ኣዝዩ መሳጢ ኣስተምህሮ ብሓላፊ ምርምርን ስነዳን ህግደፍ ኣቶ ዘምህረት ዮውሃንስ,ሃገራዊ ዓቕምና ንምምዕባል ዝወሰድናዮ ስጉምቲ @EritreanUnity

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 97

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +9

    ኩሎም መልኪቲ እዮም እየ ዘአምን 100% እሳ እያ ሐቂ የሱ ሰ ንዓለም አደሐኒዋ ንዓይ ሻዓቢያ አዲሐኒኑ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ አነኪነብር ሂወተም ዘሃብኒ😢❤❤🇪🇷 ከነበር ጀጋኑ አሐዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +9

    ኪብረት የሀብካ ሐወይ ናተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 15 днів тому +1

    የቀኒየልና ክብር አቦና ርሑስ ሐድሽ ዓመት አምላክ እዚ ዓመት ብሰላም ተዛዚሙ ዝመጻ ዓመት አብ ጥዒናካ ይኩን አብዛ ቻነልኩም ዓወን አሳልጦን ንምነየልኩም 🙏🏽❤️🕊️🌷💕🍾🥂🌞❤️🕊️💫💥❤️🕊️🌟⭐️

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 18 днів тому +8

    Tegadalay Zemhret Yohannes one of the Best intellect within the inner circles of Eritrean Government. True to his words, dedicated and selfless guy throughout his life. Eritrea is blessed to have this type of leadership.❤❤❤❤👏👏👏👏👌👌🙏🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +5

    መልአኪቲ እዮም ንዓይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +9

    ጀጋኑ አሐዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷 ከቢዲ ዋጋ ከፋልና ተመስገን ቀያሒት ከፋልና ዓወት ንሕፋሽ 🎉🎉❤🇪🇷

    • @tekleweinioqubamicael8321
      @tekleweinioqubamicael8321 17 днів тому +1

      ብሉጽን ግሉጽን ንጹርን ይበል ደስ ዘብል ትምህርቲ ።

    • @tekleweinioqubamicael8321
      @tekleweinioqubamicael8321 17 днів тому

      ዝሃብካዮ ትምህርቲ ሓቅነቱን ክውንነቱን ከምዘለዎ ኮይኑ ፡ ዕዉት ክኸውን ግን ዘይጠቐስካያ ወይ ዝዘለልካያ ኣላ ፡ንሳ ካኣ ጉዳይ ህንጸት ቅኑዕ ፖለቲካዊ ስርዓትን ፡ ብቅዋም እትማሓደር ሃገር ምምስራት ።
      ብዘይ ቅዋምን ፡ብዘይ ተሓታትነትን ብፍኑው ኣካይዳ ኣብቲ ዝድለ ምዕባለ ክብጻጅ ሕልሚ ጥራይ ኢዩ ክኸውን ከምዝሓለፈ ።

  • @bqse6142
    @bqse6142 18 днів тому +11

    #EritreanUnityworldwideEplf1
    ኣናብስ ደምበ ህዝባዊ ግንባር ወትሩ ብሉጽ መደባት ጽቡቕ ጌርኩም ሰነድ ታሪኽ መደረ ኣርካናትና ይደጋገም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንተና ብጻይ ዘምህረት ዮውሃንስ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መራሕትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!! 🇪🇷✊🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷👏

    • @feef315
      @feef315 18 днів тому

      ኣናብስ ናቶም ስም ሂብካዮም
      ብላዕቲ ሰብ ማለትካ ኢዩ። ሃብሮም ኢኻ

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 17 днів тому +1

    መርሓባ ዘምህረት ሙቁሉል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🥰🥰💯

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 17 днів тому +1

    ዋው ጅግና ናይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰💯💯💯💯🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪

