So proud to be Eritrean . Awel Jigina bitaemi nifetiwon nikorialun sini tibebawi so so proud of you Awelu bless you more 🙏 ❤ 👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 🇪🇷
What a brave man! Awel Said, on top of being a fantastic artist … you’re a brave, bold, and courageous man!! May God bless you , watch over you and protect you! I’m a faithful oppositionist, like you defined it; but, you are my brother and I am with you when it comes to the country and it’s enemies! I’m with you and will defend this country with you. Eritreanism is honorable identity. Keep up and keep it strong your bravery. My hats off to you Awel Said.
WAKE UP ! The whole interview is pointless, unrealistic, illusional , cultism. Time will judge how ignorant and selfish these people are . There is no basic necessities flike water & food or the population to stay heathy and Alive . ua-cam.com/video/Z8_hTUXchnk/v-deo.html
ኣወል ጅግና ስነ-ጥበባዊ ጸረ ጸላእቱ ኣጆኻ ወዲ ኤሬ
ወትሩ ምስ ኮራዕና ኢና ባኣኻ ኣወሊኖ ኣዝመሪኖ! 🇪🇷
I am so Proud to be Eritrean, thank you Awel, for all your talent and education🙏🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷May God give you more success and great health🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
መርሓባእ ኣወል ጅግና ወዲ ሓላል መሬት ሕድሩ ዘይጠልም ልሳን ኩሉ ኤርትራዊ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏽
💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🐪🌴🌿❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wela naka edmen tenann temenelka anes broy
@@fetawihaftu2134 ጽሩይ ኤርትራዊ ጽቡቅ ዩ ዝምነ ኣሜን ሓወይ ናተይ ኤረይ ዝወለደትለይ ኣነውን ንዓካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏🏽 ኤርትራ የራክበና🇪🇷❤️🇪🇷🌴🌿🐪( Million = ሓፍትካ💃🏽)
Amen Amen Amen
@@millionmehari3255 haftey natey bzey beou fetawi haftey eye nsks enkae haftey konki iloveyou my people bweshti rkebni delayi fikri eya tbl f.b me
@@fetawihaftu2134 ደስ እናበለኒ ምረከብኩካ ብሓቂ ፈታዊ ሓፍቱ ሽም ይመርሕ ከምዝብሃል❤️ ግን እቅሬታ ከመይ ዝስደድ ኣይፈለጥክዎን እንተኪኢልካ እስካ ርከበኒ ሓወይ ናተይ ሰብ መክሰብ ዩ ስጋብ ሽዑ ግን ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተሰላምን ራህዋን ዝመልኦ ዓመት ይግበረልና🙏🏽 🇪🇷
መርሓባ ኣወል ጂግና ወዲቶም ጀጋኑ ሕቡን ኤርትራዊ ሃገረይ በሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🦁🐯🇪🇷🐪🇪🇷❤💙💙💚💛💛💚💙💙❤💙
ኣወለይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ለባማት ክምስሉ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝበሉ ኣወል ከም ስምካ ኣወል ሓበን ኤርትራውያን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣጆኻ ቀጽሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡን በረኸቱን የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ።🙏🙏💪❤️❤️🇪🇷❤️🤩👑
ናይ ሃገርይ I love ❤️ ERITREA 🇪🇷 my country,
ሃገራዊ መዝሙር ኤርትራ!!!
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ፡
በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ፡
መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ።
መዋኣል ነኺሳ ኣብ ዕላማ፡
ትእምርቲ ጽንዓት ኰይኑ ስማ፡
ኤርትራ’ዛ ሓበን ዉጽዓት፡
ኣመስኪራ ሓቂ ከምትዕወት።
ኤርትራ ኤርትራ፡
ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።
ናጽነት ዘምጽኣ ልዑል ኒሕ፡
ንህንጻ ንልምዓት ክሰርሕ፡
ስልጣነ ክነልብሳ ግርማ፡
ሕድሪ’ለና ግምጃ ክንስልማ፡
ኤርትራ ኤርትራ፡
ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።
ቦግ በል! በል ካብዚ ዝጸሓፍካዮ እንታይ ኣሎ ኣብ ሕዝብና! ኤርትራ!!
