✳️ኣደን ጓልን ዓሚጽካ 💔

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 78

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  Місяць тому +31

    ኩቡራት ቤተሰብ Mahustar #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ

  • @JuromAnday
    @JuromAnday Місяць тому +38

    ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ካብ ሓሳድ ሰብ የድሕነና ፈታሪ❤❤❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 Місяць тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @BinyamTekle-f2q
      @BinyamTekle-f2q Місяць тому

      ጌረልካ ክብረተይ ሱሑል ድምጺ❤🎉❤🎉❤​@@ኣሉሓበሻዊት1921

    • @ጉማረ
      @ጉማረ Місяць тому

      ካብ Single ማም የድሕነና ፈጣሪ ክትብል ዲካ 😂😂😂

    • @liyonllllllll9324
      @liyonllllllll9324 6 днів тому

      😂😂​@@ጉማረ

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 Місяць тому +27

    ኣቤት ሓደ ሓደ ዘለክን ሴጣታውንቲ😢

  • @ns1wt
    @ns1wt Місяць тому +14

    ኣምላክ ነቲ ሓቂ ዝሓዘ ኣይገድፎንዩ ❤

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  Місяць тому +3

    ✳ኣደን ጓልን ዓሚጽካ 💔 #ሓቀኛ_ዛንታ

  • @ludadego4189
    @ludadego4189 24 дні тому +3

    ንዓይ ድገርመኒ ንምንታይ ኢና ግን ከም ሕብረተሰብ “ አይከዉንን እዩ” ምባል ዘይንክእሎ 🤨
    ንዘይፈልጣ ሰብ “ክመፀኪ አይደልይን እየ ዘይብላ

  • @Emahawiselu
    @Emahawiselu Місяць тому +8

    ብጣዕሚ ጥዕምቲ ዛንታ
    ግን ከኣ ናይታ ሰበይቲ ከኣ ዘገርም ፍጻመ ሓሶት😢

  • @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ
    @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ Місяць тому +5

    አረ ተሎ ናበልካ ልቀቀልና ከምዚ ኣይነት ዛንታ❤😊

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 Місяць тому +4

    ኣይውረድ ኢዩ ዘብል , ምስቲ ቀዳማይ ኣፍቃሪኣ (ኣቦ ጓላ) ብምንታይ ምኽንያት ተፈላልዮም ይኾኑ

    • @wintamekonen5003
      @wintamekonen5003 Місяць тому

      Heto eyu ezi nay wen

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 Місяць тому

      @wintamekonen5003 እዚኹሉ ዓመታት ብሓደ ነቢሮም ክልተ ቆልዑ ወሊዶም ሲ ብዕላል ዕላል ሕሉፍ ሂወቶም ይፋለጡ ይኾኑ ኢዮም ዝብል ግምት ኣለኒ

    • @wintamekonen5003
      @wintamekonen5003 Місяць тому

      @@bereketgebre4685 aymalenan eti mentas esa arki kemzi nebera kabu wen kemzi weldati yalato nera gen kemzan zebla fetari yetfayan offf eta galka emberi etay ayneti seytan eyu serwa