  • @MerhawiFessahatsion
    @MerhawiFessahatsion 18 днів тому +7

    I am proud to be an 🇪🇷Eritren 🇪🇷

  • @GoitomHagos-n1d
    @GoitomHagos-n1d 17 днів тому +2

    Good🎉🎉🎉🎉❤

  • @timnithaile2529
    @timnithaile2529 15 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +5

    ተዓወት ናተይ ሐወይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷 መልአኪቲ እኩም።🙏🇪🇷🇪🇷

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 18 днів тому +2

    ጽብቅ አስትምህሮ ንዝሃብካና ሰንሰለታዊ ታሪካውን ገሊጽካ ከይመስገንኩካ ክሐልፍ አይደልን።
    አቶ ዘምህረት ወዲ ክዳነምሕርት (ካምፖኒ)❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lettebrhanghebre4391
    @lettebrhanghebre4391 17 днів тому +1

    Eritrea Amlak jehalwa🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 15 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +6

    ኩሎም እዮም ጀጋኑ ጡዒም ከይረአዮ ንዓይ ኪጥዓመኒ ከመይ? 🎉🎉🎉🎉🎉🎉😓❤🇪🇷🇪🇷 ደሐን🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TekaGebre
    @TekaGebre 17 днів тому +1

    God bles to ertrians and zemhret for his tching. ❤❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +5

    መጊለጺ ሰእነ ናይ አኪዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @tesfuyohannes9938
    @tesfuyohannes9938 16 днів тому +2

    ዘምህረት is younger PIA🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haileassefaw3107
    @haileassefaw3107 15 днів тому +1

    Thank you for your gift for 2025.

  • @dawitgebrebrhan5914
    @dawitgebrebrhan5914 17 днів тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtehaile2822
    @habtehaile2822 18 днів тому +2

    The next president of Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷

  • @dawitgebrebrhan5914
    @dawitgebrebrhan5914 18 днів тому +1

    ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ

  • @ሻዕብያ-ህዝቢዩ
    @ሻዕብያ-ህዝቢዩ 18 днів тому +2

    ኣጆኹም.... ኣርካናትና.... ኣለና.... ኣብ ኣሰርኩም... ወረስቲ... ሕድሪ.... ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤ ወትሩ.... ዓወት..... ንሓፋሽ

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +4

    ቀስዲና ንሐደር አለና ተመስገን 🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🇪🇷

  • @semeretesfamichael8891
    @semeretesfamichael8891 18 днів тому +4

    🎉🎉🎉❤👍

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 18 днів тому +1

    የቐንየልና ንጽፉፍ መግለጺ 🙏👍

  • @MhreteabTesfalidet
    @MhreteabTesfalidet 18 днів тому

    ሰላም ወሰናይ ክቡር ሓርበኛ ኣያይ ዘምሕረት! ፍሉይን በሊሕን ቅኑዕን ጅግናን ኢኻ፥ ሓቂ እዩ ምዕራባውያን ታሪኾምን ባህሎምን ረሲዖም ይጠፍኡ ኸኣ ኣሎዉ። እግዚኣብሔር ይባርካ ዕድመን ጥዕና ነፍስን ስጋን ኸኣ ይሃብካ። ሓቀኛ ንትርጉም ካቶሊካውነት ዝገልጽ ኣስተምህሮ

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +1

    መልአኪቲ እዮም።🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 18 днів тому +2

    አርካን ብሉጽ ተጋዳላይ ዘምህረት 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @niey-z9g
    @niey-z9g 18 днів тому +4

