What good is it, if the general does not use his experience and knowledge to solve the problem of his own people peacfully. One of the problems which needs a special attention is to find a peacfull solution to the issue of the border between Tigray and Eritrea with out any bloodshade!
Although I respect his knowledge in politics, long a go he said Asab should be Ethiopia's, meaning he is not respecting or doesn't believe Eritrea's territorial integrity. Additionally, he believes he's Ethiopian.
@@zerugebrekidan3970 as long as he doesn't believe on Eritrean territorial integrity "at one time he said by any means we to get back Assab port"I see as messenger of Dr.Abi.
DW you need to work for people not for leaders. Your questions were to support the interim admin. You didn't ask the fundamental questions that our people are facing. The more I listen to the interview, I get very disappointed.
G/Tsadqan says that he has no regret on whatever No displaced people are back. No peaceful situation in Tigrai. As a member of the interim government, there is the failure of leadership in the Tigrai situational politics. What can make you have a regret taking all these into consideration? Isn't these all disappointing from the people of Tigrai point of view? The routine process of accomplishment of the interim government does not have a clear output of the direction in relation to the expected work of the interim government, which Tegaru highly waited to see since every thing was crucial issue.
حديث الجنرال سدقان؛ إيجابي جدآ على سعيد إريتريا وعلى سعيد الأوضاع الداخلية لتجراي، و رويته لحل المشاكل، وارويته بتأسيس الديمقراطية كانت جيدة. الحزب الواحد لايمكن أن يحكم الدولة او الإقليم.
I have full respect for your contributions, General Tsedkan. However, at this time, you are working for Abiy. Besides, you are dividing the TPLF party in order to dismantle and "Political Hetsebo." The entrim government doesn't have a mandate to remove or assign positions.
This is what any general, who thinks is worthy of the title of a general, should be.Those of you in the guise of a general, and no better than tools of dictators, think twice, and stop for good, exploiting your countrymen for self comfort and pocket linings.
Shabia ne hizbi ereatra atfiu ne tigray zetfea banda tigrgna tezarabi wedi denbia antsar tigrgna tezarabi tselaey tigrawayn Ereatrawn bhabar ne shabia keale alewo
You and Getachew are dividing the TPLF party so that the Getachew party can join the Abiy PP party. Abiy put his own miscelane, which is Getachew and you.
ኣቦና ጀግናእዩ ንህዝቡ ዝነብር ደብረ ፅንተት ንስልጣኑ ዝነብር
ኵሉ ትግራዋይ ብቕንዕና ብሓቂ የ ዳምፆ
ጀነራል ፃድቃን ጅግና!ቀደም ን ትግራይ ክተድህን ካብ አሜሪካ ናብ በረኻ!ህጅ ድማ ን ስልጣን ፅሙአት ጉጅለ ደብረጽዮን ፈተና ኮይኖምኻለው!ደሃን ሠረቅቲ ሃፂን መፂን ነቀረሳታት ሕዝቢ ትግራይ ጉጅለ ደብረጽዮን ናብ ህጊ አቅርቦም።❤❤❤❤❤ጅግና ወዲ ህዝቢ ካብ ሕወሓት ምውፃእኻውን ትኽክል እዩ።ን ህውሃት ዘይድግፍ ትግራዋይ አይኮነን ዝብል ዘረባ አይሰርህን።
እቲ ዝገርም ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘለው ፖለቲከኛታት ትግራይ ዓሰስ ገሰሰ ምዃኖም ፍሉጥ እናሃለወ ንቲ እንኮ ብሉፅ ፖለቲከኛን ወታደራዊ ጥበበኛን ንወገኑ ህዝቢ ትግራይ ክብል ካብ ዝተደላደለ መነባብሮ ካብ ኣመሪካ ናብ በረኻታት ትግራይ ዝወፈረ ጅግና ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዘይሽሙ እናፀለምዎ ዘለው ስባት እንታዎት ኢዮም?
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ብዓል ነዊሕ ራኢ
Not only what you speak, but also how you speak matters. The way gen tsadkan speak is mature.
ጀግና አቦና
ስሙዕ ሓደርካ ዘይሰልች ወካ መደረ
Our hero and only hope❤❤❤
ኤረ ብቅንዕና ስርሑ
We will Keep Up Your Legacy
No! more explanation HE IS JUST HERO! a brilliant commander!! Long live for you!
አቦና ነኽብረካ ኢና። ጀነራል ፃድቃን
What good is it, if the general does not use his experience and knowledge to solve the problem of his own people peacfully. One of the problems which needs a special attention is to find a peacfull solution to the issue of the border between Tigray and Eritrea with out any bloodshade!
