Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሙቁራት ኣዕሩኩተይ ቡሩኽ ናይ ስራሕ ምጂማር ይግበረልኩም።ብስም እዞም ሙቁራት እስኪ ላይክ ኣግርጪው ኣቡሉኒ።
ኣየ ኤፍር ምስኦም ደኣ ዘይቲሰርሕ
weyley naka dina like knhb wela n tewasaeti😂😂😂
ቡሩካተይ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ keep it up
ሰብ ሓዳር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ከምኡ ዉን ጽንዓት ይሃብኩም እግረይ በጅልኩምኒ ክክክክክ i love you ሲንግል
kkkkkk egrka tseber
Kkkkk egrey bejilkumni.so funny.kebdka ke entay eyu bejilwo
Kkkkk lol tay da Mera ameririka zehawy ajuka Kulo sab 1 aykonan
too too zearkey meareyy beja singel xeada😂😂hhhh seb hadar kea txneat yhabb😂
ብእግርኻ ድኻ ትሓስብ Lolll
እዚኣሰ ኣብ ዓራት ዳኣ ኣይሕጎሳን እምበር ብዘይ ሓደ ነገር ዓጭ ዓጭ ኣይትብልን ጎዶሎ ሰለ ዘሎዎ እዪ እዚ ውን ክሕሰበሉ ኣለዎ 🐹🐹🐹😊😊👋👋
Kkkkkkkk
ወይለይ ከምዚይ ኸ አሎ ድዩ ክክክክክክክክክ። ደሓርኪይ ይገድድ
Win
ክክክክክክክ ኣታ ከመይ ዝበሉኩም መስሓቃት እኩም ወያላት 😂😂እስኪ ላይክ ሃቡኒ ኣግርጭውው ዋይ ንማነኛው ፅቡቕ ስራሕ ዩ ቀፅሉዎ
Amet gera eza Film
ቢኒ ኣስሊ
ኢዋእ ኣንቱም ሰባት ድሕሪ ወርሒ ክምርዖ እየ ተፈራሩሁና ኣለኩም ያከ ክክክክክክክክክክክ ብፍጹም ሰናይተይ ከምዚ ኣይትገብረንን ኢያ ነዓይ
Kķkkkķkk kkkkkkk mish ane da yewah endye
ናይ ብልቢ ክክክክ
Hadarn may zhuln tifo metay u zdeli kkakkkk
Nice yehwat kexlwo xbuk srah 👍🇪🇷👍🇪🇷👍
ጽብቕቲ እያ እዝ ፊልም መሃሪት ከማን ግን በጃኹም ወለዲ ኣብ ውላድናን ኣብ ወለድናን ሸለልትነት ኣይንግበር ብፍላይ ኣብ ደቅና መሰረት ዘይብሉ ፍቕርን ሓዳርን ውጺኢቶ ኣብ ደቅና እዩ እቲ ጉሂ እዚ ናትና ኩራን ባእስን ኣብ ደቅና ምስ በጽሐ እዩ ክርድኣና እንታይ ፍቅርን ሓልዮትን ኣጽኒሕኩምልና ውን ክብሉና እዮም ደቕና ስለዚ ኣይትሕመቂ ኣይትሕመቕ ንበርትዕ
Ya nay bhaqi adnqeka hawey nateyyy muss u
Naye bhki kuber hawey
መን ኣሎ ከም ya tsbuk aleka bflay abzi lomi zeben weledo zelena ayrdanan alo
Nay bahaki ኣድኒቀካ ኩቡር ሰብ ከማካ ይብዝሑ
Jkjaqased
ንሰበይትካ ወይ ድማ ንፈታዊትካ እንተ ዘይ ባህራ ኣምጽያ ብስቕታ ኢኻ ትቀጽዓ ክተስሕተካ ይኩን ገለ ቡዙሕ ክትፍትን ወላ ኪኢላ ትሕድመላ ዉጽኢት ናቱ እንተ ኣስተብህልካ ማለት ኢዩ ኣብ ነብስካ ስለ ዘይ መጸካ ኮዩኑ ኢካ እንበር ዓቅሊ ኣይምገበርካን ትቡሉ ሰባት ኣይትሳኣኑን ኢኩም ከምዚ ምስ ትገብረኒ ሰበይተይ ወይ ድማ ኣፍቅሪተይ ከምዚ ምገበርኩ ንስረሕይ እንዳ ኣማላኡ ብስቅታ ምቀጻዕኩዋ ነይረ ድላያ እንዳ ገበረት ስቅ ኢለ ምረኢኩዋ ክሳብ ሕልናኣ ዝቅስቀሳ ንሰብ ብዘረባን ማህረምትን ኣይተስሞዖን ኢካ ብሕልና ኢካ ትቀጽዖ ንነብሱ ክሳብ ዝጸልእ ምስ ገበርካዮ ብንባዕት ኢዩ ብደሉ ዝገልጸልካ
ኣቤት ዉሕሉል ዘረባ ጻባ ስተ ዓርኬተይ
እንታይ ኣምጽኦ ፈኸራ ኣታ ወዲ ዕብዲት
debish asli rekha gena alkha ni Hadar aytbekiayin ayka
Hasabka btamii ykbelon yetegbron yeamnelun eye naybhakii 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@@amam7011 እንታይ ትብል ወደይ ክክክ ድሓን ጸዋር ስለ ዝኾንኩ ክጸረካ'የ ዓርኬተይ።
Lebamat deqi adey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ASEY ASEY deki eri 🇪🇷kemo elokom tesamamo...des tebel xebok maheritin eya.... goday HAGERINA dima aymserie da edey edika niblie nefthe ❤🇪🇷
እዛ ፍልሚ ሰበተይ ኣይትርኣያ ገለ ክትምህርለይ እኩም ዋእ ኣብ ዩቱብ ከይትድክል ከዕልላ እየ ገለ ከይሸየፈታ ተቀነየት
Gajs Gss kkkkk
ፅ
+Meaza Gigi ኣንታይ ደኣ ዕ፡ ጥራይ ወስከላ ባ
Hahahaha 🤣🤣🤣
ክክክክክክክክክክክክክክ
Kemay lebam sebeyti enterekibe ezi kemzi hadar bfxum ekaye zekirio kkk hasabka yesmrelka beluni like gerkum
ya fafino kef alewo fafino zednk like yhabeni
Kkkk dey kasoti deidyekin ekin tihbiya 😂
@@fansofbreezy9194 fanu miss you zeayday yen mar
Good🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክክክ ሳሓቅ ሞይተ ብዛፊልሚ ኣቱም ደቀይ ግደፉእባ ኣይታፋራሩሑና ዋ ገና ኢና ሓዳር ኣይጀመርናን እሞ ብዛ ትሰርሕዋ ደለኩም ፊልም ኣይታፍሩሑና ብዝኮነ ካዓ ፅቡቁቲ ፊልም እያ ኣጆኩም ቀፅልሉ በጃኩም #Like እስኪ
ንከኣኣል ንምባል እዩ እዚ ፡ኣብ ደቀንስትዮ ጥራሓ ዘይኮነስ ንኹሉ በሓፈሻ ንመጻኣመድትኻ ምስ ዓርከ መሓዛ ምክኣልል ወን መሰረት ሓዳር ማለት እዩ በጠዓሚ መሃሪት እያ ቀጽልዎ ይሓዋት ።ቡሩኽ ቀዳመሰንበት ይግበረልና
Wawwwwwww btami xbuk rah fanu hawey ajeka kexla.