    ❤️🇪🇷❤️🙏👏🏽👍🏽

  • @Dandg7986
    @Dandg7986 18 днів тому +2

    Absolutely correct

  • @YonasAbrha-b4d
    @YonasAbrha-b4d 14 днів тому

    ዕድል ኣይገብርኩምን ጀጋኑ ኣብ ሕማቕ ግዜ ተፈጥርኩም ከምዚ ዓይነት ፖሊስ ኣብዚ ዘመን አሞ ድማ ኣብ ማ አ ኸል ልቢ ዘይብሎም ፕሮፈሰራት ምዕራባዊ ምህሮ ምቕዳሕ አምበር ናቶም ሞቦቆላዊ ኣትሓሳስባ ዘይብሎም ልብውን ዘይብሎም ከምኡውን ውልቃዊ ሃብቶም ን ኩርዓትን አምበር ሃገራዊ ኩርዓት ዘይርድኦም ሃገራት ኣፍሪቃ ተኸብብኩም ክንዲ ምስ ጎረባብቶም ተሓባቢሮም ክዓብዩ ዝሓስቡ ንሃብታማት ሃገራት አናከደምካ ዝ ዕ በ ዝመስሎም ደናቁር ን ሱሱዓትን መራሕቲ ኣህጉርና ኣብ ጎኖም ኮይንኩም ዕድ ል ኣይገበርኩምን ኣብ ካልአ ቦታ ክትፍጠሩ ኔርኩም ወይ ድማ ን ኣፍሪቃ ኩላ ክትመርሕዋ ኔርኩም ብዝኾነ ፈትኑ ሰለይ አናበልኩም ምበር ምስአዚ ናይ ሕጂ ውልቃውነት ዝሓደሮ ወለዶ ክትእወቱ ከቢድ አዩ

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 18 днів тому +3

    Zemehret is not only one of the best minds of Eritrea, he’s also one of the furious and bravest warrior - remember his bravery as ፊዳይን in Asmara and environs, and AA.

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 18 днів тому +4

    ❤️🇪🇷❤️❤️👍🎄🎄🎉🎉🎉❤️🇪🇷🇪🇷

  • @teweldekidane107
    @teweldekidane107 18 днів тому +3

    ዘምሀረት ካብቶም ንምክሐሎም አርካናት እዩ ዕድመን ጥዕናን

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 18 днів тому +1

    ኤንቋዕ ሓፍትኹ ኮንኩ ጀጋኑ ኣሕዋትይ!!!!🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉✊✊✊🙏😊

  • @yordanostafla8252
    @yordanostafla8252 18 днів тому +2

    But unfortunately ,we lost our children and grandchildren on rhe way. ALSO TUE THE PEOPLE WHO FOUGHT WITH YOU. ANEE GIIN AWEDATNAA, SOMETIMES ABOUT THE AFRICAN WOMEN.

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896 18 днів тому

    It's never too late . Stay strong and accountable.

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807 18 днів тому +2

    ጽቡቅ መግለጺ እዩ ግን መንግስቲ ኤርትራ ዝክተሎ ዘሎ ውሽጣዊ ኣካይዳ.ከ ከም ካልኣይ ድማ መንግስቲ ነዞም ኩሎም ኣብ ኣፍሪካ ዘለው ሃፍታማት ባይታ ዘይ ፈጥረሎም ኣብ ጅባ;ኡጋንዳ:ኣንጐላን ካልእን ዘለው ኤርትራውያን ክሳብ መዓስ እዩ ምዕራባዉያን እንዳ በልካ ክምክነ እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ መርሕነት.ከ

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 16 днів тому

      ገልዳም እንታይ ይምልከተካ.

    • @Karlos-one
      @Karlos-one 13 днів тому

      Really appreciate you

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807 18 днів тому +4

    ከም ካልኣይ.ከኣ .ሲ ልምዓት ልምዓት ትብል ኣለካ እቲ ከልምዕን ከፍርን ዝክእል መንእሰይ አበይ ኣሎ ኣብዚ 20 ,ዓመት እንታይ ዝለምዐ ኣሎ ህዝቢ መሰረታዊ ነገር ሲኢኑ ኣብ ጭኮና እንዳ ነበረ.ሲ

    • @selihomyeibiyo
      @selihomyeibiyo 16 днів тому

      መዓስ ዝተገብረ ሰሚናርዩ እዚ፧ ክቡር ሓው።

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 День тому

    እዚ ህዝቢ እሞ ርአይዎ ጋን ተሰሪሑ! እቲ ኩሉ ሓሶት ህግደፍ አደኪሙዎ እጠቅም ኢሉ ኣይሰምዖን እዩ። ሳሕሳሕ በላዕ ሳዕሪ!

