ኢልኩም ተላዘቡ
well said, hegen fethen babu ka democraci enta zehlu ezy kulu zebalkyo mekona, hegi enta zayla gen kulu kakam delu eu kekayd.
Well said bro !
🎗Ertrawnet Kbur Menenet🎗
🪄🇪🇷🕌🪄🇪🇷🕍🪄🇪🇷
🎗Awet Nehafash🎗
🇪🇷ኤርትራዊ🇪🇷
🇪🇷ባዐል ጹኑዕ መትከል🇪🇷
🎗🇪🇷ሳላካ 🇪🇷🎗
🇪🇷ልኡላውነትና🇪🇷
🇪🇷ተዋሕሰ 🇪🇷
🇪🇷ጅግና ወዲ ጀጋኑ🇪🇷
🇪🇷በሐቅካን በመትከልካን ት-ልለ🇪🇷
🇪🇷ዘልአለማዊ🇪🇷
🇪🇷ዝክሪን ከብሪን መስጋናን🇪🇷
🎗🇪🇷ን ሰማእታትናን🇪🇷🎗
🇪🇷ህልዋትናን🇪🇷
🇪🇷ዐወት ንሐፋሽ🇪🇷
🇪🇷💪🇪🇷
🎗🇪🇷Eritrea Will Prevail🇪🇷🎗
Say loud say proud 🇪🇷❤️💪🏿✌🏿
ካብ ጸጽቡቁ ድምነየልካ ዝምነየልኩም ሓዉኩም
🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
ኣታባባዒ Motivational Inspirational Speaker እምበር ቡዙሕ ኣድናቂ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩን::ንኩሎም ከይፈርሑ ሓሳቦምን ሕቶኦምን ድገልጽ ዓይነት ሰባት ግን የድንቆምን የክብሮምን::
Waww btaemi xbuq edmen tenan yhabkum fetari
Proud to be eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Men Eritreawit elki hasawit Eritrwait tetkoni dea amet hzbki zeytgebri hlna albo
ጸባ ኣስትኻና ጸባ ስተ ወድ ኤርይ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጽቡቅ ኣገላልጻ ቀጽልዎ ኤርትራዊ ክቡር መንነት ወትሩ ወዲ ህዝባዊ ግባር ኣከለ።
ኣብ ሻውላት ዝዓበየ በሊሕን ዉፉይን በርቂ ኒኪለር ሲዒድ👏👏
ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ❤
Bravo. Zelalem niber edmen tienann yihabka.
ጹቡቅ መደብ ኣጆኹም ከይታሓለልኩም ስርሑ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ካባኹም
ብዝተፈላለየ እርእስትታት ምስ እዋናዊ ኩነታትን ዝከይድ እርእስቲ ብሕልፊ ብመንእሰያትን ንመመንእሰያትን ዝዳሎ ክታባባዕን ክትቅጽልዎን ዘለዎ ሃናጺ ፕሮግራም. ብሰንኪ ጸገም ኢንተርነት ግን ኩሉ መንእሰይ ምእንቲ ከሰምዖ ብቲቪ ኤረ ፍሉይ እብ ሰሙን ይኩን እብ ወርሒ ሐንቲ ምዓልቲ 1ስዓት ፕሮግራም ተዝከውን ብዙህ መድመዓ🙏🏽ተዘይኮይኑ ብጣዕሚ ጽቡቅቀጽልዎ💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Well done awel keep going you are in the truth way eritrea first🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
ዋውውውው ደቂ ኤረይ ደቂ ምድረ ባሕሪ ደቂ ብርሃን ኣፍሪቃ እንቋዕ ውሉድኩም ኮንኩ ኣነ ክብርን ቅሳነትን ንሃገረይን ንደቂ ሃገረይን ፈትዮዮ ኣገላልጻኩም ኣወለይ ካኣ ኣጆኻ
Proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙 🇪🇷 🇪🇷
I love you so much eritrea❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ በረካ ንግዜኡ ከተሀፍትፍ ኢካ ግን ኣይነዊሒን ሕሰበሉ ኣጆካ ተበልኩ ቅኑዕ ኣለካ ከይመስለካ
ናይ ብሓቂ ጥዑማት
Hamed mesilkum si nehnan mengstnan teblualekum
GOD BLESS Eritreans& ERITREA.
