Merry x mass friendsናብ ትማሊ ኣይትመለስ ናብ ጽባሕ ኣይትህለፍ !!!💯💯💯 🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Frohe Weihnachten und Ein Gutes Neues Jahr. Merry Christmas & Happy Neu Year.🎄🎉🎊🎆✍🤝👈
I really like this free spirited Eritrean lady singer. She has the beauty, voice, style and confidence. Naturally attractive persona. I also like how the video is done. Keep it up Gual Erey!
Where are my Eritrea 🇪🇷 people 😍😍😍😍🙏🏾🙏🏾🙏🏾 happy Christmas 🎄 to everyone watching and reading comments. Don’t forget like my heart ❣ people I miss you 😘
Merry x mass friendsናብ ትማሊ ኣይትመለስ ናብ ጽባሕ ኣይትህለፍ !!!💯💯💯
🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Frohe Weihnachten und Ein Gutes Neues Jahr.
Merry Christmas & Happy Neu Year.🎄🎉🎊🎆✍🤝👈
Wawww sehr gut 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
*ጹሉል ስዲ*
Herzlich dank mein lieber bruder Dass Wünsche ich dir auch gleichfalls
Bra jobbat på lyssna älskar dig med Musik
👍👍👍👍1000
ነዚኣ ተንበብ ዘልካ/ዘልኪ 2020 ምስ ስድራና የራክበና ስደትና ይሕጽረልና ሉዑል ፍታሪ።
Amen amen amen
እሬዌች ስወዳቹሁ እኮ ምርጥ ሙዚቃ ነው ሀገራችን ስላማ ይስፋን እደዱራችን አብረን እምንበላ እምንጠጣ በፍቅር ያድርገን እወዳችሀለሁ ደቂ እሬ ማዓረይ
Rahma egnam enwedshalen qonjo
Ne nehmia zefotu like regxuni
Nay hamamy nihamiy ኦ ፈጣሪ
ዓቅሊ ምስ ትሕትና ❤ ❤ ❤
እምነት ምስ ልቦና ❤ ❤ ❤
ተስፋ ምስ ሕልና ❤ ❤ ❤
ኣይትኽልኣና ።
I Love u more ከኣ ❤ ❤ ❤ and ❤ ❤ ❤ Happy New year
Merry christmas
3
🐽💝
😘😘🐕
Ameen
Aranshi
2020 mes sedrana nerakebela yegberelna fetari ne nehmia zefeto like keygebere keyhalef😍😍😍
Amen amen amen
Amen (3)Kab meriet ksab semay 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen
amen
abu natey alem
Knhwel dika delikana? 😂😂 2020's coming sooner
Men alo derfi anda semeae Comment zenbb
Ane
@@emnetyonas2901 walal ane
Me
Me
Ane
Nay hmamey gal mexiala eske bsma 1000 like habuni 👍
*ይርዳእኻ*
ኣታ ሰብ ዲኻ ህግደፍ
Kkkkk entay dehan dika wedi hatnoy?
@@eriselamtv8593 ንምንታይ ኢኹም like ሃቡና ኢልኩም ሰብ ተሰልችዉ?? ብዛባ እዛ ደርፊ ርኢቶ ዘይትህብ ::
Har Huh
No ane kgermeki lomi ey agatami ezia gal sle zfetwa ey enber gega ente keynu gn sorry 🤷♂️
@@eriselamtv8593 No habibi normal endi eu❤️❤️❤️❤️
ብሐቂ ኢዩ እዚ ቃልኪ-ይቕረታ በለኒ ዝበልክዮ -እቲ ጎይታ ፍጡራት ዝኾነ-እንኮን ፍጣን- -መድሓን ዝኾነ'ውን ከምኡ ግበሩ ኢሉ ኢዩ ቃሉ ዘመሓለለፈልና'ሞ ግቡእ ነይሩ።
-ዕሽነትና ግን ኣይተኻእላን።
ኢውይ ኣቱም ሰባት ሚስ ዩቱብ ዲኩም ትወርዱ ኒሂማ ጋል ክላሰይ ዌል ካም ኒሂማ ዝፈቱ ላይክ 100000000
I love you
100000000 kindezi ertrawiyan yelenan kkkll
I am from Ethiopia show your love !!!!!!