ልሂቅ ኤርትራ ብዛዕባ ጀነራል ፃድቃን ዘለዎ ኣዚዩ ዝተዛበዐ ምልከታ ክስተኻኸል ይግባእ:: ጀነራል ፃድቃን ከም ካልኦት ንነገራት ብተንኮል( ጉርሒ) ዘይወስድ ብግልፂ ዘሎ ኩነታት ዝዛረብን ዝገልፅን እዩ::ብዙሕ ጊዜ ኢልናዮ ኢና ንምድጋም ዝኣክል ግና: ብርጉፅ ከም ጀነራል ፃድቃን ገይሩ ፀገም ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክፍታሕ ዝደሊ ሰብ ዘሎ ኣይመስለናን::
Although I respect his knowledge in politics, long a go he said Asab should be Ethiopia's, meaning he is not respecting or doesn't believe Eritrea's territorial integrity. Additionally, he believes he's Ethiopian.
@@zerugebrekidan3970 as long as he doesn't believe on Eritrean territorial integrity "at one time he said by any means we to get back Assab port"I see as messenger of Dr.Abi.
Hero ❤❤❤❤
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዘይሽጣራ ክፍፀም ይግበኦ
ብምኽንያት ኢና እኮ ንድግፈካ ክቡር ኣያና ❤❤❤
Long Live to You Gen . Tsadkan .
ጅግና መስተውዐሊ ኢኻ ልዕሌኻ ጅግና የለን ኣብ ትግራይ 💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምዕራብ ትግራይ ምዕራብ ትግራይ
I am not against some thing ! I am for some thing .
DW you need to work for people not for leaders. Your questions were to support the interim admin. You didn't ask the fundamental questions that our people are facing. The more I listen to the interview, I get very disappointed.
❤❤❤❤❤❤❤
ለያቡ ስብሐታውያን ናብ ወረዳኹም ኪዱልና።
Gen. Tsadkan 💪💪💪💪
“ሓሚድ ልሒስና ክንትንስእ ኢና”ዝበለካዮ ኣይትረስዕ!!! ስለዚ ሕጂውን ክቡር ጀነራል ህዝቢ ኣብ ደም ከይኣቱ ኩሉ መገዲ ሰላማዊ ዘተ ምክያድ ክትአለይዎ ሓደራ።
ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና :: ዕድመ ልክዕ ኣብ ቃልሲ ።
Manm Tewedadari yeblkan Natna jegna jeneral
ወድጀዋለው
ጀግና አቦና❤❤❤
ፃድቃን ግደፍ ካብ ርእሲ ውረድ ደቅኻ አሜሪካ ገየርካ ህዝቢትግራይ ናበ ዓዝቅቲ አይትእትዎ ቡዙሕ ፀላኢ አለና
No more war
Xubuq hasab Yu Zlwo General
Our Hero . 2nd Alula
ጀነራል ጸድቃን ዘለኒ ኽብሪን ናእዳን ኣብ ቦቱኡ ኾይኑ እዛ ናይ ፕሪቶርያ ውሳነታት ክንዱዚ ምውሳዱ በቲ ኣብ ቅድሚ እቶም መደራድርቲ ዘለካ ተቅባልነትን ናይ ትምህርቲ ዓቅምኻ ብኣዎንታ ኣይሪኦን:: ሕዝውን እዛ ንህዝቢ ትግራይ ህልውንኡ ትፋታተኖ ተፈጢራ ዘላ ፀገም ናብ ንቡር ንኽምለስ ካባኻ ንላዕሊ ዓቅሚ ዘለዎ የለን:: ህዝቢ ትግራይ ክትዋሓሶ ይልምነካ:: 🙏❤️❤️
Great interview. Thanks a lot for your service, Gen. Tsadkan🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
hagos gebrehaweria ካብ ፍልጠት ዝፀረኻ ሰብ ምዃንካ ኢኻ ገሊፅካ። ስዲ ሰብ ኢኻ ድማ። ኣረጊት ኢልካዮ ዕድለኛ ዩ ዝኣርግ ንስኻ ኣይትኣርግን ብዕሸልካ ናብ ርግማንካ ትኣቱ።
እቲ ዝዛረቦ ዘሎን ምንቅስቓስ ከንፈሩን ኣይሰማማዕን ኢዩ። ኣስተብህሉ
ሰላም ለውጢ ተስፋ
change We need .
