🔵እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ ብዛዕባ ፉጹም በራኺ ንፍርዲ ኣይንተሃወኽ የሕዋት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 153

  • @abiel-info-tv
    @abiel-info-tv  2 роки тому +12

    ሰላም የሕዋት ኣብ ኮመንት ከምዚ ከማይ ሓሳብኩም ምግላጽ ኣይትሕመቁ ኸሙኡ ውን ላይኽ ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ ሰናይ ናይ ምኽትታል ጊዜ

    • @LYE4EVER
      @LYE4EVER 2 роки тому +2

      I'm a fan now cuzzy

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 2 роки тому +1

    Yas yas 💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 2 роки тому +2

    Yas you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💐💐🙏🙏🔊🔊🔊🔊💯💯💯

  • @danielguoush1353
    @danielguoush1353 2 роки тому +1

    ኣበዲኦም እሞ ፈሊጦሞ እዞም ዑሱባት ወያነ

  • @mulieyemane1029
    @mulieyemane1029 2 роки тому +1

    ትክክል ይሰማማኣካ አየ nice bro...

  • @robigerie1937
    @robigerie1937 2 роки тому +1

    Ezom resahat agame eyom zgebru zelewu

  • @feqereu1860
    @feqereu1860 2 роки тому +6

    ኣቢ ዓቢ ስብ እዚ ጉዳይ ባዓል ነሽነሽ ኢዮም ዘንበድብድዎ ዘለዉ

  • @swamswam1345
    @swamswam1345 2 роки тому +1

    Yes

  • @rahwaghebre6426
    @rahwaghebre6426 2 роки тому +5

    Yes you are true 👍

  • @AlexKemer-ok1ke
    @AlexKemer-ok1ke Рік тому +1

    haqi eya ❤❤❤❤

  • @teklomyemane1234
    @teklomyemane1234 2 роки тому +1

    bravo abiel

  • @tesabraham8028
    @tesabraham8028 2 роки тому +1

    Bravo hawey natey smart boy

  • @mikinguse4365
    @mikinguse4365 2 роки тому +1

    ሰላም ይሕዋት ከመይ ትኮኑ እዚ ጉዳይ ዘይትዓጽዉዎ ኢኩም ኩላኩም ምብልዒ እንጀራ ጌርኩሞ እምበር ሕማቅ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ ድሓር ነዚ ወዲ ኣብዘይ ከዉን ፈተነ ትእትዉዎ ኣለኩም ጽቡቅ ኣይኮነን ቡዙሕ ዘረባ

  • @akberetzeweldi6909
    @akberetzeweldi6909 2 роки тому +2

    Begakum ezi wedi selam habwo nay mtlal menfes yblun.hawna keyhamena. Seltene Zbhal Seb mengsti nmengsty & Seb nseb kgarachu Zmexe zelo hmak Seb eyu. Seabtiwin alewwo entay delyou eyu ezi flut eyu. Fsumey ajoka (betri haki tketn ember aytsbern) eta haki kab Amlak ktmese iya. Egzabher kredaka eyu😇🙏 bruk sle zkonka🙏💐

  • @yafueliy1362
    @yafueliy1362 2 роки тому +4

    Nay bahki abi hawey kemti lmud xfuf hasab iu

  • @kirosghebremicael2302
    @kirosghebremicael2302 2 роки тому

    ብልሐት ሚድያ
    ብዛዕባ ፍጹም በራኺ ፡ ትማሊኸ በሪሁልካ ክኸውን ተስፋ ይገብር

  • @yuelella8176
    @yuelella8176 2 роки тому +11

    ብሱል ሓሳብ ኣቢ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጩቡጥ ነገር ዘይኮነ ኣይነጸልም ዳሕራይ ከይንጥዓስ የሕዋት

  • @senaitteame2349
    @senaitteame2349 2 роки тому

    Jätte bra

  • @kobikobi4234
    @kobikobi4234 2 роки тому +1

    100%point

  • @تيتينيتيتبتيني
    @تيتينيتيتبتيني 2 роки тому +1

    Nay bhaqi akseb

  • @ablelchannel9481
    @ablelchannel9481 2 роки тому +11

    ንስኹም ኢኹም ትህዉቱቱ ዘለኹም እምበር ንሱ''ሲ ረዚን ሰብ እዩ ። ትርጉም ስለዘይብሉ እቲ ዘረባ ድማ መልሲ ክህብ ኣይደለየን ፍጹም። ፍጹም እዩ ከም ስሙ ፍጹም።

    • @sumurhaile4121
      @sumurhaile4121 2 роки тому

      𝑵𝒂𝒚 𝒃𝒉𝒂𝒒𝒊 𝒌𝒖𝒃𝒖𝒓𝒆𝒚💝💝!!