Bihaki bilux sirah;ewanawi Guday bimkonu ziyad temeraxi mehari sirah yigebro;biflay nay tewasaeti nayta Hizan tesatifan gexe bahrin ziyada nikulu akal sidar kem zixelun;kemue dima meftih kulu dima mikieal mixwiwwarn ab medaeta tebirh bimkona ziyada bay sirah fetran na Zihafi &Alayn (writer & director ) nay zanat yerieyeka(.keep it up!!! ) kalie friyatkum nixibe. Also good works for those camer & edit film participated.
kkkkkkkkkkkkkkk like ኣቤት ሓዳር እታይ ዝበልዎ ሓዳር ሲጊለይ ጽምዋይ ሒዘ ስቅ ምባል ትሕሸኒ
Kkkkkkkkkkkkk
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፡ ኣብዚኣ ግን ሓበን ሓቁ ዩ ከይዕድመኩም ኣባላልዓ በዓል ፋፉ ርኢኻ ክትዕድም ትሽገር ኢኻ ክክክክ ብዝኾነ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዩ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ከምትበጽሑ ውን ጥርጥር የብለይን ጃምዓተይ ሸኻኹር እስከ ብልቢ ዝዓገበ like ኣግርጭው ኣብልሎም።
Btami xubuk srah Agokum kexlwo
ኣንታ እዞም ኢስራኤል ዘለዉስ ከም ኣብ ኤውሮፓ ዘለዎ ዘይኮኑ ንቁም ነገር ዲዮም ተፈጢሮም እምበር ዶ ከ የሕዋት ኢዮም፡great job wegenatey
ውውውውው መሳቶ ምጣዕሚ ማሃሪትን፡ ሂወት ናይ ስደትና ትገልጽ፡ ኮይና ረኺበና,ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሕዚኩምልና ከም ትመጹ ኣይጣራጠርን የ ኣጀኹም መርከብ ናይ ሂወት፡ like nhabom ahwat nezom melaml menaesey nay xbah kobakbti yom!!!
ክክክክክክ ጹቡኪ ስራሒ ባሊ ኣጊሲማይ
ምፅዋ ውይ እግዚአብሔር አምላኬየ ሰላም ዝበዝሖ ሂወት አዛጋጅወልና።አሜን ሃፍቲ ናይ ዝበዝሖ ታይ ይገብር በስመአብ ነይ አመት ክዳን ነይ ማአልቲ ምግብ አይክላአና ጌታ ንኩላትና አብ ሂወት ና ደም ፈሰቅርን ሰላምን ዝበዝሖ ሂወት ይሃበና።
ጽቡቕ ስራሕ ማለት እቲ ሓሳብኩም ኡኹል፡ዩ።ከም፡ፊልም ግን ገለ ዓቢ ጌጋ ጎሊሑ ዝተራእየኒ እንተሎ ፡1ይ ኣዘራርባ ናይ ሓበን ትሕት ዝበለ ሕርቃን ክኸውን ነይሩዎ ረባሺ ቃላት ኮይኑ።2ይ እዞም ሰባት መዓስ ተፈላልዮም ወይ ዕርቂ ዘድልዮ ባእሲ ተባኢሶም?ተገራጭዮም ምግርጫው ከኣ ንቡርዮ ባዕሎም ክፈትሑዎ ነይሩዎም 1 ወይ ድማ ጥርዚ ሓርቖት በዚሖም ክፈላለዩ ወይ ናይ ምፍልላይ መስርሕ ክካየድ ነይሩዎ ሽዑ የዕሩኽ መሓዙት ይጽዉዑ ፡ እዚኣግን ቆልዓ ኣምጽያ ኣምጻያ ተበሃሂሎም የዕሩኽ ድማ ንዕርቂ መጽዮም።ከም ኣነ ሃዊኽኩማ ነዛ ስራሕ ፡
Eeeway temesgen amlak ksab za zaet ezia singl zgeberkani singl zelo Like yhabeni!
ewe Single tium
Kla kabzi hadar ab Europa da hadar yitrefena single always good gin ete bezhu da keyweldena keynkirib ember
All I can say is that little girl is freaking cute !!
ጸግተይ ዘይናሃታ ካራግተር ህብኩማ ብሰንኪ ዘይልባሳ ምኽኣል ስእናቶ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ እንዳ ደቭ ዓርከይ
Nice job keep it up brother!!!
Wawwww meharitn awanawitn zkonit drama nay behaki des tbl ajokum qexluwo
ክክክክክክክ ኣታ ዘይተመርዓና ኣለና እታይ ኢኩም ተፍሩሕና ኣዋልድ Europa እናበልኩም ዘይናተን ኣይንሃበን ብስንኪ ሐደ ክልተ ንኩለን ኣይንለክመን ኣዘሪጥኩሙና እኮ ክክክ ኣነ ሕጂ ክምርዖ ሓሳብ ነይርኒ ከምዚ እንተኮይኑ ገዲፈዮ ኣለኩ ክክክክክክክክክ
kkkk afararihom eka wediomna kk
Hawey temero dea sik elom eyom besimab wewelid wemenfeskidus ela tibelie nska ewn kemu elkum jemerwo enber meras tsega eu ay tifrah zihawey. Hadabka egzabher yfetsimo. Birkti gal hiwan yefterelka.