ብዝኮነ ምክንያት ክትጸልኣ ዘይትክእልን
ብዘይ ዝኮነ ምክንያት ትፈትዋ ትክእል ንህምያ
ምሳይ ዝሰማማዕ ብ ስም እዛ ንግስቲ like ጸቂጥኒ ይሕለፍ
🤩🚣♀️🏄♀️
Nkii
Yes
እኔ ከሶማሌ ነኝ ፡፡ እናም የኤርትራን ወንድማማች እና ኢትዮጵያዊነትን እወዳለሁ ፡፡ ሁላችንም አንድ ‹እኛ› ወንድሞች ነን🇸🇴🇪🇷🇪🇹
Asc
🐠🐠🐠
💗💗💗💗💗💖💖❤❤❤
መጀመርታ ርሑስ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልን ንኩላትና ኤርትራውያንን 2020 ዓድና ኣፍታ ንፈትዋ ሃገርናን ስድራናን ንረክብ ይግበረልና ዓመተ ሰላም ራህዋ ይግበረልና ኣሜን🙏🏾🎁🌲🌲ኣብዛ ደርፊ ዝተዓዘብክዋ ነገር ተሎ ግጥሚ , ዜማ , ህርመት ሙዜቃ ክሊፖ ክሉ ዝወጻ የብሉን 100% Perfekt . ኣነ'ኮ በዛ ወገነን እብዚኣ ዓጊበ ኣንለኩ:: ካብ ንህምያ ሕማቅ ከምዘይ ትደርፍ ኣጸቢቀ ስለ ዝፈልጥ I have complete respect for everyone🙏🏾🙏🏾🙏🏾
🇪🇷🇪🇷👍👍🌹🌹💋💋❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ንህምያ ዝፈቱ ከምዚ ናተይ 1000 like ሃቡለይ እስከ ነዛ ሽኮሪናታት
*wellcome nihmiya arkey xbuk srah kea ❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷 ruhus hadsh ametn ldetn ygberelna deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇫🇷👈*
Welcome nemya shkor
Well miki arkey
@@ሮቢ arketey nay kulu arkey Nay UA-cam hhhaaaahh
@@jesuisfierdenoir9430 arkey nay You Tube 😁😂🤣
@@eriboy9694 hahahhhaha wala nska arkey eka
ናይ ይቕረ ዘመን ይግበረልና ንሆምያ ሽኮር ኣምላኽ በደልና ከይጸብጸበ ይቕረ ኢሉ ሰላሙ ናብዚ ርህሩህ ህዝቢ ከም ዉሑጅ ጋሽ ኣብዚሑ የፍስሶ።
ይቕረ ንበሃሃል ጎበዝ ተሪር ልቢ ናብ ገደል እዩ ዝመርሕ!
ሓይሊ ኣብ amen 🙏🙏🙏
Amen. Your Right brother. Please write that 1000x time. Every time you give comments. Thank you eritrean brother.
Nay behki
Welcome nihma schkorr enka beselam mexaki mqrte so edmen tenan yhabki fetari ajoke
I really like this free spirited Eritrean lady singer. She has the beauty, voice, style and confidence. Naturally attractive persona. I also like how the video is done. Keep it up Gual Erey!
ነዚኣ ተንብብ፡ቢ ዘለካ፡ኪ ኣምላክ ኩሉ ጊዘ ምሳካ፡ኪ ይኩን 2020 መባልዕትካ፡ኪ ትኩን
ነዛ መምህር ጉልጽነት ዝኾነ ዝፈቱ ጥራይ ደስታ ዝፈሰሶ ላይክ ይሃበኒ። ንህምያ ሽኮረይ!!
Kulukum deki eri muqurat ezia comments tenbib zeleka ruhus awdeamet ms weladidkum trakebula amet ygberelkum😘🙏🙏🙏🙏💒 1000 like eske habuley bsmey neza anbesa
aminn habibi
والله صراحه م بعرف تقرى لكن الاغنيه رااااقيه شديد وبتمنى ليها المزيد من النجاح للفنانه المبدعه دى ....Super nice song
Nehmia Zeray zfotu like rguxuley deqi eriyyy ruhus Hadish amet ygberelna nkulna zemene fqri sinitn ygberelna l love you so much nehemia shikor
U r the Best Nehemiah
ጓል ዘርኣይ ዓይነይ ጓል ድሲ ሽኮር ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ
wowww nhama shkori
Herzlich willkommen meine lebe Schwester 💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Versteht sie Deutsch 🤔
@@elu1298 Neza Kommentare ms anbebeta deutsch kurz jemira ala hahahahahahaha
ንህምያ ናይ ሕማመይ! ጽቕጥ እስከ ኣብሉ ኣብዚኣ ናይ ሓድሽ ዓመት! ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ንኹላትና!
