ውሳነ ግዝያዊ ምምሕዳር [ሎሚ] /ጌታቸውን ደብረፅዮንን (ክንመርሕ ኣይከኣልናን)/346 ካብ ማእሰርቲ ተሰዲዶም/tigray

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 45

  • @Tamekebe-o3u
    @Tamekebe-o3u 11 днів тому +1

    እወ ይአክል ንህዝብኹም አቐድሙ
    ስልጣን ዘለአለማዊ አይኮነን ህዝብን ሃገርን ግን ዘለአለማዊ እዮም።
    ሞት ተፈናቐልቲ ይአክል
    ንስልጣን ምብላዕ ይአክል
    በጃኻትኩም ትግራይ አይተዋርድዋ ናብ ልብኹም ተመለሱ ሕድሪ ስዋአት አይትረስዑ ።
    ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 12 днів тому +3

    ብልመና ዝወርድ መራሒ ኣብ ዓለም ተራእዩ ኣይፈልጥን ሰለዙይ ጥፉኣተኛ ክዉገድ ኣሎዎ❤❤❤❤❤

  • @HiritiGebrehiwet-z6n
    @HiritiGebrehiwet-z6n 12 днів тому +2

    Yiakl. Yiakl. Yiakl ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @goitom-k6o
    @goitom-k6o 11 днів тому

    ናይብሓቂ ካብ ስልጣኖም ንላዕሊ ንህዝቦም ረብሓ ዘቕድሙ እንተኾይኖም ኣሜን ኢሎም ክቕበልዎ ይግባእ!!

  • @YySs-qx9wi
    @YySs-qx9wi 11 днів тому

    ይኣክል እወ 😢😢

  • @abrishbrhane1625
    @abrishbrhane1625 11 днів тому

    ዝገርም መልእክቲ ዩ።ይኣክል

  • @DesalegnTadese-j5q
    @DesalegnTadese-j5q 12 днів тому +3

    ሓገር❤❤❤❤❤❤❤

  • @eeeekkkk2211
    @eeeekkkk2211 12 днів тому +2

    ልክዕ ይውረዱ!

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 12 днів тому +1

    ቀፅለሉ ተኽልሽ

  • @Mebrahtom-b9t
    @Mebrahtom-b9t 12 днів тому

    ይኣክል

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe 12 днів тому

    Grm

  • @takelegemechu7003
    @takelegemechu7003 12 днів тому

    ይደገፋል

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KifleyAsmamaw
    @KifleyAsmamaw 12 днів тому +2

    yeakl

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v 12 днів тому +1

    ይኣክል ይኣክል ይኣክል እንትብል ሕዝቢ ትግራይ ዝተፈናቐለ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቱ ይመለስ ኢሉ መርገጺኡ ብህጹጽ ከፍልጥ ኣለዎ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 11 днів тому

    ይለዓሉ ደናቁር

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 12 днів тому +1

    እወ ይአክል ንሕዝቢ ስልጣንኩም አርክቡ ሽማግለታት ትግራይ ተረከቡበ ብድህሪ ሽዱሽተ ወርሂ ተረካቢ መንግሰቲ ይመረጽ።

  • @DanayEkubay
    @DanayEkubay 12 днів тому +1

    Geltsi eko eyu memrah kemzeykelu

  • @TesfayReda-d8x
    @TesfayReda-d8x 12 днів тому +1

    ይኣክል ክመርሑ አይከኣሉን እዞም ጉጅለ እዚኦም ልበይኑ ቢሒቱዎ ክነብር የብሉን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓዘቅቲ ደልሃመት እዩ ዘንብሮ ዘሎ ይኣክል

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 12 днів тому +1

    ደብረፅዮን ማወረድም መሾምም የሕወሓት አባላት እንጅ የትግራይ ህዝብ ስልጣንም መብትም አይደለም የደጋፊዎቹ እንጂ ስለዚህ ውረድልባል የሚገባው በህዝቡ በግዝያዊ መንግስት ውስጥ ያሉ ሰዎች ነው ምክንያቱ የሁሉም ናቸውና የትግራይ ህዝብ ፖለቲካ አያውቅም እንዴ ወይስ መበቃቅያ እና የድንቁርና መገለጫቸው ነው

  • @Sbhat-ti4vb
    @Sbhat-ti4vb 11 днів тому

    ብዝበስበሱ ዝጠስጠሱ ብሽማግለ ምምራሕ ይአክል።

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx 12 днів тому

    አሮጌዎቹ ይወገዱ ፡ ጌ ች Viva

  • @GebrewhdWelu
    @GebrewhdWelu 12 днів тому

    ይኾኖ

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 10 днів тому

    ዝተውሃቦም እድል እንድሕር ዘይተጠቀመሉ ብክብሪ ይተአለዩ።

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 12 днів тому

    ካብመን????