ጀነራል ጀግናን ፈረቃን ኢኻ ንትግራይ ክንዲ ርብእካ አይገበሩላን እዞም ቁርዲዳት ንዞም ቁርዲታት አለም ገ/ዋህድ, ደ, ፅንተት፣ ሞንጀሪኖን ወዘተ አጥፊእካ ንትግራይና አክበልና እዚኦም ናይምስራቅ እምበር ናይምምራህ አቅሚ የብሎምን::
WHAT ABOUT THE LAND OF TIGRAY..THIS ARE AND WILL BE THE HIGHEST THINGS WE SHALL WORK ON. YOU NEVER TALK ABOUT IT..M
ነዚ ጀነራል ዘወግድ ሰብ ዶ ተሰአነ ዕኽኽኽ ስኻአረጊት ታይ ለውጢ ክተምፀእ ጣጣ ደአ አምፃኻ ፅቡቅ ሜደያ ተቆፃፅርካ ሰኻማ ታይ ክኸፈእካ በደምነኮ ተጠቅምካ ንሕና ምሰተቆረፅና ንሕና ምሰዓወርናልካ ጠንጢንካና ናብ ምፅናዐኻ ዝአተኻ ሰሱዕ እንዲኻ ሕዚ አብዘይ ፈልጣኻ መነ እሰይ ዓዘር ቆዘር ትበለኻ
ክቡር ጀነራል ፃድቃን; ናይ ኣብዪ ኣህመድ መንግስቲ እናተዳኸመ: ፋኖ እናዓንተረ ዝመፀሉ ዘሎ ኩነታት ንዕዘብ ኣለና::ስለዚ ናይ ምዕራብ ትግራይ ጉዳይ ኣብ ሓፂር እዋን መፍትሒ እንተዘይ ተረኺብሉ ኣዚዩ ኣፀጋሚ ክኸውን እዩ:: ፋኖ ስልጣን እንተሒዙ ትግራይ ሓደገኛ ኩነታት ከጋጥማ ይኽእል እዩ::
Good observation.
ሓደራ አሻግረና
ጀነራል ፃድቃን ክብሪ ዝግበአካ ጅግና ኣቦና ኢኻ።
ልክዕ ኩቡር አቦና
~ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ኣብ ዝነበረ እዋን ከም ህዝቢ ምስ ሻዕብያ ሓደ ህዝቢ ኢና ሰላም ኮይንና ብሓባር ክንነብር ኢና ዝብል እምነት ነይሩና እዩ ። ኣብ ዘይምልከቶ ኩናት ኣትዩ ጄኖሳይድ ስለዝፈፀመልና ግን "" ሓደ ህዝቢ ኢና "" ዝብል ዘረባ ኦሮማይ ፅውፅዋይ ኮይኑ ካብ ሕልና ትግራዋይ ወፅዩ እዩ ። ኣብ ዘይምልከቶ ኩናት ኣትዩ ጄኖሳይድ ምስ ዝፈፀመልና ኣካል ፍፁም ክንዕረቅ ኣይንክእልን ። ምስ ቀታሊካ ሓቢርካ ኣይንበርን ።
👉👉ጀነራል ፃድቃን እንፈትዎ ብምክንያት እዩ ፣ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ዘሎ ነገር እዩ ዝዛረብ ።❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹
ዋናው ጀኖሳይድ እንዲፈፀምብን ፍቃድ ከሰጠው ፌደራል መንግስት ጋር እየሰራህ ከሌላው ጋር አልሰራም ማለት ምን ማለት ነው
@@AwetFissha-d9m ዋላ እኳ ከምቲ ኢትዮጵያውያን ከምቲ ሲቪላት ዝቀተሉልና ንሕና እውን ኣይንቅተለሎም ፣ ክንድቲ ኣባና ዘብፅሕዎ ዕንወት ብባዕሎምን ኣብቲ ክሳብ ደብረብርሃን ኣብ ዝበፃሕናሉ ኩናት እዋንን በፂሑዎም ሀዚውን ነንባዕሎም እናተጨፋጨፉ እቲ በሰላ ይበፅሖም ኣሎን ተጣዒሶምሉን ተማሂሮምሉን እዮም ።
እንተ ሻዕብያ ግን እዚ ኩሉ ጨፍጪፉና ኣይፀገበን ሀዚእውን ምስ ፌደራል መንግስቲ ክንተሓራፈፍ ከለና ይፍክረልናን ኣብ ዶብ ንዘሎ ህዝብና የበሳብሶን ምስ ፌደራል መንግስቲ ፅቡቅ ምርድዳእ እ ንትህልወና ድማ ንተዓረቅ ይብል ።
ስለዚ ሻዕብያ ዋጉኡ እንትረክብ ጥራሕ ኢና ንቀስን እዚ ንምትግባር ድማ ፌደራል መንግስቲ ዓሰብ ንምውሳድ ኣብ ዝገብሮ ውግእ ከም ኩነታቱ ምግባር የድሊ ።
Nay tigray hizbi kab shaebia zekefie tselae yebilun@@AwetFissha-d9m
@@asfishfikada371 ካብ ህወሓት ንላዕሊ ፀላኢ የለን።
ካብ ዳግማይ ህልቂትን መከራን ኣድሒንካና
G Tsadikam mejemeriya botana amelis kabu na poletica tizareb
መዋረዲ አደታት አይጥዕመልካን
Eritrea is free forever.Tigrayans are Ethiopians.
