DW International ቃለ መሕትት ምስ ጀኔራል ፃድቃን ገ/ተንሳኤ ኻልኣይ ክፋል ፣ 04 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም\watch Live Streaming

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 105

  • @KibromAsmelash-r8v
    @KibromAsmelash-r8v 5 годин тому +6

    አያና የቐንየልና... 🙏... መንእሰይ ኣብ ጎንኻ እዩ 💪💪💪

  • @saristubesaris6177
    @saristubesaris6177 4 години тому +4

    I feel sorry for this old man for neglecting his own people for sake of power 😢

  • @gezunegash789
    @gezunegash789 Годину тому +2

    የፃድቃን ቡድን በትግራይ ህዝብ ብሔራዊ ክህደት የፈፀመ ታሪክ ይቅር የማይለው ወንጀለኛ ቡድን ነው

  • @WeldayKkiros
    @WeldayKkiros 5 годин тому +2

    ጀ /ል ፃድቃን ጅግና❤❤❤

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 3 години тому +1

    ጀነራል ጻድቃን ንቓልሲ ዝወጸሉ ምኽንያት እንታይ ድዩ ኔሩ? ሕጂ ካብ መቓልስቱ ነቲ ቀታሊ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ዓብይ ይኣምን ኣሎ:: ዝኾነ ዓይነት ሺግር ይሃሉ ኣብ ትግራይ ዓብይ ነቲ ሺግር የጋድዶ እምበር ኣይፈትሕን:: እቲ ዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር እንተዘይክእሉ: ወሪድካ ካልእ ሰብ ክመርሕ ዕድል ምሃብ እዩ :: እንተዘይኮይኑ ኣነ ኣብ ስልጣን እንተዘይሃልየ: ህዝቢ ኣብ ጸገም ይእቶ ምባል ካብ ጀነራል ጻርቃን ትጽበዮ ኣይኮነን

  • @sabatadesse2597
    @sabatadesse2597 28 хвилин тому +1

    i feel sorry frr this old man 😢😢

  • @AdaneAlebachew
    @AdaneAlebachew 47 хвилин тому

    ጀነራል ፃድቃን ሓቀኛ በአል ብሉፅ አይምሮ ሙሁር ዕድመን ጥዕና የሐብዃ

  • @teweldebirhan6438
    @teweldebirhan6438 4 години тому

    ጅግና

  • @KibromAsmelash-r8v
    @KibromAsmelash-r8v 5 годин тому +2

    👍👍👍..ጀነራል

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ጀግና ክብር ኣያና😘ቀፅሊ ገመድ ጉጀለ መሳፍንቲ ቁሮፆ ኣብ ፊሪቂ መንገድ በፂሒካ ኣለኻ ጠቃሊላ ክታመክን ኣለዋ ብፊላይ እዚ ኣብ ጣፊኣት ወሎዶ እንበር ኣብ ረባሓ ሓድነት ዘይብሉ ስራዓት ከም ጨው ኣብ ዘለዎ እዩ ክመኪኽ ወይ ድማ ከም ንፊሰ ኣብ ላዕለይ ክንሳፈፈ ኣለዎ😕

  • @ziniKemahu-sj6hy
    @ziniKemahu-sj6hy 4 години тому

    ናይ ብሓቂ ብሱል ሓሳብዩ✅

  • @teklaygebrehiwet8898
    @teklaygebrehiwet8898 4 години тому

    የጌታቾው ጠበቃ

  • @rutabelay3774
    @rutabelay3774 4 години тому

    Brillant &wise man❤❤Jeneral Tsadikan❤❤❤

  • @ethioHvcjh-y1i
    @ethioHvcjh-y1i 3 години тому

    ኣያ ትግራይ

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 5 годин тому +1

    ቢሩተሪያ ዋና ዓላምኡ ህዝበና እና መሬት ትግራይ ምምላስ አዩ !!!!!