ብኹሉ መዳያት ዕዉት ስነጥበበኛ ኣወል ፈውሲ ከዳዓት ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ወዲ ኢረይ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቒ ኤረይ ተጋሩ ጥራሕ አይኮኑን ከዕጽዉኻ ዝፈተኑ አብ ኤሪትራ ዝተወልዱ 40 ዕሉላት ከዳዓት ማህጸን አዴታቶም ዝጠለሙ እዉን አለዉ ። ወረ ዝገርመኩም ንህዝቢ ኤሪትራ ክንመሮሖ ዝብሉ ከዳዓት ምግዳሎም ዘጠለሙ ከይተረፉ አብዚ ነአወል ንምዕጻዉ ዝፈተኑ ክንገልጾ ዘጸይፍ ጸርፍታት መቸም,፡ክትዝትወሉ ክትዝትዉሉ ምብቓዓኹም,፡ተመስገን ።
ብመጀምርያ ነዚ መድብ እዚ ዝቅረብኩምልና ኣሕዋትን ኣሕትን ኣዝና ነመስግን ጽቡቅ ሓሳባት ጽቡቅ እህን ሚሂን ኣባሃህላ ኢዩ።ኣወለይ ካኣ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣምላክ።ኩሉ ኣብ ደገን ውሽጢን ዘሎና ሓብርና ክንዓዪይ ይላወብ።መክንያቱ ገረብ ብሓክላ ዝኮነ ኣካያይዳ ይመጸና ኣሎ።እቲ። ብቲሕም ትሕም ዝነበረ ብጋህዲ ዝዛረቡላ እዋን በጽሕና ኣሎና።ኣብ ወዳእታ ካኣ ንኩሉኩም ተሳተፍቲ መደብ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም።ድምጺ ትሑት ነይሩ መኩሮፎን ኣቅርብ ምባል የድሊይ ኢዩ።
ኣብ ዚ ሎሚ ግዜ ኣወል ሓውና ሓገረይ ዝብል ጽላኢ ኦም ዝገብርዎ
መሲልዎም እበር ኣንሕናስ ሎሚ ይኹን ጽባሕ
ኩሉ ግዜ ኣለና ኣብ ሃገረይ ምርባሕ
Edm yhabka wedi Eritrea hawey
⛪💕🕌🌾🌾⛪🌾🌾🕌❤️❤️🇪🇷
ደደቢት ሜዳያ ጥራይ ዘይኮና ረድዮ ወያነ ረድዮ ኣሰና ረድዮ ኤረና ወዘተ ኩለን ረድዮ ወያነ እየን ነዚኤን ውን ኣቃልዕወን ኣወል ሲዒድ ሓወይ
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwww Deqi Ereyyyyyy ata eza Erena's kindey eya teadila kulu wulada anbesan waaron zkenela. Awelino malet nay bhaki fluy fluy fluy eka admen tianan yhabka fetari kokob Eritreawi sne-tibebawi hagerawi kulu eka naana Neritreawuyan Awelino nberelna kisenelna.🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🕊
መርሓባእ መላሲ ልቢ መንእሰይ ኤረትራ ኣብ ሓደ ቅኒት ኣብ ሓደ ህርመት ዝመልሲ ብፈጣሪ ዝተልኣኻ መልኣኽ ሃገረ ኤረትራ ኣወለይ ጅግና
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thanks aweley thanks all artisti Eritrea and horda media ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awel, u are an amazing and patriotic eritrean. Keep up what u r doing. Simi TPLF endika wedi erey ambesa❤️✊🏽
ኣወል ስነ ጥበባዊ ጥራይ ኣይኮንካን እንኮላይ ንፉዕ መዳራይ ኢካ ኣምላኽ ይሐግዝኩም ከምቲ ዝበልካዮ ተመላላእቲ እንተኮንኩም ዝበለጸ ስራሕ ክህሉ ኢዩ ምስ ኣኽብሮት
Awelino haben Eritreans! You are amazing and proud to be Eritrean
አወል ጀግና አነ ዘይምባልናዩ ኤርትራዊያን እዞም ጠላማት ዘይናቶም ታሪኽና ናይ ጀጋኑ አሳዕልና እንዳሰረቁ ሐሶት እንዳደጋገሙ ናብ ሐቂ ከይጸሪ። ስቅታና ክንሰብር አለና። ንሐሳዊ ሐሳዊ ተዘይልናዮ ሐቂ ከምዘለዎ ክዕንድር ምግባርዩ ።አወል ጀግና እዚ ትገብሮ ዘለኻ አዚዩ ጽቡቅዩ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለና ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ኣቀዲመ ንኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዓብይ ምስጋና ይብጻሕኩም
ሓቂ ይሓይሽ ካብቲ ድጽበየን ድነበርኩ ቪድዮታት ተበልኩ ኣየጋነንኩን ቀጽልሉ ኣናብስ
ከመይ ደሓን እቶ ወደይ ታሪኽ ሃገርና እካ አፍሊጥካና። አምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካለእ ብዙሕ ካባካን ካብቶን ምሳኻ ዘለው የሕዋት ክንጽበ ኢና። ንሃገርና ሰላማ መሊሱ አድና ንአቱ ይግበረና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
deki Erey mearey natey yhwatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌳🌳🌳🌳
ade welida jigna kemaka ybzhu just u r my hero ❤❤❤❤❤
መርሐባ አወል ወዲ ሐላል መሬት አንበሳ ንዘልአለም ንበረልና ክበረልና ጂግና።
እዞም ሑስራት ነዓቆም አኻልባት ዓድዋ ውሕ ውሕ እዩ አመሎም ካብኡ ሐሊፍም ዝገብርዎ የለን።
ኤርትራዊነት ኩብር መንነት።
ኤርትራ ብደቃ ተሐሊያን ተከብረን ንዘልአለም ክትነብር እያ።
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💎