    • @ablelchannel9481
      @ablelchannel9481 2 роки тому

      @@sumurhaile4121 thanks I ove you❤

    • @joniabraha7486
      @joniabraha7486 2 роки тому

      Kkkkkkkkkk nsu rezin nska fekis

  • @mulugetagebremicael9658
    @mulugetagebremicael9658 2 роки тому +2

    አንበሳ እሱ እዩ እቲ ሓቂ ጸለመ እዩ ዝግበር ዘሎ

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 роки тому +10

    እዚ ውላድ ኣድጊ ሰልጠነ እዩ እዚ ኹሉ ዝግበር ዘሎ ወድዛ ሓኻሪ ኣድጊ

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому +2

      ብሓቂ ሰለጠነ ብጣሚ ሰዲ ሰብ አዩ እሲ ጋራ ክኣትዎ ኣለዎ እዚ ከልቢ ሰብ

  • @anisaahmed5288
    @anisaahmed5288 2 роки тому +1

    Abi hawey nay bhaki belihi tekedadimka zey mislam deki eri shikorinatat❤❤💯

  • @meriloveberiti2833
    @meriloveberiti2833 2 роки тому +1

    I like you brother

  • @ማሚተይ-ቐ9ሰ
    @ማሚተይ-ቐ9ሰ 2 роки тому +1

    ya ናይ ባሕቂ ኢዩ ኣቢ

  • @almaza9155
    @almaza9155 2 роки тому +4

    ዕድሜኻ የንዉሓዮ ጥዕና ይስዓብካ ኣቢ ሓወይ እዚኣ ጥራይ እየ ክብለካ ዝደሊ

  • @ruthweldu421
    @ruthweldu421 2 роки тому +1

    Wey gud

  • @hameyqalbeymishizbey2018
    @hameyqalbeymishizbey2018 2 роки тому +1

    Nay bihaki abi hawey

  • @MohammedSnaib
    @MohammedSnaib 2 роки тому +3

    ተካል እዋን እዩ በጀካ ጸለመ እቶም ትፊዞ ኻኣ ብኣውራጃ ብዓዲ እዮም ዝውግኑ ፋጨ ከምኡ እንተጌሩ ሰለምንታይ እያ እታ ግዳይ ወጺኣ ዘይትዛረብ እዚ ኮነ ኢልካ ዝተወደበ ነገር እዩ ኮነ ኢሎም እዮም ንሰልጠነ ከም ቁኑዕ ዝርኢዎ ብዓዲ ብኣውራጃ እዮም ዝልክዕዎ ምሰ ሓቂ ደው ኣይብሉን እዮም

  • @JOKER-gt6vh
    @JOKER-gt6vh 2 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ንስኻ ኮ ትሓይሽ ወደይ

  • @gihdeweldeab
    @gihdeweldeab 2 роки тому +1

    😍

  • @habenlove6730
    @habenlove6730 2 роки тому +2

    Hawey kindi buxuh wuladika aytfired

  • @yonas7887
    @yonas7887 2 роки тому +1

    Kab blhat media berah media bela ziarkey kkk

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052 2 роки тому +3

    ሰልጠነ ክንቲት ደኣ ን መን ዘየጸለመ ሶሎ ሜድያ ምስ ኣብከዮም ወዲ ተሻገር ጎንደር ክብሎ ዘይሓፈረ እዚ ሓሳዊ አዚኣ ዲማ ናይ መወዳእታ ፍሽለቱ ኢያ ክስሕና እዩ ኣብዚሕዎ እንድዩ ሰብ ንዒቅዎ ትም ተበለስ ዘየሕትት መሲልዎ ኣሎ