እወ ኣይጠዓመናን🇪🇷🇪🇷!!!!!🥰♥️🇪🇷ንኽጥዕመና ግና ሃገርና🇪🇷🇪🇷 ኣይሸጥናን🇪🇷 ኤርትራውነት🇪🇷 ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷💪👏🇪🇷♥️ ኣወል ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
ኣወሊኖ ዘይምኖ ጅግና ቀጽሎ ጥራይ ,, ደቂ ኤረይ 🇪🇷ደቂዛ ሓላል መሬት ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን የሃብኩም 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏🇪🇷❤️❤️✊💪
ሕቡን ኤርትራዊ የ ዝብል እስኪ ላክ ይግጨወኒ ዕድመን ጥዕናን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ love u so much!!!
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ወዲ ኤረይ ኣወሊኖ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝበለጸ ስራሕ ሕዝካ ክትመጸና ብሃንቀዉታ ክንጽበ እና ሕቡን ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን አወል ሲዒድ🌷🌹👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ኣወል ወዲ ህዝቢ ጽኑዕ ባዓል መትከል ክጽበየካ እየ ቀንየ ብሃንቀውታ እካዕ ብዳሐን መጻኻ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንዓኻን ንስድራቤትካን ከምኡ ውን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Jigna like you keep it up Eritreatrawinet kubur mennet.
@@AT-ut7yx 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
I’m proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of you, Awelino (bcos we are Eritreans ❤🙏🇪🇷)
❤️❤️❤️ተዓወት ኤርትራዊ ክብረት ተዓወት ኤርትራዊ ማለት❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውነት እንደ ሓደረ ዝዕንብብ ክብር መንነት ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ 💪
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Utii8iiiiiiiiii8iiiiii
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌍⭐⭐⭐⭐⭐💯💯💯🙏🙏🙏
ብግምጣሉ ተረዲኡካ ኣሎ ዝሓወይ ኤርትራዊ አንዳሓደርና ክንጠፈአ አንበር ክንኩላዕ ኣይራኣናን ናይ ሎሚ ኤርትራዊ ግን ኣአሙሩኡ ዩ ተደፊኑ ከምዚ ዘለናዮ ምስ ባዓል ንሱኩም ግን ብሕጂ 100 ዓመት ውን ባርነት ዝበልየልና ኣይመስልን።
@@mamanatey9398 ዶንቆር ከዳዕ ሸያጢ ዓዱ እንተኮይኑ እቲ ከክፍኡ እንበር ጽቡቅ ኣይርእዮን ዩ ናብ ባርነት ዘውድቆኩም ዙሎ ክኣ ሃገርኩም ትሸጡ እንቱኮንኩም ድኣ ካብ ዓድኩም ወጺኩም ኣብ ባርነት ትነብሩ ወ
Haki bahaki eritirawineti kiburi menineti iyu 👍🏽🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🦁🐯🌟💙💙💚💛💛💚💚💙💙💙💙💙💙💙❤💚💛💛
ሰነ ጥበባዊያን ኤርትራዊያን ናይ ባሓቂ ዕጉብ ሰራሕ ኢኩም ዝሰርሑ፡ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ ይሃብኩም ፈጣሪ
ዘይሓልፍ ታሪኽ ኢኻ ትሰርሕ ዘሎኻ: ኣወል ጅግና ብፍላይ ብመንገዲ ግጥምታትካ👍🇪🇷
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
So proud to be Eritrean . Awel Jigina bitaemi nifetiwon nikorialun sini tibebawi so so proud of you Awelu bless you more 🙏 ❤ 👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 🇪🇷
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጅግና ሓይልታት ምክልኻሉ
"ሎሚ ሃገረይ ዘይበለ ካባና ይፈለ!!!" 🇪🇷
Very proud to be Eritrean ❤️🙏🇪🇷Stay blessed my blived country 🇪🇷❤️
ንኣወል ኣብ ልቡ ዝፍትዋ ከምዚ ከማይ ንይምሰል ዘይ ኮነስ ቃላቱ ከም ማይ ዝጽምኦም like ግይርለይ ይሕልፍ ሰናይ ምክትታል ከኣ ደቂ ህዝቢ ።
awel setayi dem nay hezi Eritrean 💩 ata hebey ab Eritra yerakebena kufu
ኣብ ኤርትራ የራኽበና ፡ ሰታዩ ደም
Love you my people i am proud to be Eritrean 🇪🇷✌️🇪🇷
Awel hero keep up the great work we are proud of you brother ✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea first!!