እውይ ናይ ባሓቂ ንፍቅረይ ከምዚኣ ካሻሽንካ ኣብላዓኒ ክብሎ እየ ፅብቅቲ ትምህርቲ የቀንየልና kkkkkkk ግን ብፀባይ እየ ክሕዞ ንፍቅረይ ማዓረይ ድማ ማሃሪትን ገላፂትን እያ ኣጆኩም ብሩኻት
ከከከከከከከከከ እንታ ኣቀባጢርክለይ ዳኣ ኣነ ክምርዓወኪ ከከከ
@@lulaentertainment8592 kkkkkkkkkk ናዓኒ ጥራይ የኔ ጥሕሎ
Kkkkkkkkkkk ende ante yalu wondwochi egziabher yebezachweeee
kkkkkkkkkkkkkkkkkk ኣታ ከመይ ዝበሉኹም መስሓቃት ኢኹም ብፍላይ ፋፊኖ ትብልዎ ወዲ ኬፍ ዘለዎ በጃኹም ኣቀጽልዎ ብዝተረፈ ኩሉኹም ኑፋዓት
ክምርዖ ሓሲበ ነይረ'ሞ ሕጅስ ፈሪሐ ሲንግል ትሓይሽ
ፋራስ ፋራ ዳኣ እቲ ትግርኛ ከመይ ኢዮም ዝገብርዎ ፎእ ኣዛራርባ ተማሃሩ ኣዋድቓ ቓላት ተማሃሩ ደቒ'ዛ ምደረ ፋራ ካብ ፋቻ ዜሮ ካብ ኣዛራርባ ዜሮ ዜሮ0000000000 ምድረ ፋራ
Hahaha ygermka eyu nska ke kemay dika አቲ ትግርኛስ በቃ ምርዳእ አቢዩኒ ክዛረቡ ከለው ልበይ ቶግ ቶግ ትብለኒ
Kkkkkkk nay bahaki
Ane zigermenis nisbetika mihgazs kem newri tiwesdwo sebat aelku gega rideti eu nisebytka mihgazs malet eko nihadarka migbar maleti eu
ሓወይ ናተይ ኢታ ሰበትኻ ምስ ኣበየትካ ቀላጢፍካ ናብ ጋልካ ክትከይድ ነርካ ብሕልና ንዓና ውን ክትስበና ፡ ንተዓዘብቲ ማለተይ ኢዩ፡ ንስኻ ዉፉይ ሕልና ኩን ምስኣ ኣይ ትቃጸጽ ። ምበልኩ ከም ሪኢቶይ፡ ይቕሬታ ግን
شكرا ن.ياشباب.بتوفيق.كلام.صح..لزام. الحترام.
Ata Ezi wedi kendey yerbela kab shangabay yegeded besmam nebeynu eyu ezis😲😲😳😅😃😄😂😁😀🙆🙆😉
kkkkkkk haqka eka nbeynu hadgat
@@ምንባርከምኩነታቱ mezuy meadi tekereb dea xomka tehader kkkkk😉😉😉😃😀
I know right 😂😂😂
*eway Seb Hadar yehwatey Mara adengixkumni kemziya hiwetkum kkkkk singley meley dea Bela endina zelena bzkone mhret yewrd balu eti fetari kalie entay keynbl*
ክክክክክክ እዋይ ሓዳር ዝብልዎስ ኩናት ካብ ሎሚ ሰባኣይ'የ ከም ሰባኣይ ተኽብርኒ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
Wow mehriten ewnawiten film deqi Eri shkorinatat ajokum kexlwo 💯👍👍👍👍
ክክክክክ ከምዚ ከዓ ኣሎ ድዩ ሸቃላ ቀይራቶ ወዲ ቡሉጽ ፊልሚ ሙቁራት😍😍😍
ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ ንደቒ ሰበይቲ ፡
Xbuk srah kexluwo jeganu
ዋውውውውው #like ሃቡና በጃኩም ሎሚ አየ ኮመንት ምጽሓፍ ዝጅምር ዘለኩ
Welcome
ነግራም ጛል ክፈቱ መዓት ኢየ ላይክ ሃቡኒ ስለ ኣዋልድ
😂😂
።
ዥዥዥፅዥዥዥምፅ
alekulka ane golhat
@@brzafklteegra5930 እ
Kemzi natey si nekulkum amen belu
single ህይወት አዩ ስጋ ማማ ሓዳር ኢለን ኣብዘይ ወጽኦ ስጅን ኣትዮም ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ዕልልልል ፡ንስኩም ተዘይ ትህልው መጸናንዒ ኣይመረኸብናን፡ ሓዘን ብሰብ ይድበስ፡ሲንግል ድማ ብኣኹም ይድበስ፡ ሰብ ሓዳር ሃሃሃሃ
ላይክ ሂብናኩም እንዲና ዝተውህበ ስለ ዘይምለስ ግን ሓቦ ትኾነኩም እያ እታ ላይከይ ጊስ ካ ወስኹላ ኢኹም ሓቢቢ ገለ ከምዚ ኣብስሚዒት ናይ ፍቕሪ ዘእቱ ክትሰርሑ ፈትኑ ኩሉኽም ሰነ ጥበባውያን ናይ ምምራር ጥራይ ትሰርሑ ኾይንኩምስ። መኒናዮ ዳሓር ካኣስ ኣዛ እንቁላሊት ቀሊላትልኩም ኮይና ድያ ኩልሽዕ ናዓኣ ሰሪሕኩም ትበልዑ ዳሓር ነዘን ኣዋልድና ኻኣ ተማርርወን፡ በናተ በናተ ከምቶም ንፉዓት ደርስቲ ገለ ብዛዕባ ፊልም ተማሃሩ በጃኹም ናፍቖት ስድራ ምፍላላይ ናይ ክልተ ፍቁራትን ሳዕቤናቱን ገለ ገለ ዛኣምሰሉ ድርሰታት እናሰራሕኩም ብዝሑልን መሳጥን ቃላት እና ተጠቀምኩም ንሰብ ክትስሕቡን ክትምሕሩን ፈትኑ ። ብዝተረፈ ወድሓንኩም ኣብቀጻሊ ስራሕ ተሐጉሱና ትኾኑ ኣይዞሽ ኣይትቖጥዑ ኢኹም ድፍረት ወይ ንዕቀት ኣይኮነነን ዝተስማዓንን ዝመሰለንን እየ ጽሒፈልኩም።ምናልባት እንተሓርቕኩም ካ ይቅሬታ ይቕሬታ።