  • @Hidatstore
    @Hidatstore 2 роки тому +1

    Degafie amexti eka…ajewjew.🥲

  • @Beti642
    @Beti642 2 роки тому +1

    kila lakibat eika nisika an jermon zelkom 80 % kihatiy tilmtiy eikom ne ab isreal zelo seb

  • @yoaze5100
    @yoaze5100 2 роки тому +2

    Azi nay seltine serah eu tegray tiawet sel zy bele eu bro astweal

  • @merawaliku3182
    @merawaliku3182 2 роки тому +1

    እዛ ዝብልካያ ትብላዕ ዘረባ ኢያ፡" ኣብ mass media መጺያ ትዛረብ ብሓቂ ፍጹም በራኺ ገንዘብ እንተወሲድላ"

  • @awethannes5669
    @awethannes5669 2 роки тому +1

    Balu u ab hashewuye atu genzeb rgum

  • @Phili1616
    @Phili1616 2 роки тому +3

    ኣነ ከማን ከምዛ ዝበልካያ ይር ዝብል ይቃወም የ ወይ ይድግፍ የ ስለ ዘይበልካ ኢልካ ምክሳስ ዘይከውን ዩ

  • @mohammedsaid3371
    @mohammedsaid3371 2 роки тому +7

    ከመይ ዛኣመሰልኹም ሩጉማት ህዝቢ ኢኹም ኣንታ ኢዛ ዓለምና ወሪዱዋ ዘሎ ማዓት ዘይተስተብህሉ ኮሮና ንዓለም ኣጨኒቑ ንልዕሊ 2 ዓመታት ሰብ መድሃኒታትን ቀረባትን ክፈጥር ትንፋሱ ወጺኡ ንሱኹም ግን ኣብ ጉዳይ ሕንፊሺፊሽ ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንልዕሊ ዓመትን ፈረቓን ዝታኣጉደ ኩናት ማኢለያ ዘይብሉ ትንፋስ ኢና ተቐዘፈ ዘይግድሰኩም ።ሒጂ ድማ ኢቲ ዛዓበየ 3ይ ኩናት ዓለም ሎሚ ዶ ጽባሕ ይዉላዕ ኢናበለት ዓለምና ሸቖጥቖጥ ኢላ ከላ ከምዚታት ዓይነት ሓሸውየ ክትዛረቡሲ ባሓቂ ኣዚኹም ትሕቲ ፉጡራት ሙኻንኩም መስኪርኩም ። ኢዚ ግዜ ጸሎት ዘድልዮ ግዜ ኢዩ ። ቁሩብ ከምዚታት ሕማቕ ተሪኢዮታት ክሬኤ ከሎ ጸሎት ምብዛሕ ንዓለምና ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ፈተነታት ይገጥማ ኣሎ ኢሞ ነስተብህል ኣብ ዓዲ ጻዓዱ ኮይና ባህሪያትና ኣይንረስዕ ። ኣብ ኢንግድዓ ጻዓዱ ታሓንጊርካ ምኻድ ጥዒሙና ኣብ ሃገርና ህዝቢ ዝብላዕ ሲኢኑ ከርፋሕ ናብራ የሕልፍ ኣሎ ቁሩብ ካብቲ ዘለናዮ ሃገራት ቀዲሕና ሃገርና ከነጸብቕ ንፈትን።

  • @joniabraha7486
    @joniabraha7486 2 роки тому

    Dis layk adeka aleku kulu hadabatka ziro

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 2 роки тому +1

    ዓቅሊ ኮን ዘይትገብሩ ነዚ ህዝቢ በጽብጽኩሞ

  • @ሰላማዊ
    @ሰላማዊ 2 роки тому +2

    5:50
    ወልደፍደፍ ኣይትበል ኣብ ሓቂ ርገጺ።
    ንስካ ንነብስኻ ጥራይ ኢካ ትውክል ከም'ኡ ኣይገብርን'ዩ ኣይትበሊ። ክንዲ ብጹሒ ውልድካ ኣይትምሓል አዩ።
    ንሳ ወጺኣ ዘይትዛረብ ኣለዋ ዝበልካዮ ከኣ ሕብረት-ሰብ ናትና ብ ዘለዎ ባህል ጸቒጢ ዝመጽእ ሳዕቤን ሰለ ዘሎ አዩ። በትሪ ሓቂ ትቀጢን አንበር ኣይትስበርን አያ።