አወለይ ሐበን ኩሉ ኤሬትራዊ መወዳድርቲ ዘይብልካ ቡሩህ አተሐሳስባ በዓል ጡዑም ድምጺ አወል ከም ሽሙ አወል ንበረልና❤️❤️👏👏
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
እታ ናይ ተቋወምቲ ዝበልካያ ኣወለይ ኣስሚረላ ኣለኩ ደስ ዝብል ዕላል ደቂ ኤረይ ክበሩ ንበሩ ሓባይብ
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
@@sawatube ኣብሽር ወዲ ኤረይ እዚ ቀሊል
Awel you're built differently , no words will ever describe you. Please continue to make us proud .ANBESA.
ኤርትራውያን ኢና አለና ኔርና ክንህሉ ኢና ከአ.
አጆኻ))))))
Love you ጋል ኣንከረ ( መርከብ ሰውራ ) ዕድመን ጥዕናን ኣርካናት ስነጥበብ ሰውራ ኤርትራ :: 🇪🇷⭐️🇪🇷
ኣወል ብሌን ዓይንና ንዓኻ ድኸውን ቃላት ይሓጽረኒ ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ኢለ ኣገናዕ ጥራይ ሓበን ሃገርካን ህዝብኻን ኣጆኻ ኣወለይ ቀጽል ጥራይ ፈውሲ ልቢ
#EMN ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ✊🇪🇷🙏
What a brave man! Awel Said, on top of being a fantastic artist … you’re a brave, bold, and courageous man!! May God bless you , watch over you and protect you! I’m a faithful oppositionist, like you defined it; but, you are my brother and I am with you when it comes to the country and it’s enemies! I’m with you and will defend this country with you. Eritreanism is honorable identity. Keep up and keep it strong your bravery. My hats off to you Awel Said.
እንካዕ ብድሓን መጻኻ ኣወሊኖ ጅግና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwww
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
👍🏽🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🦁🇪🇷🦁🌟🌟🌟🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐪❤💚💚💛💚💙❤
ኣነ ካብቶም እሙን ተቃዋሚ እየ ግን ንልእላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ኣብ ዋጋዕዳጋ ዘየእቱ እየ first i proud my lovely country ertrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቲ ህዝቢ እንድዩ እቲ ሰራዊት እስኪ ደስ ዝበለትኩም እስኪ ላይክ ሓሽሹለይ
ኦ ፈጣሪ እንተድኣ ሰሚዕኻና። ነዚ ረዚን ዕቒ ባሕሪ ኣወል ስዒድ ዕድሚኡ ከይወሰኽካ ከይነከኻ ከምዛ ዘለዋ እንተትሕብሕበልና ናዓናኽሕሸና። ናይ ሙሉእ ስድራቤተይ ዕድመ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ የወፍየልካ ኣለኹ። ኣኸለ ድሕሪዚ ምምርሳሕ እዩ።
#ልዕሊ ኣወል ንኣማኑኤል ኣድኒቐዬ , ካልእ ሰብ ዘይደፍሮም ሕቶታት ምሕታቱ , ዕድምን ጥዕናን ንኽልቴኹም 🇪🇷❤️
Proud to be eritrea forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍
ኣወል ከም ስም ካ ኣወል እካ
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ
ብርዕካ ይሰስን ብጣዓም ታሓቢነ በጋላልጻካ
ኩርዓት ተሰሚዕኒ ኣጆካ ቀጸሎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👍😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
all Eritrean citizens proud of you,
the samll country always first....
go ahead bro....💯💯💯💯💯💯
አወለይ ናይ ብሓቂ አወል ከም ሽምካ ቀዳማይ አወለይ ሓበን ኤርትራውያን ኢኻ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ንበረልና 1000 ዓመት አወለይ
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🙏🏽⛪🕋🙏🏽🇪🇷።
kkkkkkkkkk haben eritreawyan sq eske beli eritreawi diu ke kemzi aynet dqala qetali adetatn abotatn deqi harostot qoleun nsi 1000 amet 3 amet keman aynebrn u mergemom abey ksedo ezi gebari adieu
@@choqalemlem880 እንዳ ለለዋ ለይብላ💪🇪🇷 ደብርጭ ድዩ ነጊሩኩም💊😅😅😅😅😅😍
Awel we love you! Keep up your amazing poetry! Proud Eritrean ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አወለይ አዝየ ስለ ዝፈትወካስ ይበቀካ!!!! ይፈርሃልካ!!! ንበረልና ድአ አባ ዳህሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏
ኤረ ጸላእትኪ ይነብሑ ደቅኪ ካኣ ሽግ ዓወት ሒዞም ይምርሹ
ኣወል ሲዒድ ንኪድ ጥራሕ ዓወት ይምነየልካ!!!