😂😂😂😂😁😁😁
ናይ ብሓቂ መሃሪት ኢያ ቀጽልዎ
Wuyyyy hadar lome
ኣንታ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ክክክክክ ኣደን ጎልን ትገብራ! እሞ Singley ትሕሸኒ እንታይ ገዲስኒ ድኣ ሓደር ዘይገብርኩ ኢለ ዝጭነቕ ክክክክክ
يارب.ربي.يسر.لنا.وطننا.لنعيش.فيه
ሓይተፍሩሑና ነዞም ሲንግል
Sa Ze kkkk
yefrhuna alwu Mesh😂
Kakkkkkkkkkkkkkk aygermekan
Nay behaqie anes sebae aqili yebleyen bkasoti yeatwa aleku
Sa ze kkkkkk hakika aleka nozom single afrhomna anes hasbe aleku mo hji gin neza rea zerite ja habayib
ተትገድፉዎ መሓሸኩም ነዝስ ፊልሚ ኢልኩም ሓሲብኩሞ።ትግሪኛ ተማሂርኩም ሙጹ first
yaki hawey tsbuk srah👍👍👍👍❤❤❤❤❤
Bezhewa eshrueruu
😂Kkkkkk sedat hesom betamiy dekimoniy neros zeyhasbkow asihkomuniy😍
חברים שלי אתם מנצחים אתם חזקים תמשיכו ככה שיהיה בהצלחה כל טוב ,,✔
Wawww xbuk tebegso u mkuratey fani hawey kexlo
🍇🍈🍉🍉🍊🍋🍑🍒🍓🍑so i miss you
Wawwww betamei sxbeuck serh
እውይ ሓዳር ኣቤት ከምዚኣ ተኾይና ዳኣ ሲጊል ማዓረይ ትሕሸኒ ክክክክክክክ
ደስ ዘብል ትምህርቲ ነገር ግን ከማይን ከም ከማይን ድኹማትን ዓንጃላትን ዝዳኒ ክጽበዩ ኣብ በለል ወይውን ኣብ ህልኽ ዝነብሩ ኣይስኣኑን እዮም እሞ ባዕልኻ ጸገምካ ክትፈትሕ ከም ዝክኣል ከኣ ክህልዋ ኔርዎ ወይውን ከምኡ ስርሑልና እንተ ተጋግየ ምስናይ ይቅሬትኡ
ፋሽን ክዳውንትስ ኣብ ኢስራኤል ኢዩ ዘሎ ኣብ ጀርመንስ ኣወጂብና ኮ ባእ
ብጣዕሚ ደስ ብሃላይ ትምህርቲ እዩ
Kkkkkkkkkkkk woyo qassi dimashi
ክክክክክክክክክ እዋይ ህውከት ከምዚኣ እንተ ኰይና ሓዳር ሎሚ ትትረፈኒ ኢደይ ኣይሕውሰላን ክክክክክክክክክክክ
Ewayy mowsiba
Eway deki Israel si
ኣቱም ሰባት ኣይተፋራርሑና አንዶ ዝሓዳር ከምዚኣ ድያ kkkkkkkkkkkkkkkk
በሓቂ እምበር አፍርሐሙና እውይ አነ
@@ድንግልእናቴክርስቶስአባቴ ይገርመኪ አዩ ቀሪብና ሓዳር ክንገብር አንዳበልናስ ንድሕሪት መሊሶምና
*ሓዳር ከምዚኣ እንተ ኮይና ሲ ትትረፈኒ*
@@ፍቅሪአዩመንገደይ-ለ2ሐ ወይለከ ገሪሙና እምበኣር ከስ ከምዚ ዝበለ ሓዳር ይተረፈኒ ቅቅቅቅቅቅቅ
@@ድንግልእናቴክርስቶስአባቴ ኣጆኺ ኣንበሳየ ከም ዝገበርካዮ ኢዩ
ገባርራይ ሓረስታይ ጠፊኡ ካሜራ ማን በዝሑ በቃ በብደቅቅ አብ ዩቱብ ፊልሚታት ምብታን ኮይኑ ስራሕ በቃ ኣከለ። ክክክክክክክክክክክ ምስቲ ጀመርቲ ምካንኩም አይከፊእን ዩ መቸም በሉ ካብ ጀመርኩሞስ አይቲሕመቁ በሉ ቀጽሉሉ ብዝበለጸ ትሕዝቶ ክትምለሱና ንጽበ።
🤣🤣🙏🏾❤❤
Nay bhaki film
I love my salf
*ብሓቂ ድዩ ኣብ ሓዳር ከምዚ ዋ መርዓ ሓሲበ ኔረ ሞ ክገድፎ*
ከከከከከከከከ
ክክክክክ
ዓጫዓጭ ኢዩ ኣካፊኢካዮ ሓዳር ሩፍታ ትከልእወን ድሓር ከ ዝዝዝዝዝዝ ኡፍ
ማራ ብልጽቲ ስራሕ ኣብ ሃገር ስራኢል ከምዚ ኣይነት ሂውት ዘልወን ደቂ ኣንስቲዮ ኣለዋ ሂወት ዘልወን ዲቂ ኣንስቲዮ ከይ ሃለዋ ደቂ ተባዓቲዮ ፈቃራት ካ ብዙሕ ጊዜይ ክብዘይ ፍቅሪ ኢንክሊል ። ግን ሓበን ክንደይ ሓዳር ትፈቱ ካል ከርክተር ካ አስከ ኣሸይፈና
👏👏👏👏
wwwwww ደስ ደብል ድራማ እዩ
ናዑ በጃኩም ማራ ካ ኣጋኒንክሞ ። ከምዚይ ጽቡቅ ኣይኮነን። አዋይ ዛወዲ ክትኢክል።ቅቅቅቅቅቅ
Keynmreo dikum.....awald keyncharetekum....... keytefaqerkum mn temerawu elkum baeee.....
ክክክክ ኣታ ኣነ ስሓቅ ሞይተአ ግን እታ ቆልዓ ኣደ ንጊጻትኒ
Hahaha single team
ጽቡቕ ስራሕ ይኪ ዓርከይ!!