  • @semkahsai8365
    @semkahsai8365 18 днів тому +1

    ንቅሓት አዩ ወሳኒ። ህዝባዊ ግምባር ሓበን። ንዑሙቅን ንቁሕ ትንተኻ ክብሪ ይብጻካ። ዓወት ንሓፋሽ

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 15 днів тому

    ኣየ ዘምህረት ግዙእ መታለሊ።

  • @eriblood803
    @eriblood803 18 днів тому +1

    The 3 enemies of eritrea 🇪🇷, eritrean and especially eritreanism are ...1) Ethiopia, 2) so called opposition "denbe enkilil "3) higdef ::::::

  • @ሻዕብያ-ህዝቢዩ
    @ሻዕብያ-ህዝቢዩ 18 днів тому +2

    ዝገርም..... መግለጺ.... ሓቅን... ግሉጽነትን.... ዝመልኦ.... ተባዕ!. ከምዚ ዓይነት... መግለጺታት... ኣብ መላእ.... ዓለም... ክግበር.... ይላቦ. ነቶም... ኣብ ሰንኮፍ.... ረጊጾም.... ብኸድዓትን... ጠላማትን.... ተታሊሎም... ዘለዉ... መንእሰያት... ኤርትራ ካኣ ምስጢራት ዓለም... ተገንዚቦም..... ኣሰር... ኣርካናት.... ኤርትራ... ብምኽታል... ናብ. ቅኑዕ መስመር ከምዝምለሱ.... 100% ርግጸኛ እየ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @asereysolomon7392
    @asereysolomon7392 18 днів тому

    እዚ ራኢ እዩ ንኣፍሪቃ ካብ ድኽነት ከውጽ ኣ ዝኽእል 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @blessed5653
    @blessed5653 18 днів тому +1

    😂😂😂😂

  • @nuwatu3778
    @nuwatu3778 18 днів тому +1

    ንዘምህረት ዚያዳ ዝፈልጦ ኣብ ኮሮን ታህዳይ እዩ፡ኣብቲ እዋን ሓደ ካብቶም ተባዓት በላሕቲ ካድራት ተሓኤ ዝነበረ ይመስለኒ ኔሩ ሕጂ ግን ልሓስ መዓኮር ኢሰያስ ብምኻኑ የሕዝነኒ።

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 18 днів тому +2

    እንታይ ኣፍሪኹም ብዘይካ ስዉኣት ሽግር ጥሜት ኡስሪቤት ሞትን 💔

    • @lewhatchannel2983
      @lewhatchannel2983 18 днів тому +1

      ካብ ልማኖን ጽግዕተኛን ሉኣላውነታ ዝሓለውት ነጻ ዝኾነት ሃገር ይሃንጹ ኣለዉ እንተኺኢልካ እጃምካ ኣበርክት።

    • @asterisayas8522
      @asterisayas8522 18 днів тому +1

      @atchanael ሬሳ😛👉🍔🍟🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬=🛌😴😴😴

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 15 днів тому

    በዓል ዘምህረት ን ኢሰያስ ክትኽእዎ ኣለዎም
    ኢሰያስ ሕጂ ይእከሎ

  • @zeraiteklay
    @zeraiteklay 18 днів тому

    Belaiti seb.. aqmi zeyblkum husurat

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 16 днів тому

    ኢሰያስ እታ፡ናይ፡መጨረሻ ናይ ሓሶት ናይ ምድንጋር ካርታ መዚዙዋ ሎሚ።

  • @NatureinChange
    @NatureinChange 17 днів тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @haileassefaw3107
    @haileassefaw3107 15 днів тому

    This is presentation of the century. Don’t worry about some garbage flies hovering over your reservoire of milk.