ዋው ንህምያ ምቅርቲ ኣቤት ድምጺ ን ንህምያ ዝፈቱ like እስኪ ደቂ ዲስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ደቀምሓረ ያላ like ርገጹ
Ane hbeki aleku DC❣💋
ጋል ድንግል ማርያም dc mearey thank you
jegena Eki zewedadereki yelen gen tefikena Hadushe derefi denguikena begugut ena netsebeyeki nihemya shukor
ንመጀመርያ ጊዜ የ ኮሜት ዝጽሕፍ ዘለኹ
ብስም ኒሂምያ ሽኮር ላይክ ጽፉዑኒ እስከ♥
*ኒሀምያ ሽኮር ከምቲ ልሙን ጽቡቅ ስራሕ ብዙሓት ኣለና በዲልና ክንስና ይቅረታ ምሕታት ዉድቀት ኮይኑ ዝስማዓና እዞም ይቅረታ ምሕታት ከም ተንበርካኽነት ንሓስቦ ሰባት ወትሩ ብሉጻት ሰባት ምስ ከሰርና ኢና ምኽንያቱ ደቂ ሰባት ስለ ዝኾና ወትሩ ጌጋ ምሳና ኣሎ ይዕበ ይንኣስ ንጌጋ ግን ብይቅረታ ኢኻ ትሓጽቦ ንዝበደልናዮ ይቅረታ ዘይንብል እንተ ኮይና ግን ምስ ከባቢና ተማሳሲልና ክንነብር ከጸግመና ኢዩ ደጊመ ጽቡቅ ስራሕ ኒሀምያ ሽኮር*
Nihemya shikor yake like eske habuna & rhus hadish amet yigberelna
Xbuk serh Nihemya mkrti 😍
Nemtey shkor
Our Rihanna 👏🎙️🎤ኣዝያ ጽብቕቲ ደርፊ!! ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ፍቕሪ, ምቾት, ቅሳነትን ይግበረልና :: ሰላምና የብዝሓዮ ንኽልና ኣሕዋት/ን!!
Nihemya dfetu abzia like habayb
Nehimey nay hmamey ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 2020 ሰላምን ፍቅርን ዝመልኣ ይግበረልና
ድሽ ናይ ኤርትራ ሪኢኹም ተዘክሮ ዝገበረኩም like
Nehmia zeriay wawww nay bhaqi des tebil music eya nay bhaqi tiemti qexliyo eki nay bhaqi ena nfeyweki ❤❤❤
Ne Nihmya eftu like 👍❤
ኔህሚ መዓር ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኪ ምስወድኺን ስድራኽን ዘመን ቅሳነት ሓጎስን ጥዕናን ይግበረልኪ ዛጓለይ ብርኽቲ
I am from Ethiopia and i love Eritrean music
and Merry x mass for all us
Iove u too the sane too u merry xmasd
ያላ ያላ ኣብ ሓደ ማዓልቲ 1m
Viva Nihmya ****
Hii
❤
Nezia tseme zeleka 2020 mehgositka tkun
*እዋይ ኣብዚ ዘሎ ሃምቦፍ ደስ ክብለካ ነዚ ብርጭቅ ናይ ጊንዳዕ ይመስል ፡ንህምያ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ጽቡቅ ቦታታት ኤርትራ#
ክሓይሽ ኢለ'ንዴ ኢደይ ዘይሓጸብኩ
ክሓይሽ ደቂሰ ኣይሓደርኩ
ክሓይሽ ኢለ'ንዴ ይቅረ በል ዝበልኩ
ልብኻ ተትርር ነይበልኩ
እንድዒ ኣታ ጽቡቀይ የሕመኒ'ሎ
ኣቢስካ ይቅረ ነይትኽእሎ
በለኒ'ንዶ በለኒ'ባ ይቅረ'ባታ ወለሎ
ኣይጠመትኩን ድየ ዓይኒ ዓይንኻ
በዚሑ'ንዶ ብሂገ ይቅረኻ
ኣቢስካ ከለኻ ታይ ግበሪ ትብለኒ
ብላዕሊ ምዃንካ ንዓይ ገሪሙኒ
እሳት ክዓኻሉ ምስኪን ገርሂ ልበይ
ጌጋስ ደለ ይኹን ማይካ በቂቅካለይ
ይቅረበል ተበልኩ መዓስ ተጋግየ'ሞ
ክሓድገልካ ኢለ'ንደ ኢለ ንዝጊ ይጥዓሞ
ሓዳግ እንድያ'ታ እሞ ድማ ብኣኻ
ክትድምስሶ'ያ ጎስያ ኣበሳኻ
ንክትሃስያ'ኳ ዓይኒ ዘይሓሰኻ
ብሰንኪ ይቅረ'ዶ ሕልና ጎሲኻ
ይቅረ ምባል ኣታ ወለሎ ክኣሎ ክኣሎ ክኣሎ
ጥቅስ በል በል ኣታ ዝያዳ ኣኽፊእልካ