ክክክክክክክክክ ክክክ ኣታ ኣፍንጭኡ ሰይርዎ ነሩ በሉ ስከ ርሑስ ምጅማር ይግበረልኩም
ኣሕዋተይ ንሰማማዕ ንቅድሚት ንገስግስ ፡so ጽብቅቲ ድራማ የሕዋት ግና ክሳድ ምስባር ዘይ ብላ ዘይ ምሕራቅ ጽቡቅ እዩ ዓቅሊ ፍረ ኣለዋ ፍረኣ ከ ጡዑም ዩ ።
Dhan eya kurub eta Htsan ely keteblwa nerkum 👍
ኣሰይ ይመላኣልኩም በሉ ጹቡቓት ፍጥረት
😘
Teganinuwo alekum antum sebat please akaruxwo
Wey hadar kemzi kea alo gen kemzia ade ala do tikewn
hahahaha it's amazing bro fail zibl certificate Kem zhabkuki
Elelelelelele
ሙቁራት ኣዕሩኩተይ ቡሩኽ ናይ ስራሕ ምጂማር ይግበረልኩም።
ብስም እዞም ሙቁራት እስኪ ላይክ ኣግርጪው ኣቡሉኒ።
ኣየ ኤፍር ምስኦም ደኣ ዘይቲሰርሕ
weyley naka dina like knhb wela n tewasaeti😂😂😂
ቡሩካተይ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ keep it up
ሰብ ሓዳር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ከምኡ ዉን ጽንዓት ይሃብኩም እግረይ በጅልኩምኒ ክክክክክ i love you ሲንግል
kkkkkk egrka tseber
Kkkkk egrey bejilkumni.so funny.kebdka ke entay eyu bejilwo
Kkkkk lol tay da Mera ameririka zehawy ajuka Kulo sab 1 aykonan
too too zearkey meareyy beja singel xeada😂😂hhhh seb hadar kea txneat yhabb😂
ብእግርኻ ድኻ ትሓስብ Lolll
እዚኣሰ ኣብ ዓራት ዳኣ ኣይሕጎሳን እምበር ብዘይ ሓደ ነገር ዓጭ ዓጭ ኣይትብልን ጎዶሎ ሰለ ዘሎዎ እዪ እዚ ውን ክሕሰበሉ ኣለዎ 🐹🐹🐹😊😊👋👋
Kkkkkkkk
ወይለይ ከምዚይ ኸ አሎ ድዩ ክክክክክክክክክ። ደሓርኪይ ይገድድ
Win
ክክክክክክክ ኣታ ከመይ ዝበሉኩም መስሓቃት እኩም ወያላት 😂😂እስኪ ላይክ ሃቡኒ ኣግርጭውው ዋይ ንማነኛው ፅቡቕ ስራሕ ዩ ቀፅሉዎ
Amet gera eza Film
ቢኒ ኣስሊ
ኢዋእ ኣንቱም ሰባት ድሕሪ ወርሒ ክምርዖ እየ ተፈራሩሁና ኣለኩም ያከ ክክክክክክክክክክክ ብፍጹም ሰናይተይ ከምዚ ኣይትገብረንን ኢያ ነዓይ
Kķkkkķkk kkkkkkk mish ane da yewah endye
ናይ ብልቢ ክክክክ
Hadarn may zhuln tifo metay u zdeli kkakkkk
Nice yehwat kexlwo xbuk srah 👍🇪🇷👍🇪🇷👍
ጽብቕቲ እያ እዝ ፊልም መሃሪት ከማን ግን በጃኹም ወለዲ ኣብ ውላድናን ኣብ ወለድናን ሸለልትነት ኣይንግበር ብፍላይ ኣብ ደቅና መሰረት ዘይብሉ ፍቕርን ሓዳርን ውጺኢቶ ኣብ ደቅና እዩ እቲ ጉሂ እዚ ናትና ኩራን ባእስን ኣብ ደቅና ምስ በጽሐ እዩ ክርድኣና እንታይ ፍቅርን ሓልዮትን ኣጽኒሕኩምልና ውን ክብሉና እዮም ደቕና ስለዚ ኣይትሕመቂ ኣይትሕመቕ ንበርትዕ
Ya nay bhaqi adnqeka hawey nateyyy muss u
Naye bhki kuber hawey
መን ኣሎ ከም ya tsbuk aleka bflay abzi lomi zeben weledo zelena ayrdanan alo
Nay bahaki ኣድኒቀካ ኩቡር ሰብ ከማካ ይብዝሑ
Jkjaqased
ንሰበይትካ ወይ ድማ ንፈታዊትካ እንተ ዘይ ባህራ ኣምጽያ ብስቕታ ኢኻ ትቀጽዓ ክተስሕተካ ይኩን ገለ ቡዙሕ ክትፍትን ወላ ኪኢላ ትሕድመላ ዉጽኢት ናቱ እንተ ኣስተብህልካ ማለት ኢዩ
ኣብ ነብስካ ስለ ዘይ መጸካ ኮዩኑ ኢካ እንበር ዓቅሊ ኣይምገበርካን ትቡሉ ሰባት ኣይትሳኣኑን ኢኩም
ከምዚ ምስ ትገብረኒ ሰበይተይ ወይ ድማ ኣፍቅሪተይ
ከምዚ ምገበርኩ ንስረሕይ እንዳ ኣማላኡ ብስቅታ ምቀጻዕኩዋ ነይረ
ድላያ እንዳ ገበረት ስቅ ኢለ ምረኢኩዋ ክሳብ ሕልናኣ ዝቅስቀሳ ንሰብ ብዘረባን ማህረምትን ኣይተስሞዖን ኢካ ብሕልና ኢካ ትቀጽዖ
ንነብሱ ክሳብ ዝጸልእ ምስ ገበርካዮ ብንባዕት ኢዩ ብደሉ ዝገልጸልካ
ኣቤት ዉሕሉል ዘረባ ጻባ ስተ ዓርኬተይ
እንታይ ኣምጽኦ ፈኸራ ኣታ ወዲ ዕብዲት
debish asli rekha gena alkha ni Hadar aytbekiayin ayka
Hasabka btamii ykbelon yetegbron yeamnelun eye naybhakii 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@@amam7011 እንታይ ትብል ወደይ ክክክ ድሓን ጸዋር ስለ ዝኾንኩ ክጸረካ'የ ዓርኬተይ።
Lebamat deqi adey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ASEY ASEY deki eri 🇪🇷kemo elokom tesamamo...des tebel xebok maheritin eya.... goday HAGERINA dima aymserie da edey edika niblie nefthe ❤🇪🇷
እዛ ፍልሚ ሰበተይ ኣይትርኣያ ገለ ክትምህርለይ እኩም ዋእ ኣብ ዩቱብ ከይትድክል ከዕልላ እየ ገለ ከይሸየፈታ ተቀነየት
Gajs Gss kkkkk
ፅ
+Meaza Gigi ኣንታይ ደኣ ዕ፡ ጥራይ ወስከላ ባ
Hahahaha 🤣🤣🤣
ክክክክክክክክክክክክክክ
Kemay lebam sebeyti enterekibe ezi kemzi hadar bfxum ekaye zekirio kkk hasabka yesmrelka beluni like gerkum
ya fafino kef alewo fafino zednk like yhabeni
Kkkk dey kasoti deidyekin ekin tihbiya 😂
@@fansofbreezy9194 fanu miss you zeayday yen mar
Good🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክክክ ሳሓቅ ሞይተ ብዛፊልሚ ኣቱም ደቀይ ግደፉእባ ኣይታፋራሩሑና ዋ ገና ኢና ሓዳር ኣይጀመርናን እሞ ብዛ ትሰርሕዋ ደለኩም ፊልም ኣይታፍሩሑና ብዝኮነ ካዓ ፅቡቁቲ ፊልም እያ ኣጆኩም ቀፅልሉ በጃኩም #Like እስኪ
ንከኣኣል ንምባል እዩ እዚ ፡ኣብ ደቀንስትዮ ጥራሓ ዘይኮነስ ንኹሉ በሓፈሻ ንመጻኣመድትኻ ምስ ዓርከ መሓዛ ምክኣልል ወን መሰረት ሓዳር ማለት እዩ በጠዓሚ መሃሪት እያ ቀጽልዎ ይሓዋት ።ቡሩኽ ቀዳመሰንበት ይግበረልና
Wawwwwwww btami xbuk rah fanu hawey ajeka kexla.