  • @PenMATester
    @PenMATester 18 днів тому +2

    ሓሳዊ መርማሪ: ድገሞ በል ከም ቫቫ ጋሎ::

  • @gloryandblessed9703
    @gloryandblessed9703 14 днів тому

    መደናገርቲ

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322 16 днів тому

    WOW. THIS IS THE CHANT OF MISLEADING. AND SO SAD TO HEAR IT COMING FROM A FORMER FREEDOM FIGHTER.

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 18 днів тому +2

    ኢድን እግርን ህዝቢ ኤርትራ ኣስርካስ ርእስኻ ካኣል ክትብል ሕፍረት ዘይብላክ ሕልና ኣልቦ ሳይጣን እኻ

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 18 днів тому +2

    እዋይ ሃለውለው ጽውጽዋይ ኣብጸልማት ኮይንካ እም እንታይ ክትሪኢ ካብ ዓለም ሙሉእ ንድሕሪት ክትሪኢ አታ ዓዋን

  • @modernanimalfarm2022
    @modernanimalfarm2022 17 днів тому +1

    ናይ መዓስ ኢዩ። ዋላ ቅድሚ 20 ዓመታት ዘህውተቱኩም ግን ዘይትግብርዎ እዞም Juntaህግደፍ እንዳኣምጻእኩም ነዚ ርእሱ ጥርሑ ዘሎ መንእሰይ ብዙሕ ዘይተማህረን ዕድል ዘይረኸበን መንእሰይ ኣይተዳናጉሩ። ህግደፍ ዝፈሸለ ዝወደቀን ውድብ ምካኑ ዘይፈልጥ ብሃም ጥራይ ኢዩ። ውዒሉ ሓዲሩ ድማ ግዳይ ናዞም ውዱቃት እዚኣቶም ክኸውን ምካኑ ዘይሰሓት ኢዩ።

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092 16 днів тому

    ብዙሓት መናእሰይ ኣለናኩም ወረስቲ ሕድሪ ኪትብሉ ትስምዑ ኣልኹም ንምዃኑ ቂሩብ መሕሰቢዶ ኣለኩም ኢዩ?ካን ህግደፍ ሻዕብያስ እንታይ ኪ😮ትወርሱ ትሓስቡ ? ንምዃኑ ከም መናእሰይ ለውጢ ዝበሃል ሓድሽ ነገር ዝበሃል ከም ዘሎ ትርዱኡ ዶ ? ወይስ ምስ ብላይ ነገር ጉዕዞ ጥራይ ኢዩ ዝርደኣኩም ? በሉ ፈቲኹም ጸሊእኩም ካብ ህግደፍ እትወርስዎ ነገር እንተሎ ውትህድርናን ውትህድርናን ጥራይ ኢዩ ዘለኩም ካልእ የለን ።እንተሎ ድማ ምፍራስ ሃገርን ምጥፋእ ህዝብን እውን ኣለኩም ።