🙏🇪🇷♥🇪🇷🌾🇪🇷
eri kbur mennet awelino kexlooo
እንካዕ ብድሐን መጻእካ ጀግና ኤርትራዊ ዜጋ አወል ናትና ብሙኮንካ ንክርዕ 💪💪💪
ኣንታ ሞንጎድ ኣርሃ ገመል ሰጉም ጥራህ በሎም ዞም ጎሃፍ ወዲ ጎሃፍ ኣወለይ💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹
ዓወት ንሓፋሽ ኣወሊና እንካዕ ኣያና ኮንካ ❤🇪🇷❤
"እታ ናይ ጽልኢ እስታንሳይ ወያነ የእትየ ዓጽየ፡ ነቲ መፍትሕ ናብ ባሕሪ ደርቤያ" ፡ "ካብ ሕጂ ንዝብድለኒ ሰብ ክጸልእ ቦታ የብለይን፡ ሓንሳብ ስለዝዓጸኽዋ" ዝመሰጠትኒ ሓረግ።
ኣብ ልበይ ዝነበረ መግለጺ ዘይነበሮ ጽልኢ ወያኔ መሊሱለይ.... ከምዛ ውድብ ጌረ ዝጸላእኽዎን ተንኮላ ዘፈነፍነኒ ስጋብ ዕለት ሎሚ የለን... ንጽልኢ ብኣኣ ጀሚረ ብኣኣ ዛዚመ.. ( ነቲ ህዝቢ ትግራይ ውንብጽልኢ እምበር ብድንጋጸ ንኸይጥምቶ ዓንቂጻትኒ ኔራ )
ብትኽክል ! ኣወል ንዲጂታል ወያነ ጠባቢሑ ደርብዩዋ .....
My king 👑 I'm proud you Jigna nay jeganu tkekelena seb nberelna awelino edmen tinan ymneyelka. Hagerna selam ygberelna fetari kulu alem🙏🙏🙏. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁🦁🦁💪💪💪💪💪💪
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
I'm proud to be eritrean good job Awel.
I'm proud to be Eritrean music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አጆካ ወዲ ኤረይ ጉዶም ኣዉጺእካዮም ነዞም ከድዓት ቀጭቀጭ ኣቢልዎም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ርሑስ ሐድሽ ዓመት ን በዓል ልደትን ንመላእ ኤርትራ ጸላእትና ዝዃዓትዋ ጉድጎድ ባዕሎም ይእተዉዋ
eritrawi kubur mennet peace✌️👍🇪🇷🙏🇪🇷🙏👍🇪🇷🇪🇷peace🇪🇷✌️🙏peace🇪🇷 Good jobs peace✌️🇪🇷🙏
Interesting interview. I learn so much from the conversation of these two wise & yet young men. Waiting for Part 2. Thank you EMN.
WAKE UP ! The whole interview is pointless, unrealistic, illusional , cultism.
Time will judge how ignorant and selfish these people are .
There is no basic necessities flike water & food or the population to stay heathy and Alive .