  • @melakteklay8643
    @melakteklay8643 3 години тому

    ጅግና ጀነራል ጻድቃን, ጋዜጠኛውን ድፍረት ዘለዎ ሕቶት ይድነቅ

  • @EphremGech-mm7ir
    @EphremGech-mm7ir 3 години тому

    መዓዝ እኹም ብዛዕባ ተመዛበልቲ አውጊዒኩም ትፈልጡ ኮይንኩም😢😢

  • @zemenAbrha-yc6ys
    @zemenAbrha-yc6ys 4 години тому

    ቁፅሪ 2 ደብረ ዕንክሊል

  • @abrahambinyam3089
    @abrahambinyam3089 4 години тому

    ጅግና ኣያና

  • @getchkiros
    @getchkiros Годину тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 3 години тому +1

    Rip Rip

  • @tesfileG
    @tesfileG 4 години тому

    ጻድቃን ጅግንነት ምሳኻያ
    💪💪

  • @dawitmesfin8867
    @dawitmesfin8867 5 годин тому

    እሰኪ ንማሀር....

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i 3 години тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ashenafiashu9755
    @ashenafiashu9755 3 години тому +1

    በዚህ ልክ መውረድ በዚህ ልክ መዋረድ ይከብዳል ይሄ ከየትም አግበስብሰህ ያሰባሰብከውን የአዲስ አበባ ሀብት ለማስመለስ ብለህ በትግራይ ህዝብ ላይ ቀልድ አቁም ከፈለክ ለምነህ ማስመለስ ትችላለህ የታሪክ አተላ አትሁን

  • @mhretaebgebregergies8984
    @mhretaebgebregergies8984 3 години тому

    ❤❤

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 2 години тому +2

    Lieutenant general Tsadkan Gebretensae currently he is not bringing solutions. Instead he is becoming more divisive. Taking Tigray wrong way. Dangerous and hateful behaviour will not benefit Tigray and the people of Tigray. The interim government needs to go. Enough is enough. What a shame.

  • @mekid6220
    @mekid6220 5 годин тому

    Gzatna meaz amliskum

  • @Asterhagos100
    @Asterhagos100 4 години тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 5 годин тому +1

    Ayna liber tskan Ty

  • @-truthprevails3674
    @-truthprevails3674 5 годин тому

    ኩሉ ነገር ብግልፂ ኣቕሪብካዮ ኢኻ የቐንየልና ክቡር ጀነራል::

  • @teweldebirhan6438
    @teweldebirhan6438 4 години тому

    ትግራዋይ ጀነራል ኣምበሳ

  • @negasitsehaye2529
    @negasitsehaye2529 5 годин тому

    How do you Trust Aby???? And working with him?????

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 4 години тому

    He iş The emotional intelligence!

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 5 годин тому

    Aytrdomy Eli

  • @compliance5265
    @compliance5265 4 години тому +3

    Whether one agrees or not, General Tsadkan is widely regarded as one of Tigray’s most capable strategic leaders.
    However, it is evident that TPLF leaders have made several critical mistakes that left the people of Tigray vulnerable to catastrophic consequences. TPLF could have potentially safeguarded Tigray by insisting that the international community provide guarantees before transferring power to Abiy. Do not expect different outcomes from the same individuals who have repeatedly made terrible mistakes. This approach mirrors what South African leaders did to secure protections for the white minority during the transition to majority rule.

  • @HafiTDF11
    @HafiTDF11 6 годин тому +2

    Keep on lovely general we respect you ❤️🙏.