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 18 днів тому +1

    ድደንቆሮ መምህር ኣበይ ይርከብ ኣብ ህግደፍ እዩ ጽንዓት ይሃብኩም ኣቱም ህዝቢ ኤርትራ ሞይታ

    • @asterisayas8522
      @asterisayas8522 18 днів тому

      @goito...😜👉🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬🚬=🛌

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 16 днів тому

    እቲ ኣይድያ ወይ ኣምር ከም ኣምር ከመይ ጌርካ ስፐኩሌት ትገብር ወይ ትግምግም ቅኑዕ ኢዩ።
    ግን ኤርትራ መንግስታዊ ትካላት ሓላፍነት ክስከሙ ዝኽእሉ ብትካላዊ ኣገባብ ብግቡእ ሕሳባቶም ዝገብሩ እንተዘይሃልይና ብኸመይ ኢዩ ንሰርሕ ኣለና ዝሰራሕናዮ ድማ ንግምግም ኣለና ኢልካ ክግለጽ ዝክኣል?
    ዘምህረት ክሳብ ካብ ኣፍሪቃ ዝበለጹ ማሽነርታት የእቲና ኣለና ትብል ኣለኻ ? ዋእ ንዓባ ቁሩብ ሲ ሰኸኽ በል ክልተ ዓይንናን ክልተ እዝንናን ኣእምሮናን ክትደፍነና ከነጭራሹ ዒብ ዒብ ዓገብ።
    ካልእ ህንጸት ሃገር ወይ ልምዓት ሃገር ፖሎቲካዊ ህንጸት እንተላይ ኢዩ ኢልካ ብልክዕ እሳማማዕ ሓቂዩ ግን ኣብ ማተርያላዊ ህንጸት ተሳታፍነት ህዝቢ ዓጊትካ ዶ ሃገር ይህነጽዩ?
    ዜጋታት ካብ ፖሎቲካዊ ክሳብ ሃገርዊ ህንጸት ከይሳተፉን ከይሰርሑን ከልኪልካ ህግደፍ ጥራይ ዝውንነን ትካላት እሞ ብቁዕ ኦዲት ትካላዊ ኣሳራርሓ ኣብዘየብሉ ከመይ ድኣ ሃገራዊ ልምዓት ክካየድ ይኽእል?
    ሓደ ቅኑዕ ካድራዊ ትንተና ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምምዳርን ብግብሪ ንዕኡ ዘሰኒ ኣብ ባይታ ዝስራሕ ስራሕ ተዘይሃልዩን ብኸመይ ንሰርሕ ኣለና ወይ ነልምዕ ኣለና ኢልካ ትዛረብ?
    ባዕሉ ፕ.ኢሰይሳስ ናይ ኩበን ቁጠባዩ ዘለና ናብ ልምዓት ክንሰግር ቅድም ቀዳድም ኤለክትሪክ ክንቅርብ ኣለና ካብቲ ውሑድ ኢልና ንሓስቦ ርብዒ ኣይገበርናን ዶ ኣይበለን ? ግልብጥ ኢልካስ ንሃንጽ ኣለና ነልምዕ ኣለና ካብ ኣፍሪቃ ዝበለጸ ማሽነርታት ኣእቲና ኣለና ኢልካ ዘረባ ኣሎ? ዓለምኮ ሎሚ ሓንቲ ቁሸት ኢያ ኮይና ዘላ ስለዚሲ ቁሩብ ዝመስል ጌርካ ምዝራብ ይሓይሽ መታን ሰብ ክኣምን።

  • @aradom344
    @aradom344 15 днів тому

    There is no constitution
    No electricity
    No water
    No internet
    No liberation
    No university
    No factories
    What did you fight for?
    We were better of with Derg or Haileselasie

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 16 днів тому

    ህግደፍ (ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስስን ፍትሕሕን)= ህዝቢ ንምትላል ዝተጨውየ ስያመ

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 6 днів тому

    መደረኻ ምኽንያትን ምድንጋርን እዩ። ነቲ ናይ ቀደም ዛንታ ሰራሕቱ ነይሮሞ ንሳቶም እቶም ሰራሕቱ ከኣ ሓቒቖም እዮም። ሕጂ ከኣ ንመጻኢሲ ከምቲ ናይ ገድሊ ክንዕወተሉ ኢና ምባልካ ዝኣምነካ ሰብ እንተድኣ ሃልዩ ምናልባት ዓሻ ክከውን ኣለዎ። እዚ ዘለኹሞ ባይታ ናይ ውራውራ ባይታ እዩ ሃገር ናይ ውሑዳት ሰባት ኮይና ። እቲ ናይ ገድሊ መብጻዓ ውን እኳ ኣይተፈጸመን ! ህዝባ ዝረግኣላ ሃገር ኣላትና ድያ ? ዜጋታቱ ዝበልዕ ገባቲ ጉጅለ ግን ኣሎ። ነዓ እሞ ዘምህረት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘበን ደርጊ ዶ ፋሕፋሕ ኢሉ ዋላ ሎሚ። ብዝኾነ ስነመጎት ዘረባኻ ዋጋ የብሉን።