ua-cam.com/video/Z8_hTUXchnk/v-deo.html
There is notjing interseting about this interwiew exept it tell lies show betrayl dishonest and stupidity
መርሓባ ኣወል ስዒድ እንቃዕ ብድሓን መጻኻና።ኣብ ልቢ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ፍሉይ ቦታን ክብርን ዘለካ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኢኻ።
ብፍላይ ድማ ኣብዚ ጽንኩር እዋን በቲ ዘለካ ጥበብ ዝከኣለካ ትገብር ዘለኻ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢኻ።ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Proud of you Awelino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪❤
Produkter of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
He is so smart and intelligent I really admire him keep the good work Awelino you are the model 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ኤርትራዊ ክቡር መንነት ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረላ We love you so much ኣወሊኖ ሃቢቢ ኣጆካ ቀጽሎ
ኣደይ ማርያም እኮ ንደቃ እንበር ንከምዚ ዝበሉ ጸያቂ ዓለት ጽላላ ኣይተንብረሉን ከመይ ዝበለ ዲኩም ትሓስቡ
ኣታ ገልኦምስ ኣታ ኣደይ ማርያምስ ስቅ ኢልኩም ንትብሉዎ ዘይትፈልጡ ይገርም ኢዩ ።ብዓለ ኢዝየ ብመልሓሶም ህጻውቲ ናብ ኩናት ዝልእኩ ድዩ
@@choqalemlem880 Junta suk mbal yihshekum hasadat
@@adiamabay6731 JUNTA esikatkum ke nmen tiamnu??? Zeri sheytan hasadat Agame
@@hagerdawit8707 ኢንታይ ማለት ጁታ ትግርኛ ጽሕፈልካ ትግርኛ መልስ ውርደተኛ
I Love. Eritrea. My. Cantri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወሊኖ ዓርከይ እንቃዕ ብሰላም መጻኣካ ወዲ ኤረይ ጅግና Eritrea🇪🇷🌍🙏❤️⛪❤️🏰🙏
ግስ ነቶም ይሕዋተይ ትብልዮም ዘለኪ ከምዚ ጌርክዮ ዘለኪ ሓራም ዩ ዶንቆሮ ንስኩም እንበር ገዲድኩምና ካብኦም
@@tesawieri6246 tekewel ata we'd za qurdid agame resah 🇪🇷🕌🇪🇷⛪💪for ever tehaniqka hder
@@jemaldrar7794 ኡስ ነጅስ እንስሳ ኣምሰሉታት ትም በሉ ህዝቢ ክርስትያን """ሓበሻ ""ኣሳሲና ህዝቢ ዩ ዋዛ ከይመስለክን ክትዓፍራ ጥራይ ኢክን ትክእላ
@@tesawieri6246 gexka kefitka gda mxae gefih wahid gena eretrawyan kemu ena ngebr wedza wardya interview nay Awel said zymsmu yhsheka nefse qtlet keytftn
@@tesawieri6246 እንታይ እዩ እቲ ሓራም ትብሎ ዘለኻ ?
I'm proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow 😮 እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኣወልይ:: ትማሊ ብምድንጋይኩም ከማርርየ ኢየ ቀኒየ:: 🇪🇷❤️🇪🇷
Were kitsemie gizeka ab kalie tetekemelu kab awel tisemie
ኣወል ከም ሽሙ ኣወል ቡን ምቅርቲን ሓፋስ ጥዕምቲ ኢያ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ክብሃል ከምዚ ኢዩ proud of you 👏 ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄Happy New year 🎉
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
ኩሩዕ ኤርትራዊ❤🇪🇷💪
kkkkk
@@emteemte3985
Enty kkkk zebeleka wy zesehek alo abzi anta weigi
@@abdumuhammed8542
Aythazelu geza tegagyu eyu zkewn. Ember ezi zeshk yeblun b Ertrawnetu zeyhbenn zeykorien eyu. Kabzom blulat qlwlaw nay mennet zelowom eyu.
🌟🌟🐪🐪🌟🇪🇷🇪🇷🌟✊✊🌟🙏⛪🌟🕌🤲🌟🌟
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞❤️💓 አወል ጅግና ቀጽለሉ ብሕልፊ ነዞም ኸዳዓት More ጽቀቶሎም ❤️💓🇪🇷
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
Awel you are one of the best Eritrean artists. Thanks for your hard work God bless you.
ኣወል ስዒድ ሽግ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ክብርን ሞጎስን ንኣባላት EMN :: 🇪🇷⭐️🇪🇷
Eritreawinet kubur meninet. Love you Awelino. Happy new year 🇪🇷💥💥💥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏🙏🙏🙏
Thank you
Awel, you are the best 👌 👍 😍
Eritrea for Eritreans by Eritreans!!!