  • @ZerayZeray-i6s
    @ZerayZeray-i6s 12 днів тому

    እወ ይአክል ስልጣን ከረክቡ አለዎም አይረብሑ ይልቀቄ።

  • @YordanosTeku-y2s
    @YordanosTeku-y2s 12 днів тому +1

    ሰካራም ዓድ አይመርሕን

  • @TeklayGebremariam-k3e
    @TeklayGebremariam-k3e 12 днів тому +1

    ካብ ኣብ ኢት/ያ ዘለዋ ኣብያተ ትም/ቲ ዘለዋ ሙስሊም ተምሃሮ ወፃእ ድዩ ኮይኑ እቱ ነገር?

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 12 днів тому

    ካበይ ዝመፀ ኢዩ ንሕና ከሙዙይ ዓይነት ጉድ ርኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ደቀይ ደቀ ደቀይ ዝተማሃርናሉ ቤት ትምህርቲ እንድዩ?
    ነገር ዘሎ ደለየ ኣብ ሕምባሻ ፀብሒ ደለየ ዳኣ ይገብሩ ኣዉ እምበር እዞም ጨላጦ ካህዳማት ዑሱባት ግዙኣት ናይ መሽረፈት😢😢😢 ታቦተ ጽዮን ስራሓ ትስራሕ ክትሰርሕ እያ ኻኣ

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 11 днів тому

    እስልምና ግን ንምንታይ አብዙግእዙይ ጥያቄየልዕል ዝወደቀት እም ምሳርይብዝሐ ድዩ አብ አአበባ ዝተፈለየ አለባብሳ የብለንን ብዘይካ ናይፀጉረን ።

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 10 днів тому

    ገልበጥበጥ ዝመስል ውሳነ ይመስል።

  • @AndebrhanNegasi-g5k
    @AndebrhanNegasi-g5k 11 днів тому

    Ketsllu tsbuk eyu
    kab tegadalay nato

  • @tesfayteklegiorgies9812
    @tesfayteklegiorgies9812 11 днів тому

    ኽልቲኦም ጉጅለ ስለዘይኸአሉ ካብ እንግድዓ ህዝቢ ይውረዱልና 😂

  • @mehammedmohemed8014
    @mehammedmohemed8014 12 днів тому

    ለባቡ ኣብውሽጢ ኡሱርቤት ኮይኖም። ዝምራሒ

  • @NegasiNega
    @NegasiNega 12 днів тому

    ነበር ግዛዊ መንግሰቲ እዩ እበር ግዛዊ መንግሰቲ አይኮነን ዝሸየጢ ዓዱ ኤክሰ ፓየር ዝሓሎፎ እዩ

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 12 днів тому

    Kilalay,

  • @fissihagebremedhin9494
    @fissihagebremedhin9494 12 днів тому

    ስርዓት ዩኒፎርም ንኹሎምተምሃሮ ብዘይ ኣፈላላይ ማለት ምንግልታዕ ክኸውን ኣይክእን:: ግልባብ ሃይማኖት ዝለበሰ ፀቅጢ ይኣክል:: these are secular public schools not religious institutions

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx 12 днів тому

    ቀሽም ዳርክተር ይለብ ዋሉ ይማራሉ : ወደድ ከም ጠላህም እሬት እሬት እያለህ ይማራሉ

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx 12 днів тому

    ልፍሓ ተይ ማለትም አክቲቪስት ፡ እዝብ ትግራይ ሙስሊም ፀሊ ዒ (ጠላት) ምዃኑ ክትፈልጡ ፡ ይግባህ : አብ ምድያ ዝማሓላለፍ ኵሉ ሙስሊም ክ ሠምሓ ኣለዎ። በዛዕባ አክ ሡም ሙስሊም ዝትዘነበ ። ራቢ በዛዕባ ናይካ ካር ሔ ና እዩ፡ ።

  • @mehammedmohemed8014
    @mehammedmohemed8014 12 днів тому

    ለባቡ ኣብውሽጢ ኡሱርቤት ኮይኖም። ዝምራሒ