ወፍሪ እምቢታ ፀረ ብሄራዊ ክሕደትን ጥፍኣትን ተጀሚሩ ዕሰል ትግራዋይ! 12/18/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 15

  • @Zak-pf4ff
    @Zak-pf4ff 53 хвилини тому +2

    Dear Brothers and Sisters of Tigray,
    In these trying times, our strength has always been our unity. We have faced immense challenges and emerged victorious because we stood together. Now, as new attempts are made to divide us, we must remember the power of our solidarity.
    Let us continue to support one another, to stand firm in our shared values and goals. Our unity is our greatest weapon against any force that seeks to weaken us. Together, we are stronger than any adversity.
    Stay united, stay strong, and let us move forward with hope and determination.
    With unwavering solidarity,

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 Годину тому

    Greetings from Seattle Washington 🇺🇸💖💖💛💛

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 Годину тому

    ትግራይ.. ምጽያ. ውርአርትና.. ዝብል. ሐጋኣር. ድልኻ. ኣይትራክብን. ትግራይ. ክብትውልድ. ክውርዋ. ጥራሕ. ምኣውላ. ይሕልፋ. ሕጅኤ. ንይናይ. ውግእ. አይኣ. ክትፍርሕ. ዝምጽኣ. ክአ. ኣባርክባ 🙏

  • @tadesetafere9213
    @tadesetafere9213 28 хвилин тому

    ይዕስ ይዕሰ ትግራይ ኦላይን ክብሪ አለኒ ነዓካ ንሕበን በአካ።

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 Годину тому

    ጅናራል. ንይሓሶት ጅንርኣል. ጽድቀን. ልኽባጥ. ኤዩ ትግራይ. ጽንጽያ. ዑዓይና. ኣይፍራልን. ኤዩ 🙏

  • @Kahsayehayilu
    @Kahsayehayilu Годину тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤belom zom bandatat

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 хвилин тому

    May the Lord God's anger come upon Getachew Reda, Sadikan, Redae Holfom, Tkelay Ashber, Kindya, Hagos Gdfy and all Getachew colleges right now

  • @halay4067
    @halay4067 12 хвилин тому

    ብጣዕ ዘሐዝን ዩ!!!! ትግራይ ተባሂሉ እሞ ብገዛእ ፊደሉን ሃብታም ትግርኛ ቋንቁኡን ኣመዓራርዩ ብፅሑፍ ክገልፅ ዝሽገር ሕ_ሰብ ፈጢርና።
    ብ ኣምሓርኛ እንተዝኸውን ግን ኣመዓራርዮም ይፅሕፉ።
    ቋንቋናን ሃብታም ፊደልናን ዘሕፍረና እንተኾይኑ መጀመርያ ብሄራዊ ፅንተት ማለት እዚህ እዩ!!!!!!

  • @Zak-pf4ff
    @Zak-pf4ff 21 хвилина тому

    Despite peace agreements, the suffering in Tigray continues due to unfulfilled promises and betrayal by some leaders. We must hold all parties accountable and push for genuine peace and justice.”

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 Годину тому

    ዓዲ 3 : ንወልቃይት ብልጽግና ገይሮም ካብ ወልቃይት ወጻኢ ዝመጽኡ በዓል ደምለው መዲቦም የመሓድሩ : ሚሊሻ ኣሰልጢኖም ምስ መንግስቲ ኢና ብምባል መሬት ትግራይ ምግባቶም ሕጋዊ ይገብሩ:: ዕኑዳት ጉጅለ ለማስ ደብረጽዮን ድማ ንቲ ምስ ሓዲሽ ኩነታት ናይዛ ሃገር ተማዓራሪዩ ረብሓ ህዝቡን መሬቱን ከውሕስ ዝጽዕር ዘሎ መሪሕነት ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣንጻር ኮይኖም ጌና መገዲ ምትፍናን ኣይጸገብናን ኢሎም መገዲ ምክፍፋልን ህውከትን ኣብ ምዕዳም ይርከቡ::

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 38 хвилин тому

      ኣብየት ርእሲ፣ ኣብየት ናይ ምስትውዓል ዓቕሚ፣ ኣብየት IQ 🤦🏽‍♂️ ዋላ ገፅካ ከይረእኹኻስ ሓፊረልካ ግን ብConfidenceኻ ቀኒአ። ኣዴኻስ ኦም እንተትተክል ምሐሻ ንዓኻ ካብ እትወልድ።.

  • @abrahaleygebremichael1029
    @abrahaleygebremichael1029 15 хвилин тому

    ሰላም ትግራይ ኦንላይን። ትድፍ ናብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክንጽበር ዝብሉ ዘለው ሰባት ተጋሩ ከለው ጸላእቲ ትግራይ ኢዮም። እቶም 17000 ተጋሩ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ዝነበሩ ታኣሲሮም ዘለው ዘይተፈትሑስ መሊስካ ድማ ሰራዊት ትግራይ ከተረክቦም ምድላይ ክቱር ጽልኢ ዘለዎም ሰባት ኢዮም።

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 Годину тому +2

    ጌታቸውን ጉጁሉኡ ኢዩም ክሕደት ዝፍፅሙ ዘለዎ ሸየጥቲ ዓዶም

  • @WediMemher
    @WediMemher 2 хвилини тому

    TPLF should seek an aliance with Eritrea, somalia, and Egypt and get rid of the evil murderer Abiy and his cronies Getachew and Tsadkan

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 6 хвилин тому

    ህወሓትን TDFን ነዚ ጥልመታዊ ጥምረት ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ልዕሊ ዓቐን እዮም ተዓጊሶምዎ። ጥልመታዊ ጥምረት ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ግን ብምሉእ ዓቕሙ ንዓና ከጥፍእ ይፅዕር ኣሎ። ውድብን ሰራዊትን ኢዶምን እግሮምን ኣጣሚሮም እዚ ጥልመታዊ ጥምረት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ትግራይ ክዕንድር ክፈቕዱ የብሎምን። ኣብ ልዕሊ እዚ ጥልመታዊ ጥምረት ዘየናሕሲ ስጉምቲ ክወስዱ ኣለዎም።