Good to hear you Awel 🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
ናይ ብሓቂ ! መን ከምዝዕወት ፍሉጥ ኢዩ
"ኤርትራዊ ይዕወት "
አክባሪ ሰምአታቱ አወል፡ጎይታ ይባርካ፡
ንሰምአ ታትና ዘክብር ፡ብህዝብና ድማ ክከብር ኢዩ ፡ጎይታ ን ኤርትራ ይባርክ አሜን
Amen Amen Amen
True
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
አንታ ሐላል ለወዋህ ህዝቢ ኤርትራ አዲታተይ አቧታተይ መንእሰያት አሕዋተይ ብፍላይ ድማ ህጻናታ ናአሽቱ አሕዋተይ ኩላትና አብ ሃገርና ብሰላምን ፍቅርን ንነብረሉ ጊዜ ይምነ።
Good bless you and our beloved country Eritrea !!!🇪🇷⛪🕌👏🐪💪
ኣወለይ ሕቡን ኤርትራዊ ንበረልና ኣይኒሓሳድ ይድፈነልካ💪💪💪💪💪💪
ጋዜጠኛ ከም ጋዜጠኛ ፣ ምስ ኣወል ክዳረግ ዓቅሚ ዘለዎ ኣይመስልን።
1, ምኹላፍ፣ ንዝምለሰሉ መልሲ ሸፍ ኢሉ ክሓልፍ ምግዳድ ኣይግድን።
ኣብ ዝቅጽል ምምሕያሻት ክገብር ተስፋ እገብር።
እንተ ናይ ኣወል ሃገራዊ ስነ ሓሳብ ግን መዳርግቲ የብሉን።
ብጣዕሚ ዘድንቆ ስነ-ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣወለይ ጅግና ኩሩዕ ኤርትራዊ ተሓበን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
viva deki erey halalat koriena bsrhatkum 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍✌✌💪💪
ብሉጽ ስነጥበባዊ ኣወል፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ምስ ሙሉአት ስድራቤትካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልካ ይምነ።
ብምቅጻል እቶም ዝጸርፉ ኣቕሚ ዘይብሎም ጥፉሻት ሰባት እዮም።ኤርትራዊ ክኣ ዓቅሊ እዩ መለለይኡ፡ንኹሉ ኽኣ ሰጊርዎ እዩ፡ ዝተረፈ እንተሃለውውውን ከምዝሓለፈ ክሓልፍ እዩ። ዝብልዎ ክኣ ፋይዳ የብሉን። ኣጆና!
ኣወል ጅግና ባዓል መትከል ኩሉ ኤርትራዊ ከምዚ ከማካ ኣብ መትከሉ ህዝቡን ሃገሩን ዮ ዘሎ። እዞም ሓደ ሓደ ብከብዶም ዝተታለሉ እዝኒ ኣይትግበረሎም ምክንያቱ እቶም ገንዘብ ሂቦም ክፈላልዮ ዝላኣክዎም ውን ኣይኣምንዎምን ዮም።ስለምንታይ'ሲ ስለ ከዳዓት ዝኮኑ።ንዑኦም ውን ክጥልምዎም ስለ ዝክእሉ ኩሉ ግዜ ከዳዕን ጠላምን ንክላኣከካ እንበር ካቡኡ ሪኢቶ ክትቅበል ስለ ዘይትደሊ ተኣማኒ ስለ ዘይኮነ። ጉዙእ ብከብዱ እንበር ሃገርን ህዝቢን ኣይንታዪን ዮ።
ኣወለይ መኸይፍ በሎ ኣንጎድጉዶ ጥራይ ንጽበየካ ኢና ዘለና ወዲ ሃገር
🇪🇷❤🇪🇷🦁✊😍
Awel is VIP, I am impressed by his articulate response to the interview!!!! We love your work here in diaspora💎❤️🇪🇷
I am proud to be eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Awelino Awel bi Awelu kubur hubun Eritrawi Anes enkae Eritrawit konku Eritrea dima enkae natna konet eza hagerna kab ayni hasad budatat yhaliwelna amin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷kindiqis kintsie Eritreana ayniresi 💞
ኤርትራዊ ኩብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ወገነይ ሳብስክራይብ አባ ግበረለይ ርሑስ ቅንያት ሐድሽ ዓመት አውደእመትን ከአ ይምነየልካ
እንቋዕ ብደሓን መጻእኻ ኣወሊኖ ጅግና ወዲ ሓላል መሬት I'm proud to be Eritrean 🇪🇷
ኤርትራዊ ኩብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Thank you
Awel, you are the best 👌 👍 😍
Eritrea for Eritreans by Eritreans!!
Ewaey eza Eritrea 🇪🇷 kndey jeganu y’a teferi
Jeganu yekoduna Jeganu ka yewldulna🇪🇷😍😍😍
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🎄🎄🎄👍👍👍👍🐪🐪🐪👌👌✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌍⭐⭐⭐⭐⭐💯💯💯
Ab sdet mnbarn,
Sdraka ab usurbiet mnbarn ,?