ኣያና ዕድመ ያሃብካ መዋዕሊት ሓየት ፈንቃል❤
You are not standing with your people you are working for Dr.Abi.and for power Mr.General
ጀግና አቦና መራሂና ነበር ያኽብረካ
ወሊዳ ትበል አደ
G/Tsadqan says that he has no regret on whatever
No displaced people are back. No peaceful situation in Tigrai. As a member of the interim government, there is the failure of leadership in the Tigrai situational politics. What can make you have a regret taking all these into consideration? Isn't these all disappointing from the people of Tigrai point of view? The routine process of accomplishment of the interim government does not have a clear output of the direction in relation to the expected work of the interim government, which Tegaru highly waited to see since every thing was crucial issue.
እቲ ሓደ ዘድንቆ ንጀነራል ፃድቃን ነቂፎምኒ ኢሉ ዘይ ምንቃፉ እዩ
ኣነ ኣባል ውድብ ስለዘይኮንኩ ብዙሕ ክዛረብ አይደልን ይብሐና'ሎ ምሒር ዘሕዝን ጀ,ል ፃርቃን ንምንታይ ከም'ዚ ኮይኑ ብሓቂዶ ኸ ኣብዚ ጉዳይ'ዚ ተሳትፍ የብሉን?
ጌታቾው ረደ ድኣ እንመን ሒዙ እየ ጣጥ ጣጥ ዝብል ዘሎ?
ብወገነይ ካብቶም ንፃርቃን ኬብ ዘድንቑ ሓደ እየ ሐዚ ግን ኣይግድን ንጌታቾው'ውን ከምኡ ሐዚ ድኣ ንምንታይ ተቐይሮም እምበር ከ መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ኣይስመዐሙን?
አረ ሕጂ'ውን ጠጠው ኢልኩም ሕሰቡ በሉለይ
ካልእ እቲ ሕጂ ናይ መንግስቲን ውድብን ፈሊና ኢና ክንሰርሕ ጀሚርና ዝብል ፖለቲካ ሕፅቦ ሕጂ ዝስራሕ ኣይኮነይ እስቲ ፈለማ ከምታ ዝነበርናዮ ሓደ ኮይንና ግዝአታዊ ትግራይ ይመለስ ካብኡ መረፃ ህዝባዊ መንግስቲ ንመስርት ድሕሪኡ ከምቲ ዝብሃል ዘሎ ፖርትን መንግስትን ፈሊኻ ምኻድ ይክኣል ይመስለኒ
ጠላም
Hero
ትክክለኛ ሀሳብ እና መፍትሂ
ፓለቲካ እና መንግስቲ ክፍለ አሎዎ
Tigrignaka amehayish kemzimetselka aytitshaf aytizareb bet Timhirti eto.
حديث الجنرال سدقان؛ إيجابي جدآ على سعيد إريتريا وعلى سعيد الأوضاع الداخلية لتجراي، و رويته لحل المشاكل، وارويته بتأسيس الديمقراطية كانت جيدة. الحزب الواحد لايمكن أن يحكم الدولة او الإقليم.
እዙኹለይ ቢሮስ ናይ ጋሻ ጠረጴዛ የለንዶ?
ንኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ኣብ ዉዕል ኣልጀርስ ኣምበር ኣብ ዉዕል ፕሪቶርያ ኣይነበርኩን ዝብል ዘሎ ይመስል።
15:00 "ብሕገ መንግስቲ ይፈታሕ ኢሎምና፣ ተቐቢልና መጺእና"፣ ግን ብሕገ መንግስቲ ይፈታሕ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ? ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልላት ዝለዓል ናይ ዶብ ግጭት ወይ ናይ ይብጸሓኒ ምስሕሓብ፣ መጀመርያ እተን ክልላት ተዘራሪበን ይፈትሐኦ ይብል። እዚ ምስ ዘይከውን ከኣ፣ እቲ ጉዳይ ኣብ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ይውሰን ይብል። ስለዚ ነዚ ተቐቢልኩም መጺእኩም ፣ ሕጂ ንኣቢይ መሬትና ምለሰልና ክትብሉዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ኣቢይ ዝበሎ ውን እዚ ኢዩ፣ እቲ ዘከራኽር ከባቢ ኣብ ትሕቲ ፈደራል ይጸንሕ፣ እቲ ዝተመዛበለ ህዝቢ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ኣመሓደርቱ ባዕሉ ይመርጽ፣ ኣብ ምወዳእታ ከኣ እቲ ጉዳይ ብረፈረንዱም ይውዳእ ይብል። ስለዚ ኣቢይ ዘይኮነ ዝጋገ ዘሎ፣ ንስኹም ነቲ ውዑል ክትፍርሙ ከለኹም ዝገበርኩሞ ጌጋ ኢዩ። ኣብ ውዑል ፕሪቶርያ መሬት ናብ ትግራይ ይምለስ ዝብል ዓንቀጽ የለን፣ ካብ ናይ ፈደራል ሓይሊ ምክልኻል ወጻኢ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ካልኦት ዕጡቓት ይወጽኡ ኢዩ ዝብል። ተመዛበልቲ ናብ ዓዶም ክምለሱን ዳግም ክጣየሱን ከኣ ይብል።
ፃድቃን አንታ ባሂላዊ ጀነራቸል አይንሳንዱኻ ሰላም ንግበር ተባሄልኻ ተሓቲትኻ ምሰመን ደጊም ተወዲኡ ኢልኻ ወጣት ትግራይ ዘወዳእኻ ሎሚ አዴታታት ተናሹ ትውዕል ዘለኻ አንታ ጋዜጤኛውን ነዚ ጠይቅ
Wow እዛ ናይ ጻድቃን ምቋም ቆንስል ሐሳብ ከምዘላታ ኩሎም ተቃወምቲ ክመሃሩላ ክጥቀሙላ ይግባእ ። እዚአ ሐሳብ አብ ኤርትራ መድሃኒት ምኾነት ኔራ።
ፃድቃን ንሳልሰይ ግዜ ንህዝቢ ትግራይ ከዲዕዎ
1 / ድሕሪ 1983 ዓ/ም ደርጋ ምስ ወደቐ ኣማኢት ኣሻሓት ጀጋኑ ተጋደልቲ ምስ መጉዳእቶም ርፉታት እናበለ ኣባሪርዎም ብሕማምን ጥሜትን ድማ ሂወቶም ሓሊፉ
2/ ብ1993 ድሕሪ ውግእ ሻዕብያ ኣሻሓት ዕሸላት ተጋሩ ምስ ኣህለቐ ገንዘቡ ጊሒጡ ንባዕሉ ኣግሊሉ
3/ ሎሚ ድማ ፈታዊ መሲሉ መፅዩ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዓዘቕቲ ምስ ኣእተዎ ከዲዑ በልፂጉ ኣሎ
ሓሳዊ ጎተትካ ብዝፈጠርዎ ጦርነት እባ ካብ ጥዑም ንሮ ገዲፉ መፅዩ ኣድሒኑካ ፎሽኳል
This man is mature
I have full respect for your contributions, General Tsedkan.
However, at this time, you are working for Abiy. Besides, you are dividing the TPLF party in order to dismantle and "Political Hetsebo." The entrim government doesn't have a mandate to remove or assign positions.