  • @samikidane8993
    @samikidane8993 2 роки тому +1

    welcome abiti eantay dea tfeika aytdenguy

  • @የሱሰይ
    @የሱሰይ 2 роки тому +4

    Naybihaki abi hawey wala ane kemiza natika eya ile seltene sebihal sebie Eritreawinet nimidikam eyu abi hawey abi sebie 🇪🇷👏❤️🙏

  • @fthawitsium9864
    @fthawitsium9864 2 роки тому

    ሓወይ ምስኡ ትሰርሕ ዲካ ኣይገብርን ትብል ንስካን ከማካን ሓሲምኩምና

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому +3

    ብጣሚ ጽቡቅ ዘረባ እዩ ተዛረብካ ወላ ኣነ ከምዚ ናትካ ሓሳብ ኣለኒ እታ ዝተበደለት ዘይትቀርብ ወይ ክትቀርብ ኣለዋ ገጻ ከፊታ እዚ ግን ብታ ዝተዛረባ ቃል ንምክፊእ ዘቅርቦ ዘሎ ውን ክከውን ይክአል አዩ ሰልጠነ ስዲ ከልቢ ዝኮነ ሰብ እተ ተቃወመ ንጽሃት ሰብ ከጸልም ይውዕል ኣሎ ምቅዋም መን ከሊእዎ ድዩ ግን ሕብረተ ሰብ እዳ ኣጸለመ እዳ ዘጠለ መን ኣፊቂድሉ አዩ እዚ ክቅተል ጥራሕ አዩ ዘለዎ ከም ናይ ሳሚ ኣርዓዶም ኣይ ዓዲ ኣይ ዓውቲ ምግባሩ ጥራሕ

  • @goitomaraia1886
    @goitomaraia1886 2 роки тому

    Respect ata entay eu gerekum ezea hezebe

  • @Yem.gh.63
    @Yem.gh.63 2 роки тому +6

    እዋይ ፍጹም ምሽክናይ መእተዊ ገንዘቦም ገሮምኻ።

  • @mohammedsied6053
    @mohammedsied6053 2 роки тому +1

    Anbesa zesmai zerba mesaka aleke

  • @redseacamels7095
    @redseacamels7095 2 роки тому +3

    ኣቢ ደመይ ኡንቃዕ ብሰላም መጻኻና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ብምቕጻል ንስነጥበብውያን ሃገርና ዝግበር ዘሎ ምጽላም የሕርቐካ እዚ ድማ ብሰልጠነን ተጋሩን ዝትበር ዘሎ ድራማ ሙኻኑ ኢና ናኣምን ትግራይ ትስዕር ስለ ዘይበሉ እዞም ዩቲበራት ውን ሰልጠነ ስለ ዝበለ ንዑኡ ኣሚኖም ክዛረቡ ከለዉ የሕዙኑኻ ኮራኹር ሰልጠ እዮም ንስኻ እቲ ሓቀኛ ኢኻ መደባትካ ይከታተሎ እየ ኣቢ ወገነይ ቀጽሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና፡፡

  • @abduselamhassen8406
    @abduselamhassen8406 2 роки тому

    ሰብ ከይኑ ዘይጋገ የለን ናይፍጽም ግን ማራ ተጋኒኑ ሐቅነት እንተሊኩም አብ መዓስከር ስደተኛ ዘለዋ ይሕዋትና ይዕመፃ ብጥሜት ጽምእን ተሸጊርን ዘለዋ ድምጺ ዘይትከኑወን

  • @BenBen-bd3mo
    @BenBen-bd3mo 2 роки тому +1

    Hakenet entelwa ab Facebook zeykone ab enda hegi eya ketkeyd zelwa. Ezi kone elka nemxlam zetgbre eyu

  • @teweldeweldat3962
    @teweldeweldat3962 2 роки тому +3

    ዓንጃል ሓወይ አንታይ ገባሪ ኮይኑ ዩ ስሙ ዘጸልምዎ መስከብ ዋሒድ

  • @sonymax4868
    @sonymax4868 2 роки тому +2

    ትክክል አለካ ንዑኡ ንምርካብ እዩ ሰልጠነ ሓሳዊ

    • @naher535
      @naher535 2 роки тому

      Hji ke men eyu hasawi

  • @tesfomandemariam6642
    @tesfomandemariam6642 2 роки тому +1

    Kgebr ykel eyu. Aytmhlelun eka. Astewal.