ተጋግየባ በል በል በል
ይቅረ ይኹንካ ክብል
ይቅረ ክብል'የ ኣነ ኣነ ግደፎ
ኣበሳኻ ንዓ ንዓ ንዓ ንዓ ንገፎ
ልበይ እንዲኻ ትርግታይ ትንፋሰይ
ንዓኒባ'የይ ናይ በይነይ ንጉሰይ
ብሰንኪ ይቅረባ ኣይትህሰያ ነብሰይ
መላስ ልቢ ተዘይ ብሉ
በይኑ ፍቅሪ ምጽላሉ
ድንን ዝብል ተሲኢኑ
ደው'ሉ ዶ ከርም ኮይኑ(2)
ቅርብ በለኒ ይቅረ በለኒ ይቅረ በለኒ በጃኻ ንዓየ
ገጽካ ክምለስ ንዓይ ሪኢኻ ናበይ ደሊኻ ኡሁ ንስኻ
እንታይ ትኸውን ይቅረ ተበልካኒ ስለፍቅሪ
ተሎ ተሎ ይቅረ ምባል ክኣሎ
ኣባይ በጺሕካ ምጭካን ትኽእሎ
ናትካስ ንበይኑ'ዩ ካልኣይ ዘይብሉ
ግርም ትኽእለሉ
ወለላይ ይቅረ ክኣሎ
ኣበባይ ይቅረ ክኣሎ
ዝያዳይ ይቅረ ክኣሎ
ጽቡቀይ ይቅረ ክኣሎ
ሽኮረይ ይቅረ ክኣሎ
Nmejemerta gzie Comments 1st ayeamnn eye like eba habuni eski 😍😍😍😍 nihmiya shikor gele aynet
Am
@@robimosa3175 p
Yqre yqre tebahahilna nietewa za hadash amet
ጽብቅቲ መጸት ( ይኣክል ንወዲ ምዝላፍ ) ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ደቂ ኢረይ ፨።
ሙሉእ ማዓልቲ ሰሚዐ ኣይሞንዋን ማርያምን❤❤❤😢😢
መጸለሊተይ ንህምያ ጂብዒቲ ጓል ሃገረይ😍😍
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ልደትን ይግበረልና ሰበይ ናተይ ዋውውውው ንህምያ ሽኩር መሊሰ ፈትየኪ ብፍላይ ክሊብ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ዝበለ ቅዲ ሒዝኪ መጺእኪ ናይ ብሓቂ ኣድንቀኪ ኩላትክ ኣብታ ክሊብ ዘለክ ደቂ ኤረይ ሸካክር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡
ዓመተ ሰላም
ዓመተ ፍቅሪ
ዓመተ ራህዋ
ዓመተ ሲኒትን
ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡
እሱራትና ዝፍትሕሉ፡ፍቕሪ ሂብና ፍቕሪ ንቕበለሉ፡ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡
ምስ መታዓንትና ንራከበሉ፡
ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡ምቁራት የሕዋት ኣኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሰላም ሰላም።
AA
eritreans my people beautiful people. beautiful people
ኣሰይ ክልተ ሓጎስ በቲ ክሪስትማስ በቲ ድምጺ ናይ ንህምያ ብ ምስምዐይ ሩሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
ኣጆኺ ምስ መሳርሕትኪ ቀጽልዮ ብልጽቲ ደርፊ ብወገነይ
Yes kedamay rieya like eske adyuni felemayey yu
Gela aynat 2020 vere nice sikorna gal eritrea
Manta selammm sokrna
ነህሚያ ናይ ሕማመይ ውድእቲ ክሊፕ። ትሕዝቶ ክሊፕ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሳዕስዒት simple and good፡ ነህሚያ ከም ቀደምኪ ጽቡቅ ደሪፍኪያ። ነዓይ እታ ዝጸበቐት ክሊፕኪ ኢያ።
Where are my Eritrea 🇪🇷 people 😍😍😍😍🙏🏾🙏🏾🙏🏾 happy Christmas 🎄 to everyone watching and reading comments. Don’t forget like my heart ❣ people I miss you 😘
Nihema Shcor♥️❤❤❤❤ ገለ ዓይነት ደርፊ ይበል ድምጺ ካናሪ ኩሉ 100% ተባዓታይ እንኻዕ ንበዓለ ወላዲት ኣምላክ ኪዳነ ምህረት ኣብጸሓኩም ሰናይ ምሸት ይምነየልኩም ሑቡሸይ