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o Місяць тому +3

    ገባሪ ክፉእ ንርኡሱ ገባሪ ፁቡቅ ንርኡሱ

  • @SanduKasahya
    @SanduKasahya Місяць тому +1

    ኣጀካ ማዓረይ 😢❤

  • @አየሱስክርስቶስአምላኬ

    Way hawey, enquae Amlak Redeaka🙏

  • @avg4628
    @avg4628 Місяць тому

    ዝገርም እዩ

  • @filmonhagos2744
    @filmonhagos2744 Місяць тому

    Hasot nay hanti meshet derare eu 🙏👌god bless you ourselfs guys 🙏👌

  • @brhanagebru2079
    @brhanagebru2079 Місяць тому +1

    Interesting story
    😮

  • @Sara-v6f5p
    @Sara-v6f5p Місяць тому +1

    👍👍👍

  • @filmonhagos2744
    @filmonhagos2744 Місяць тому

    Meteniqaqe zemselo ylen 🙏👌 thankes more wishe bro keeping up greats 👌

  • @Eri-malet
    @Eri-malet Місяць тому

    ኩሉ ግዜ እታ ቀዳመይቲ ጌጋያ ዋጋ ተኽፍለካ፡ ምስ ሓንቲ እሞ ከኣ ውላድ ዘለዋ ካብ ሓዳር ወጻኢ፡ እቲ ዝወለደላ ንምንታይ ገዲፍዋ ኢልካ ምሕታት ኣገዳሲ'ዩ። ደሓር ኣብ ስደት ዘለኹም ደቂ ተባዕትዮ እቲ ናይ ቃልኪዳን ብዘይ (prenap) ውዕል ኣይትፈርምዎ እቲ ኣብ ግዜ ሽግር ክጠቕመካ ዝኽእል ኣብቲ ውዕል ኣስፍሮ እቲ ሕጊ ምስአን ስለ ዝዘብል ነብስኻ ብውዕል ኢኻ ተድሕና። ብፍላይ ቅድሚ ሓዳር ዘጥረኻዮ ከምዘይምልከታ ኣስፍሮ ኣብቲ ውዕል፡ ጽባሕ ምስ ሓድሽ ኣፍቃሪኣ ከይትወርሶሞ ኣብዘይ ሕማምካ ከይትበጽሕ ሕማቕ ስጉምቲ ከይትወስድ።

  • @Maebel-x2k
    @Maebel-x2k Місяць тому

    ኣይዞሽ,ወንድሜ 😢♥️

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py Місяць тому

    ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ😢

  • @wintamekonen5003
    @wintamekonen5003 Місяць тому

    Kemzan awaldsi fetari yetfayan eta naka emo fetari eyu abti tebqa haderu hara awxeka Btame eya sedi eza gal 😢

  • @MchieleHaile
    @MchieleHaile Місяць тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉 selam hamye እዛ ፎስፊክ ትብል ባዕልኻዲኻ ለቂቅካያ እትሽም ናትካዩ ድምጽግን ናይካልእ ከየዳናጉሩና ኢለእየ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YohannesTeshome-v5i
    @YohannesTeshome-v5i Місяць тому +1

    Thank you so much bro

  • @Shamaabddalla
    @Shamaabddalla Місяць тому

    Mahustar eta btaemi des tbleni kulu akararbaka

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo Місяць тому

    ብሓቂ ሂወት ቀፃሊት እዩ💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭✅✅✅✅

  • @hananmehamed7079
    @hananmehamed7079 Місяць тому

    Auzubillah entay aynet seb eya 😭😭 weyy hawey ajoka nexebuqka eyu

  • @arsemasemere3158
    @arsemasemere3158 Місяць тому

    Eway hawey

  • @Shamaabddalla
    @Shamaabddalla Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonatannega132
    @yonatannega132 Місяць тому

    Hawey nay mejemerta gega tezeytetenkika bka zereba duka

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 Місяць тому

    እቲ ሕማቕ ሰብ ብዝገበርካዮን ዘይገበርካዮንን ከጽልመካ ከለ ተስፋ ከይረጽካ ከምዚ ናይዛሓውና ክንምክቶ ይግባእ ክንደይ ሰብ ኢያ ብዘዋዓለቶ ትእሰር ስለዚ ጠበቓ ኣገዳሲ ኢዩ ኣምላኽ እውን ምስውጹዕ ኢዩ እሞ ተስፋ ከይቆረጽና ንሓቂ ንማጎት ነብስና ነድሕን እቶም ብስሰዐን ተንኮልን ዓዊርኩም ንሰብ ክተጥቅዑ ትብገሱ ናይ ፈጣሪ መቕጻዕቲ ከምዘሎ ፈሊጥኩም ካብ ገጋኹም ተማሃሩ ኣብ መዳእታ ንሰብክጠቅም ኢሉ ተመኩሩ ዘካፈለና ሓውና ኣዚየ የመስጉኖ