ከም ትግራዋይ ንትግራይ ምስራሕ ኣሚኑ ንትግራይን ንተጋሩን ክሰርሕ ስለዝሓሰበ ጽቡቕ እዩ ምባል ይከኣል ።ኮይኑ ግና ኣካዳኹም ልክዕ ስለዘይኮነ እንተትሓስቡሉ ዝብል እምነት ኣለኒ ። ኣብ ስልጣን ክትጸንሑ እትገብሩ ዘለኹም ኣካይዳ ፖለቲካውን ዲሞክራሳውን ትሕዝቶ የብሉን ። ስኽ ኢሉ ዓንጫቕ ንህዝቢ ክጠቅም ዘይከኣለ ነቱ ብዂናት ምኽንያት ዝተጎድአ ህዝቢ ትግራይ ክሕግዝ ዘይከኣለ ብህወሓት ብዙሓት ብዝበሃሉ ኣመራርሓ ድኽመት ጸገም ዝነበሮ ፖለቲካ ትግራይ ኣብ ምዕራይ ገዲፍኩም ናብ ዝገደደ ጸገም ኣትዩ ።ሐዚ ካብ ዝገደደ ናብ ዝኸፍአ እናኸደ ህዝቢ ናብ ተስፋ ዘቑርፅ ኣካይዳ ኣቲኹም ። ስለምንታይ ክትሓስቡ ከም ዘይትኽእሉ የውርደኩም እሎ ። ኣመራርሓ ኣይኽሉን የብለኩም ኣሎ ሕሰቡታ ። ብግዝያዊ ኣቲኹም ህዝቢ ዝመረጾ መንግስቲ ናብ ኮሚተ ወሪዱ ኣመራርሓኹም ክፍታሕ ዘይኽእል ጸገም ብግልጺ ተርእዩና ኣለኹም።
ናይ ጀነራል ፃድቃን ዝሓቦ ቃለመሕትት ብጣእሚ ልባዊ ሙሑራዊ ዲፕሎማስያዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ረዚን ፖለቲካዊ ትርግምን ትሕዝቶን ዘለዎ ኾይኑ ረኺበዮ። ኣብጉዳይ ኤርትራ ዝምልክት ብወግን ሓውና ኣማንኤል ኡያሱ ኣስና ቲቪ ኣብልእሊ ጀነራል ፃድቃን ጌታችውን ዝቕረበ ፡ፀለመ ሓቂ ክምዘይ ኮን ግልፂ ጉይርዎ። ኣሎ ክምናይተይ እምነትን ሕቶን እቲ ብኹሉ ትግራዋይ ልኡል። ክብርን ሚዛንን ተቐባልነትን ፡ዘለዎ፡ኣብቲ ቂርፂ ፀቢብ እዋን ፅንተት ሕዝቢ ትግራይ ድምፂ ብምኻን ብፍትሓውነት ዘይሻራዊ ኣሰና ሚድያ ስለምንታይ ፡ናብክምዚ ዝኣመሰለ ነቲ ኣብመንጎ መሪሕቲ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ሕድሕዳዊ ናይ ስልጣን ጎንፂ ናብ ሓደ ጉጅለ መሳርሒ ክኽውን መሪፁ? ሕቶ ንሓው ኣማንኤል ኣሰና ንምዃኑ ጀነራል ፃድቃንን ጌታውን ብውልቆም ፡ስራዊት ኣለዎም ድዩ ? ብኽመይ እዩ ነቲ ብግልፂ ብሚድያታት ቐሪቡ ቀይሕ ባሕሪ ፡ኤርትራ ንምውራር ዝሕንደድ ዘሎ መንግስቲ እቢ ኣህመድ ገዲፍካ ናብ ጓልመንገዲ ምጥማት እንታይ ንምዕዋት እዩ ? ንዓድጊ፡ገዲፎምን ፡ንዳውላ፡ይሓርሙ ዝብል ምስላ ኣበው ኣሎ ክምናይተይ እምነትን ሓውና ኣማኒኤል ኣሰና። ቲቪ እላዊ ይቕረታ ክሓትት ኣለዎ እቲ ቐንዲ ጠመተ ክኽውን ዘለዎ ናብቲ ኤርትራን ባሕራን ንኽወርር ጫፍ ቡፂሑ ዘሎ መንግስቲ እቢ ኣህመድ ክኽውን ይግባእ እቲ ብወገን ኣቢ ኣህመድ ዝግበር ዘሎ ሓደገኛ፡ ናይ ጥፍዓት መንግዲ ፍሉይ ጥበብን ቆላህታን ዝጠልብ እዩ ጥንቓቀውን የድሊ ስለዚ ሕዝብታት ኤርትራን ትግራይን ክንየው መራሕቲ ህግደፍ ህውሓትን ዝጥመተ ስትራቴጂካዊ ጠመተ ክሕልዎም ይግባእ
ካብቶም ዝደኸሙ ዝአረጉ ተመዛበልቲ ምምላስ ዝአበየካ ንትግራይ ዘዋረድኻ ብኸባቢ ተባልዕ ግበረእከይ ኢኻ ባህላዊ ጀነ
This is what any general, who thinks is worthy of the title of a general, should be.Those of you in the guise of a general, and no better than tools of dictators, think twice, and stop for good, exploiting your countrymen for self comfort and pocket linings.