  • @saraghebrezadik4963
    @saraghebrezadik4963 2 роки тому +1

    You are rabesh

  • @meramake7624
    @meramake7624 2 роки тому

    Halay gonfi ezi medeb gdefo moyaka aykonen

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 2 роки тому +1

    ሓውና እዚ ስቅ እልካ ጽውውጽዋይ እዩ ። ስለ ደስ ዘይበሎም እዮም እቲ ህዝቢ ድማ ብእልፊ ዘይረብሑ ተዛሪቦም ወይ ጽሕፎሞ እሎም ደድሕሪኡ ምካዶም እዮም ።

  • @gualasmara4413
    @gualasmara4413 2 роки тому +2

    Akerarbaka xfuf dmxika tium kulu Eti rieto ethbo haqena kiniena zelewo des zebl Abel hawey ,,,nayzi zibhal zelo xinxiway kea kiniamin tekoynina eta gday koyna zela Ab live tiwxae live keyreana ayniamnin ena ...Tewetafi ab live yemxiaya ..

  • @amandamikiele186
    @amandamikiele186 2 роки тому +1

    Eangare eazga bala eaza hawaye ab reytoka batamya thagysa

  • @joniabraha7486
    @joniabraha7486 2 роки тому

    Kemey rekibkayo feche zarkey tekedadimka mefar trgum yeblun temahirka ktkewn tedga ygebr

  • @wegahtakibreab6191
    @wegahtakibreab6191 2 роки тому +1

    Lokbat konka

  • @ሻውል
    @ሻውል 2 роки тому +1

    ሓሳብ ካ ኣይጸላእክወን ወደደይ ብክልእ መደብ የራኽበና

  • @widasemedhane4424
    @widasemedhane4424 2 роки тому +1

    Way zeghrm eyu nemne eka tame

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 2 роки тому

    አንታ ተባህለ ካብትብሉትውዕሉ መንእሰያት ኢኽም አብዘይድሊ ሃለፍታ ትውዕሉ እስከ ብዛዕባ ሃገር ሕሰቡ ሃገር ተረሚሳ ዘይሐሰብኩምሲ ከተዋቅዕው ትውዕሉ

  • @titihailu058
    @titihailu058 2 роки тому +3

    Thanks dear GBU 100% xbuq aleka and Fuxum aywealon mulue thzto ab UA-cam alo 2 haqi xeleme mkanku aleni meregagexi kewrdo eiye ab channeley 💞💞🙏🙏⛪⛪

  • @kibromgaim2496
    @kibromgaim2496 2 роки тому +3

    እዚ ኣብቲ ናቶም ሓሸውየ ስለ ዘይኣተወ ከጸልምዎ ደልዮም

  • @tecletecleab2090
    @tecletecleab2090 2 роки тому +2

    ስለምንታይ ፍጹም በራኺ አብ ሜድያ ወጺኡ ባዕሉ ዘይዛረብ ንነብሱ ክጣበቅ አይክእልን ድዪ ስለምንታይ ንስኻ ወጺኻ ትዛረ በሉ አለኻ?