  • @AwetAwet-wy4qx
    @AwetAwet-wy4qx Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 Місяць тому +1

    Kab hsum seb yedhnena fetari aboy 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ Місяць тому

    🙏🙏🙏🙏🌷

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 Місяць тому +1

    So Amazing 😢

  • @kflebokrexion-q5s
    @kflebokrexion-q5s Місяць тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ Місяць тому

    😢😢😢😢😢😮

  • @Privateme-v6p
    @Privateme-v6p 16 днів тому

    ደቂ ኣንስትዮ ዝባሃላ devil እየን, ኣነ ክጸልአን መዓት እየ እከያት

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n Місяць тому +3

    እዛ ቻነል ብጸገም ብሽግር ዝመለአት ብሙኻና ንዓይ ኢንቨርስቲ ሓዳር እያ ብዚ ድማ ከመስግነካ ይፈቱ

  • @awatedanieal4589
    @awatedanieal4589 29 днів тому

    Eway eritreawan entay eina nekewun zelena hawu n hawu eway sheger anita sederana n tehalale eba nezia kurub geziea nekebaber please ketiliwo kemizi geyerato Teray koina

  • @HiwotGebretsadik
    @HiwotGebretsadik Місяць тому

    🤲💔💔

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ Місяць тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @user-8fifi
    @user-8fifi Місяць тому

    Gebari kfu si nay edu krekib alewo

  • @gebru-ig1rq
    @gebru-ig1rq Місяць тому

    I follow you continue

  • @سعيدادمخالي
    @سعيدادمخالي Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @aronkifle7697
    @aronkifle7697 Місяць тому

    Ezien ko seytan da minas hawen u yiseirena kabzien si😮😮😮

  • @Mwuthlmi
    @Mwuthlmi Місяць тому +3

    ባእ ካብ ምስዘን የሕዋትና ምንባር ደቂ ካልእ ዜጋታት ተመርዒካ ምንባር ይሓይሽ ፎእ ደናቁር

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 Місяць тому +1

      Entay mo kngebri kndey deki tbaetyo bezi wedi kemztat adeda chinket nkewin alona ndekna knbli nkeflo waga temelisu ndekena yhasyomi bsenki arhika zey mhisab entay gdiska nabra tgber zey nbereka chiket himami teteryelu nabra

    • @faswelsfr1974
      @faswelsfr1974 Місяць тому

      ኣትጋገ ኩለን እሓደን

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 Місяць тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 Місяць тому

      ​@@faswelsfr1974ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 Місяць тому +1

    ሳብስክራይብ ግበሩልና በጃካትኩም እዚ ቅንዕና እዩ ዝዉስኖ እንበር ትክፍሉሉ ነገር የለን :ንምታይ ኢና ግን ስብ ክልወጥ እናፍተነ ዘንባራታትዖ😢

  • @sabela7451
    @sabela7451 20 днів тому

    Tigrekis !::

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f Місяць тому

    ኣጆካ ዝሓወይ🙏💚

  • @happytime3372
    @happytime3372 Місяць тому

    Awald genzeb ms gebere wedi eyen zefkro . Ezi haki eu emena

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe Місяць тому

    ጸቡቅ ገበረትኻ ካብ ቀድሙ አንታይ ኣለካ ኣደ ቆልዓ ትምርዖ ዘረባ ሰድራኻ ክትሰምዕ ኔሩካ መቸም ኣብዚ መጺኹም ምስ ተብድልኩም ምኒን ትብሉ ንሕብረት ሰብ ዝጥቕም ገዳ ዘይትምጽእ muhustar

  • @hgdefmendef1937
    @hgdefmendef1937 Місяць тому

    Mebelashewi hbreteseb eyu ezi medebkum haqnet zeyblu foeeee

  • @NurhussienMalik
    @NurhussienMalik Місяць тому +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ldettecle
    @ldettecle Місяць тому

    I hope women learn from this message.

  • @HhfidHdjshus
    @HhfidHdjshus Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 24 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgengoyta4278
    @temesgengoyta4278 22 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