Tigrawayn Ereatrawn bhabar koinu kehabr alewo
Amselu😂
Beteley Ab Ereatra zeleka tigrgna tezarabi hade hawka tigraway terah mekanu felet
እቲ ንስልጣንኩም ንምንዋሕ ዞባዶ ወረዳዶ ድዩ ዝቕድም እቲ ተበቲኑ ዘሎ መዛባሊኸ ብሠሰረቱ አንሕና ዝመሰለና ተቖፂሩ ዝተወሃበኩም ሓላፍነት ሉኣላዊ ሓድነት ግዝኣት መሬት ምኽባረ ተመዛበልቲ ምምላስ ወዘተ ካብ 6 ወርሒ ክሳብ ሓደ ዓመት ግዜ እዩ እስኹም ግን ስልጣና ከይንምንጠል ንቕድም ባይታና ክነመዓራሪ ናይ ህዝብን መሬትን ትግራይከ በቃ ተኾነ ይኹን ተዘየለ ካብ ስልጣን አይበልፅን አልኩሞ ዓገብ ዓገብ
Tigraway hade haw Eritrawy tirah Eyu
Shabia ne hizbi ereatra atfiu ne tigray zetfea banda tigrgna tezarabi wedi denbia antsar tigrgna tezarabi tselaey tigrawayn Ereatrawn bhabar ne shabia keale alewo
Leba
This generation shouldn't be anywhere Who gave him all this title He is destroying tigray.
Ab media kalie biwshti kalie
NetI hizbi zitekim sirhu.
You and Getachew are dividing the TPLF party so that the Getachew party can join the Abiy PP party. Abiy put his own miscelane, which is Getachew and you.
Azu kulu chef chaf zetekayede keyh bahri zeseanena tegraway Eyou elom tigraway kenetfe alena Elom ne skatkom Eritrawy habirkum ms amharu koinkum ne. Tigray wegikum
ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር 😂😂😂😂
ጥፋእ ድርባይ ኩርኩር ሻእብያ ተምፅኦ ለውጢ የለን ልእሊ ህዝቢ ትግራይ ስልህልሆት ጃዊሳ ሀርኢ ክረምቲ ካፍቶም ቀደም ዝአተው ሾሊኮም ዝአተው ንትግራይና ጃዊሳ እዩ ሽም ናይ ተጋሩ ፃድቃን ብኩሉ ተመሳሰሲሎሙና ተምፅኦ ለውጢ የለን ስድራቤት ናትካ አብ ሀደጋ አትዬም ምካኖም ፍለጥ ህዝቢ ትግራይ ኢና ንውስን ንትግራይ ድርባይ 2 ህውስህት አይንፈክጥን 1 ውድብ ህዋህት ንአምነላ እያ ዘልስትና ተጋሂግኩም ኢኩም ሀሳዊ ንኢሳያስ አፈወርቂ ትግራዋይ ግልርካዬ ህሶት እንዳዘራእካ ክትመፅእ ከለካ ኢሳያስ ወሎየ እዩ ብንዳብኡ 100% ብሽጣራ ግን ክስብ ትግራውልቲ አዶ ተፈጢሩ ብዋርድያ ይርህልዋ ነይሩ ሚስጥር ከይተውፅእ 150 አመት ዘይኻአትክምዎ ትርንኮል ይርለን አይካአልኩምን ዝተረፈት እድል ምምሳል እያ ህዝቢ ትግራይ አክ ጡፍ ኢሉካ ብፅብፅ ንስካ ንህዋህት ክተፍርስ ህዝቢ ትግርኛ ክጠፍእ ስልህልሆት ህዝቢ ትግራይ ጡፍ ኢሉካ ጀግና እየ ዝብል ሲሚኢት በይንካ ዘምፃካዬ ጅግንነት የለን ካባካ ንላእሊ ክንደይ ወናጭፍ ሀሊፎም ካብስካ ንልስእሊ.ወናጭፍ አለው ቶም ተመስግኖም ዝነበርካ ብጣእሚ ተፈንፊንካ ድርባይ ባንዴራ ትግራይ አይትሽቅጥ ዱሁል😂
ሓቂ ተቐጥን እምበር ኣይትብተ ኽን
ወይ ጉድ ክልል ትግራይ መሬታ ተውሪራ, ህዝባ ፋሕ ጭግራህ ኢላ እናሃለውት ጭራሽ ስለ ናይ ትግራይ ምሕደራ ፓሎቲካ ካብ ወጻኢ አማኻሪ ክትጽውዕ, አነ ዝገርመኒ ዘሎ ብዛዕባ አበይ ዘላ ትግራይ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ አብ "ማርስ"????? እዋእ ዝቢ ትግራይ ብጥመየትን ብቁሪንን ፀጋይን እናተፈራረቆ ከርተት ዝብል ዘሎ ህዝቢስ,
ወይ ጻድቃን "አፍ ያለው ጤፍ ይቆላል" ይብሉ ጸላእትና
ቅድሚ ሕጂ ከም መርኣያ ሙሁር በሳል አተሓሳስባ ዘለዎ ጅግና ኢና ንግምተካ ኔርና ጀነራ ፃድቃ አብጊዜያዊ ምምሕዳር መራሒ ምስ ኮንካ ብዙሕ ተፀቢና ።ሕዚ ክንዕዘብ ግን ከምናይ ስልጣን ፃምእ ዓይነት ይረአየካ ኣ ምኽንያቱም ከም ግዜያዊ መንግስቲ አብስልጣ ንምፅና አብይ አሕመድ ምሕጓስ ወይ ድሌት አብይ ምምላእ ብዝብ ጠለባት ህዝቢ ትግራይ ገፍኩም አለኹም እቲ ዝገደደ ድማ ማስረጃ ጆነሳይድ ዝኾኑ ወንጀለኛታት ሰዲድኩም ሕዚ ንህዝቢ ጥቕሚ ከም እትቃለሱ አይተምስሉ ።
ከም ህዝቢ ሓዚናን ሓፊርናን ብኣኹ
Barya abiy
Inda weyane HATAFAT !!