Just ኣብ 5 ሰዓት 10k likes ዋውውው
ንመን ኢልዎ እታ ፋልመይቲ 100k likes ትበጽሕ ደርፊ ትኸውን ይግበራ ,,,,,,,
ናሆምያ ማለት
ምቅርቲ , ሽኮሪና ፡ ጻዕዳ ልባ ፡ ኣዝማሪኖ ፡ ሓሪፍ ፡ ዘናጥ ፡ ፈቃር ፡ ማዘር ፡ ሓፍቲ. ..... ያ ኩሉ ያ ናሂ ማለት I Love her Ao much
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና ምስ ስድራና ንራኸበሉ ይግብረላ 2020 🇪🇷
ጽቡቅ ደርፊ
I from somalia🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴this song l like
Nehemya nay muday nice song
Kam.kamey diki Nay muday Nehemya nice song👌👌👌❤❤💤😴😴
qexlyo nihmya shukor
ኤርትራዊት. ሪሃና ትብሉ like ሃቡኒ ከነስምረላ
ሳሕ
ሓቅኺ ልክዕ ኣለኺ
ነዛ Text ተንብብ ዘለካ ብር ክትብል ትሃጎስ
Amen
ኣሜን(3)
Amne Amen Amen
Amen Amen Amen 🙏
Amen the same too you
ነሀምያ ሽኮር ናይ ሓበሻ ሪሓና
Happy New year ያ ጀምዓ
Single ዝዕወትሉ ዘመን ይግበረልና
ጽምዲ ካአ ዝፋረይሉ
ዝሓመመ ምሕረት ዝረክበሉ
Amen (3)
🇪🇷❤🇸🇴 yaqani alle
ነሚ ዝፈቱ ስከ ርሑስ ሓዲሽ ኣመት ንኩልና ነዓና ትከውን ኣመት ይግበራ 🎅🎅🎅🍾
ጋል መምህረይ ዘራአይ፡ excellent performance i appreciate you!! keep it up!
2020 Amete Selam ksanet ygbarelna burukatey
amiin amiin asli
Oh Hedduu Isin jalanna
Bayye Bareda
Is beouite fouele
ነዛ comment ተንብብ ዘለካ/ኪ 2020 ዓመትካ/ኪ ይግበረልካ/ኪ
Wooo eriyyy shekar back in the job nic one w.c nic job
ንኒሃማ ዝሕቢ Like ይሃበኒ
ሎምስ ኪሒሳትና እያ እንበር ጸረ ደቂ ተብዓትያ እያ ሓንሳሕ ሓሰዊቲ ትብለና
ይቅረ ይክንኪ ኢልና ኣለና በስ።
Kkkkkk ደላይኡ hji wnko nsuyu bedali yqreta hteteni nzgi ytamo ile kgedfoya tbl zela.ሓሳዊ ገባቲ በዳሊ ኣይወረደትን ዘላ ካብ ርእስኩም መስለኒ ኣበሳካ ንገፎ ትብል ዘላ ይመስለኒ ጌጋ ይክልኣለይ kkkkkkk
❤
ኒህምያ የኔ ቖንጆ ዲምጽኪ ዋላ ኣካልኪ ሽኮሪና ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣሎና የሕዋት ሞራል ንሃባ ነዛ ጋል ኤረይ
gual erey
gtmi 100
zima 100
clip 100
wawwwww ajoki qexlyo
ወትሩ ጽቡክ ስራሕ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ፡ ባህላውን ዘመናውን ዳፈላለኪ ተትደርፊ ብሉጽ ድምጽኪ ኣብ ኩሉ ከተድሚ ትከአሊ ዝብል ግምት ኣለኒ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ሳዓብቲክን ደገፍትክን ብዙሓት ኢና ብዙሕ ክንጽበ ኢና
This song is best🖒🖒🖒
Gele aynet gal zeray shikor qexiliyo
Goo
Good
Cool
Omg
ኒህሚያ ዓርከይ ክክክክ ጽቡቅ ስራሕ ጋል ኤረይ ምቅርቲ ኤረትሪያን ሪሃና ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሓላል መሬት 2020 መባልዕትና ዓመተ ሰላም ሃገርና ሰላም ኮይኑ ምስ ስድራና ንራከበሉ ዓመት ይግበረልና
Merry x Mass
All Christian.