Bihaki bilux sirah;ewanawi Guday bimkonu ziyad temeraxi mehari sirah yigebro;biflay nay tewasaeti nayta Hizan tesatifan gexe bahrin ziyada nikulu akal sidar kem zixelun;kemue dima meftih kulu dima mikieal mixwiwwarn ab medaeta tebirh bimkona ziyada bay sirah fetran na Zihafi &Alayn (writer & director ) nay zanat yerieyeka(.keep it up!!! ) kalie friyatkum nixibe. Also good works for those camer & edit film participated.
kkkkkkkkkkkkkkk like ኣቤት ሓዳር እታይ ዝበልዎ ሓዳር ሲጊለይ ጽምዋይ ሒዘ ስቅ ምባል ትሕሸኒ
Kkkkkkkkkkkkk
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፡ ኣብዚኣ ግን ሓበን ሓቁ ዩ ከይዕድመኩም ኣባላልዓ በዓል ፋፉ ርኢኻ ክትዕድም ትሽገር ኢኻ ክክክክ ብዝኾነ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዩ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ከምትበጽሑ ውን ጥርጥር የብለይን ጃምዓተይ ሸኻኹር እስከ ብልቢ ዝዓገበ like ኣግርጭው ኣብልሎም።
Btami xubuk srah Agokum kexlwo
ኣንታ እዞም ኢስራኤል ዘለዉስ ከም ኣብ ኤውሮፓ ዘለዎ ዘይኮኑ ንቁም ነገር ዲዮም ተፈጢሮም እምበር ዶ ከ የሕዋት ኢዮም፡great job wegenatey
ውውውውው መሳቶ ምጣዕሚ ማሃሪትን፡
ሂወት ናይ ስደትና ትገልጽ፡ ኮይና ረኺበና,
ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሕዚኩምልና ከም ትመጹ ኣይጣራጠርን የ ኣጀኹም መርከብ ናይ ሂወት፡ like nhabom ahwat nezom melaml menaesey nay xbah kobakbti yom!!!
ክክክክክክ ጹቡኪ ስራሒ ባሊ ኣጊሲማይ
ምፅዋ ውይ እግዚአብሔር አምላኬየ ሰላም ዝበዝሖ ሂወት አዛጋጅወልና።አሜን ሃፍቲ ናይ ዝበዝሖ ታይ ይገብር በስመአብ ነይ አመት ክዳን ነይ ማአልቲ ምግብ አይክላአና ጌታ ንኩላትና አብ ሂወት ና ደም ፈሰቅርን ሰላምን ዝበዝሖ ሂወት ይሃበና።
ጽቡቕ ስራሕ ማለት እቲ ሓሳብኩም ኡኹል፡ዩ።
ከም፡ፊልም ግን ገለ ዓቢ ጌጋ ጎሊሑ ዝተራእየኒ እንተሎ ፡1ይ ኣዘራርባ ናይ ሓበን ትሕት ዝበለ ሕርቃን ክኸውን ነይሩዎ ረባሺ ቃላት ኮይኑ።
2ይ እዞም ሰባት መዓስ ተፈላልዮም ወይ ዕርቂ ዘድልዮ ባእሲ ተባኢሶም?
ተገራጭዮም ምግርጫው ከኣ ንቡርዮ ባዕሎም ክፈትሑዎ ነይሩዎም 1 ወይ ድማ ጥርዚ ሓርቖት በዚሖም ክፈላለዩ ወይ ናይ ምፍልላይ መስርሕ ክካየድ ነይሩዎ ሽዑ የዕሩኽ መሓዙት ይጽዉዑ ፡ እዚኣግን ቆልዓ ኣምጽያ ኣምጻያ ተበሃሂሎም የዕሩኽ ድማ ንዕርቂ መጽዮም።
ከም ኣነ ሃዊኽኩማ ነዛ ስራሕ ፡
Eeeway temesgen amlak ksab za zaet ezia singl zgeberkani singl zelo Like yhabeni!
ewe Single tium
Kla kabzi hadar ab Europa da hadar yitrefena single always good gin ete bezhu da keyweldena keynkirib ember
All I can say is that little girl is freaking cute !!
ጸግተይ ዘይናሃታ ካራግተር ህብኩማ ብሰንኪ ዘይልባሳ ምኽኣል ስእናቶ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ እንዳ ደቭ ዓርከይ
Nice job keep it up brother!!!
Wawwww meharitn awanawitn zkonit drama nay behaki des tbl ajokum qexluwo
ክክክክክክክ ኣታ ዘይተመርዓና ኣለና እታይ ኢኩም ተፍሩሕና ኣዋልድ Europa እናበልኩም ዘይናተን ኣይንሃበን ብስንኪ ሐደ ክልተ ንኩለን ኣይንለክመን
ኣዘሪጥኩሙና እኮ ክክክ ኣነ ሕጂ ክምርዖ ሓሳብ ነይርኒ ከምዚ እንተኮይኑ ገዲፈዮ ኣለኩ ክክክክክክክክክ
kkkk afararihom eka wediomna kk
Hawey temero dea sik elom eyom besimab wewelid wemenfeskidus ela tibelie nska ewn kemu elkum jemerwo enber meras tsega eu ay tifrah zihawey. Hadabka egzabher yfetsimo. Birkti gal hiwan yefterelka.