  • @tessam5859
    @tessam5859 2 години тому

    መንእሰይ ትግራይ አብ መከላከይ አእትዩ ናብ አምሀራን ኦሮሚያ ውግእ አእትዩ ከውድኦም ዝደልይ ስምነ ሰብ ፃድቃንን ኮራኩርቱም በጥረቅረቅ ይብሉ አለዉ😂😂😂

  • @goitom19
    @goitom19 3 години тому

    እዞም ሰባት ዘለው መሲልና እምበር ሞይትም እንድዮም ድኣ::

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 5 годин тому

    ❤❤❤❤❤tx

  • @GoytomYgzaw
    @GoytomYgzaw 4 години тому

    አይዛኻ ማለት ምሰ እዝኦም ደግም ይአኽለና ህዝቢ ኮ ፀልእዎሞ ኮ ፃድቃን ጀግና የኻ ብሓቂ ይበል አብ ጎኒ ዝቢኻ ዶዎ ምባልኻ

  • @MIKIboy84
    @MIKIboy84 18 хвилин тому

    Eway drama Tsadkan 🎭 tegaru ተጠንቀቑ እዚ ሰብኣይ ተመን እዩ።

  • @nigusambaw6737
    @nigusambaw6737 4 години тому

    The wise political and military leader TSADEKAN GEBRE TENSAE.

  • @tanashasefa4556
    @tanashasefa4556 4 години тому

    Hero❤

  • @getchkiros
    @getchkiros Годину тому

    ሁለተኛ ኣሉላ ኣባነጋ!!!!!!!

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 4 години тому

    ሰራዊት ብልጽግና ናብ ዶባት ክዋፈር ኣሎዎ ዝበሃል ዘሎ ኮነ ተባሂሉ TDF ናብ ክባ ምእታው'ዩ ።

  • @e.brhane
    @e.brhane 53 хвилини тому

    ናይ ትግራይ ዝሓመቅኩም መራሕቲ ንስኩም ኢኩም ኣባይ ወልዱዩ ሰነፍ ዝበሃል ግን ንስኩም ትሰንፉ ካብኡ። ነየናይ ህዝቢ ኢኩም ዲሞክራሲ ክትሃንፅሉ? መደቀሲ ስኢኑ ኣብ ጎደና ተደርብዩ ናሃለቀስ። ሕፈሩ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 5 годин тому

    ፈደራል ነቶም ወረርቲ ኣውጺእናዮም ስለ ዝበለስ፣ ግዝያዊ ምምሕዳር በዚ ይዓግብ ማለት ድዩ? እቲ ዝፈረመሉ ዉዑል ብዝግባእ ይፍጸም ምህላዉ ናይ ምርግጋጽ ሓላፍነት የብሉን ድዩ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር?

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 5 годин тому

    ፃድቃን ንቤል አለና ከመይ ጌራካ ክትዝረብ ተዛሪብካ እኮ ፈቆዶ ዞባታት ዘይራካ አባል ውድብ አይኮንኩን የብል ራያ ዘተዛረብካዮ

  • @sisaytad4297
    @sisaytad4297 4 години тому

    Banda

  • @mikytekle8814
    @mikytekle8814 2 години тому

    Sneak. Which means meles was right that time but what meles did a big mistake was he was supposed to detained you for life time. Now things become clear

  • @phnansemere7713
    @phnansemere7713 2 години тому

    ኣስጢምካ ሓዝ ጀነራል

  • @adonay7097
    @adonay7097 5 годин тому

    Tsadkan Bonepartie'

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 5 годин тому

    ትመራፀለም ድዩ ወይስ ተምህሮም እዩ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 5 годин тому

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብስሬና ብቅልፅምና

  • @dawitabiy4331
    @dawitabiy4331 3 години тому +1

    Tsadikan is banda, he has to remove from tigray,this gay should be avoid, very bad person.shame on you….

  • @TARIK-KALSI
    @TARIK-KALSI 6 годин тому

    abi ahmed xibuk geru eu texawitilkum nisikum kea bidem hizbi tigray tilagexu kahidamat.