U are proud Eritrea,
Plaese think about Our peopel
🌟🌟🐪🐪🐪🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟✊✊✊🌟🌟
@@Starlove-fl2yg kid ata gohaf agame resahe... intadeka aleka gunuf agame ..
We are happy to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhabae wed halal meriet awel jigna mahla Eritrea atsineka tetsinie wuldo Eriy ajoka i am so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኣወል ስጊድ ዝፈቱ 👍 ይግበር
ዕድመን ጥዕናን ንኣወል ❤️🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣወል ካባካ ዝጽበዮም ቃላት እዮም ፉሉይ ኢካ ኣወለይ ሕጂ ግን መልሲ ናይዛ መወዳእታ ሕቶ እዚ ትብዓት ካበይ ኢካ ኣምጺካዮ ትብል ሕቶ ብሃንቀውታ ይጽበ ኣለኩ
ኣባ ዳህሪ መግለጺ እየ ዝስእነልካ።❤🕌💒❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓደ ካብቶም ይሕዋተይ ኢዮም እትብሎም ዘለካ ከምዚ ጌሮም ሪኢካ ትፈልጥ ኣቱም ሓሰውቲ ኣምሰሉታት ወላ እካ ሓደ ክልተ እተ ኣምጻካ ካብ ልቦም ከምዘይ ኮኑ ከብርሃልካ ይፈቱ ኣስላማይ ምስ ክርስትና ተፋቂሩ ማሌት ዓለም ከንብሓድሽ ጸዲቃ በሉና።
@@tesawieri6246 ንስኻ ሕጂ ካብዞም ከዳዓት ተቓዎምቲ ዲኻ ?
እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ኢኻ ከተመሓላልፍ ደሊኻ ክርደኣኒ ኣይከኣለን ግን ከም ምኽሪ ፡
ኣመት ኣሕዋትካ ተጋሩ ግበር እዚ ናይ ተጋሩ ዘይኮነስ ናይ ኤርትራዊያን ገዛ እዩ።
Awel said walta hager jigena Eritreawie hawey long live bro ur my best
@@yemGkel Well Said ....... Kabtom ms Trgay Knhwez zblu Zeyhafru Tekawemti
@@astoriacontroller1138 jeberti hager albo zbelki ente belki wxitu ""0"" mennetey ktfelti ente deliki contact gberi !!
We are proud of you and your great contribution Awel brother!!!!!🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷✌✌✌
ኤማ ሓወይ ምስዚ ኩሉ ብቅዓትካስ፡ ምስ ኣወል ዳጋ ውዒልካ! ቶባእ ተባቲኸ ምስ ስራሓትካ!
ዋውው…ኣወለይ
ልቡ ታ'ልበይ
ወትሩ ኣብዛ ዓይነይ
ፍቅሪ ዝመለአ ኣብዛ ውሽጠይ
መን ኣሎ'ሞ ንዓይ
ከም ኣወለይ ወትሩ ኩራዕ ወዲ,ኤረይ።
ኣወል ሰኢድ ጅግና ሓወይ እምባህ በል ኩሩዕ ኤርትራዊ ባኣካን ከማኣካ ዝኣመሰሉ ስነጥበባዊያን ሓገርና ሕቡናት እና ሕጅውን ሻኣቢያ ኢና ክብርን ሞጎስን ንምክልካል ኤርትራ ስማኣታትና ብስራሕና ይደበሱ ዓወት ንሓፋሽ።
Aweleyyyy jigna enqa natna konka am proud to be gol ereyyt xaeda,🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Anebesa nefue awel 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኣወል ወዲ ኤረይ ዘይፈልጥ በዓልዲኡ ይፈልጥ፡ መኩሪዒ ደቂ ኤረይ ፡ ጸረ ዱንታን ደቂ ኣርብዓን ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ሰብ
💐❤️🙏💯🎈👌👏❤️❤️🇪🇷🇪🇷 I am💐❤️🙏💯🎈👌👏❤️❤️🇪🇷🇪🇷 proud to be Eritrea 🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🤞👌💕 Good job deki ERI shkornatate 👍🇪🇷🇪🇷
Proud of you Awel gigna.