እውይ ናይ ባሓቂ ንፍቅረይ ከምዚኣ ካሻሽንካ ኣብላዓኒ ክብሎ እየ ፅብቅቲ ትምህርቲ የቀንየልና kkkkkkk ግን ብፀባይ እየ ክሕዞ ንፍቅረይ ማዓረይ ድማ ማሃሪትን ገላፂትን እያ ኣጆኩም ብሩኻት
ከከከከከከከከከ እንታ ኣቀባጢርክለይ ዳኣ ኣነ ክምርዓወኪ ከከከ
@@lulaentertainment8592 kkkkkkkkkk ናዓኒ ጥራይ የኔ ጥሕሎ
Kkkkkkkkkkk ende ante yalu wondwochi egziabher yebezachweeee
kkkkkkkkkkkkkkkkkk ኣታ ከመይ ዝበሉኹም መስሓቃት ኢኹም ብፍላይ ፋፊኖ ትብልዎ ወዲ ኬፍ ዘለዎ በጃኹም ኣቀጽልዎ ብዝተረፈ ኩሉኹም ኑፋዓት
ክምርዖ ሓሲበ ነይረ'ሞ ሕጅስ ፈሪሐ ሲንግል ትሓይሽ
ፋራስ ፋራ ዳኣ እቲ ትግርኛ ከመይ ኢዮም ዝገብርዎ ፎእ ኣዛራርባ ተማሃሩ ኣዋድቓ ቓላት ተማሃሩ ደቒ'ዛ ምደረ ፋራ ካብ ፋቻ ዜሮ ካብ ኣዛራርባ ዜሮ ዜሮ0000000000 ምድረ ፋራ
Hahaha ygermka eyu nska ke kemay dika አቲ ትግርኛስ በቃ ምርዳእ አቢዩኒ ክዛረቡ ከለው ልበይ ቶግ ቶግ ትብለኒ
Kkkkkkk nay bahaki
Ane zigermenis nisbetika mihgazs kem newri tiwesdwo sebat aelku gega rideti eu nisebytka mihgazs malet eko nihadarka migbar maleti eu
ሓወይ ናተይ ኢታ ሰበትኻ ምስ ኣበየትካ ቀላጢፍካ ናብ ጋልካ ክትከይድ ነርካ ብሕልና ንዓና ውን ክትስበና ፡ ንተዓዘብቲ ማለተይ ኢዩ፡ ንስኻ ዉፉይ ሕልና ኩን ምስኣ ኣይ ትቃጸጽ ። ምበልኩ ከም ሪኢቶይ፡ ይቕሬታ ግን
شكرا ن.ياشباب.بتوفيق.كلام.صح..لزام. الحترام.
Ata Ezi wedi kendey yerbela kab shangabay yegeded besmam nebeynu eyu ezis😲😲😳😅😃😄😂😁😀🙆🙆😉
kkkkkkk haqka eka nbeynu hadgat
@@ምንባርከምኩነታቱ mezuy meadi tekereb dea xomka tehader kkkkk😉😉😉😃😀
I know right 😂😂😂
*eway Seb Hadar yehwatey Mara adengixkumni kemziya hiwetkum kkkkk singley meley dea Bela endina zelena bzkone mhret yewrd balu eti fetari kalie entay keynbl*
ክክክክክክ እዋይ ሓዳር ዝብልዎስ ኩናት ካብ ሎሚ ሰባኣይ'የ ከም ሰባኣይ ተኽብርኒ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
Wow mehriten ewnawiten film deqi Eri shkorinatat ajokum kexlwo 💯👍👍👍👍
ክክክክክ ከምዚ ከዓ ኣሎ ድዩ ሸቃላ ቀይራቶ ወዲ ቡሉጽ ፊልሚ ሙቁራት😍😍😍
ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ ንደቒ ሰበይቲ ፡
Xbuk srah kexluwo jeganu
ዋውውውውው #like ሃቡና በጃኩም ሎሚ አየ ኮመንት ምጽሓፍ ዝጅምር ዘለኩ
Welcome
ነግራም ጛል ክፈቱ መዓት ኢየ ላይክ ሃቡኒ ስለ ኣዋልድ
😂😂
።
ዥዥዥፅዥዥዥምፅ
alekulka ane golhat
@@brzafklteegra5930 እ
Kemzi natey si nekulkum amen belu
single ህይወት አዩ
ስጋ ማማ ሓዳር ኢለን ኣብዘይ ወጽኦ ስጅን ኣትዮም ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ዕልልልል ፡ንስኩም ተዘይ ትህልው መጸናንዒ ኣይመረኸብናን፡ ሓዘን ብሰብ ይድበስ፡ሲንግል ድማ ብኣኹም ይድበስ፡ ሰብ ሓዳር ሃሃሃሃ
ላይክ ሂብናኩም እንዲና ዝተውህበ ስለ ዘይምለስ ግን ሓቦ ትኾነኩም እያ እታ ላይከይ ጊስ ካ ወስኹላ ኢኹም ሓቢቢ ገለ ከምዚ ኣብስሚዒት ናይ ፍቕሪ ዘእቱ ክትሰርሑ ፈትኑ ኩሉኽም ሰነ ጥበባውያን ናይ ምምራር ጥራይ ትሰርሑ ኾይንኩምስ። መኒናዮ ዳሓር ካኣስ ኣዛ እንቁላሊት ቀሊላትልኩም ኮይና ድያ ኩልሽዕ ናዓኣ ሰሪሕኩም ትበልዑ ዳሓር ነዘን ኣዋልድና ኻኣ ተማርርወን፡ በናተ በናተ ከምቶም ንፉዓት ደርስቲ ገለ ብዛዕባ ፊልም ተማሃሩ በጃኹም ናፍቖት ስድራ ምፍላላይ ናይ ክልተ ፍቁራትን ሳዕቤናቱን ገለ ገለ ዛኣምሰሉ ድርሰታት እናሰራሕኩም ብዝሑልን መሳጥን ቃላት እና ተጠቀምኩም ንሰብ ክትስሕቡን ክትምሕሩን ፈትኑ ። ብዝተረፈ ወድሓንኩም ኣብቀጻሊ ስራሕ ተሐጉሱና ትኾኑ ኣይዞሽ ኣይትቖጥዑ ኢኹም ድፍረት ወይ ንዕቀት ኣይኮነነን ዝተስማዓንን ዝመሰለንን እየ ጽሒፈልኩም።ምናልባት እንተሓርቕኩም ካ ይቅሬታ ይቕሬታ።
😂😂😂😂😁😁😁
ናይ ብሓቂ መሃሪት ኢያ ቀጽልዎ