  • @fisha2027
    @fisha2027 4 години тому

    ቦሎም ነዞም ሓሰውቲ

  • @adonay7097
    @adonay7097 5 годин тому

    ፀበባ ትግራይ ንክነውህን ንክፍጠርን ፃድቃንን ጌታቸውን ተሓተቲ እዩም፡፡ ግዜ ጥራህ

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 6 годин тому +1

    ሸይጦምና ንብልፅግና ብዛሒዝን ነገር ንስልጣን ዕሎም

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 5 годин тому

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ አድጊ ፋራ ኮካኮላ እዚ ኮሚሳር ጉድ ህሶት ክንግልብጦ ኢና መንእሰይ ትግራይ We are ready young TIGGER TIGRIYANS to destroyed eliminated enemy pigsፅግእተኛ ኩቺ የመን😂😂

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc 3 години тому

    Tsadkan amharay banda aby oromuma

  • @Tesfaye1978
    @Tesfaye1978 6 годин тому

    አይትሐስው እተዛረብኩም ካሊእ ንሰኻ ትዛረቦ ዘለኽ ካሊእ ዓገብ ግበሩ ንደቅኹም ሕስቡ

  • @sabatadesse2597
    @sabatadesse2597 22 хвилини тому

    👎👎👎👎👎👎👎

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 6 годин тому

    ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ፣ ወዲ ኣሸብር ኣረጋዊ በርሀን ዳንኤል ብርሃነን ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተ‍ኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ ወዲ ኣሸብር ኣረጋዊ በርሀን ዳንኤል ብርሃነን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ መንነት ጉራማይለ ባህሬት ነፋሒቶን!

  • @gebrey2668
    @gebrey2668 2 години тому

    why do you say only eritera to get out what about 40% of the west tigray to who you going it you are not wright .

  • @YordanosTeku-y2s
    @YordanosTeku-y2s 5 годин тому

    አበይ ኮኑ እዩ ዘሐዩ ንገረና ጠላም ሐሳዊ

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 5 годин тому

    ፃድቃን ኣብ ቅድሚ ሓደ ጋዜጠኛ ቀሪብካ ሓቂ ዝሓዝካ ክትመስል ከም ጀጂድ ኣይትተርባዕ። ሓቂ እንተዝህልወካ ነይሩ ህዝቢ ከተማ ሽረ ንጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዳራሽ ብግቡእን ሕጋዊን ዝኾነ ሕቶታት እንተፋጥጦ በይኑ ደርቢኻዮ ኣይምሃደምካን። ሓቂ ዘይሓዘ ሰብ ኩሉሻብ ኣብፍርሕን ህድማን እዩ ዝነብር። ናዕኻ ድማ ኣሜሪካ ቀረባከኻ እያ። ኣሜሪካ ንኣገልገልቶም ፅቡቕ እዮም ዝከናኸኑ። ጠላም ኢኻ!

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 4 години тому

    ጌታቸው ግን እንታይ ኮይኑ ባዕሉ ካብ ስልጣኑ ዘይወርድ? ናቱ ኣብ ስልጣን ምህላው ንትግራይ ክሳብ ክንድዚ ይሓማምሳ ምህላዉ ከመይ ኢሉ ዘይርደኦ? ንሱ ምእንቲ ኣብ ስልጣን ኮፍ ክብል፣ ትግራይ ክትዓኑ ኣለዋ ማለት ድዩ?

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 6 годин тому

    ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ፣ ወዲ ኣሸብርን ኣረጋዊ በርሀን ተጋሩ እዮም እንብሎም ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተ‍ኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ ወዲ ኣሸብርን ኣረጋዊ በርሀን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይመስሉን። እኽኽ!

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 5 годин тому

    ህዝቢ ፍለጥ እዚ ሚድያ ቅድሚ ደቂቃታት ዝተዋሃቦ አስተያየት ዴሊት ገይርዎም ስለዘሎ አስተያየትኩም አብ ካልኦት ናይ ትግርኛ ሚድያታት ግበርዎ ። እዚ ናውራም ሚድያ እዩ። ብሕራነ ህዝቢ ክቃለሶ አለዎ።

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 5 годин тому

    ስልጣን ዳአ ንስካ ኮ ትደልያ አለካ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 5 годин тому