  • @MekaMekadisho
    @MekaMekadisho 18 днів тому +1

    በሓቂ ኣዚዩ መሳጢ እምቆት ዘለዋ ዘረባ። ብርጌድ ንሓመዱ ግን እቶም ኣብ ዘተፈላለየ ቤትመኣሰርቲ ዘለዉ ኤርትራዊዪን ዘበሉና ዝኣዘዙና ኢና ኽንገብር ዝብሉስ ኻብ ምንታይ ይኸዉን ዘምሕረት ባሪያ ኢሳያስ ነበር ???

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 18 днів тому +1

      ኪድ ትግራዋይ ወዲ ርሹናት ሓሶት ሃይማኖቱ

    • @MekaMekadisho
      @MekaMekadisho 18 днів тому

      @ ኣዴታት ኣቦታት ብጌጋ ንዘምልኹዋ ንዝነበረ ጣኦት ኣምኺኩ ናብካል ጥቅሚ ዘይብሉ ጉዑዝ ዝቀየረ ወለዶ ኢካ ትዛረብ ዘለካ እም እድለኛ ኢካ ብሓቂ.

    • @MekaMekadisho
      @MekaMekadisho 18 днів тому

      ተዓጎድተሸብሸብ እበጦ እበጦ፣ኽንደይ ጉድእም አቢጥኻ ይኸኣልዩ??

    • @asterisayas8522
      @asterisayas8522 18 днів тому +1

      @MekaM. ትግራይ ኸመይ አላ😂😂😂😂

    • @EmbayeGrebrat
      @EmbayeGrebrat 18 днів тому

      መትከል!
      ነጸርኣብ ደንጎላ ንሓመዱ ገብረሽበራዊ ወዲ ብልሽውቲ ጀብሃ፡ ሓቀኛ ተጋዳላይ ከምብዓል ሓርበኛ ዘምህረትን ብጾቱን እንተዝኮውን፡ ፍትሓዊ ኣሰሮም ክስዕብ ኔርዎ፡ ንፍርቂ ዘመን ኣብ ኮብለላን ልቁመጻን ሂወቱ ምብካኑ ግን ከምቲ ሕማቅ ጋሳ ስለዝነበረ ኢዩ ናብ ጀብሃ ሓኪሉ ዝሕመ ዘምስል ኢዩ ነገሩ፡ ንምካኑ ነታ ምስጢራዊት ዓንኬል ናይ ሃዋሪያት ሰልፊ ዝበላ፡ ባዕዳውያን መወልታ ዘይምጥቃሱ፡ ወርሓዊ ምጽወታኡ ከይእገድ ስለዝሰግአ ደኮንይከውን ይሕዋት😃
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡

  • @berhanewoldemichael5953
    @berhanewoldemichael5953 17 днів тому

    ንኽንደይ ተወሳኺ ዓመታት እዩ ህዝቢ ኤርትራ ክጽመም?? ኤርትራዊ ካብ ዓዱ ወጺኡ ዝገብሮ ዘሎ ምዕባላ ኣብ ዓዱ ገይርዎ እንተዝኸውን ነይሩኸ? ሃገራዊ ዓቕሚ ኣማዕቢልና ክኣ በልካ!!! ጉዳም ዘረባ!!! ንጎይታኻ ከተሐጕስ ትብሎ ዘሎኻ እምበር ትኣምነሉ ከምዘይኮንካ ግሁድ እዩ። እዚድኣሞ ምዓስ ናይ ግዱስ ሃገራዊ ዘረባ ኮይኑ!!! መሽክናይ ተሕዝን ኢኻ!!!