Wuyyyy hadar lome
ኣንታ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ክክክክክ ኣደን ጎልን ትገብራ! እሞ Singley ትሕሸኒ እንታይ ገዲስኒ ድኣ ሓደር ዘይገብርኩ ኢለ ዝጭነቕ ክክክክክ
يارب.ربي.يسر.لنا.وطننا.لنعيش.فيه
ሓይተፍሩሑና ነዞም ሲንግል
Sa Ze kkkk
yefrhuna alwu Mesh😂
Kakkkkkkkkkkkkkk aygermekan
Nay behaqie anes sebae aqili yebleyen bkasoti yeatwa aleku
Sa ze kkkkkk hakika aleka nozom single afrhomna anes hasbe aleku mo hji gin neza rea zerite ja habayib
ተትገድፉዎ መሓሸኩም ነዝስ ፊልሚ ኢልኩም ሓሲብኩሞ።ትግሪኛ ተማሂርኩም ሙጹ first
yaki hawey tsbuk srah👍👍👍👍❤❤❤❤❤
Bezhewa eshrueruu
😂Kkkkkk sedat hesom betamiy dekimoniy neros zeyhasbkow asihkomuniy😍
חברים שלי אתם מנצחים אתם חזקים תמשיכו ככה שיהיה בהצלחה כל טוב ,,✔
Wawww xbuk tebegso u mkuratey fani hawey kexlo
🍇🍈🍉🍉🍊🍋🍑🍒🍓🍑so i miss you
Wawwww betamei sxbeuck serh
እውይ ሓዳር ኣቤት ከምዚኣ ተኾይና ዳኣ ሲጊል ማዓረይ ትሕሸኒ ክክክክክክክ
ደስ ዘብል ትምህርቲ ነገር ግን ከማይን ከም ከማይን ድኹማትን ዓንጃላትን ዝዳኒ ክጽበዩ ኣብ በለል ወይውን ኣብ ህልኽ ዝነብሩ ኣይስኣኑን እዮም እሞ ባዕልኻ ጸገምካ ክትፈትሕ ከም ዝክኣል ከኣ ክህልዋ ኔርዎ ወይውን ከምኡ ስርሑልና እንተ ተጋግየ ምስናይ ይቅሬትኡ
ፋሽን ክዳውንትስ ኣብ ኢስራኤል ኢዩ ዘሎ ኣብ ጀርመንስ ኣወጂብና ኮ ባእ
ብጣዕሚ ደስ ብሃላይ ትምህርቲ እዩ
Kkkkkkkkkkkk woyo qassi dimashi
ክክክክክክክክክ እዋይ ህውከት ከምዚኣ እንተ ኰይና ሓዳር ሎሚ ትትረፈኒ ኢደይ ኣይሕውሰላን ክክክክክክክክክክክ
Ewayy mowsiba
Eway deki Israel si
ኣቱም ሰባት ኣይተፋራርሑና አንዶ ዝሓዳር ከምዚኣ ድያ kkkkkkkkkkkkkkkk
በሓቂ እምበር አፍርሐሙና እውይ አነ
@@ድንግልእናቴክርስቶስአባቴ ይገርመኪ አዩ ቀሪብና ሓዳር ክንገብር አንዳበልናስ ንድሕሪት መሊሶምና
*ሓዳር ከምዚኣ እንተ ኮይና ሲ ትትረፈኒ*
@@ፍቅሪአዩመንገደይ-ለ2ሐ ወይለከ ገሪሙና እምበኣር ከስ ከምዚ ዝበለ ሓዳር ይተረፈኒ ቅቅቅቅቅቅቅ
@@ድንግልእናቴክርስቶስአባቴ ኣጆኺ ኣንበሳየ ከም ዝገበርካዮ ኢዩ
ገባርራይ ሓረስታይ ጠፊኡ ካሜራ ማን በዝሑ በቃ በብደቅቅ አብ ዩቱብ ፊልሚታት ምብታን ኮይኑ ስራሕ በቃ ኣከለ። ክክክክክክክክክክክ ምስቲ ጀመርቲ ምካንኩም አይከፊእን ዩ መቸም በሉ ካብ ጀመርኩሞስ አይቲሕመቁ በሉ ቀጽሉሉ ብዝበለጸ ትሕዝቶ ክትምለሱና ንጽበ።
🤣🤣🙏🏾❤❤
Nay bhaki film
I love my salf
*ብሓቂ ድዩ ኣብ ሓዳር ከምዚ ዋ መርዓ ሓሲበ ኔረ ሞ ክገድፎ*
ከከከከከከከከ
ክክክክክ
ዓጫዓጭ ኢዩ ኣካፊኢካዮ ሓዳር ሩፍታ ትከልእወን ድሓር ከ ዝዝዝዝዝዝ ኡፍ
ማራ ብልጽቲ ስራሕ ኣብ ሃገር ስራኢል ከምዚ ኣይነት ሂውት ዘልወን ደቂ ኣንስቲዮ ኣለዋ ሂወት ዘልወን ዲቂ ኣንስቲዮ ከይ ሃለዋ ደቂ ተባዓቲዮ ፈቃራት ካ ብዙሕ ጊዜይ ክብዘይ ፍቅሪ ኢንክሊል ። ግን ሓበን ክንደይ ሓዳር ትፈቱ ካል ከርክተር ካ አስከ ኣሸይፈና
👏👏👏👏
wwwwww ደስ ደብል ድራማ እዩ
ናዑ በጃኩም ማራ ካ ኣጋኒንክሞ ።
ከምዚይ ጽቡቅ ኣይኮነን። አዋይ ዛወዲ ክትኢክል።ቅቅቅቅቅቅ
Keynmreo dikum.....awald keyncharetekum....... keytefaqerkum mn temerawu elkum baeee.....
ክክክክ ኣታ ኣነ ስሓቅ ሞይተአ ግን እታ ቆልዓ ኣደ ንጊጻትኒ
Hahaha single team
ጽቡቕ ስራሕ ይኪ ዓርከይ!!
ክክክክክክክክክ ክክክ ኣታ ኣፍንጭኡ ሰይርዎ ነሩ በሉ ስከ ርሑስ ምጅማር ይግበረልኩም
ኣሕዋተይ ንሰማማዕ ንቅድሚት ንገስግስ ፡so ጽብቅቲ ድራማ የሕዋት ግና ክሳድ ምስባር ዘይ ብላ ዘይ ምሕራቅ ጽቡቅ እዩ ዓቅሊ ፍረ ኣለዋ ፍረኣ ከ ጡዑም ዩ ።
Dhan eya kurub eta Htsan ely keteblwa nerkum 👍
ኣሰይ ይመላኣልኩም በሉ ጹቡቓት ፍጥረት
😘
Teganinuwo alekum antum sebat please akaruxwo
Wey hadar kemzi kea alo
gen kemzia ade ala do tikewn