    አታ ሀርኢ ክረምቲ መንእስይ ትግራይ ክነጥፋአኩም ኢና ብትግራይ ብባንዴራና አይትሽቅጥ አድጊ ስልህልሆት ፊብ ቻ ብርሎ ትግራዋይ አይኮንካን ሽም ተጋሩ ተሽኪምካ ኩቺ የመን ብዛእባ ትግራይ ንፁሩያት ተጋሩ እዩ ዝምልከተና ክነጥፋእርኩም ኢና ዘይተርፍ እዩ😂

  • @Tesfaye1978
    @Tesfaye1978 6 годин тому

    ናይ ኢትዮጵያ ወታደር ናብ ትግራይ ይእቶ ኢልካ ተዛሪብካ ኢኻ እዙይ ፍፁም ክሕደት እዩ ንዓኻ አበረኻ ተሽኪሞሞ ሂወቶም ዝስአኑ ህፃውንቲ ቆልዑ አስታውስ አትረስዕ

  • @s0lovon
    @s0lovon 6 годин тому

    The disgraceful general

  • @adonay7097
    @adonay7097 5 годин тому

    ፃድቃን ህፈር

  • @ZEKIROSKiros-w3q
    @ZEKIROSKiros-w3q 5 годин тому +1

    What it mean pritoria ?please shame on you .ካንተ እንደዚህ አይነት ሐሳብ አልጠብቅ ነበር ።አድናቂህ ነበርኩኝ ግን "ሰብእሰ ከንቱ ውእቱ " ይላል መፅሃፍ ።አንተ ቂመኛ ነህ ፣፣፣፣፣፣፣ለነገሩ ታሪክ ሲፃፍ መጥፎም ጥሩም ስለሆነ ፣በመጥፎ ቢፃፍልህ ስምህ መነሳቱ ስለማይቀር አንተ ጥቅመኛ ስለሆንክ ክብርህን ሸጠሀል ።ገለል በል please !!!!

    • @tbell592
      @tbell592 4 години тому

      ሀሶት

    • @Taemeh65
      @Taemeh65 Годину тому

      @@tbell592before you criticize Tsadkan, learn how to spell Pretoria.

    • @gebreyohanes9268
      @gebreyohanes9268 Годину тому

      Our Honorable general long live, Tigray is very lucky to have this wise man

    • @getchkiros
      @getchkiros Годину тому

      ምነው ተንጨረጨርሽ ???ኣደመ ነሽ እንዴ?????

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 6 годин тому

    ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ ወዲ ወረደ፣ ወዲ ኣሸብርን ካልኦት ጠላማት ኣባላት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ብሕጊ ንኸይሕተቱ ፈቲሖም ዝሰደዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ገበን ብሕቡራት መንግስታት ዝግበር ዝነበረ ምርመራን ምርግጋፅ ተሓታትነትን ንኽቋረፅ
    ዝገበሩ ባንዳታት ንህዝቢ ትግራይ ምሳኻ ኣለና እናበሉ ብእንግድዑ ዝወግእዎ ገበነኛታት እዩም። ጌታቸው ረዳን ኣባላት ግ.ም.ት ዝኾኑ ሓገዝቱን ብገንዘብ ኣብይ ኣሕመድ ተደሊሎም ንህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ዝቐተልዎ ጠላማት እዩም። መስዋእትን ደምን ህዝቢ ትግራይ ግና በኸንቱ ፈሲሱ ኣይተርፍን! መዓልቶም ይፀበዩ። ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ከይረኸበ ክሳዱ ኣድኒኑ ኣይነብርን! ዘበት!

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 6 годин тому

    Hashawi zkone sebay
    Ab aga erganom sltan zdelyu sebay

  • @Weldelasie
    @Weldelasie 5 годин тому

    Lkbat eika

  • @MulualemTsehaye
    @MulualemTsehaye 6 годин тому

    Hasawi resah

  • @teweldebirhan6438
    @teweldebirhan6438 4 години тому

    ጅግና

  • @getchkiros
    @getchkiros Годину тому

    ❤❤❤❤❤

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 5 годин тому

    ስልጣን ዳአ ንስካ ኮ ትደልያ አለካ