Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዞም ዘርኢ ኣምሓሩ ትግራይ ምስ ኤረትራ ተኻሪራ ክትነብር ኣብ ኢትዮጵያ ተውሒጣ ክትጠፍእ ዝደልዩ እዮም ተጋሩ ንንቃሕ ብሃላዋትና ዝዋገዩ ኣደብ ክሕዙ ይገበር።
Wedi Meresa Abaq hangol
ሓዚ ውን ትግራይን ተጋሩን ፈጣሪ የሓልወና ካብ ፓሎቲከኛታት ተጋሩ ተኻሒድና ኢና ካልእሲ ደሓን TDF ዶ ምተካሓደ አቱም ሕማቃት
ኤርትራ ዝብል ዓሶ ርእሲ ዝሓመሙ, ምሁራት ንኽመስሉ ዘጭሐሙ ዓበይቲ ቆልዑ ብኣፎም ዝሓርኡ ካንሰር ህዝብታት ሰላም ከሊኦሞ ነዚ ህዝቢ.
ኤርትራውነት ነቲ ቆማል ዓጋመ ናብ ኣራት ኪሎ ዝሰቐለ'ዩ .....ሓሽከር ሽዋ ታሪኽ ኣቦኻ ድገም ስቕ ኢልካ ናብ ሽዋ ተገዛእ ዝተረፉ ሒዝካ ምጻእ ኣታ ቖማል ዓጋመ 😂
ኩናት ምስ ኣቢ ተተጀሚሩ ህወሓት ዝሓንቅዎ ናይ መጀመርያ ሰብ ንስካ ኢካ ጭሕሚ ወጠጦ
Amharay eu kurkur nay PP menaeseyna tigray hager nktkon eyom tesrwiom nskum ka halewlew tiblu bandatat
ደንቆሮ ለውጢ እማ መፂኡ ዘመስግን የለን እምበር
አንቱም ትግራይ ከመይ ዝበልኩም ህዝቢ ኢኹም እቲ ዝፈጸምክሞ በደል ንህዝቢ ኤርትራ ዝረሳዕናዮ ከይመስለኩም እምኖትኩም አብ ነብስኹም ዘይኮነ አብ አመሪካ እዩ ለመንቲ
ንትግራዋይ ቀቲላ ትነብር ፍጥርቲ ጥልያን ኤርትራ ከም ሃገር ክትነብር እያ ኢልካ ትሓስብ እንተኾይንካ ብሓቂ ጨለ እዩ!። ካልእ ንሕና ተጋሩ ኣብ ነብስና እምነት የብልናን። ሓቕኻ! ነዙይ ይመስል ንሕና ተጋሩ ብጥልያን ዘይተገዛእና፣ ክብርናን ታሪኽናን ሓሊና ንነብር ዘለና። ኤርትራዊ ግና ዓርሰ እምነት ስለዘለዎ ብግእዝ ገዲፉ ብፈረንጂ ይቖጽር። ኣቦታቱ ብጥልያን ስለዝተገዙኡ ይኾርዕ! ንግልቡጥ ሞጎት መልሲ የብልናን።
@@goitanefsu234ብጥልያን ኣይተገዛእካን ትኸውን። ይኹን ድኣ'ምበር ጥልያን ስለ ዝነጸገካ'ምበር ስለ ዝነጸግካዮ ኣይኰነን።
@eritreanhiwot4667 we beat him at Adwa, not because he rejected us.
@@goitanefsu234 ዓድዋ ካልእ ነገር እዩ። ብመሰረቱ ንኢትዮጵያ ንኽወርር እምበር ንትግራይ ኢሉ'ውን ኣይመጸን። ተጋሩ ግን ብድሕሪኡ በጃኻንዶ ምጻና ኢሎም ይልምንዎ ኔሮም እዮም። ወዲ ወዶም ንሃጸይ ዮውሃንስ ዝዀነ ደግያት ሃይለ ስላሰ ጉግሳ ኣስመራ ክይዱ ንጀነራል ዲ ቦኖ፡ ንዓ ግዝኣና ኢሉ ለሚንዎ እዩ። እቲ ጀነራል ግን ኣብይዎ። ሽዑ ተጋሩ ግልብጥ ኢሎም ኣስመራ ንሽቕለት ይኣትዉ ኔሮም። ጥልያን ግን ገገፊፉ ንዓዶም ይመልሶም ኔሩ። መዓልታዊ ክልተ መኻይን ምሉእ ይመልስ ከም ዝነበረ ሰነዳት ምምሕዳር ከተመ ኣስመራ ይሕብሩ።
@@eritreanhiwot4667 ተጋሩ ነሕሽክር እምበር ንሕሽክርና ለሚና ኣይንፈልጥን ። ቀደም ብጊዘ ኣሉላ ህጂ ድማ ሃገርካ ዝገዝእ ዘሎ መን ምዃኑ ሕተት? ህጽር ብዝበለ ትግራዋይ ዝባን ጓና ሪኡ ኣይፈልጥን። ካልእ ብግቡእ ታሪኽ ፍለጥ። ደግያት ሃ/ስላስ ንሃጸይ ዮሃንስ ወዲ ወዶም ኣይኮኑን። ንዝፈልጡ ሕተት። ተጋሩ ንሸቕሊ ናብ ትካላት ጥልያን ዝነበራ ኣብ ኣስመራ ክሰርሑ ይኸዱ ነይሮም። እተን ትካላት ናይ ጥልያን እየን ነይረን እምበር ናይ ኤርትርውያን ኣይነበራን። ጥልያን ብመኪና ገይሩ ንዓዶም ገፊፉ ይመልሶም ነይሩ ንዝበልካዮ ሓቂ እዩ። ግና ዝረሳኻዮ ከዘኻኽረካ! ኤርትርራውያን ኣብ ገዛእ ሃገሮም ካብ ኮምፒሽታቶ ብከራቢነሪ (carabinieri) ጥልያን እናተገፈፉ ጥራሕ እግሮም ናብ ኣባ ሻውል ዝጎሓፉ ዝነበሩኸ? ኣብ ሃገርኩም መሬትኩም ብግቡእ ክትረግጹ ኣይፍቀደልኩምን ነይሩ። ብዘይ እሽክርናን መግዛእትን እንታይ ታሪኽ ክትነግረኒ ትኽእል። ኣብ መወዳእታ እቶም ናይ ቃልሲ ኣቦታትና እትብልዎም መን ኢዮም ተጋሩ ወይስ ኤርትርውያን? ህድእ ኢልካ ንዝፈልጡ ሕተት?