ቄመኛ ስብ
ሓፊር እየ ባአኻ
ሙሉ ነጋ
ንፕረሲደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብጽንተት ክሕተት አለዎ ትብል አለኻ። ኢትዮጵያ ብመርሒነት አብይ አሕመድ ዝተመርሔ ኩናት እዩ ተኻይዱ ወያነ ንሰራዊት ኢትዮጵያ አብ ትግራይ ዝነበረ ናይ ሰሜን እዝ ደቂሱ ከሎ ብዘስካሕክሕ ምስ ሓረደቶ እቲ ህልቂት ጀሚራቶ አይኮነን ድዩ?አብይ ከአ ብግልጺ ኩናት አውጁ ን ህውሓት ከጥፍእ ተዓጢቁ ጀሚርዎ አብ 3ሰሙን ከአ ጨሪሱዎ ምሉእ ትግራይ ተቆጻጸሮ ብዘይካ በረኻ ቆላ ተንብየን አይኮነን ድዩ። ብዓልዚ ጻሕጻሒ አብ ጓድጓድ ተሓቢኦም ሚልዮናት መነእሰይ አጥፊኦም ብኤሜርካ ሓገዝ ተንፋስ ሰኹዖም አብ ፕሪቶርያ ፈሪሞም ።ሻዕብያ አዞም ዝተረፉ ከም ብዓል እዚ እንተዘይኮይኑ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ አይነበሮን የብሉን። እቶም ብዓል አብይ አሕመድን ብጾቱን ዋናታት ናይቲ ኩናት ገዲፉ ኢሰያስ ብጽንተት ከንከሶ አለና ኢሉ ይግዕር አሎ ሕጂ ጅግና ንኽመስል ።ዕድለኛ ኩይኑ ካብ በዓል ስዩም መስፍን አባይ ፀሃየን ተሪፉ ገና ተዳሊና ዓቅሚ አዋህሊልና ክንዋጋ ኢና ይብለኩም አሎ ብግልጺ።እቶም ዝተማረኹ ወታሃደራት መንእሰያት ዘጽድፉ ዝነበሩ አብ ትግራይ ነጻ ኢሎሞም ተለቂቆም። አብይ አሕመድ አይክሰስን ምኽንያቱ 900.000.000 ብር አብ ባንክ ኢትዮጵያ ዝነበረ ዝሰረቆ ገንዘብ ይውሃቦ ተባሂሉ አሜርካ ከይዱ ገንዙብ ወሲዱ ተመሊሱ እነሆ ይግዕር ሓላይ ህዝቢ ትግራይ ንኽመስል። ራያ ቢራ ፋብሪካ ንመን ሸጥካያ በልዎ ነዚ መደናገሪ። አብ በረኻ ትግራይ ፈትዩ ክዋጋእ አይአተወን አብዚ ዝሓለፈ ውግእ በጋጣሚ አብ ትግራይ ጸኒሑ መህደሚ ስኢኑ ከይፈተወ አቲዋ።
ባዓል እዚ ከይጠፍኡ ሰላም አብ ትግራይ ዝመጽእ አይመስለንን። እንተ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ሕሳብ ተዓጽዩ እዩ ቻው።
መሕፈሪታትኢኩም
ብሽም ግዛዊ ስልጣን ክናዋህ የብሉ ስርዓት ዝሐለወ ምርጫ የድልየና ከም ህዝቢይ ዝመረፀካ መሲልካ እንቃዓ ዘረባ በጃካ ይአክለካ 15:53