  • @rahwarsdalaasd7027
    @rahwarsdalaasd7027 2 роки тому +1

    Amlak kekem gbrna kfedyena ayu abzey nfelto aynhawtt

  • @tekleweyniyemane3270
    @tekleweyniyemane3270 2 роки тому +1

    Halafnet nefsi kof seb tesekimu slezo kumu aygebrn eyu

  • @samiwedi5977
    @samiwedi5977 2 роки тому +1

    እዚ ሓቂ ኡ ኤዝብል ኣነ ግን ማእረ ክድዚ ተጋነነ ክከዉን ዝብል ግምት የብለይ ባዕላ ዝንኡን መልኩዑን ሪኣ ኣ ናብዚኩሉ ሽግር የእታቶ ዝብል ግምት ኣለኒ

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER 2 роки тому +1

    ጥማዕ ተጋሩ ኢሎመ ኢሉ ዝአምን እንተ ሃልዩ ሕማቅ ናይ ኤርትራውያን ክሰምዕ ዝብህግ ርእሱ ኣልዒሉ ዝኸይድ ኤርትራዊ ከድንኑ እንተ ዘይ ኮይኑ ሓቂ ከም ዘይ ብሎም ሕሉፎም ይነግረና ፋጨ ባዓል ግርማ ድማ በጃኻ ናብ ናይ ስልጣንያ ሸው ንኸይ ትኸይድ ጥራሕ እየ ዝምሕጸነካ ።
    🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷

  • @ሎሚዓወትናይኤሬናእዪ

    እቶም ሓደ 2 ንሓደ ወዲ ሰብ ብከመይ ካብዛዓለም ነጥፎኦዪ ሓሳባታም ግን ጭብጢ ዘይብልካ ስቅልካ ቦሮም ቦሮም እንታይ ዋጋ ኣለዎ።

  • @weldensetekle5700
    @weldensetekle5700 2 роки тому +10

    ንምንታይ እሞ ፍፉጹም ባዕሉ ወጽዩ ዘይዛረብ ሓቂ እንተለዎ !

    • @biniamhabtom7786
      @biniamhabtom7786 2 роки тому +9

      ትም ምባሉ ኸ ገበነኛ የብሎ ዶ ይመስለካ!
      እንታይ ገዲስዎ ዘይውክሎ እንተኾይኑ ከም ብርቱዕ ማይ ዘኒቡ ዝጽሒ ጽባሕ ንግሆ ዘይ ባዕሉ ክሃስስ ዩ ወረን መዓኮርን ንድሕሪት!

    • @saraeyob1517
      @saraeyob1517 2 роки тому

      መልሲ ሂቡ እዩ።

    • @merawaliku3182
      @merawaliku3182 2 роки тому

      ተዛርብሉ ኮ

  • @fisahaasgele6952
    @fisahaasgele6952 2 роки тому +1

    „Kgebiru aykelun eyom ele eye zamn tibl hareg „ neza tntenaka wduq tgebro….

  • @kidanenegash8014
    @kidanenegash8014 2 роки тому +1

    Gemsha bela, b online erkana awxia missebay tirakeb,resah ya bahlina win akonen,nai kiliteom gega eyu elkum exewuwo.

  • @yonasnaxu8878
    @yonasnaxu8878 2 роки тому +1

    Selma diu kemey k aleka zearkay

  • @senubereket7393
    @senubereket7393 2 роки тому +1

    nemtey tehliklu Aleka Ayegbiron eyu Eleka tezareb reseka Aserhayo Fixum selahita nay Teftawi show semayo OK fixum Ayegbrin Ayetibel mesom do nerika Eka

  • @berihutekle7754
    @berihutekle7754 2 роки тому +1

    ፉጹም ኣይኮነን ዶ ክሰርቅ ስ ትክ ኢሉ ከማን ዘይዛረብ

  • @Fthi_Nhzbna
    @Fthi_Nhzbna 2 роки тому +1

    Drama Higdef klu Gize kem u Mewedata yeblun Antum Sebat ksab meas ena leley knbl knebr kab hlufna Dabi Tmhrti yelen Higedf Nsu u Srhu kal Srah yeblun Hije wun eta Seb haqi ente lewa kemti dbelkayo haqi hiza Tmxa Aqumu khgeza eti Hizbi Wedhankum