2020.
ንህሚያ ሽኮር ዕደመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ ጥዕምቲ ደርፋ ንኒህምያ ዝፈቱ ይሕፍስ ኣቢልኩም ላይክ ሃቡለይ 👍👍👍👍👍❤❤❤❤👈👈👈👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዚኣ ኮመንቲ ትካታተሉ ዘለኩም ዕደመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ ሩሕስ ሓደሽ ዓመት ካኣ ዓመት ራህዋ ሰላም ይግበረልና ደቂ ኤረይ ሰደት ይሕጽረልና ሚስቲኦም ቡሩካት ስድራና የራካበና ደቂ ኤረይይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👈👈🙏🙏🙏🙏🙏
ኤርትራ ንኤርትራውያን ንህምያ ምርጽቲ ጋል ሂዋን ፡ ኣበት ትብዓት ኣየ ቆራጽነት ንዓኪ ዝወሰደ ተዓዲሉ ቡእነት ፡ ኩሉ ፎርማኪ ፡ ጽባቀኪ ፡ ድፍረትኪ ፡ ብቅዓትኪ 100% ኢኪ በርትዒ ኣብ ጎድንኪ ኣለና ብልጽቲ ስነጥበባዊት ኤርትራ ።
ዋዉዉዉዉዉ ንህምያ ብልጽቲ ድምጻዊት ንህምያ መቀረት ልበይ ቀመም ኢኪ ከም ከም ጥዑም ❤❤❤❤ ሶ ኣይትሕመቂ በርቲዒ እያ እታ ዓቅመይ ብኣካል ካብዘይ ረከብኩኪ ተስፋ እዩ ንወዲ ሰብ መግቡ እሞ ኣጆኪ ንምህምያ መቁኑነይይ❤❤❤
Great music,about 5years i am listening to eritrean music and i just can"t get enough!!!
Men alo 15/02/2021 dsemia gal d.c xibqti 🥰❤👌🇪🇷💘
Nimeya nay hmamey kemey diki mqseney wuduti 💕💕❤️👈👍
خالتو ءصرصلرءوعلثىى ظد
Wawww nehmiya kingi of ertritryan nay bhaki temti derfi shkornia
ንህምያ የኔ ውድ ስወድሽ ኮ ገለ ዓይነት ሙዚክ ኣድናቂትኪ የ ካብ ኢትዮ
I love you bejaki Nehmiya
Mkrti haftey ykre nbehalele amet 2020.ygberelna❤️❤️👍
Bravo ኒህሚያ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ዋውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጆኩም ይሕዋተይ ሶ ኣጆኺ ንስኪ ክኣ ኣይትሕመቂ
Nehimya switey very nice song 🧡🧡🧡rhus awdamet deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናሂ ዓይነይ እንካዕ ብሰላም መጻኽለይ
🥰⭐⭐⭐⭐⭐🥰💎🇪🇷
ኒህምያ ሽኮር ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ እሞ ከኣ ነዞም boys ይቅረ ንዘይክእሉ
Nihemya shkor like 👈😍😍
🥰🥰🥰🥰
ኒምያ ሽኮር I miss U so much.
My sweet sister.
Welkam deki Eri xeda xebukat ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💜💋💋❤️
Niheymma shukor yahoo gud jul och Gott nytt år min bror.
Aseyyyy nahmi mikirti natey nice song Amete selamin fikirin ygberelina siditena zehxerelu mis sidrna niteakebabelu ygberelina ❤️❤️❤️F💓❤️❤️A...merry Christmas and happy new year.
😭amiiiiiiin xbqtey♥️❤️
ከመይ ዲኺ ናይ ሙደይ ተወናጨፊ ጥራይ ብረሪ ዓለም ከተዛርቢ ኢኺ ኮኾብና 🇪🇷♥️