  • @tesfagabrimehari9247
    @tesfagabrimehari9247 2 роки тому +1

    Kulu geze kekatatelka nefu betami anbesa

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 2 роки тому +1

    ክላእ ሐፍቲ የብሉን አብ ኡጋንዳ

  • @balila3571
    @balila3571 2 роки тому

    ክንድዚ ርእሲ ሒዝካስ ከምዚ ኢልካ ትዛረብ እንታይ ድዩ ፍጹም ሰብ ዘይኮነን አይገንሮን እዩ ትብል። ደሐሰር ክትፈልጥ ሰልጠነ ከም ዝበሎ ብዙሕ ግዜ ደዊልሉ ጽሒፍሉ አይመለሰን ስለምንታይ ቅድሚ ፍጹም ትብል ጽሕፍቲ አታ ስነ ጥበባዊ መልሰለይ ኢሉ ጽሒፍሉ አሎ ኪድ አምብቦ። ዝገረመኒ ነገር ግን ን ሓደ ደራፋይ አብ ዩ ቱብ ዝረአኹሞስ ክንድዚ ትጣበቑሉ ወረ እንታይ እዩ ኸ ዝደርፍ።

  • @solo850
    @solo850 2 роки тому +4

    ሓቂ ይኹን ሓሶት ነቲ ውልቀሰብ ዘይኮነ ነቲ ኣታሕሳስባ ኢዩ ክህረም ዘለወ ነዚ ኣታሕሳስባ እዚ ዝካላኸል ሰብ ንባዕሉ ኮምኡ ስለዝኮነ ጥራሕ ኢዩ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሓላፍነታውያን ኮይና ንሕሰብ።ከም ሕብረተሰብ እዚ ኣታሕሳስባ እዚ ኣብ ፍጹም ዝጀመረ ዘይኮነ ኣብቲ ኣዝማርኖ ስነልቦና ማዳ ሕብረተሰብና ዝጸንሐን ንፈልጦን ሓቂ ዶ ኣይኮነን ስለምንታይ እኹም ብሓሶት ትዛረብ ከኻብጥ።

  • @wedyhalalmeryet4083
    @wedyhalalmeryet4083 2 роки тому +2

    Gdefwom Dey Nsas Kemu Xelayt Hager Iya Tkewin

  • @teweldeteklehariate6312
    @teweldeteklehariate6312 2 роки тому +1

    Behaki xebuk srah ftsum kemu aynet seb aykonen seb entay zeybl qexlwo

  • @ማርያማዊትጓልተዋህዶ

    መን እዩ ሓፍቱ ዘለቶ ኳለል ትብሉ

  • @kidanenegash8014
    @kidanenegash8014 2 роки тому +1

    Nmera le sebay genzeb yewxie zeytigedfo , n mintay. Sedidatulu

  • @gromgrom7898
    @gromgrom7898 2 роки тому +1

    Ane zmesleni tgray tewet sle zey bele

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 2 роки тому +1

    Dey nay beal seltene eyu neritreawi mdban eyu thasibu gn may haqunu wedi adgi tgray teawet sle zey belese yexelmwo alewu

  • @habeshaview930
    @habeshaview930 2 роки тому +1

    Atum sebat kamzi zegabir seb aykonan aytebalu. Seb endyu kigage aykelin

  • @letinaandebrhan7990
    @letinaandebrhan7990 2 роки тому +2

    I don't think he did it and if she have proof she have to show us to believe her

  • @abrehetmirach1543
    @abrehetmirach1543 2 роки тому +1

    Tefetawi show zbehal seb hasawi belo n Eritreawian mitslam amel gerwo

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 2 роки тому

      Nsu entay geru ksab sim abo znegr zey xbeyou hwtatia hzbi eyou bnebsu. Eten awald wun fokiskin blash

  • @abrehetmirach1543
    @abrehetmirach1543 2 роки тому +1

    bailege bela hasawit bet firdi keida tikseso

  • @maharihadsh8829
    @maharihadsh8829 2 роки тому +1

    Kndey bxuh wededka aytmhal zbhal msla tfelt do kemey gerka ika hayfxmon eyu tbl zeleka seb eyu ko kgage aykeln du

  • @znkidmit
    @znkidmit 2 роки тому +4

    Perfect and respect amazing speach bro keep going

  • @lukaszena3992
    @lukaszena3992 2 роки тому +1

    Ya tkikl aloka gn 1st wela tegatema haqi tekone ezi guday wlqawi guday u . 2nd seltene malet kfue hasawi n UA-cam kbl hiwet , kbri seb zbele u